Kemalatkum - Ngerwa - ንገርዋ -PART 2- New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2020

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 30 янв 2025

Комментарии • 185

  • @binibrown279
    @binibrown279 4 года назад +57

    ኣብ 2021 ዝርኣኩማ ን ዳኒ ትፈትዉ like ግበሩ ። I love you all Deqi tigray ካብ ኤረትራ የ ።

  • @mherteabbahta3716
    @mherteabbahta3716 4 года назад +12

    ብጣዓሚ ደስትብል ኣብ ቀዳማይ ክፋል ብጣዓሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ነይራ ኣብዛ ናይ ሕጂ ንእሽተይ ካብ ዝተራኣየ እዚ ዓቢ ወዲ ኣብ ኣዛራርባ ኣብ የእዳው ኣቃሳቅሳ ብሓፈሻ ዝዛራረቦ ቃላት ስምዓዮ ኣይመጸካን ኣብ ቲኦም ንኣሽቱ ካብ ቀዳማይ ወዶም ጓሎም ብጣዓሚ ኣብ ቀጻሊ ሳልሳይ ክፋል ምምሕያሽ ጌሮም ክመጽና ንጽበ እዚ ዓቢ ብፍላይ ቀጽልዎ ቦርትዑ

  • @abrihyema5651
    @abrihyema5651 2 года назад +6

    እዚ ኣደይ ትሙት ዝብል ወዲ ግን ንዳሕራይ ተኣረም በልዎ ብዝኳነ ቀፅልሉ ፅቡቅዩ👍

  • @mikikeshi9315
    @mikikeshi9315 4 года назад +9

    ደቂ ትግራይ ኣናብስ ጽቡቕ መዛናግዒ ኣጆኹም

  • @zematube1271
    @zematube1271 4 года назад +3

    ዋው ደስ በሃሊስራሕ ቀፅልሉ ጀጋኑ በርትዑ ካብዚ ንለዕሊ ከም ትሰርሑ ኣይጠራርን♦

  • @Alemgodolo123
    @Alemgodolo123 4 месяца назад +2

    እዛ ዳኒ ግን ክሰርሕ ዝግበኦ ነይሩ ኣዲስ ከይዲ ኢለሞ

  • @hh5249
    @hh5249 4 года назад +5

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂይ ሓላል መሬት 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @helensyum7724
    @helensyum7724 4 года назад +7

    ውይይ ናይ ሕማመይ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራተይ

  • @ሕቡንትግራዋይኤርትራዊ

    ዋውውው እዞም ንፊዓት ቆልዑ መጺኦም ኣብ መጻኢ ዓቢ ተስፋ ናይ ስነ ጥበብ ዘለዎም ኢዮም ዝመስሉ

    • @abrahamarm8020
      @abrahamarm8020 4 года назад

      entay ekum neza eritrea zey natkum kela eritrea eritrea teblu gahafat tegaru

    • @fgchffhfh9256
      @fgchffhfh9256 Год назад

      @@abrahamarm8020 ዋይ እንካያ ዘይተባሃለስ ፅብሑለይ በለ ዝተባሃለስ ልክዕ ከማካ መን ፀዊዑካ ወዲ ኤሪ ለማኒ

  • @ኾኾብዕባይዓጋመ
    @ኾኾብዕባይዓጋመ 4 года назад +2

    Kkkkk asey እዞም ፅቡቃተይ እቆዕ ዳሓን መፃኩም

  • @selamselam8730
    @selamselam8730 4 года назад +5

    ዋው ደስ ይብል ብጣዕሚ ግን ሓደ ነገር እንድየ ክብለኩም ደልየ እና ምቅዳሕ ገለ ታት ገዲፍካ ቤላ እያ

  • @asmeromsolomon9804
    @asmeromsolomon9804 4 года назад +1

    Wa nay bhaki kif zelewm 👍👍👍👍

  • @tadelove9425
    @tadelove9425 4 года назад +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ጠፍእኩምና ናይርኩም ደቂ ዓጋመ ሽኮርናታት ቀፅልዎ ፅቡቅ ድራማ እዩ አይትጥፍኡና

