Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብሩክ ሓወይ ኣምላኽ ዘመን ሂወትካን ኣጎልግሎትካ ይባርኽ ብጣዕሚ ሃናጺ ትምሕርቲ እዩ የሱስ ኩርስቶስ ሓይልካ እዩ በርትዕ።
ኣሜን! Thank you so much!
ዳዊት ሐወይ እዚ እተካፍለና ዘለኻ ቃል አምላኽ ብጣዕሚ ዘገርም እዩ ሐደ ሕቶ ክሐተካ ነዞም አብ ወጻኢ ዝወለድናዮም ደቅና ብenglish ተርጒምካ እንተተቅርባ ደቅና ክንደይ ምተጠቅሙ ጎይታ ጻዕርኻ ርእዩ አብዚሑ ይባርኽካ
ጎይታ ይባርኽካ። ትኽክለኛ ታሪኽ። ቅድሚ 8 ዓመት ኣቢሉ ኣብ እስርቤት እንከሎኹ፡ ብኣጋጣሚ 150 ዓመት ምምስራት ከንሻ ዝተጻሕፉ ጽሑፋት፡ ኣብኡ ኣንቢበዮ ነይረ ገሪሙኒ። ሕጂ ኸኣ ኣተሓሒዝካ ኣበራቲዕካና ጎይታ ይባርኽካ!! ዛንታ ሚስዮናውያን ካብቲ ኣዝዩ ዘበርትዓንን ዘቕንኣንን እዩ። ሎሚ ኣብ ኣዳራሻት ምዕያይ ጥራይ ፈቲና ክትርኢ የጉህየካ። ሃዋርያትናን ወንጌላውያንናን ወጽዮም ክሳብ ወሰን ምድሪ ዝበጽሑሉ ዘመን ይፍጠረልና። ጽቡቕ መዕበያ ምርካብ ብርግጽ ድንቂ ዕድል እዩ።
ዴቭ ሓወይ ብሩኽ ብሓቂ ኣምላኽ ዘመንካ ይባርኽ፡ ናይ ብሓቂ ን ዘመና ጠቓሚ ሓው ኢኻ ኣነ ብትሕትናኻ ነሕዋት ዘለካ ፍቅሪ ተባሪኸ ኢየ። ኣብዛ video ብዙሕ ወሲደ ኢየ፡መሊስካ ወስኽ ኣይትተሓዝ ዴቭ ሓወይ
ዴቭ ብሩኽ በቲ ኣባኻ ዘሎ ዓቕሚ፡ ንጎይታ ዘሎካ ፍቕሪ ፡ ትግሃትካ ፡ ህድኣትካ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ። በዚ ትዓዮ ዘሎኻ ንብዙሓት ከምትጠቅም ኣይጠራጠርን እየ፡ እትምንታይሲ ኣነውን ይጥቀም ስለ ዘለኹ። ቀጽል ኣይትተሓዝ።
ኪቢ ሓወይ ብሩኽ (Thank you so much) ብሩኽ ዘርኢ።
ጎይታ ይባርኽካ ❤❤❤❤
Reformation of Strong youth requires sacrifice. Bless you a lot
እዋይ😢😢❤❤ ጎይታ ዮሱስ ይባርካብሞጎሱ ብምስትውዓሉ ይምልእካ
Wow, thank you bro. ስለ ኣናሲሞስ ታሪኽ ክፈልጥ ይደሊ ኔረ, ተባረኽ።
ጉይታ ይባርካ ስለ ጽዓትካ❤
Woow amazing davey blessed you are a gift to this generation , so what i need to say please continue cause this generation needs hope and to open the eyes of youths.
Thank you so much brother, I will!
Woww goyta ybarka dave hawey nska win abza mdri teqami eika aytthaz qexlo amlak kulo gza msaka eyu
Zechariah 12 ትግ - ዘካርያስ8: በታ መዓልቲ እቲኣ እግዚኣብሄር ነቶም ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ ኺከላኸለሎም እዩ። እቲ ኻባታቶም ድኹም ዝዀነ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸም ዳዊት ክኸውን እዩ፣ ቤት ዳዊት ከኣ ከም ኣምላኽ፣ ኣብ ቅድሚኦም ከም መልኣኽ እግዚኣብሄር ክትከውን እያ።
ሓወይ ብሩክ ኣእምሮ!! እግዝኣብሄር ዘመንካ ይ ባርክ!!
Amen thank you so much.
