ሰብ ክልተ ዓለም_ ክፋል 18 _seb klte alem tigrigna series Dram part 18 (FULL)2024
HTML-код
- Опубликовано: 18 сен 2024
- ሰብ ክልተ ዓለም_ ክፋል 18 _seb klte alem tigrigna series Dram part 18 (FULL)2024
#tigrignamusic #tigrigna #tigray #tigray #mekelle #ቲቪ #ፍርጅ #ላዉንደሪ #tigrigna #tegarumedia #tigray #habesha #tigrignamusic #tdf #comedy #newmusicvideo #tigrignaderama #tigrignacomedy #eritrea #eritrean #eritreancomedy #tigrignapranks #velog #ቀልድታት #ትግራይ #ትግርኛኮሜዲ #ትግርኛፊልም #52 #reghafilmprodaction #ርግሀፊልም #ኣያጆኬር #ኣያተከስተ #ገሬእሙን #51 #ኮሜዲያን #tigrignaderama #tigray #tdf #tigrigna #ደሃይተጋደልቲ #ትግራይ #ትግርኛ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግራይ_ትግርኛ #tdf #tigrigna #tigray #habesha #semaetat #tigraynews #tigray_media_house #tigrayan_shorts #tigraytv #dwtv #Docmenterfilm #hitsatse #ሕፃፅ #dedebitmedia #ethiopia #eritrea #tiktok #maggyshow #amahara #sadormidea #abebachannel #selamtsegay #yadatube #tigray #tigrignamusic #habesha #tigrigna #tdf #tigrigna #tiktok #ethiopia #ሰማእታት #ፊልም#viraltiktok #viral #adigrat #amharic #eritrea #bboytomi #best #bts #beautiful #challenge #congratulations #comedy #cute #dance #diaspora #drill #dubai #entertainment #funny #fyp #foryou #funnyvideo #gereemun #games #gym #hiphopmusic #india #instagram #indian #janny #jahn #japan #kabila #kanatv #kids #kidsvideo ##lihammelody #lazatigrigna #love #maggyshow #merkebbonitua #motivation #music #memes #motivational #new #news #newvideo #oromo #oromomusic #photography #quotes #rip #reels #respect #reaction #shire #song #shorts #short #shortvideo #tiktok #travel #usa #video #vlog #viraltiktok #whatsapp #world ##xbox #yadaprank #youtubeshorts #youtube #youtuber #youtubevideo #youtubechannel #youtubevideos #ziroziro #zodiac #zoro #2024 #2016 #tigrigna #tigray #tigrigna #tiktok #ethiopia #habesha #newmusicvideo #ethiopian #tdf #ትግራይ_ትግራይኛ #rip #ትግራይ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር #tdf #tigrigna #tigrignamusic #2016 #habesha #tiktok #tiktokvideo #tigrignavideo #viral #viraltiktok #tiktok2016 #tigrigna2016 #newyear #selomentesfay #aysemene #eritrea #eritrean #eritreanmusic #best #tigrignamusic #gereemun #dwtv #tigraynews #tmh #dedebitmedia #merejaan #tigray2016 #newmusic #maggyshow #heniemu #diaspora #TDF