  • @ghcc4035
    @ghcc4035 Год назад

    ደስ ብሃሊ ስራሕ ቀፅልሉ ፅቡቃተይ❤

  • @akileag5439
    @akileag5439 2 года назад

    Well ናይ ሕማማተይ😍 ደቂ ዓጋመይ ፅሩያት🤞

  • @kdjddifkjf2055
    @kdjddifkjf2055 4 года назад +8

    ውይ ናይ ሕማመይ ልኾነት ፍልሚ

  • @dejenhagos1223
    @dejenhagos1223 4 года назад +5

    Ata kef alekum part 3 amxulna ekum pls🔥♥️🤝🏼♥️👌😯

  • @nr6537
    @nr6537 Год назад

    😂😂😂 Bela comedy 🔥

  • @mebrhitbeyene
    @mebrhitbeyene 2 месяца назад

    Za xbkti filmkum zneberet part 1 par tu tederbshkum ktsemo zexle wedi amxikum tekal chegru neza filim ab mekereta atfiewa dani btaemi and arkka nfue tewasaay

  • @lamutekel1012
    @lamutekel1012 3 года назад +1

    Yaa mara kef alekum part 3 please 🤣

  • @mebrhitbeyene
    @mebrhitbeyene 2 месяца назад

    Part 1btaemi xbkti nera part 2 hadsh wedi amxikum wesab mesali abalashkuma

  • @teweldemichele6793
    @teweldemichele6793 4 года назад +3

    እንኻዕ ደሓን መፃኹም ደቂ ትግራይ

  • @lwillhappymylifesoon8830
    @lwillhappymylifesoon8830 4 года назад +3

    Kkkkk ezen kef zelewen mexien welcome guys keep it up don't do again minus stail kkkkkk.

  • @ሎሚዉንተመስገንኣምላከይ

    ኣንቱም ጥዉያት ናተጠወኩም ቋንቋና ኣይትጥወይልና ድኩማት

    • @mizimizi2519
      @mizimizi2519 4 года назад +2

      ኣረ ከናዱድካ ደበርቲ ቋንቋና የበላሽውልና ኣለው ካብ ዓረብኛ ገለ ክሓውሱልስ ኣብ ትግራይ ዘሎ ቋንቋታት ውሒድዎም ድዩ ሰነፍስ

  • @ዕባይእገላኦርቶዶክሳዊትተ

    ቢኒ ቀስ በል ካብ ገፀ ባህርያት ትወፅእ ኣለካ
    እቲ ባህልን ቋንቋን ካኣ ኣይተጋንንዎ ብዝኮነ ንፋዓት ኢኩም

  • @kidanesami2886
    @kidanesami2886 2 года назад +1

    አዜ ዳኒ ዝብህኤል ብናሜ ንፌኤ አዩ

  • @iattbirehanaragey3183
    @iattbirehanaragey3183 4 года назад

    ማለት ማለት ኡይይይ ክክክክክክ ፍሬድ ተመንጥስዎ በቃ 😁😁😁😁😆😆

  • @በርሀተካወዲወየንቲ
    @በርሀተካወዲወየንቲ 4 года назад +15

    ፅቡቕ እንድዩ ግን ምቅዳሕ ኣይተብዝሑ ናማትኩም

  • @wedihaylu2306
    @wedihaylu2306 4 года назад +10

    ክንፅበየኩም ቀኒና ድሙቃት ደቂ ትግራይ ሓላላት ቀፅሉሉ

  • @merihkidanemaryam7886
    @merihkidanemaryam7886 4 года назад +10

    እዚ ቢኒ ዝበሃል ገንጨርጨር ክብል እኮ ኣቸልችዩና

  • @hh5249
    @hh5249 4 года назад +6

    በጃኩም ሪኢቶ ተቀበሉ ምስ ይቅሬታ ዘስራሕ ብጣዕሚይ ያ ሓሪፍ ኣብ ቀደማይ 1* part ሐጅግን ዝተዘረገት ማይ ኮይና ዝካብኣቶም ዝዓበየ ወዲይ በጣዕሚይ ከማሓይሽ ኣለዎ እንታዮ ኣእዳውን ኣዛራርቡኡን ዓይኒይ ሰብ ክስሕብ ዝብላሎ እንዴ በጃኩም ኣተባላሽዋ ኣማሓይሽኩም ሙፅና 3*part እቶም ክልተ ኣናእሽተይ ቆልዑ ንፉዓት በርትዑ መመክሕይ ካልኦት ኣይትግበርና ቃንቃ እናቀየርኩም በጃኩም በጃኩም ኣስታካክልኩም ሙፅና

