Good point Yikealo nay Amanuel Assena mitskat nikulina keygeremena Ayterefen. kemti zibelkayo rieytioo hibubkekaliho nerwo. Amanuel Assena kabtom bi group nihigzo zineberna sebat ena abzi ewan ezi gin Amanuel Assena aygidin hizbi yiezebeka alo kemekedemka yihisheka mistekalesti habirka kitserih fetin netom zirehaku kutekerarib fetin kab niriesika mistom zirehaku tirihik kiblo eye zideli. Yikealo well said and well done keep it up. Regardless of what is done in Addis, you guys who went to addis to join this seminar must be given a credit 🎉
Zigerim iyu Yikaalo Hawina ❤ Nai Bihaki Moral zey bilom Hizibi This People is very Negativ yes its True they say Befor they srowing only Stone & What Now ?this young Generasjon is smart they Now Everything Ertrea is for Blu Revolusjon 🩵🌿🩵🌿💙🙏God bless you All
ይካኣሎ ሓወይ ፡ እዛ ናይ ምፍራም ዝበልካያ ፡ሰኣን ኣፍልጦ ከይፈረም ስቕ ዝብል መኣለያ የብሉን ፡ እንምበር ኣብ ሓንቲ ሰዓት ምተወድአ ፡ኣነ ንባዕለይ ክፍርም እንከለኹ ፡ ክንደይ ሰባት ሓቲተ ካብ ዞም ኩሎም ዝሓተትክዎም ፡ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ሓደ ዝሕግዘኒ ረኺበ ፡ስለዚ ኣብ መድያ እኹል ኣፍልጦ ክህልወና እኹል ኣፍልጦ ክወሃብ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስመዓኒ ።
ሰላምታይ ኣይረሳዕኩን ፡ ንትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ብጣዕሚ እና ነመስግን ፡ በርትዕ ሓቂ ሕዝና ንሕና ንዕወት ፡
ቃልስና ቃልሲ እስራኤላውያን ክገብረልና ድማ ከም ንግጉስ ነህምያ ብትግሃት ንሓቅን ንፍትሕን ደው ክንብል ይግባእ ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣማኒኤል ነዊሕ ጌሩ ኣሎ ኣራኣእይኡ ኣብ ልዕሊ ብርጌድ ንሓመዱ።
ብርጌድ ንሓሙዱ ግን ክዕወት ኢዩ 💙💙💙
ክብሪ ይሃብካ ሙሴ ሓወይ ። ኣጆኻ ሙሴ ተመሃሮ ይጽበዩኻ ሓይሊ ባሕሪ ክትምህሮም
እንተስ ብፍላጥ እንተስ ብዘይፍላጥ ኣብቲ አሜሪካ ሓድሽ መራሒ ዝመረጸትሉ እንታይ ውሳኔ ንቕርኒ ኣፍሪቃ ትህብ ኣብዘይወሰነትሉ ከምዚ ሰሚናር ጌርኩም ኣለና ኢልኩም ምርኣይኩም ዓቢ ዓወት ኢኹም ሰሪሕኩም ነቶም regime change ዝበሉ በዓል ማይክል ሩቢን ውን ነቲ ዘቕረብዎ ንክደፍእሉ ዓቢ ሓገዝ ዩ keep it up ሰማያውያን 💙
ይክኣሎ ንፍዕ መንእሰይ ኢኻ💙💙💙💙💙
ያኪ ወዲ ከም ወትሩ ጹቡቅ መደብ አንቓዕ ድሓን መጸኻ❤❤
በዞም ከባጩዉ ዝቐነዩ ተቃለስቲ ኢና ባሃልቲ ኣይትዳህለሉ "ዑዉት ስራሕ ሰሪሑኩም ኢኩም አሞ ሞጎስ አግበአኩም!!
