Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ንትግርኛ ተናገርቲ ዝፈቱ ከማይ ኣሎ ዶ ❤❤❤❤❤
ን ተጋሩ 👍👍👍👍👍ካልእ 👎👎👎👎👎👎👎
👍👌❤🇻🇳❤💪
From
ተዛረብቲ ባ በሊ *
ያጀምዓ ሰብስክራይብ ተሓባበሩኒ ፅሩያት አሕዋተይ
ደቂ ክልተ ህገር ሓደቋንቋ እስኪ like👍 ሃቡለይ ነዘን ምቁራት ትግርኛ 👉🇻🇳🇪🇷😍 👇
ሰለማዊት ይውሃንስ ድኣ ሽኾር ዋዕሮ ትግራይና❤💛❤💪🇻🇳✊👈🇻🇳👈
ብሓቂ ሽኮር ሽኮርር💝💝💝💝💝🇻🇳🇻🇳👈
ኻብ ዓይኒ የውፅእኽን ደቂ ትግራይ ወራዙ ።አይ እዚ እንድዩ ደአ ዓይኖም ደም ዝመልኦም ።ትግራይ ትዕወት ❤️💛❤️💛💪💪
መን ከም ተጋሩ መልክዐንን ሕብረንን ምን ክወዳድረን ትግራይና ንቅድሚት 💛❤️💛❤️💛❤️😘😘😘😘😘😘
ኣታ ከመይ ዲና ዕድለኛታት ተጋሩ ብምኳና እሰይይይ ታሓጋሰይ ወሰን የብሉን ትግራይ ዓደይ ዓምብብለይ ንበርለይ ለዘላለም😍😍😍
ትግራይ፣ገይርካ፣ዝፈጠርካኒ፣ተመስገን፣ጌታየ
ትግራይ ገይርካ ዝፈጠረካኒ ተመሰገን ፈጣሪ ትግራዋይነተይ ኩርዓተ መንነተይ l LOVE YOU TEGREY
ጋል ትግራይ ሽኮር ሰብስክራይብ ተሓባበርኒ
I Love you Tigray 🌹🌹🌹🌹🌹
ባሓቂ ተመስገን
Kehatekum yehwat bkemey ekum eritrawi gerka zfeterkani temesgen tigray gerka zfeterkani temesgen tbulu gega eyu sm egziabiher bkonto aytellu zbil xihif alo egziabiher simu bkonto tellikmo key teqexeakum aytehalfun ekum tigreway bmikaney temesgen tebelkum ayxilaen eyu eritrawi bmikaney temesgen tebelkum ayxilaen eyu egziabiher gn aytetwiwo please
ኣቱም ሰባት ዋላ ኣወዳትና ኮኢናለ ፅቡቓት ቓሕ ባሃልቲ ወይ ጉድ ካብ ዓይኒ እስቲ የውፀና ፈጣሪ::
❤❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
ብቅንዕና ሰብስክራይብ ግበሩኒ ፅሩያት ደቂ ዓደይ
ፅሩያተይ ኣምላክ መልክዕክን ኣርእዩ ኣይክላእክን ሽኮራት ደቂ ትግርኛ መን ከም ባህልና ኣጆክን ሰላምና ውን ይመልሰልና ሓላላተይ ኣሰይ ትግራይ ትግርኚኚኚ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
I am from Eritrea just I love you so much tigray music and people I miss you
ኤርትራውያን ኣይደለን ምስ ተጋሩ ክሕውሳ 🔪✂TDF love💊ኣለና ዶ
ትግራወይቲ ብምኾነይ ኩርዓት ይሰመዓኒ አሰይ ደቂ ዐደይ ማዓረይ
መልክዕን ተጋሩን መካይዲ ኢዮም እኮ ቡሱሩ እኳዕ ካባካትኩም ተፈጠርና ቋንቋና ጡዑም ባህልና ፅቡቅ መልክዕና ፅቡቅ ታሪክና ፅቡቅ መበቆል ስልጣነ መበቆል ሃይማኖት እታይ ኣሎና ዝጎድለና እባ ዋላሓንቲ💘