  • @habtommahari6354
    @habtommahari6354 4 года назад +6

    መጀመሪያ ጹቡቅ ነይራ እንታይ ግበሩና እዩ ዘየለ ቋንቋ ተምጹኡ እንታይ እቲ ናይ ትግራይ ዘረባ ናበይ ከይዱ እዩ ካብ ሕጂ ንየ በልዋ ሓደራ ሰብ ክጸልአኩም ኣይትግበሩ ወይ ዘረባ ኣስተካክል ወይ ኣዉጽእዎ ንቲ ነዊሕ😭💔💔💔😭

  • @بنذننب
    @بنذننب 4 года назад +1

    Aseyy tsryatey ቀፅልሉ Edmen tenan yhabeley

  • @ሜራየማርያምልድነኝ
    @ሜራየማርያምልድነኝ 4 года назад +9

    ኣታ ነይ ሕማመይ ድራማ አታ ዕልልልል

  • @ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ

    ፅቡቕ ደስ ብሃሊ

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ

    ሽላ ፍቅረይ 😁😄

  • @kahsaymhretu407
    @kahsaymhretu407 2 года назад

    Please part 3

  • @ፍቅሪእዩሕልመይ
    @ፍቅሪእዩሕልመይ 4 года назад +8

    ጹቡቃትየ እዛ ስም እግዛብሄር ኣብ ቀልዲ የተልዕሉ እና ሰላምኩ ይብዝሐለይ

  • @capitalchannelhhrhncf5074
    @capitalchannelhhrhncf5074 3 года назад +1

    Wy deki adgratey gerami

  • @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ ቀፁሉሉ ግን እዚ ብንያም ዝባሃል ቆላዓ ናይ ሰዉነቱ ምንቅስቃስ ተዝቁኑሶ ፅብቅ እዩ

  • @ሚካኤልጠብቀኝ
    @ሚካኤልጠብቀኝ 3 года назад

    ብንያም ኣድብሪዋ እምብር ሓሪፍ እያ ቀፅልሉ

  • @ጠበቃፍቅር
    @ጠበቃፍቅር 4 года назад +1

    ኣጆኹም ንፉዓት ቀፅልሉ

  • @emnetberhane2789
    @emnetberhane2789 4 года назад +1

    ደስ በሃልቲ . . .

  • @ኣድናቂጆስያስደንደን
    @ኣድናቂጆስያስደንደን 4 года назад +3

    😄😃 ተጋሩ ሕርፍና ጀሚረን 😄😃 ኣቤት ዘመን ተገመጥረ ፋቻ የብልክን ውዒጊን መስሓቅ ዓለም

    • @ayesew4534
      @ayesew4534 4 года назад +3

      በቃ ንዓኻ ሕርፍና ከምዚኣ እያ ኤህ እዋይ እስኹምስ

    • @دوديدودي-ز7ز
      @دوديدودي-ز7ز 4 года назад +6

      ኤርትሪውያን.ፀጊቦም.ዘይፎልጥዎ.ረኪቦም
      ቤራን.ጥብስን.እናበሉዑ.ኣብ.ትግራይ
      ተመልሰም.ንትግራይ.ይፀርፉ
      ንሃገርክም.ገዳ.ዘይተመለሱ.ደናቁር

    • @brhaneshimet6666
      @brhaneshimet6666 4 года назад +5

      ስደተኛ ብልባያዊ ማዓኮርካ እናገፍሕካ መጽእኻሲ ነቲ ሕፍሩን ክብሩን ህዝቢ ትግራይ ብስላም ኣብ ዓዱ ዝንብር ህዝቢ ክትጽርፍ ሞራል የብልካን