ይካኣሎ:
ኪሮስ ኣስፋሃ ሎሚ ማዓልቲ ምስ ኢትዮ-ፎረም ሕጽር ዝበለ ቃለ መሕተት ጌሩ ኣሎ: ንመጀመርታ ግዜ ብዕሊ ብረታዊ ቃልሲ ክጅምሩ ምዃኖም ተዛሪቡ ኣሎ: እዚ ሓድሽ ኩነት እዩ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኢሳያስ ንመጀመርታ ግዜ-ድሕሪ G-15 ማለት እዩ ንናይ ኢሳያስ ስልጣን ዝፈታትን ተርእዮ እዩ: ብናተይ ግምት ኢሳያስ ክልተ ነገር ክገብር ክፍትን እዩ: ንኣዕራብ ሃገራት ምስ ኣቢይ ኣሕመድ ኣታዓርቑኒ ክብል ይኽእል ወይካኣ ንኣብይ ዓሰብ ክህበካ ክብሎ ይኽእል…ኣብዚ ክንርዶኦ ዘለና ግን….ንኣብይ ዘላቒ ናይ ባሕሪ ምጥቃም ዕድል ክፈጥረሉ ዝኽእል ምስ ኢሳያስ ምትዕራቕ ዘይኮነ ከምቲ ውፉይ ዝበሎ ምስ ዘይተበከለ ሓድሽ ሓይሊ ምሕዝነት ምፍጣር እዩ::
ይካኣሎ እዚ፡ ናይ ኣማኒኤል መምክነይታ ጭቡጥ ፡መመኸይነታ ፡የቡሉን ኣማኒኤል ካብ ናይ ሕዋሓት ዜናታት ምቅላሕ ናይ ደላይ ፍትሒ ብርጌድ፡ንሓመዱ ዝይቃልሕ ሕጂ፡ሱቅ ኢሉ ፡መመከነይታ ዘብዝሕ ካላእ ኣጅነዳ ኣለዎ😊
ይከኣአሎ ጽፉፍን ብሉጽን ኣቐራርባ 💪💪💪💙💙💙
💚💙enka bselam temeleska ykalo asli💚💙💪💪💪
ሰላም ይካኣሎ ይገርመካ ኢዩ ቡዙሓት ዘይንጽበዮም ክዓፍሩ ጀሚሩ💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍
ብጣዕሚ ሙስየ ሓውና ዝሃብካዮ ሪቶ ብጣዕሚ ልቦና ዘልዎ ደስ ዝብል
ይኪ 💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💙🌿🌿🌿
ነናይ ኣባኣያ ትደግምዘላ ስራሕና ጥራሕ ንስራሕ
ሰላም ሓው ይካኣሎ ጽቡቁ መደብ ቀጽሎ 👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪✅✅✅✅
እንቋ ብሰላም ተመለስካ ኩቡሩ ተቃላሳይ ይካኣሎ
እንቃዕ ብዳሓን መጻኻ ኣጆኹም ቀጽሉ ዓዕቕምኹም ክንዕወት እና❤❤❤
እንቃዕ ብሰላም ኣተኩም ጽቡቅ ዓወት ንቀጻሊ ምሉእ ዓወት ይገረልና ብርጌድና
መርሓባ ብርሃን ገጹ እንቃዕ ብሰላም ተመለስኩም
ኣሰና ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ ክነስተውዕለሉ ኣለና፡መሽካትዩ መርገጺ የብሉን
Welcome back Yikealo hawina i hope all birged ne hamedos are safe in ethiopia well done it's very amazing work God bless you 🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙
አንቃዕ ብሰላም ተመለስካ ይከኣሎ ሓወይ 💙💙💙💐💐💐💐💐🍇🍇🍇🍇💙💙💙💙💙
እንቓዕ ብሰላም ተመለስካ ይካኣሎ ኩቡር ሓወይ ታሓጉስና እና
ኣብ ስራሕ እምበር ኣብ ዕንክሊል የለናን
ጽቡቅ ድሃይእንቃዕ ብሰላም መጻኻ🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
እሰይ ሽኮረይ እንቋዕ ድሐን መፃአኻ💙💙💙💙💙💙💙💙
አሞ ጸሎት ቁኑዓት ሰሊጡ ይካኣሎ ሓውና ከብዲንኣ ሕኣቑፍና ኣምላኽ ይመስገን🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
ንሜሴ ስለቲ ቡሱል ሐሳቡ መግለጺ ቃላት ኻኤ ዘይብለይ❤💙💙💙💙💙💙💙💙
Well come Yikealo Anbessa Thank you 💙💙💙
እሴይ እሴይ እሴይ እሴይ እሴይ እሴይ. እጓዕ ብሰላም መጻኻ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አማን ጌና ካብ ሃገራዎነት ሻዕብያ አይወጸን . ብዛዕባ ባሕርን ባድመን ዩ ዝሓስብን ዝቃለስን
WELCOME BACK TIKEALO HAWNA
yikealo hawuna akndi zhgoso antsar ykedu yonas mestika mebeyeu zbedelo tshfwo znebere btaemi ahrikna💙💙💙💙
እንኳዕ ብሠላም ተመለስካ ክቡር ሓዉና❤❤❤❤
ሰላም ሰላም ይኪኣሎ መጀመርያ አንቃዕ ብሰላም ተመለስካ ናይ አረትራውያዝ ገብርዎ ዘለው ኣጀንዳ ኣየገድሰናን ኢዩ ንሕና ብኸመይ ዓድና ንምለስ ጥራይ ምሕሳብ ይሓይሽ ባሃላይ ኢየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጸባ ምስተሓቆነ ኣብ መወዳእታ እዩ ጠስምነ ካልእን ምፈልላይ ዝጅምር ስለዚ እቲ ጊዜ ኣብ ኮምኡ ኢና ዘለና ። ኣይንሰምብድ
👍👍👍
እንቃዕ ብስላም ተመለስካ ኣምላኽ ጥዑም እዚ ዘማሐለልፍኻዮ ንጹር እዩ ጥራይ ንኺድ ካብ ደላይ ፍትሒ እየ ዝብል እዩ ተቃውሞ መጽኡ 🤔🤔