im
ሤክሥ
ኦምሥአበዳድ
ብቅንዕና ሰብስክራይብ ተሓባበሩኒ ደቂ ዓደይ
Maletki Tigrinya nay tigray bahli nay eritrea tigrina yfelale eyu maletki dyu
ንስካ ከ ኣበይ ትህሉ ጀብጀብ ንጉስ ትግርኛ👑🎼💙
ደቅታ ሓላል መርት ውቅባት ቆናዱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
Esey deki tigray werazu subukat mukurat shenen bela 💕💕💕
ጠፊእኻና ጀጀብ ሓወይፅቡቕ
ኣቤት ትግሬዎች የዉበት መፍለቂያ 🇪🇹🇪🇹👍💐💐💐💐🌼🌼🌼💕💕💕💕😍😍😍
እናመሰግናለን ቋንቋች አንድ ኢትዮጵያን ነኝ እህት
በቅንነት ሰብስክራይብ ተባበረኝ ወንድም or እህት
ንምነታይ እኩም ትግራወይተን ኤርትራወተን ስሓውስወን ዝለኩም ትጋሩ ኮ ኩሉ እዩ ዝብህገን ስለዚ ተጋሩ ንብይነን ኣወርድወን ንፍቅሪ ንዝምር
ተጋሩዋይ ሽኮራት ኣታ ንሕናስ ከመይ ዲና ወርቂታት
Aytaashuwu ahatey
ደቂ ትግራይ አደይ ማነው እደኔ ከሁለት የወርቅ እቁ የተወለደው በአባቴ ትግራዊት በእናቴ አማራዊት እፍፍፍፍፍፍ መታደል ነው
Both your parents are the the same as far as tigreans are concern.we are the same people called Ethiopian You must be proud of yourself. Thanks sister.
@Oman Muscat wow
ብቅንዕና ሰብስክራይብ ተሓባበሩኒ ፅሩያት
Miss you more ethipian and eritrean.😘😘😘
Selam Allah selam launching ayzhosh selam yadrglsh
ኣስፋው ዓርከይ። I am proud of you ከም ናይ ኩልሻዕ። እዛ ደርፊ እዚኣ ነ’ት ዘለካ ጥልቀት ዘለዎ ፍቕሪስነ ጥበብ ተጉልህ። ትግራይ ዓድና ከማኻ ዝበሉ ፈተውቲ ዓዶምን መፍቀርቲ ህዝቦምን ዝኾነ ከም እምኒ ኣማልኽ ዝኸበሩን ዝደመቑንከየንቲ ስለዘለዉዎ ኣነ ከም ሓደ ትግራዋይ ብከየነቲ ትግራይና ብሓፈሽኡ ድማ ብጅግንነትን ተሪርነትን ህዝብና ይሕበን። መን ኣለዋትግራይ ብዘይካ ህዝባ? ህዝባ እንዶ ታሪኽ ዝፀሓፈ ብቐይሕ ደሙ? ነ’ዝ ጅግና ህዝቢ እዙይ ብዘለና ኩሉ ክንውድሶ ንባህሉን ንኽብሩንጠጠው ክንብል ኢና። በርትዕ! ትግራይን ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ናይ ደቃ ምርብራብ እትደሊ ሕዚ ስለዝኾነ ደጋጊምካ ኣለና በሎ፡ነ’ት ተባዕ ህዝባ። ኣለና ኣብ ጎንኻ። ዓሽ ኣስፋው ጀብጀብ!
መልክዕ ተጋሩ መፀለላት ካብ ዓይኒ ሓሳድ የዉፅእኽን ወይዘራዝር ትግራይ
ዝሕል .. እድእ..ምዉቅ ..ዝበለ ዝፈትዎ ህርመት። የቀንየልና ኣስፋዉ..