  • @kebattekilekebat2193
    @kebattekilekebat2193 4 года назад +2

    አዘራርባኩም አስተካክሉ እቲ ናይ ጓልስቴትስ ንወዲ አይትጠቀምሉ ጸጉርኩም ብዝተረፈ ቆንጆ እዩ

  • @kedirxx6722
    @kedirxx6722 4 года назад

    waw are kefi alekum deki gezay
    Ketililu plc part 3etc

  • @ወዲመዝገቦጀንትራ
    @ወዲመዝገቦጀንትራ 2 года назад

    Mara kef alekum jemeino

  • @ኪዳነምህረትቲዩብ
    @ኪዳነምህረትቲዩብ 2 года назад

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ በተለይ 1ክፋል አብ ካልአይ ክፋል ንእሽተይ ተበላሽዋትኩም በተለይ ቢኒ ሓወይ ኣስተካክላ

  • @hccc7151
    @hccc7151 2 года назад +3

    ዳኒ ሽኮር ❤️❤️❤️

  • @zinet273
    @zinet273 4 года назад

    የቁጢላህ ነገር አይይይይ የወፍጂራት🤔😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😅😅😅

  • @ሚሊጓልዓባይትግራይትግራይ

    ዋውውውው

  • @mnbarmsamlak7273
    @mnbarmsamlak7273 4 года назад +3

    እዚ ቢኒ ዝበሃል ፋሕጨርጨር ክብል መዓት ነዛ ድራማ ሂወታ ኣጥፊኡላ ማራ ከፅለኣካ ንፉዓት ነይርኩምስ ኣባላሽይልኩም

  • @albadralbadr3119
    @albadralbadr3119 4 года назад

    ቢኒ እዛ ድራማ ፋሕ በተን ኣቢልዋ ኣብ 1 ይ ክፋል እያ ፅብቅቲ ነይራ

    • @albadralbadr3119
      @albadralbadr3119 4 года назад

      እታ ድራማ ብጣዕሚ ፅብቅቲ ነይራ ኣብ መጀመርታ ሐዚ ግን ብጣዕሚ ኣባለሽየምዋ ተተስታኻከል ፅበቅ ነይሩ ናይ እማትኩም ኣይ ተቅድሑ ደስ ኣይ ትብልን ብፍላይ ናይ ቢኒ

  • @ጓል70
    @ጓል70 4 года назад

    ቢኒ ኣልባብና እኮ ኣጥፊእካልና ተረጋጋዕ

  • @ጋልተዋህዶ-ጐ4ኈ
    @ጋልተዋህዶ-ጐ4ኈ 2 года назад +1

    ሽኮራትይ❤

  • @FhgEgy
    @FhgEgy 4 месяца назад

    እዊ ናይ ሕማም ቢኒ ቀስ በል😅

  • @amenekebrom5230
    @amenekebrom5230 4 года назад

    hhhhhhhhhhhhhhhhhhh tigeriya ab tegray bexha kerba

  • @robelbahram8700
    @robelbahram8700 3 года назад +1

    ማሌት እንዳ በለ በሉ ወዲእዋ ቆልዓስ

  • @gft3519
    @gft3519 4 года назад

    ዋዉ ክክክክክ መፂኩም ዶ ሹኮራት

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-ሰ7ፀ

    Dani goboz nay baelka fluy kelet aleka

  • @Samisami-gu1je
    @Samisami-gu1je 4 года назад +1

    Auzekum😍😘😍😍

  • @tikuemulaw2253
    @tikuemulaw2253 3 года назад +1

    አረ part 3 ስሩሕሉና

  • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
    @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 4 года назад +1

    ያ እቲ ቢኒ ኣብ ሳልሳይ ክፋል ከይተምፅእዎ ፎእ ፎኪስ

  • @ፍቕሪእዩጡዑም
    @ፍቕሪእዩጡዑም 4 года назад +1

    Bini shekor hde bel bzterefe xbuq eyu

  • @ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ 4 года назад +3

    በጃኹም ቐፅልዎ ማሮች ተመችኽምኒ

  • @Adonay_Dvora143
    @Adonay_Dvora143 4 года назад +1

    ክፈትወኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @amenmedia7072
    @amenmedia7072 4 года назад