#tigray #tigrignamusic #ethiopia #tigrigna #habesha #TDF #tegadalay #ገድሊplus
#tigray #habesha #tigrigna #ethiopia #gualashenda #ashenda #merkebbonitua #maggyshow #yadatube #lazaaydol #lihammelodey #lazatigrigna #semayentertament #tigrigna #habesha #challenge #newmusicvideo #tigray #tigrignamusic #tigrignamusic #hiphop #hiphopmusic #drill #newtigrignamusic #tigrignamusic #ethiopian #dance #tigray #ethiopia #comedy #newmusicvideo #ethiopian #tigrignamusic #video #yadatube #magishow #newtigrignahiphopmusic #tiktok #musseshakur #newethiopianmusic2023 #lazatigrigna #zuzanmultimedia #semayentertament #banaentertament #seyaentertament #merkebbonituaentertament #tdf #tegadalay #newtigrignamusicvideo
#Newtigrignamusic2016 #hotmusicvideo #ሰለሙንኣይሰምዕንየ #tigrignamusic #kanatv #bboytomi #janny #lihammelody #leleentertament #merkebbonitua #zenawihmaryam #ziroziro #yadatube #zemacover #tdf2016 #bana #kabila #Tehshe #yeweymwalij #esat #amharic #amhara #fano #oneg #oromomusic #oromo #africa #tigray #ethiopia #eritrea #eritrean #tdf #habesha #tiktok #rip #maggyshow #yadaprank #heniemu #gereemun #ገድሊplus #tigraytv #newvideo #tmh #maggyshow #eritrean #ethiopia #everyone #tiktok #2024 #2025 #2016 #2017#ዓውቼ#ኑራት#ዘይኑ
ሰላም ሰላም ቤተሰብ ኣብ ዓድና ብዘሎ ኒትወርክ ምክንያት ኣብ ሰዓትና ብዘይ ምልቃቅና ብስም ሰብ ክልተ ዓለም ይቅርታ ንሓትት 🙏 እንኻዕ ንባዓል ሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኩም😍😍🙏
እንኳዓ ሓቢሩ ኣብፀሐና❤❤❤❤🎉🎉
አሜን ፫ እንኻዕ ኣሒቢሩ ኣብፅሐና🎉🎉🎉
Amen 🥰🥰🥰
አሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉❤❤❤
ዛ ድራማ ከምዚ ከማይ ዝፍትዋ ይህሊ ዶ
ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤ ደሞ እንኻዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ኣብፅሐና ኣብፅሐኩም ኣብ ስደት ዘለና እውን ስደትና ኣሒፂሩ ምስ ስድራናን ቤተሰብናን እንራከበሉ ይግበረልና ናይ ፍቅሪ💐🌼🌸🕊🕊
🌻🌻🌻🕊🦋
ናይ ሰለም🌺🍃🌻 ዓመተ ምህረት ይግበረልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አሜን♥️🙏🌻🌻🌻
ዋላ ኣነ
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤
አሜን(3)🙏🙏🙏❤❤❤
ኣሜን(3)🎉❤❤❤❤
እንኳዕ ብዳሕና መፃኩም ቀዳማይ እየ ኣነ ላይክ ግጨውኒ😂❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
አሜን ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
ደራሲ ዓዉቻ አዩ መስለኒ ካብዚ ልበለፀለ ሰሪሕካ ከምትመፅእ ዓቅምካ ኣርኢካና ኢካሞ ቀፅለሉ ❤
ጋሻ እየ ንገዛኩም ሰብ ክል ዓለም ከመይ ኣለኩም ❤
ሳብሰክራይብ ♥️👏
እንኳዓ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋኒ ❤❤ላይክ😂 ባ ግበሩለይ ክጥዕሞ ከምኡ ክብሎ ኣንቢበ 😂😂😂😂
ደምርኒ❤