Asayyy blessd Swden ❤❤❤❤
I am really blessed by the story. Very informative . Thank you.
Kemay goyta Abzehu yibarika kem tarik gerka amxeakya tikawen eza medeb niay gina malakti eya goyta bimntay yibxhaka yiflet eu kibri ni amlak yikun tebark mamaleska goyta Abo bizuhat yigbarka ❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen thank you so much.
ተባረክ ዴቭ ብሩክ❤❤❤
Well done ,keep going ahead blessed!
❤❤❤❤proud this history 😢
Amlak ybarka ❤❤
ጎይታ የሱስ እናባረኸ ይባርኽካ
ኣሜን ኣሜን!
GBU more and more ❤❤❤
Tebarek nska bruk eka
What a Beautiful story❤
Goyta temesgenn Goyta temesgenn Goyta temesgenn
God bless you
Very interesting program, keep it up blessed brother 👏👏👊
Thank you so Much brother!🎉
Amen jesus is lord, keep shine in jesus name !!!😊
Anbesaye as always. God bless you
Amennnnnnnnnnnnnn
Very good work. Keep doing. ❤❤❤
Goyta ibarka hawey 😍😍😍
Hallelujah
God bless you so much bro.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
Zemen hiweka ybarek Dave hawey mewarstey
Amen Amen🎉
❤❤❤dave ambesa
Goyta ybarkka Dev ketslo
❤❤❤
David blessed Bro❤❤❤
God bless u bro❤Eza metshaf nezi tgelts gn bkemeyn abeyn knrekba nkal?
Bhaki blux eka.tebarek
What's use classical , pls hold me sameting😢😢😢
Eeee
Bbzuh tebarek
Amen
Jesus Loves you
Hasawi qondaf aytihasw
Wow hawey ne berket kun betem des zebel
Nice one. ❤
Thank you! 😊
Dave hawey amazing work keep it up God bless you 🎉
Amen thank you so much!
Isaiah 59 ትግ - ኢሳይያስ21: ኣነስ ኪዳነይ ምሳታቶም እዚ እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር፡ እቲ ኣባኻ ዘሎ መንፈሰይን፡ እተን ኣብ ኣፍካ ዘንበርክወን ቃላተይን ካብ ኣፍካ ወይስ ካብ ኣፍ ደቅኻ ወይ ካብ ኣፍ ደቂ ደቅካ ኻብ ሕጂ ኽሳዕ ዘለኣለም ኣይኪርሕቕን እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር።
❤
ዴቭ ኣንታ ብሉጽ ኣብ ጽዋዓካ መተካእታ ዘይብሉ ብሉጽ ሓውን መንእሰያትን .....። በርትዕ
ሄኒ ሓወይ thank you so much ብሩኽ ዘርኢ!
ሓወይ ኣብታ ትሕመኒ ረኺብካኒ እንዲኻ ። ካብ ሎሚ ኣብ ጎንኻ ኣለኩ፡,
Selezi hanaxi zokone fluy whbet ngoyta kbri ykuno
ሙንዚብገር፡ ወዲ ስዊስ፡ ሸቃጣይ ሰላዪ መራሕ ኲናት ጸላእትና እዩ ኔሩ።
ድሓን ኣይምጻእ ጰንጼ ዳኣ እንታይ ክገብረልና ዱሁል
በሰንኪ ጉድአትን መከራን ክርስቲያናት ጴንጤ ዝበልካዬም እንዲያ ኤርትራ ዋጋ ደም ደቃ ትሰትይ ዘላ! ሕጅውን ብህዝብን መንግስትን አብ ክርስቲያናት ንዝወረደ ግፍዕን መከራን ብዙሕ ዋጋ ይኸፍላሎ ህዝቢ ኤርትራ ግን ዝምህለልን አብ ንስሐ ዝመፅእን ጠፊኡሎ አዲ እስላም ጌርኩሞ ንሳቶም እዬም እንዳሐሩኹም ዘለው ምስ ኢሳያስ ኮይኖም
@@selamiyasu3475ደም ስድራኻ ሰትያ ማለት ድዩ ሰክቱ እስኪ ኣይተጽሙና መነዴኻ እዩ ኤርትራ ዓዲ ኣስልም ኮይና ዝበለካ እንታዴኹም ኢኹም ወልቀ ስብ ዝጸርፈኩም ህዝቢ ኤርትራ እንዳ ጠቀስኩም ህዝቢ ከም ዝበደልኩም ትቁዝሙ ኣበይ እሞ ኤርትራ ደም ሰብ ትሰቲ ኣላ ዝበልካዮ ደም ወለድኻ ተትሰትዮ ናዓል ኣቡክ
@@selamiyasu3475ከምቲ ናትካ እምነት አሰላም እምነቶም እዩ መን ፈራዲ ገይሩካ አብቲ ዝአመነሉ ሃይማኖት ክንሰአብ መሰልና እዩ እየሱስ ናታካ ጥራህ አይኮነንን
Jesus Christ is lord Amen.