    ኬፍ ዘለዎም ቆልዑ መፅዮም ኣጆኹም ቀፅልዎ

  • @يووهموووه
    @يووهموووه 4 года назад

    Bani astekakilka na maletey tegurki kulu astaylka bzterfe katululu tgrigna atrey abikum

  • @Ebrahim1991mussa
    @Ebrahim1991mussa 4 года назад

    Kkkkk anta anes frqu eye terediayo!

  • @ksateli2689
    @ksateli2689 4 года назад +2

    ፋቅር ፋቅር

  • @smonsmon2498
    @smonsmon2498 4 года назад +1

    Part 3 nixbey

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs 6 месяцев назад

    አታ እዚ ጨጓር ዝኒሆ ወድስ ብፃይ ሽላ፣ስየ ድየ

  • @mediwukro6662
    @mediwukro6662 4 года назад +2

    እዚ ቢንያም ዝብልዎ እዛ ድራማ ኣባላሽይዋ ኣውጺእው እምበር እቶም ክልተ ኣናእሽተይ ማራ ኬፍ ኣለዎም ቀጽልሉ

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 4 года назад

    asey asey asey konjo srah ketslelu shkorinatat

  • @ሀይሜነኝከራያ
    @ሀይሜነኝከራያ 4 года назад +1

    እንካ ብሰላም መጻኩም

  • @መርሃዊትትግርኛዊት
    @መርሃዊትትግርኛዊት 4 года назад +3

    ጽቡቅ እንድዩ ባዕዳዊ ቋንቋ ኣይትሕወስሉ
    ናይ ኣቦታትና ሃፍታም ቋንቋ ትግርኛ ከለኩምሲ
    ዓረብን ገለን ግደፍዎ በጃኩም ብናትኩም
    ሰርሑ ።

  • @ejejejussuh4558
    @ejejejussuh4558 9 месяцев назад

    😂😂❤❤❤

  • @girmayhaile3177
    @girmayhaile3177 4 года назад

    Ezi Abi wedi kaxlaka

  • @wedihaylu2306
    @wedihaylu2306 4 года назад +1

    እረ ደንጉኩሙና ባእ

  • @ፈቃሪየንዘፍቅረኒ
    @ፈቃሪየንዘፍቅረኒ 3 года назад

    ብኒ ኣፍቱሑዋ ካብዚ ዲራማ🤭

  • @bm2strong797
    @bm2strong797 3 года назад +1

    Dani

  • @aljwharahal-aklabi6690
    @aljwharahal-aklabi6690 3 года назад

    ብን ክፉግሪ🤔😗

  • @efremabed5132
    @efremabed5132 3 года назад +1

    Batun & teno nay tigray

  • @banahabte8851
    @banahabte8851 4 года назад

    Eüy ashkmn bezkn kefi alekm 🤣🤣

  • @ሎሚዉንተመስገንኣምላከይ

    ዋ ኣንቲ ምስክናይ እዝ ዓብዪ ወዲስ እስፖርቲ እዩ ዝሰርሕ ነሩ ማራቶን፡ፈተን ወዲ ዓደይ ኣይሞያካን ዋአ ናዓካ ምስ ራኣኩስ ልክዕ ናይ ስፖርቲ ዝነበረ መምህርና ኣዘክርካኒ ክክክ

  • @ልናፃነተይ
    @ልናፃነተይ Год назад +1

    ዝናይ ኤርጥሪን ቃል ዝጥቀምሉ ተለትጥቀሙ ይምረፅ ኣሕዋት

    • @samblack3420
      @samblack3420 Год назад

      ቅድሚ war eyu tserihu mesleni

    • @merhawiberhe-vy3pw
      @merhawiberhe-vy3pw Год назад

      nay ertra kal ayttekemu 😂😂😂😂😂 derftat ertra agiezkumos filmtat erta agezkumos kab Tigrinya amharina hawawiskum lbu atfiekumlus haki da aytfetwan ekum ember nski wey nska derfi nay ertra aysemen eye wey film ertra ayren eye aytblun tkenu enteelkum ka nay abo nmen nhabo EU negeru