ተጋሩዋይ💘💘💘💘
100/100 tigraweyty koyne bimftarey kalat yhazreny abet melke 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
ኣቱም ጀጋኑ ደቂ ዓባይ ትግራይ
Deki Tigrina xubuqat ❤❤❤
ብሱል ከያናይ ሓወና ኣርቲስት ኣስፋው ጀብጀብ ንዘን ናይ ዓለምና ቆናጁ ዝኾና ተጋሩ ኣሓትና ዝገልፅ ብምድራፍካ ነመስግነካ ዝግበአን እዩ:: ትግራይና ትዕወት::
ደቂ ትግራይ ቆንጁ ደቅዞም ጀጋኑ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
ኩሉ ትግርኛ ተዛራቢ ትግራዋይ ዩ...ደስ ይብል
ክክክክ ኪድ ዓባቅ
2024/2/18 tigray music ft eritrea love Tigrinya people
መለይ ሰበይቲ በረከት ወልዱ wow ገለ ዓይነት ግርማን ፅባቀን ኣለው zterfa ka shkorat
Mereb Esifanos beautiful Eritrean!!
I LOVE YOU ❤👈ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤
ሰምሃልየ ሰብስክራይብ ተሓባበርኒ
Hands down Tigray is beautiful !!!
ቆናጁ ደቂ ትግራይ
ምቁር ዜማ ፡ ጽቡቅ ትሕዝቶ ግጥሚ ቀጽሎ። ምበል 50 like 8ይ ጸሓፊ ኮመንት 👍👍👍views b photo selam kbezHalka eyu
ናይ ብሓቂ ትልፊ ባህሊ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን
مرت🙅♀️❤🥰
እሳይ ኩርዓት ደቂ ትግራይ ዓደይ
ተመስገን ፈጣሪ ትግሪኛ ( ትግራዋይ ) ጎይታ ኣድሊስ ዎ ኣኩሱም ጌርካ ዝፈጠርካኒ
ዛ ደርፊ እዚኣስ ንበይና ያ ክጥዕም .
በዘይምንም ምግናን መልክዕ ካብ ትግራዎት ዝበለ የለን ተበልኩ እንትንሰና ኣልሓምዱሊላህ / ተመስገን ፈጣሪ ትግ
ግርም ናብ ትግርኛና ንመለስ እዚ ኹላ ማዕልቲ ሲ ዘይንፈልጦም ኣምሓርኛ ግዲ ፀሊልና ነይሩ
Tigrian are special!!!!!!100% fuluyat ftret!!!!nfetari kea msgana ygboo
ደስስስ በሃልቲ ደቂ ትግራይ መዓረይ
እሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፁሩያት ከም አረቂ ተመስገን ፈጣሪ ትግራወይቲ ጊርካ ዝፈጠርካኒ🙏🙏🙏❤❤❤❤💜💋💋💖💖💖💖
ጽቡቕ ስራሕ እዩ ንሕና እውን ሞራል ንሃቦም ንዞም ደርፊታት ዝለቁልና ዘለዉ
ቢንየ ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
Dse ktbeh
ፅቡቃት ትመስሉ ጥዕይ ዝበለ ደርፍታት ልቀቁልና።
Good job Assfaw it's a nice music. Keep it up !!
