Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ዝሓዉይ❤
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ዛሬ ብጣዕማ ጸቡቅ ተከታቲልና ክንመሃር ኢና ኣብ ጸሎትኩም ክኣ ሓጉዝና ❤❤❤❤
Btami des zbil tmhrti eka temahalalif kubur hawuna Bimintay krekbeka ykil bgena delye neyre ezgabher Amilak mulue tenan yhabka❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ብጣዓም ንፍዕ ቀጽሎ ኣጀካ ኣነስ ኢደይ ምፍታሓ ኣብኒ ተስፋ ቆርጸ በገና ገድፊዮ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣሜን ክቡር ሓወይ!ኣጆኻ ተስፋ ኣይትቑረጽ መፋታትሒ ኣጻብዕቲ ዝብል ኣብ 1-2 ክፋል ናይ ዓሚ ትምህርትና ዘርጊሐ ኣለኹ ኣብኡ እንዳርኣኻ ክትፈትሕ ኣለካ ኣጆኻ በርትዕ
Kal hiwet yesmealna
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዛሬ ሓወይ ብሉጽን ጽፉፍን ትምርቲ ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤ xegiau yebzihalka zhaweyBiteami nemesgin, kinkiela ab xeletikum zekurina❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መጻኢኻ ብሩህ ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉 first commnt memheray kale hiwet zemarie melekt yesmealena❤❤🎉🎉🎉🎉
ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ሓውና ❤
kale hiwet yesmalna zarye hawey
Goyta ybarika hawey
Kal hywet yesmealna kbur hawey.Knjmr tedelina ke bikemey nkiel kbur hawna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you. This is very useful information
❤❤❤❤❤🎉🎉
ጎበዝ ❤ዛርየ ሓወይ ቀጽሎ ኣምላክ የበርትዕኻ እመ ኣምላክ ምስኻ ትኹን ከማኻ የብዝሓልና !!!!
ኣሜን ጽቡቅ ስራሕ
😍
በሪትዕ እዝ ሐወና ፅቡቅ ስራሕ ዩኡ ናዓይ ዉን ፀሎት ግብሩለይ በገና ክራራ ክላማመድ ክደልይ የአ😢
qal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏 selam zHawey anes krar endye Zharm neyre hji gn begena kqyr delye zshyeta begenatat alewaka do. Eza tmhrtka ka bejaka ayteqarxa kabzi temahire kmeHayesh.
❤❤❤❤❤❤Xegu yebzehalka zare hawey
❤❤❤❤
Impressive
ብጣዓሚ ጽቡቅ ዝሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ
Good❤❤❤❤
Kemzia begena sine aleku bkemey krekbakum
+251938750444 ርኸቡኒ
❤❤❤
ኣነስ በገና ክለምድ ድልየት ኣለኒ ግን ኣበይ ይግነ🌹🌹
+251938750444 ደዊልኩም ክትእዝዙና ትኽእሉ ኢኹም!
ኣነዉን ብጣዕሚ ክለመድ ይደለይ የአ እስክ ፈጣሪ ያሐግዘና🙏
ሃባ ነዳዲ ደስ ዝብል
Selam hawey btamie xbuq xgeu ybzhlika ane ka nay abyie begna Etiopien altni bezia tmhrti eba habena ekia 🙏
እሺ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ክህብ የ
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዛሬ ሓወይ።ብምቅጻል መጀር ፈሊኻ ንምፍላጥ እንታይ ክትገብር ኣለካ
ከም ፍቓድ ኣምላኽ ከምጻኣልኩም እየ
Begena kmy gerna nqani
ብጣዕሚ ጽቡቅ የቀንየልና! ኣብታ ናይ ኣስማት እባ ቕሩብ ኣብርሃለይ 1ይ እንተ ወዲኡ ትዝታ ሜጀር 2ይ ትዝታ ማይነር 3ይ 4ይ 5ይ እንተ ወዲኡ ከኣ እባ ጽቡቅ ገርካ ኣብርሀለይ ስለ ተገዲስካ ትምልሰለይ የመስገን
1ይ ትዝታ ሜጀር2ይ ኣንቺሆየ ዶርያን3ይ ብለነር4ይ ኣምባሰል ሜጀር5ይ ባቲ ማይነር
Xegu yebzhalka zare arkey 2 kefal kenxebeyeka ina
Waw Btamie thank you, Amlake kidusan edmika ybrak behaki !bwshti krkbka zdlie seb bmntay knrkbeka nekl 😁and kemey begana online school wey gele ke alo do?
+251938750444 bezia rkebuni
Thank you 🙏🏻
እቶም ቅኒታት ከኣ ስደደልና 5ቲኦም የቀንየና
ዋውውው ብታሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ክከታተልካ ኢየ በብቁሩብ ግበረልና ከምዛ ናይ ሎሚ ከይተሓዋወሰና ። 1 ሕቶ-ንኣብነት አዚኦም G A H D E G ሓደ መጅር አንተ ኮይኖም ሓንቲ ሰልኪ ንበይና አትህቦ ድምጺ አንታይ ይበሃል ?