ደራሲ ዓዉቾይ የኔ ጅግና 30k ብምብፃሕካ ለ ደስ እልኒ ርሑስ ዘመን ቅሳነት ራህዋ ዘለዋ ይግበረልና ተዋሳእቲ ሰብ ክልተ ዓለም ቡሉፃት ናተይ ጎቡዙለይ ተስፋ ፅባሓት❤
ሳብሰክራይብ ❤👏
@@Awet355ደምርኒ ንዓይዉን ማዓረይ❤
@@kiduGrm አሺ
ኣነስ እግዚኣብሄር ለመስግን ብጣዕሚዩ ዘሐጉሰኒ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ሓደ ሓደ ጊዘ ኣብቲ ድርሰት ኣለዎ ልኣብነት እቲ ፀጊምዎ ከሎ ከምዘይፀገሞ ዝኮን ሳይሞንኳ ኣብ እግዚኣብሄር ዘለዎ እምነት ጥንካሪን ከምኡዉን ሊድያ ዝተዉፅኦም ቃላላት ቅንዕና ፡ ሓልዮት ምትሕግጋዝ ልክዕ ከምታ መፅሓፍ ቅዱስና ቅኑዕ ክን ዝብለና ቅኑዓት ክንኮን ከለና ደስ ይብል ብዝበለፀ ደማ መንፈሳዊ ሓሳባት ኣእትወሉ ዓዉቸ ጅግና ደራሲ ኢካ ❤
@@zaydgadrmkl3278 ደምርኒ ♥️👏
ዓወተይ መድህነይ ክትብል ከለካ ፍትው ዘብለካ ነገርስ❤❤❤❤
ደምርኒ❤
ደምርኒ❤@@TesfayFkr-b4w
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት🌻ይግበረልና 🌻 ይግበረልኩም 🌻ኣብ መላእ ዓለም🌍👈 ዘለኩም🌻 ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ሰላም ቅሳነት ራህዋ ፍቅሪ ወዘተ 👈👌🌻ይምነየልኩም🙏 ኣብረሀት እየ ካብ ሳዑዲ ዓረብ 👌🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ሳብክራይብ እምቤተዋይ
@@TesfayFkr-b4w እሺ ዛሓፍተይ 👌
ንመድሄኒይ ናብ ንቡር ሂወታ ተመሊሳ ኽንርኢ ትብሉ ሊይኽ እስከ 🥹🤲❤❤ኸምዚ ኸማይ ዓወት መድሄኒይ ኽብል ኽብደይ ሕጭውጭው ዝብሉ ኣሎ ዶ😢😊❤❤❤
@@ኣዜብ ሳብሰክራይ ግበርለይ ♥️👏
ዓወተይ 30K ሰለ ዘኣተኻ እንኳዕ ደስ ብለካ ናተይ ጀግና❤❤ 9:26
😍🙏
ዋውውው ሳይሞን ጅግና ምስ ኣዕርክቱ አሰይይይይይ ደስ ክብሉ እንካዕ ካዓ አብፀሐና 2017 ሰናይ ሓዱሽ ዓመትትት
ኩሉኩም ህዝቢ ክርስትያን እንኳዕ አብፀሐኩም አብፀሓና ን2017 ፍቅረ ንሰላም ንዝነግሰሊ ዘመን ይግበረልና ደሞ ይፈትወኩም እየ ተጋርዋይ🌼🌼🌼💝💝💝😘
ሳብሰክራይብ ♥️👏
ናኦድ ትዕቢትን ተንኮልን መወዳእትኡ ኣይጥዑሙን😢😂😂😂😂
ሳብሰክራይብ ♥️👏
ሳይሞን ኣቦ ፍቅሪ ክትባሃል ነይሩካ💓💓💓💓🌿
ሳብሰክራይብ ♥️👏
@@Awet355ኣነ ገይረልኪ😂❤😢
@@fgddxccgg2273 ክብረት ይሃበለይ ♥️👏
ኩሉኩም ህዝበ ክርስትያን ን 2017 እንካዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ሰናይ ዘመን ናይ ፍቅር ናይ ቅሳነት ይግበረልና ሰላም ንሃገርና❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስ ግበርለይ❤❤
@@devidtube-1227እሽ ደምርኒ❤
@@ዓሳድራያTUbe ሳብሰክራይብ ♥️👏
_እንኳዕ ብስላም መጸእኹም ተጋሩዋኒ🎉❤እዛ ደራማ ምስል ዉሸጠይ ኾይና እያ ትስምዐን ዶሞ ሁላቹ በጣም ነው የምወዳቹ ተጋሩ ዓይነይ🌹💚_
ሳብሰክራይብ ግበርለይ ♥️👏
ሰበይ' እዚ Stayl ትግርኛ ናይ ጀዋል ድዩ ወይስ ፉሉይ Application'? ናይ ኣፕሊኬሽን ተዀይኑ ታይ ዓይነት? ኣብ Setting ተዀይኑ ከኣ ኣብ ምንታይ ዝብል ይቅየር?🤲
@@bktigrayadey6331 _ኹሉ ላዛ ትግርኛ ሓደ ዓይነት ኣይኾነይ ማዓረይ ኣነ ብላዘኤይ የአ ድፅሕፍ🥴_
እንኳን ለአድስ አመት በሠለም አደራሰቹ አመቱ የሠለም የደስታ የፍቅር የመስታሰሰብ የአብሮነት ይሁንለቹ ለሞለ እትዮጰያን በለቹበት የእግ/ር ሠለም ይጠብቃቹእወደአቹአለዉ በይ❤❤❤
ሳብሰክራይብ ❤👏
አንካዓ ብሰላም መፃኩም ሰብ ክልተ ዓለም ዝፈትወኩም አንካዓ ንሓድሽ ዓመት 2017 ኣብፀሓና ዘመና ይባረኽ 🤲❤️✝️✝️
ሳብሰክራይብ ♥️
ቀፅልሉ ተኽእልኩም ቅልጥፍ ኣብልኩም ልቐቕልና🙏
ኣትን ጥኑሳት ኢና ላይክ ሃቡና ትብላ ኣብ 2016 እዚ ባህርያት እዚ ንክትገድፍኡ ንልምነከን😂😂 ሰናይ ዘመን ይግበረልና 2017❤🙏🌻🌻🌻🌻
ሓቅኪ ሰሉየይ ማዓረይ
ላይክ ዶ ከ ደስ ይብለካ እዩ😂😂
@@jjgghh3724 ታይ ፈሊጠ እየ ንላይክ ክብላ ክንደይ ዘይጠነሳ እየን😂
እወ ዋ?