👉🇻🇳or🇪🇷👈miss u ❤❤👍
ትግራይ ትመስል ሙቁርትን ተብሃጊትን ሃገርስ ትህልው ዶ? ትፍጠርስ ዶ ? ኩርዓት❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪
እዛ ደርፍስ ምሳይ ዝየለ ሰብ ተዘካክረኒ እዋይ ታይ ምግባር ይሐሸኒ እህህህህህህ ጥራሕ
Yebel xibuk serah Eu Asfaw
እሰይ ምቅራተይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ
I love you tegaru......❤😍❤😍❤
ሰላማዊት ግን ናበይ እያ ከዳ ጠፊኣ እኮ ብዝኮነ ሰላም ትሃሉ ዛሽኮር ጒል ዓደይ ፍርየት የማነ ዋ ጠፊኣ ብሰላም ዶ ይኮና
እሰይይይይይይይይይ ሙቁራት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏ጎራዙ ሃገርና 💕🇻🇳🇪🇹🇪🇷💯👍
እቲ ካብ ዓለምና ውሕዳት ህዝብታት ብዓል ፍሉይ ታሪክ ዝኮነ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እዩ ናይ ስልጣኔ መሰረት ናይ ፊደላት ግእዝ ወናኒ ናይ ያሬዳዊ ዜማ ወናኒ ዓለም ኣብ ጸልማት እናሃለወን ናይ ባዕሉ ብወርቂ ሳንቲም ሰሪሑ ክዳብ ህንዲ ብንግፊ ዝቓጻጸር ዝነበረ ካብ ዓለምና ቀዳማይ ይግብሮ ምዚ ህዝቢ ዝዋዳደር እንተሃልዩ ንገሩኒ ቆናጃጁት ተጋሩ ናይ ኣዲክን ንግስቲ ሳባ ኢክን ሒዝክን ሰላምክን ይብዛሕ ኣብ ዘልክናኦ
H⁰
Wooow
Yekenyelna yene konjo Btaemi ena nfetwekum nskum ewin Btaemi ekum tsibukat tegaru ahwateyy
Ni Amiharu Belom Kemu Esom Eyom Nigsinet Kab Edkum Mentilom Niametat Tseqtemikum Not us
Kab hzbi tigray zbelix memhirkum hzbi eritra alo
ሽኮሪናታት ተጋሩ
Nay Eaest Africa zxbeka Tegaru eyn.🇪🇷
Simon CR.7 ysemama iye
ILoveyou my best song ❤️❤️❤️♥️♥️❤️ asfawey Iloveyou
Wawww targaru ajokum bartu haftkum E
ይበል....... ፅቡቓት ንበራልና
Selam yohanis እያ ቆንጆ እና ኤዴን ማር
ደቂ ትግራይ ዓደይ ክንደይከ ክትሽኩራ ሓላላት ፍጥረት
ኣሰይይይ ትግራዋይነት ኩቡሩ ማንነት ኣሰይይይ l love yuo ትግራይ ዓደይ
ሰብስክራይብ ተሓባበርኒ ማር
ደቃ ትግራይ ማዓር እሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰ
ta Tigrawyti...ኣይንሳንዶ ታትግራወይቲ
i Love U More ደቂ ዓባይ ት💛ግ💗ራ💛ይ💘💋💪
👌
🤭🤭🤭
חמיחימצתננצצ
Love
@@לקאוטלהון جميل
Ayyy tegaru mukan teadltia eko eyu I love u all tegarwania btamia keyeadnekuka ayhalfn btam deszbl musica
Love you my people ❤️
ኣሰይ ምቁራት ንዒድመ ይበልክን ደቂ 2 ትግርኛ ዝፈልየና የሎን ድሕር ሕዚ እንባሕ በላለይይይይይ
ርቹ ሰብስክራይብ ተሓባበርኒ ዝያዳይ
Ab 2024 zsemea seb alo do kemzi kemay 🥰🥰🥰
አቤት ክጥዕመልክን 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗
ተጋሩዋኒ ወርቂ ሚሎን መን ከማክን💊💊👸👸👸💊💊
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ
ዛደርፊ ክፈትዋ
"ይበል ድምጺ" ጡዑም ሙዚቃ አሰፍዉ keep it up❤
Tegray adey l love you too
My favorite song👏🔥
Mereb Esifanos Eritrean !!
Beautiful. We Ethiopians are very beautiful. Verl lovely u made it .Congra....thanks.