1 ንበይና ሩት ኢልና ኢና ንፈልያ ንኣብነት ሩት C ሩት G ንብል እዚ ማለት መበገሲ ማለት ዩ ።ብልምዲ ውን Cሜጀር E ሜጀር እንዳበልና ንጽውዖ ኢና
ማለተይ C D E G A C ሕጂ ናይቲ ካልእ ኣይፈልጦን እየ ስደደልና እባ ስደደልና በጃኻ
Ok kem fkad amlak ksedelkum ye
ክማሃር ደሊየ ኔረ
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ዝሓዉይ❤
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ዛሬ ብጣዕማ ጸቡቅ ተከታቲልና ክንመሃር ኢና ኣብ ጸሎትኩም ክኣ ሓጉዝና ❤❤❤❤
Btami des zbil tmhrti eka temahalalif kubur hawuna Bimintay krekbeka ykil bgena delye neyre ezgabher Amilak mulue tenan yhabka❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ብጣዓም ንፍዕ ቀጽሎ ኣጀካ ኣነስ ኢደይ ምፍታሓ ኣብኒ ተስፋ ቆርጸ በገና ገድፊዮ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣሜን ክቡር ሓወይ!ኣጆኻ ተስፋ ኣይትቑረጽ መፋታትሒ ኣጻብዕቲ ዝብል ኣብ 1-2 ክፋል ናይ ዓሚ ትምህርትና ዘርጊሐ ኣለኹ ኣብኡ እንዳርኣኻ ክትፈትሕ ኣለካ ኣጆኻ በርትዕ
Kal hiwet yesmealna
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዛሬ ሓወይ ብሉጽን ጽፉፍን ትምርቲ ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤ xegiau yebzihalka zhawey
Biteami nemesgin, kinkiela ab xeletikum zekurina❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መጻኢኻ ብሩህ ይኹን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉 first commnt memheray kale hiwet zemarie melekt yesmealena❤❤🎉🎉🎉🎉
ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ሓውና ❤
kale hiwet yesmalna zarye hawey
Goyta ybarika hawey
Kal hywet yesmealna kbur hawey.Knjmr tedelina ke bikemey nkiel kbur hawna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you. This is very useful information
❤❤❤❤❤🎉🎉
ጎበዝ ❤ዛርየ ሓወይ ቀጽሎ ኣምላክ የበርትዕኻ
እመ ኣምላክ ምስኻ ትኹን
ከማኻ የብዝሓልና !!!!
ኣሜን ጽቡቅ ስራሕ
😍
በሪትዕ እዝ ሐወና ፅቡቅ ስራሕ ዩኡ ናዓይ ዉን ፀሎት ግብሩለይ በገና ክራራ ክላማመድ ክደልይ የአ😢
qal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏 selam zHawey anes krar endye Zharm neyre hji gn begena kqyr delye zshyeta begenatat alewaka do. Eza tmhrtka ka bejaka ayteqarxa kabzi temahire kmeHayesh.
❤❤❤❤❤❤
Xegu yebzehalka zare hawey
❤❤❤❤
Impressive
ብጣዓሚ ጽቡቅ ዝሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ
Good❤❤❤❤
Kemzia begena sine aleku bkemey krekbakum
+251938750444 ርኸቡኒ
❤❤❤
ኣነስ በገና ክለምድ ድልየት ኣለኒ ግን ኣበይ ይግነ🌹🌹
+251938750444 ደዊልኩም ክትእዝዙና ትኽእሉ ኢኹም!
ኣነዉን ብጣዕሚ ክለመድ ይደለይ የአ እስክ ፈጣሪ ያሐግዘና🙏
ሃባ ነዳዲ ደስ ዝብል
Selam hawey btamie xbuq xgeu ybzhlika ane ka nay abyie begna Etiopien altni bezia tmhrti eba habena ekia 🙏
እሺ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ክህብ የ
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዛሬ ሓወይ።ብምቅጻል መጀር ፈሊኻ ንምፍላጥ እንታይ ክትገብር ኣለካ
ከም ፍቓድ ኣምላኽ ከምጻኣልኩም እየ
Begena kmy gerna nqani
ብጣዕሚ ጽቡቅ የቀንየልና! ኣብታ ናይ ኣስማት እባ ቕሩብ ኣብርሃለይ 1ይ እንተ ወዲኡ ትዝታ ሜጀር 2ይ ትዝታ ማይነር 3ይ 4ይ 5ይ እንተ ወዲኡ ከኣ እባ ጽቡቅ ገርካ ኣብርሀለይ ስለ ተገዲስካ ትምልሰለይ የመስገን
1ይ ትዝታ ሜጀር
2ይ ኣንቺሆየ ዶርያን
3ይ ብለነር
4ይ ኣምባሰል ሜጀር
5ይ ባቲ ማይነር
Xegu yebzhalka zare arkey 2 kefal kenxebeyeka ina
Waw Btamie thank you, Amlake kidusan edmika ybrak behaki !
bwshti krkbka zdlie seb bmntay knrkbeka nekl 😁and kemey begana online school wey gele ke alo do?