😂😂😂😊
ቡሩኽ ሓድሽ ዓመት ይግረልና!
ሳብክራይብ❤
ገወዛት ቀፀሉሉ ግን ሓንቲ ነገር ክብለክም /ኣምላክ ሓደ እዩ ኣማልክቲ ዘይኮነስ መላእክቲ እዩ 7መላእክቲ ❤ሙቁራተይ ኣነዶ ፈሊጠዋ
ፅቡቅ እርማት እዩ ምቅርተይ❤
ኣፀቢኩሙና ብትፅቡት ኣምሺና እኳዕ ብሰላም መፃእኩሙ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ
መርሓባ ኣትም ትናፊቅት
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ደማ ይግበርልና
ህዝብናይ ዓድናይ ሰላም ድወርደሉ ይኹነልና ምቅራትይ ስራሕሑም ደማ ይፍለይ እዩ❤❤❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ሓንጎል እባ እቲ ጓል ኮይንካ ትደርፎ ዘለካ ንስካ ዲካ ሰብ ሂበይ ነይሩ ዝብል😂😂😂😂 ምስ ኮመንተይ ትስማዕሙዑ ላይክ ግበሩ ሳብስክራይብለ ግበሩለይ😂😂❤
😂😂😂
ብውሽጠይ ናበለኹ ነይረ 😁
ውውውውውው ሰብ ክልተ ዓለም ኩሉኩም ብጣዕሚ ጎበዛት ተዋሳእቲ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ተጋሩዋይ ሽኩራት❤❤❤❤
ሳብክራይብ❤ ገብርለይ
@@TesfayFkr-b4w እሺ ማዓረይ ገይረልኪ
welcome ደቂ ሪመይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ዘመነ ሰላም ዘመነ ፍቅሪ ይግበረልና ዝወፀ ዓዲ ዝኣትወሉ ዝሓመመ ዝፍወሰሉ ዘመን የምፀአልና ፈጣሪ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
አሜን ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ዓመተ ራህዋ
ዓመተ ሰላም
ዓመተ ፍቅሪ
ዓመተ ቅሳነት ገይሩ ከምዚ ንዓመታ ምስ ስድራና እነብዕሎ ይግበረና😢🤲
ተጋሩዋይ ማዓረይ አብይ አለኩም👍👍👍👍👍
አንኳዕ ብዳሕና መፃኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሳብስ ክራይብ ግበርለይ ማሬ❤❤❤
ጽቡቅ ፊልም ዓውቸ ክኣ ኬፍ ኣለካ መድህነይ ክትብል ከለካ ብጣዕሚ ኢካ ከብደይ ትበልዓኒ ኣምላክ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብካ❤🎉❤🎉❤🎉
እንኳዕ አብፀሐኩም አብ ኩሉ ዓለም እትርከቡ ህዝቢ ክርስትያን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ተጋሩ ሽኮሪናታት እንኳዕ ካኣ ኣብፀሐኩም ግንሲ ፊሊ ሳይሞን ኣቡሽ ስፓርት ስርሑ ትገጅፍ ኣለኩም ብዝተረፈ ይመቸውኩም
ሳብሰክራይብ ♥️👏
ኣንኳኣ ብሰላም መጻኡኩም ደቅ ረመይ ርሑስ ሓድሽ ኣመት ይግበረልና ዘመነ ሰላም ዘመነ ራህዋ ዘመነ ፊቅሪ ይግበረልና 🌻🌻🌻🌻🌻
ሳብሰክራይብ ♥️👏
እስቲ ነዞም ተቀበልቲ ሕድሪ ነበራታታዕዮም 🎉🎉ደቂ ሓላል መሬት ❤❤
ብጣዕሚ ደስ ትብል ስብ ክልተ ዓለም ፣ድራማ መልሲ እየን ናይ 2016 ዓ/ም❤
ሳብሰክራይብ ♥️👏
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋይ ብሩኳት❤😊
እንኳዕ አብጸሐኩም አሕዋተይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረና አጆኹም ቀፅልሉ ጎበዛት ኢኩም 🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼
አሜን ሳብስክራይብ ግበረለይ
ውይ ናኦድ ኣሕዚኑኒ ኣጆኻ❤❤❤🎉🎉🎉
እንኳዕ ን2017 ሓዱሽ ዓመት አብፀሓና አብፀሓኩም ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ይግበረልና
ዝተምዛበሉ ወገናትና ናብ መረበቶም ይምለሰልና
ሰላም ንኹሉ ወድሰብ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ዝፈትወኩም
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና/ኩም ተጋሩዋይ
ዘመነ ሰላም ዘመነ ራህዋ ዘመነ ፍቅሪ
ዘመነ ሓጎስ ይግበረልና🙏❤❤❤❤😍😍😍😍🎉🎉🎉🎉🎉
ሳብሰክራዮብ♥️👏
❤❤❤❤❤❤አንኳዓ ደሕና መአንኳዓደሕናመፅአኹም
ደቂ ትግራይ
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ህያባተይ❤❤
ሳብሰክራይብ ♥️👏
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ፅሩያተይ ዘመነ ሰላም ዘመነ ደስታ ዘመነ ሓጎስ ዘመነ ፍቅሪ ይግበረልና❤🎉
ሳብሰክራይብ ♥️👏
እንኳዕ ኖሓዱሸ ዓመት ኣብፀሐኹም ሓላላት ደቂ ትግራይ
ዋውውውውው እንኾዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ንሓዱሸ ዓመት ናስላም ራህዋ ፍቅሪ ይግበረልና ስላም ንዓዶና ንተማዛበለ ህዝብና ናብ ዓዱ መረቡኡ ዝምለሰሉ ዘመን ይኩን ይቅርታ ልብል ልቢ ይዓድለና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም አሜን//3//🤲🤲🤲♥️💛🌹♥️💙🤲💚
እንኾዕ እብፅሐኩም ሰናይ ሐድሸ ዓመት ይገበረልና ንክሉም ትክትታልት ሰብ ክልት ዓለም ❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌻🌻🌻🌻🌻🌻ሓንጎል ግን
አካዕ ብሰላሕ መፃኩም ተጋሩዋይ ርሑስ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ቁዱስ የዉሃንስ ይግበረልና ዘመነ ሰላም ፍቅሪ ይግበረልና🎉❤❤
ሩሑሱ ሓድስ ዓመት ይኹነልኹም ደቃ ትግራይና❤❤❤
ሳብሰክራይብ ♥️👏
🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌿🌿🌿🌿⚘️☘️☘️🌿🌾🪻💐💐💐Happy new year ደቂ ትግራይ ሓላላት❤❤❤❤ሰናይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ህዝብና ሰላምን ቅሳነትን ይውረደሉ❤🙏♥️♥️
ሳብሰክራይብ ግበርለይ ♥️👏
👍❤ገይረልካ ወድ ዓበይቲ@@Awet355
Ztefexeme mesiluni hariqe neyre😂😂 btaemi des behali❤❤🎉🎉
እዋይ ኣነስ ክፈትወኩም❤❤ ስራሕ ክሳብ ዝውድእ ሓፂፀ ዋይ😢ናኣዶይ ኣደንጊፅኒ ሐዝስ
እንካዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም አብጸሐና አብ መላእ ዓለም ዘለኩም ወለደይ ኣሕዋተይ ኣሓተይ💚🌻🥰
እንካዕ ድሓን መፃእኩም ሰብ ክልተ ዓለም ብሉጻተይ😍
ሳብሰክራይብ ♥️👏
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤rhus hadush amet tegaruway mearey
እንኳዕ ንባዓል ሓዱሸ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ንኩሉኩም ኣብ ሙሉእ ዓለም ትቅምጡ ደቂ መዳምይ ለ ለዓመት ኣብ ዓደና ምስ ቤተሰብና አንወዒለሊ ይግብረለና♥️🙏🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 2:51