ወርቁየ ሰብስክራይብ ተሓባበርኒ
Welcome Asfaw
Wow beloved music asfesh
የናተ ያልሆነ የሙታን ፀጉር ጨሌ የቡዳ መንፈስ አሳፋሪ ብዐል ንቂ የስይጣን ፈረስ ለሀገር ሸክም ያደረጋች የዝሙት። የአልጠግብ ባይነት መንፈስ
አይደለም አይነጥላ ለሚባል ቡዳ በልጅነታቸው ከአይናች በማፍሰስ ለሰይጣን ስለምትገበሩ ባህርያቾሁ የሰይጣኑ ነው እናተ ፈረሱ ናችሁ ለዚህም ነው
@@ethiogbregeb3710 ኣንተ ሸይጣን ደረግ ኣውሬ ደም መጣጭ ኣውሬ ኣውሬ እንደፈለግነው የመንሆነው ኣንተ የሰጠህን መብት ሳይሆን ታግለን ያመጣነው ነፃነት ነው ኣንተ ውሻ 666
He is so jelues of tegrian! That why! Tegrian beautifull gifted people❤🌷❤❤
መቀረት ናይ ልበይ ዝፈትዋ
Sye entertanment nice job keep it up
ትግራይ ትስዕር
Waawww omg 👍 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽 good job
Deki tigray shkorat konagu wudddddddd
ትግርኛ ሙቃ ስወድ
konjooo deki tegray Adey ❤❤❤
Selamkum ybzah etiyo give mee lik
Adiam Sibhatu is an Eritrean!!
ሰብስክራይብ ተሓባበርኒ ዝሓወይ
😍😍ሸካርናታት
Litiftew derfi samiye lemonwa derfi iya 💕💕💕
Almaz Eyassu XXXIX
ኣታ ወነይ ተላዕሉኒ ❤❤❤❤❤
ዓባይ ቲግራይ ነቅድሚት
Eleeel eleeel eleeel 🙏
halew lew bezhune kkkk Love muqurtey❤️❤️❤️
wow, wow, wow konjo
,😘👑💞💟🙏
ንትግርኛ ተናገርቲ ዝፈቱ ከማይ ኣሎ ዶ ❤❤❤❤❤
ን ተጋሩ 👍👍👍👍👍ካልእ 👎👎👎👎👎👎👎
👍👌❤🇻🇳❤💪
From
ተዛረብቲ ባ በሊ *
ያጀምዓ ሰብስክራይብ ተሓባበሩኒ ፅሩያት አሕዋተይ
ደቂ ክልተ ህገር ሓደቋንቋ እስኪ like👍 ሃቡለይ ነዘን ምቁራት ትግርኛ
👉🇻🇳🇪🇷😍
👇
ሰለማዊት ይውሃንስ ድኣ ሽኾር ዋዕሮ ትግራይና❤💛❤💪🇻🇳✊👈🇻🇳👈
ብሓቂ ሽኮር ሽኮርር💝💝💝💝💝🇻🇳🇻🇳👈
ኻብ ዓይኒ የውፅእኽን ደቂ ትግራይ ወራዙ ።
አይ እዚ እንድዩ ደአ ዓይኖም ደም ዝመልኦም ።
ትግራይ ትዕወት ❤️💛❤️💛💪💪
መን ከም ተጋሩ መልክዐንን ሕብረንን ምን ክወዳድረን ትግራይና ንቅድሚት 💛❤️💛❤️💛❤️😘😘😘😘😘😘
ኣታ ከመይ ዲና ዕድለኛታት ተጋሩ ብምኳና እሰይይይ ታሓጋሰይ ወሰን የብሉን ትግራይ ዓደይ ዓምብብለይ ንበርለይ ለዘላለም😍😍😍
ትግራይ፣ገይርካ፣ዝፈጠርካኒ፣ተመስገን፣ጌታየ
ትግራይ ገይርካ ዝፈጠረካኒ ተመሰገን ፈጣሪ ትግራዋይነተይ ኩርዓተ መንነተይ l LOVE YOU TEGREY
ጋል ትግራይ ሽኮር ሰብስክራይብ ተሓባበርኒ
I Love you Tigray 🌹🌹🌹🌹🌹
ባሓቂ ተመስገን
Kehatekum yehwat bkemey ekum eritrawi gerka zfeterkani temesgen tigray gerka zfeterkani temesgen tbulu gega eyu sm egziabiher bkonto aytellu zbil xihif alo egziabiher simu bkonto tellikmo key teqexeakum aytehalfun ekum tigreway bmikaney temesgen tebelkum ayxilaen eyu eritrawi bmikaney temesgen tebelkum ayxilaen eyu egziabiher gn aytetwiwo please
ኣቱም ሰባት ዋላ ኣወዳትና ኮኢናለ ፅቡቓት ቓሕ ባሃልቲ ወይ ጉድ ካብ ዓይኒ እስቲ የውፀና ፈጣሪ::