  • @gsggsgsg6797
    @gsggsgsg6797 4 года назад +2

    እዋይ ከምገለ አሲሕቅኩምና

  • @ልናፃነተይ
    @ልናፃነተይ Год назад

    😁😁😁😁😁😁💪👈

  • @مؤيدمحمدنور
    @مؤيدمحمدنور Год назад

    ክክክክክክ

  • @ተጋሩኢዮምሰብሰረኢዮም

    ዝይ ቢኒ ዝበሃል ክፅለኣካ ገፍታር ካለኦትግን ኬፍ ኣለዎም

  • @kbromhaile8388
    @kbromhaile8388 4 года назад +2

    አረ እዚ ቢኒ ዝበሃል ተመቺኒ ክመውት ኢሉ

  • @okbayfitwi765
    @okbayfitwi765 4 года назад +1

    እዚ ሓዲሽ ካራክተር ተሰሪቑ ኣሎ፡ ኣብናይ ማይናስ ኮሜዲ ናሰላዮ ትብል ኩላ ብዘይ ገለ ነገር ኣብኡ ክትረክብዋ ትክእሉ ኢኩም ቴኖን ባጡን

  • @ተጋሩኢዮምሰብሰረኢዮም

    ኣታኣ እሰርዎዶ ኢዱ ትቢኒ

  • @Eagle-sz3wf
    @Eagle-sz3wf 4 года назад

    Aeyuzoka eundeway kikikikik Aeye Aegame

  • @asmerom1404
    @asmerom1404 4 года назад +7

    ንፉዓት እንዲኹም ግን ሰረቕቲ ኮይንኩም፡ሕጅስ እዛ ኣክሽን ኩላ ናይ ባጡን ቴኖን ዝተጠቀሙላ ኢያ።ብሓፈሻ ካኣ ስታይል ናይ ማይናስ ኢያ።ስለዚ እቲ መንፋዓትኩም ምሉእ ክኸውን ምእንቲ ብናትኩም ስታይልን ቅድን ግበሩዎ።

    • @brhaneshimet6666
      @brhaneshimet6666 4 года назад +2

      ብጅሃራ ተባዒጡም ብዓል ባጡ ዲኻ ትብሎም ወላ ጣንጡ ብምሉእ ካብ ቋንቋ ዓረብ እዮም ተጠቂሞም ሰራሕሞ ጃህራ ከይትርፍ ግና ፎእእእእእእእ ኤርትራዊ ጸላእኹ

    • @brhaneshimet6666
      @brhaneshimet6666 4 года назад

      ብጅሃራ ተባዒጡም ብዓል ባጡ ዲኻ ትብሎም ወላ ጣንጡ ብምሉእ ካብ ቋንቋ ዓረብ እዮም ተጠቂሞም ሰራሕሞ ጃህራ ከይትርፍ ግና ፎእእእእእእእ ኤርትራዊ ጸላእኹ

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 3 года назад

    ክክክክክ😂😂❤

  • @ሳሚማንቸስተራዊ
    @ሳሚማንቸስተራዊ 3 года назад

    እዛ ቆልዓ ንስኒት ዶ ትመስል ኣብ ድግሲ ታሪኽ ትዋሳእ ቅምጥ ኢላ ምቅርቲ ንዓኣ ትመስል።

  • @febenmitiku28
    @febenmitiku28 3 года назад

    ክክክክክክክ ሞይተ

  • @emteemte3985
    @emteemte3985 4 года назад

    eta part 1 zneberet mexelel nera kulu gzie wn rieyeya ayxegebkuwan ente ezia gn zero fooo bflay ezi genchercher zbl zelo harendewa kexleaka abalashyuwa neza film

  • @hehehhsyutu1780
    @hehehhsyutu1780 2 года назад

    ❤❤❤