ሳብሰክራይብ ♥️👏
ተጋሩዋይ እንካዕ ኣብፀሐኩም ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና👏💖💖
እንካዕ ብደሓን መፃእኹም ፅሩያት ኣጆኹም በርትዑ❤🎉❤🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
ሳብሰክራይብ ♥️👏
ሰላም ኩላኻ ህዝቢ እንዃዕ 2017🙏♥️
ሓድሽ ዓመት ኣብጻሓኹም ♥️ዘመነ ፍቅሪ ይግበሮ♥️🌿😘ምስ ዝፈትዎ ኣፍቃርየይን ምስ ዝፈትዎም ስድራይን ክራኸብ የ💟2017🙏መርቁኒ ኩላኩም♥️🌿
አሜን ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
ብሓጎስ የራክብኪ ምቅርተይ ❤❤❤❤
@@-jh2ft ኣሰይ ወለላይ ኣሜን (3🙏)አብ ሂወትኪ ሰላም ይምነየልኺ♥️
እንኳዕ ኣብፀሐክም ኣብፀሐና ፍትዋተይ ዘመነ ሰለም ዘመና ራህዋን ፍቅርን ዘመነ ንሳሃን ይግበረልና ኣብ ስደት ዘለና ድማ ስደትና ዝሓፅረሉ ዘመን ይግበረለናተመስገን ናይ ዓመት ሰባት ስለ ዘበለካና ጌታየይ❤🎉🎉🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻☘️☘️♥️♥️🌻🌻♥️♥️🌻♥️🌻🌻🙏♥️🌻
Anes kfetwekum mat deki tgray adey 💋💋💋💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
2017 ዘመነ ፍቅሪ ህዝብና ናብ መረበቱ ዝምለሰሉ ዘመን ይግበረልና በዚ ናይ ኩነታት ዓድና ዘሻቅለኩም እሲኪ ላይክ ርገፁኒ❤
ብትፅቡት ኣምሺና እኳዕ ብሰላም መፃእኩሙ❤❤❤❤❤
well come tegaruway ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ❤❤❤
ሳብሰክራይብ ♥️👏
እዛድራማ እናፀበቀት ትኸደላ ቀፅሉሉ ❤❤
ሳብስ ክራይብ ግበረለይ ወንድም❤
Welcome 👨👩👦👨👩👦Family
ተካታተልቲ ሰብ ክልተ ዓለም ጋሻ እየ ብላይክ ተቀበሉኒ ❤😂
ሰላም ንዓኹም ይኹን ቀዳመይቲ ባዕለይ😀
ብጣዕሚ ደስ ትብል ቀፂልዎ ዘሓተይ❤❤❤❤
እንኳዕ ብድሓን መፃኩም እዛ ድራማ እዚአ ከማይ ዝፊትዋ ዶ ይህሉ ይኮን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ፅርያተይ❤❤❤❤ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበርልና❤❤
ናኣዶይ ኣሕዚንካኒ😢❤❤❤
እንካዕ ድሓን መፃእኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ንኦድ ግን ከሕዝነካ😢
ሩሑስ ሓዱሸ ዓመት🌻ይግበረልና 🌻ይግበረልኩም🌻ኣበ 🌻መላም ዓለም ዘለኩም ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ሰላም ቅሳነት ራህዋ 🌻 ፍቅር ወዘተ 👈👌🌻ይምነየልኩም🌻ኣብረሀት እየ ካብ🌻ሳዑዲ ዓረብ🌻👈🌻👈🌻አንካዓ ብሰላም መፃኩም ሰብ ክልት ዓለም🌻🌻🌻🙏
ኣሜን ኣሕብሩ እንኮዕ ኣብፅሐና ዝያዳይ እና ኣድናቅትኩም እየ ቀፅልሉ ኣዝዩ እዩ ደስ ዝብል💙👏
እንቋዕ ብሰላም መፃኩም ዝፈትየኩም ተጋርዋይ ቡሉፃት ብጣዓሚ ደስ ባሃልት ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሰላም ሰላም ሰላም ዲሙሉኡኹም እንካዕ ዳብ ሓዲሽ ዓመት ኣብፀሐና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብስላም መፀኩም ደቂ ሪመይ 💊💊💊🥰
እኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤ኣደናቂት አቡሽ❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ አብፀሕና እብፀሐኩም ትግርዋይ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
aza dram kemzikemay zfetwa yhludo tegaruway btaami tsbuk ketsllu ❤❤❤❤❤demo ankaa nab hadish amet. abtsehekum. abtsehena❤🎉
ዓወተይ መድህነይ ክብል ኮሎስ ልክዕ ለደይ ይዝክር ኣየ ዓለም 😢😢😢❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ቡሉፃተይ ብጣዕሚ እና ንፍትወኩም ንሓዱሽ ዓመት ካኣ እንኳዕ ኣብፀሐና ሰላምን ቅሳነትን ሓዱሽ ዓመት ይግብረልና😘
@@UmArsulove ደምርኒ ♥️👏
ትግራይ ብዝኦም ትምዕብል አላ ተመስግን ሙሁዛት ዝኮኑ ብዝኦም ንኮርዕ ዞም ጀጋኑና
ተፈፀመ ክትብሉ መስልንስ ልበይ ሸው አላ ኔራ😂😂😂😂😂😂
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብስላም መጻኣኩም ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ካዓ ናሓዱሽ ዓመት🥰🌻
አሜን ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@@Teamt-nn4iqገይረልኪ ንስኪ ለ ግበርለይ 🙏🥰😢
@@LETEBRHANHAYIAY እሺ ምእንቲ ከየንጥረና ድሕሪ(24 ክምልሰልኪ❤
ኣበይ ኣለኩሙ ተጋሩ ዘይናትና ክነዕብ ንዉዕል ከማና ሰነፊትኣይራእኩን ነሕዋትና ዘይንኮን 50ሽሕ ነብፀሐሎሙ ተስፊ ናይ ትግራይና እዮሙ ኣይኩፎሎን😏
_ዓውቼዋይ ናፍቆተይ 😢_
እንካዕ ንሓድሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኩሙ ኣብፀሐና ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅር ዓመት ራህዋ ዓመተ ሓድነት ዓመተ ቅሳነት ዓመተ ሓልየት ይግበረልና ተጋሩዋ🙏🙏🙏
ሳብሰክራይብ ♥️👏
እንኳዕ ኣብፀሐኪም ንባዓል ሓድሽ ዓመት
እንካዓ ኣብፃሓና እብፃሓኩም ናብ 2017 ዘመነ ፍቕሪ ይግበረልና 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ዓወተይ መድሂነይ ክትብለ ከለካሰ መዲሂነይ ተዘክረኒ ኣደይለ መዲሂነይ አያ ትበሃል 😢😢😢❤❤❤❤❤❤
ተጋሩዋኒ ፅሩያን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንሓዱሽ ዓመት❤🎉❤🎉❤🎉
🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌻🌻🌹🌹🌻🌻🌸🌸🌸🌹🌹🌹🌻🌻🌻ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ንህዝብና ሰላም ቅሳነትን ይውረደለና👏❤❤❤
እንኩዓ ልቅዱስ ሓንስ ሓዱሽ ዓመት ኣብጽሐኩም ደቅኖ ❤️❤️❤️
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 🌻2017🌻ሰላም ዝዓሰሎ ዘመን ይግበረልና ተጋሩዋይ 🌻🌻❤️🎉