❤❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
ብቅንዕና ሰብስክራይብ ግበሩኒ ፅሩያት ደቂ ዓደይ
ፅሩያተይ ኣምላክ መልክዕክን ኣርእዩ ኣይክላእክን ሽኮራት ደቂ ትግርኛ መን ከም ባህልና ኣጆክን ሰላምና ውን ይመልሰልና ሓላላተይ ኣሰይ ትግራይ ትግርኚኚኚ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
I am from Eritrea just I love you so much tigray music and people I miss you
ኤርትራውያን ኣይደለን ምስ ተጋሩ ክሕውሳ 🔪✂
TDF love💊ኣለና ዶ
ትግራወይቲ ብምኾነይ ኩርዓት ይሰመዓኒ አሰይ ደቂ ዐደይ ማዓረይ
መልክዕን ተጋሩን መካይዲ ኢዮም እኮ ቡሱሩ እኳዕ ካባካትኩም ተፈጠርና ቋንቋና ጡዑም ባህልና ፅቡቅ መልክዕና ፅቡቅ ታሪክና ፅቡቅ መበቆል ስልጣነ መበቆል ሃይማኖት እታይ ኣሎና ዝጎድለና እባ ዋላሓንቲ💘
im
ሤክሥ
ኦምሥአበዳድ
ብቅንዕና ሰብስክራይብ ተሓባበሩኒ ደቂ ዓደይ
Maletki Tigrinya nay tigray bahli nay eritrea tigrina yfelale eyu maletki dyu
ንስካ ከ ኣበይ ትህሉ ጀብጀብ ንጉስ ትግርኛ👑🎼💙
ደቅታ ሓላል መርት ውቅባት ቆናዱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
Esey deki tigray werazu subukat mukurat shenen bela 💕💕💕
ጠፊእኻና ጀጀብ ሓወይ
ፅቡቕ
ኣቤት ትግሬዎች የዉበት መፍለቂያ 🇪🇹🇪🇹👍
💐💐💐💐🌼🌼🌼💕💕💕💕😍😍😍
እናመሰግናለን ቋንቋች አንድ ኢትዮጵያን ነኝ እህት
በቅንነት ሰብስክራይብ ተባበረኝ ወንድም or እህት
ንምነታይ እኩም ትግራወይተን ኤርትራወተን ስሓውስወን ዝለኩም ትጋሩ ኮ ኩሉ እዩ ዝብህገን ስለዚ ተጋሩ ንብይነን ኣወርድወን ንፍቅሪ ንዝምር
ተጋሩዋይ ሽኮራት ኣታ ንሕናስ ከመይ ዲና ወርቂታት
Aytaashuwu ahatey
ደቂ ትግራይ አደይ ማነው እደኔ ከሁለት የወርቅ እቁ የተወለደው በአባቴ ትግራዊት በእናቴ አማራዊት እፍፍፍፍፍፍ መታደል ነው
Both your parents are the the same as far as tigreans are concern.we are the same people called Ethiopian
You must be proud of yourself. Thanks sister.
@Oman Muscat wow
ብቅንዕና ሰብስክራይብ ተሓባበሩኒ ፅሩያት
Miss you more ethipian and eritrean.😘😘😘
Selam Allah selam launching ayzhosh selam yadrglsh
ኣስፋው ዓርከይ። I am proud of you ከም ናይ ኩልሻዕ። እዛ ደርፊ እዚኣ ነ’ት ዘለካ ጥልቀት ዘለዎ ፍቕሪ
ስነ ጥበብ ተጉልህ። ትግራይ ዓድና ከማኻ ዝበሉ ፈተውቲ ዓዶምን መፍቀርቲ ህዝቦምን ዝኾነ ከም እምኒ ኣማልኽ ዝኸበሩን ዝደመቑን
ከየንቲ ስለዘለዉዎ ኣነ ከም ሓደ ትግራዋይ ብከየነቲ ትግራይና ብሓፈሽኡ ድማ ብጅግንነትን ተሪርነትን ህዝብና ይሕበን። መን ኣለዋ
ትግራይ ብዘይካ ህዝባ? ህዝባ እንዶ ታሪኽ ዝፀሓፈ ብቐይሕ ደሙ? ነ’ዝ ጅግና ህዝቢ እዙይ ብዘለና ኩሉ ክንውድሶ ንባህሉን ንኽብሩን
ጠጠው ክንብል ኢና። በርትዕ! ትግራይን ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ናይ ደቃ ምርብራብ እትደሊ ሕዚ ስለዝኾነ ደጋጊምካ ኣለና በሎ፡
ነ’ት ተባዕ ህዝባ። ኣለና ኣብ ጎንኻ። ዓሽ ኣስፋው ጀብጀብ!