ነቶም ዝጭወዩ ዝነበሩ ሰባት ካብ ኦሮምያ ካልኦትን ቦታታት ቀይሕ ባርያ ጸሊም ባርያ ተባሂሎም ይሽየጡ ነይሮም! መን'ዩ ካብ ኢትዮጵያውያ አምጺኦም ዝሸጥዎም ዝነበሩ? ባዓል ሃፀይ የዉሃንስ ብራእሲ አሉላ'እዩም ዝሸጥዎም ነይሮም! ነቶም ባራዩ ሸጦም ብረት ጠያይት ጠበንጃ ይቅይርዎም ነይሮም! ዳሐር ባዓል አሉላ ነቲ ብረት አብ ክትራን ዝምታን ደቂ አንስትዮ ይድፍሩን ነይሮም ።
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ብሩክ ሓወይ ኣምላኽ ዘመን ሂወትካን ኣጎልግሎትካ ይባርኽ ብጣዕሚ ሃናጺ ትምሕርቲ እዩ የሱስ ኩርስቶስ ሓይልካ እዩ በርትዕ።
ኣሜን! Thank you so much!
ዳዊት ሐወይ እዚ እተካፍለና ዘለኻ ቃል አምላኽ ብጣዕሚ ዘገርም እዩ ሐደ ሕቶ ክሐተካ ነዞም አብ ወጻኢ ዝወለድናዮም ደቅና ብenglish ተርጒምካ እንተተቅርባ ደቅና ክንደይ ምተጠቅሙ ጎይታ ጻዕርኻ ርእዩ አብዚሑ ይባርኽካ
ጎይታ ይባርኽካ። ትኽክለኛ ታሪኽ። ቅድሚ 8 ዓመት ኣቢሉ ኣብ እስርቤት እንከሎኹ፡ ብኣጋጣሚ 150 ዓመት ምምስራት ከንሻ ዝተጻሕፉ ጽሑፋት፡ ኣብኡ ኣንቢበዮ ነይረ ገሪሙኒ። ሕጂ ኸኣ ኣተሓሒዝካ ኣበራቲዕካና ጎይታ ይባርኽካ!! ዛንታ ሚስዮናውያን ካብቲ ኣዝዩ ዘበርትዓንን ዘቕንኣንን እዩ።
ሎሚ ኣብ ኣዳራሻት ምዕያይ ጥራይ ፈቲና ክትርኢ የጉህየካ። ሃዋርያትናን ወንጌላውያንናን ወጽዮም ክሳብ ወሰን ምድሪ ዝበጽሑሉ ዘመን ይፍጠረልና። ጽቡቕ መዕበያ ምርካብ ብርግጽ ድንቂ ዕድል እዩ።
ዴቭ ሓወይ ብሩኽ ብሓቂ ኣምላኽ ዘመንካ ይባርኽ፡ ናይ ብሓቂ ን ዘመና ጠቓሚ ሓው ኢኻ ኣነ ብትሕትናኻ ነሕዋት ዘለካ ፍቅሪ ተባሪኸ ኢየ። ኣብዛ video ብዙሕ ወሲደ ኢየ፡መሊስካ ወስኽ ኣይትተሓዝ ዴቭ ሓወይ
ዴቭ ብሩኽ በቲ ኣባኻ ዘሎ ዓቕሚ፡ ንጎይታ ዘሎካ ፍቕሪ ፡ ትግሃትካ ፡ ህድኣትካ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ። በዚ ትዓዮ ዘሎኻ ንብዙሓት ከምትጠቅም ኣይጠራጠርን እየ፡ እትምንታይሲ ኣነውን ይጥቀም ስለ ዘለኹ። ቀጽል ኣይትተሓዝ።
ኪቢ ሓወይ ብሩኽ (Thank you so much) ብሩኽ ዘርኢ።
ጎይታ ይባርኽካ ❤❤❤❤
Reformation of Strong youth requires sacrifice. Bless you a lot
እዋይ😢😢❤❤ ጎይታ ዮሱስ ይባርካ
ብሞጎሱ ብምስትውዓሉ ይምልእካ
Wow, thank you bro. ስለ ኣናሲሞስ ታሪኽ ክፈልጥ ይደሊ ኔረ, ተባረኽ።
ጉይታ ይባርካ ስለ ጽዓትካ❤
Woow amazing davey blessed you are a gift to this generation , so what i need to say please continue cause this generation needs hope and to open the eyes of youths.