መልክዕ ተጋሩ መፀለላት ካብ ዓይኒ ሓሳድ የዉፅእኽን ወይዘራዝር ትግራይ
ዝሕል .. እድእ..ምዉቅ ..ዝበለ ዝፈትዎ ህርመት። የቀንየልና ኣስፋዉ..
ተጋሩዋይ💘💘💘💘
100/100 tigraweyty koyne bimftarey kalat yhazreny abet melke 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
ኣቱም ጀጋኑ ደቂ ዓባይ ትግራይ
Deki Tigrina xubuqat ❤❤❤
ብሱል ከያናይ ሓወና ኣርቲስት ኣስፋው ጀብጀብ ንዘን ናይ ዓለምና ቆናጁ ዝኾና ተጋሩ ኣሓትና ዝገልፅ ብምድራፍካ ነመስግነካ ዝግበአን እዩ:: ትግራይና ትዕወት::
ደቂ ትግራይ ቆንጁ ደቅዞም ጀጋኑ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
ኩሉ ትግርኛ ተዛራቢ ትግራዋይ ዩ...ደስ ይብል
ክክክክ ኪድ ዓባቅ
2024/2/18 tigray music ft eritrea love Tigrinya people
መለይ ሰበይቲ በረከት ወልዱ wow ገለ ዓይነት ግርማን ፅባቀን ኣለው zterfa ka shkorat
Mereb Esifanos beautiful Eritrean!!
I LOVE YOU ❤👈ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤
ሰምሃልየ ሰብስክራይብ ተሓባበርኒ
Hands down Tigray is beautiful !!!
ቆናጁ ደቂ ትግራይ
ምቁር ዜማ ፡ ጽቡቅ ትሕዝቶ ግጥሚ ቀጽሎ። ምበል 50 like 8ይ ጸሓፊ ኮመንት 👍👍👍views b photo selam kbezHalka eyu
ናይ ብሓቂ ትልፊ ባህሊ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን
مرت🙅♀️❤🥰
እሳይ ኩርዓት ደቂ ትግራይ ዓደይ
ተመስገን ፈጣሪ ትግሪኛ ( ትግራዋይ ) ጎይታ ኣድሊስ ዎ ኣኩሱም ጌርካ ዝፈጠርካኒ
ዛ ደርፊ እዚኣስ ንበይና ያ ክጥዕም .
በዘይምንም ምግናን መልክዕ ካብ ትግራዎት ዝበለ የለን ተበልኩ እንትንሰና
ኣልሓምዱሊላህ / ተመስገን ፈጣሪ ትግ
ግርም ናብ ትግርኛና ንመለስ እዚ ኹላ ማዕልቲ ሲ ዘይንፈልጦም ኣምሓርኛ ግዲ ፀሊልና ነይሩ
Tigrian are special!!!!!!100% fuluyat ftret!!!!nfetari kea msgana ygboo
ደስስስ በሃልቲ ደቂ ትግራይ መዓረይ
እሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፁሩያት ከም አረቂ ተመስገን ፈጣሪ ትግራወይቲ ጊርካ ዝፈጠርካኒ🙏🙏🙏❤❤❤❤💜💋💋💖💖💖💖
ጽቡቕ ስራሕ እዩ ንሕና እውን ሞራል ንሃቦም ንዞም ደርፊታት ዝለቁልና ዘለዉ
ቢንየ ሰብስክራይብ ተሓባበረኒ
Dse ktbeh
ፅቡቃት ትመስሉ ጥዕይ ዝበለ ደርፍታት ልቀቁልና።
Good job Assfaw it's a nice music. Keep it up !!
👉🇻🇳or🇪🇷👈miss u ❤❤👍
ትግራይ ትመስል ሙቁርትን ተብሃጊትን ሃገርስ ትህልው ዶ? ትፍጠርስ ዶ ? ኩርዓት❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪
እዛ ደርፍስ ምሳይ ዝየለ ሰብ ተዘካክረኒ እዋይ ታይ ምግባር ይሐሸኒ እህህህህህህ ጥራሕ
Yebel xibuk serah Eu Asfaw
እሰይ ምቅራተይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ
I love you tegaru......❤😍❤😍❤
ሰላማዊት ግን ናበይ እያ ከዳ ጠፊኣ እኮ ብዝኮነ ሰላም ትሃሉ ዛሽኮር ጒል ዓደይ ፍርየት የማነ ዋ ጠፊኣ ብሰላም ዶ ይኮና
እሰይይይይይይይይይ ሙቁራት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏ጎራዙ ሃገርና 💕🇻🇳🇪🇹🇪🇷💯👍
እቲ ካብ ዓለምና ውሕዳት ህዝብታት ብዓል ፍሉይ ታሪክ ዝኮነ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እዩ ናይ ስልጣኔ መሰረት ናይ ፊደላት ግእዝ ወናኒ ናይ ያሬዳዊ ዜማ ወናኒ ዓለም ኣብ ጸልማት እናሃለወን ናይ ባዕሉ ብወርቂ ሳንቲም ሰሪሑ ክዳብ ህንዲ ብንግፊ ዝቓጻጸር ዝነበረ ካብ ዓለምና ቀዳማይ ይግብሮ ምዚ ህዝቢ ዝዋዳደር እንተሃልዩ ንገሩኒ ቆናጃጁት ተጋሩ ናይ ኣዲክን ንግስቲ ሳባ ኢክን ሒዝክን ሰላምክን ይብዛሕ ኣብ ዘልክናኦ
H⁰
Wooow
Yekenyelna yene konjo Btaemi ena nfetwekum nskum ewin Btaemi ekum tsibukat tegaru ahwateyy
Ni Amiharu Belom Kemu Esom Eyom Nigsinet Kab Edkum Mentilom Niametat Tseqtemikum Not us
Kab hzbi tigray zbelix memhirkum hzbi eritra alo
ሽኮሪናታት ተጋሩ
Nay Eaest Africa zxbeka Tegaru eyn.🇪🇷
Simon CR.7 ysemama iye
ILoveyou my best song ❤️❤️❤️♥️♥️❤️ asfawey Iloveyou
Wawww targaru ajokum bartu haftkum E
ይበል....... ፅቡቓት ንበራልና
Selam yohanis እያ ቆንጆ እና ኤዴን ማር
ደቂ ትግራይ ዓደይ ክንደይከ ክትሽኩራ ሓላላት ፍጥረት
ኣሰይይይ ትግራዋይነት ኩቡሩ ማንነት ኣሰይይይ l love yuo ትግራይ ዓደይ
ሰብስክራይብ ተሓባበርኒ ማር
ደቃ ትግራይ ማዓር እሰሰሰሰሰሰሰሰሰሰ
ta Tigrawyti...ኣይንሳንዶ ታትግራወይቲ
i Love U More ደቂ ዓባይ ት💛ግ💗ራ💛ይ💘💋💪
👌
🤭🤭🤭
חמיחימצתננצצ
Love
@@לקאוטלהון جميل
Ayyy tegaru mukan teadltia eko eyu I love u all tegarwania btamia keyeadnekuka ayhalfn btam deszbl musica
Love you my people ❤️
ኣሰይ ምቁራት ንዒድመ ይበልክን
ደቂ 2 ትግርኛ ዝፈልየና የሎን ድሕር ሕዚ እንባሕ በላለይይይይይ