Thank you so much brother, I will!
Woww goyta ybarka dave hawey nska win abza mdri teqami eika aytthaz qexlo amlak kulo gza msaka eyu
Zechariah 12 ትግ - ዘካርያስ
8: በታ መዓልቲ እቲኣ እግዚኣብሄር ነቶም ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ ኺከላኸለሎም እዩ። እቲ ኻባታቶም ድኹም ዝዀነ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸም ዳዊት ክኸውን እዩ፣ ቤት ዳዊት ከኣ ከም ኣምላኽ፣ ኣብ ቅድሚኦም ከም መልኣኽ እግዚኣብሄር ክትከውን እያ።
ሓወይ ብሩክ ኣእምሮ!! እግዝኣብሄር ዘመንካ ይ ባርክ!!
Amen thank you so much.
Asayyy blessd Swden ❤❤❤❤
I am really blessed by the story. Very informative . Thank you.
Kemay goyta Abzehu yibarika kem tarik gerka amxeakya tikawen eza medeb niay gina malakti eya goyta bimntay yibxhaka yiflet eu kibri ni amlak yikun tebark mamaleska goyta Abo bizuhat yigbarka ❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen thank you so much.
ተባረክ ዴቭ ብሩክ❤❤❤
Well done ,keep going ahead blessed!
❤❤❤❤proud this history 😢
Amlak ybarka ❤❤
ጎይታ የሱስ እናባረኸ ይባርኽካ
ኣሜን ኣሜን!
GBU more and more ❤❤❤
Tebarek nska bruk eka
What a Beautiful story❤
Goyta temesgenn Goyta temesgenn Goyta temesgenn
God bless you
Very interesting program, keep it up blessed brother 👏👏👊
Thank you so Much brother!🎉
Amen jesus is lord, keep shine in jesus name !!!😊
Anbesaye as always. God bless you
Amennnnnnnnnnnnnn
Very good work. Keep doing. ❤❤❤
Goyta ibarka hawey 😍😍😍
Hallelujah
God bless you so much bro.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
Zemen hiweka ybarek Dave hawey mewarstey
Amen Amen🎉
❤❤❤dave ambesa
Goyta ybarkka Dev ketslo
❤❤❤
David blessed Bro❤❤❤
God bless u bro❤
Eza metshaf nezi tgelts gn bkemeyn abeyn knrekba nkal?
Bhaki blux eka.tebarek
What's use classical , pls hold me sameting😢😢😢
Eeee
Bbzuh tebarek
Amen
Jesus Loves you
Hasawi qondaf aytihasw
Wow hawey ne berket kun betem des zebel
Nice one. ❤
Thank you! 😊
Dave hawey amazing work keep it up God bless you 🎉
Amen thank you so much!
Isaiah 59 ትግ - ኢሳይያስ
21: ኣነስ ኪዳነይ ምሳታቶም እዚ እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር፡ እቲ ኣባኻ ዘሎ መንፈሰይን፡ እተን ኣብ ኣፍካ ዘንበርክወን ቃላተይን ካብ ኣፍካ ወይስ ካብ ኣፍ ደቅኻ ወይ ካብ ኣፍ ደቂ ደቅካ ኻብ ሕጂ ኽሳዕ ዘለኣለም ኣይኪርሕቕን እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር።
❤
ዴቭ ኣንታ ብሉጽ ኣብ ጽዋዓካ መተካእታ ዘይብሉ ብሉጽ ሓውን መንእሰያትን .....። በርትዕ
ሄኒ ሓወይ thank you so much ብሩኽ ዘርኢ!
ሓወይ ኣብታ ትሕመኒ ረኺብካኒ እንዲኻ ። ካብ ሎሚ ኣብ ጎንኻ ኣለኩ፡,
Selezi hanaxi zokone fluy whbet ngoyta kbri ykuno
ሙንዚብገር፡ ወዲ ስዊስ፡ ሸቃ
ጣይ ሰላዪ መራሕ ኲናት ጸላ
እትና እዩ ኔሩ።