ንኣማንአል ልሕሉሕ ፅብቅቲ መልሲ ሂብካዮ 👍
ይካአሎ የቀንየልና ተገዲስካ እተሕልፎ ዘለኻ ስመር ተዓወት
ኣማኔል ምስ ኢሳያስ ተባኢሱ እምበር ካብ ህግደፍ ኣይተላቀቀን እቶም ዝፈልጥዎ ውን ኢሰያስ ሀሪምዎ ይብሉ ኣስተውዕልሉ ኩሉ ጊዜ ተቃውሞ ንብርጌድ ንሐመዱ ንሱ ክማእዝኖ ይደሊ
መዕንጣ ከብዶም ምስተቖረጹ ዝብልዎ ኣይፈልጡን ። እንበር ትማሊ ኤርትራዊያን ኢና ኢቶጲያ ከአ ድምና ኢዮም ይብሉ ከምዘይነበሩ ሕጂ ኽዳኖም ዘባላሸዉ ይመስሉ 💪💪💪💙💙💙 ብርኪ ሊሎ
ይክኣሎ ኩሎም ሓደ እዮም ህግደፍ ህዝባዊ ግንባርን
ንኺድ ጥራይ ባዓል ተስፎም ባዓል ማስቲካ ተዛሪቦም ደው ዝብል ቃልሲ የብልናን
👍👍👍
Good point Yikealo nay Amanuel Assena mitskat nikulina keygeremena Ayterefen. kemti zibelkayo rieytioo hibubkekaliho nerwo. Amanuel Assena kabtom bi group nihigzo zineberna sebat ena abzi ewan ezi gin Amanuel Assena aygidin hizbi yiezebeka alo kemekedemka yihisheka mistekalesti habirka kitserih fetin netom zirehaku kutekerarib fetin kab niriesika mistom zirehaku tirihik kiblo eye zideli. Yikealo well said and well done keep it up. Regardless of what is done in Addis, you guys who went to addis to join this seminar must be given a credit 🎉
እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ይከኣሎ ሓወይ ❤🙏
bLikie nSirat higdef keyalekha hegern hizbn ketedin aytkhieln. Eti qedamay ilama nHigef mielay eyu. Bravo Ykaalo TV
ይካአሉ እንቋዕ ደሐን ተመለሰኩም። ንዓመታ አብ አሰመራ ተባረኩ። 🙏🏾💕
Zigerim iyu Yikaalo Hawina ❤ Nai Bihaki Moral zey bilom Hizibi This People is very Negativ yes its True they say Befor they srowing only Stone & What Now ?this young Generasjon is smart they Now Everything Ertrea is for Blu Revolusjon 🩵🌿🩵🌿💙🙏God bless you All
ይከኣሎ ንፋእ ተንታኒ በርገድ ንሓመዱ ብረታዊ ቃልሲ ተጀሚሩ ኣነ ብቀጥታ ክጋደል እየ ምስበርገድ ንሓመዱ ትግራዋይ እየ
ሰላምም ይካሎ ሓውና ከመይ ቀኒካ
ብዝኮነ ብልክዕ ንተቃዋሚ ምቅዋም ብፍላይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ጌጋ ኢዩ።ኣብ ታውላ ግን ክትረዳዳእን ክትውሓሓጥን ኣለካ።
ኣማኒኤል ኣሰና ጉዳይ ትግራይ ዓጢጥዎ ህወሓት ከይትፈርስ ጎስጓስ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ክወጽእ ከምዘለዎ ኣብ መገሽኡ ኣብ ጀርመን ኣብ ሆቴል ኣላጊሱ እዩ ንበዓል ዶር ደብረጼን ክጉስጉስ ቀንዩ ግደፎ ነዚ ሰብ እዚ
ኣማንኤል ዞይሩ ዞይሩ ናብ ሻዕቢያ ኢዩ ጉዕዝኡ።ንተጋሩ እውን ክኸፋፍሎም እምበር ከዐውቶም ኣይኮነን ጻዕሩ።
ወረኛ ሎቁማፅ መሽረፈት የኤርትራ ባህር ነው የሚፈልገው አሻሹ
Enqae bselam temeleska ykealo hawey Jgna wedi meley 💙 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ኣማኑኤል ናይ ደብረጽዮን ኣኬባታት ከማሓላልፍ ዩ ግዜ ዘይረከበ😜
እንቃዕ ሰላም ተመለስካ ያኪ ሓወይ💙💙💙💙
ይከኣሎ ሓወይ እዚ ምኽንት ኢዩ ኣማኒኤል ዝመለሶ እታ ጠንቂ እታ ኣውራጃ ኢያ ። ምስ ብዙሓት ጉጅለ ከም በዓል ጆሲ
ይኪ ጂግና መትከላዊ ብዓል ሙሉእ ሕልና
Enkuae biselam temeleska yikaalo💙💙💙💙💙💙
እንቃዕ ብሰላም ተመለስካ ይካኣሎ ሓዉና 💙💙💙💙💙💙
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ይክኣሎ ቡሉፅ ሰብ🙏🙏💊💊🤝💙💙
ኣሰና ድኣ ንሕወሓት ይድግፋ ኣሎ
Measyu ezi dnkurigna zyefie??
Kurub hangolka asrehayo
ኣማኑኤል ኣሰና: ሕጂ ዘይኮነ: ኣዋርሕ ጌሩዩ ንብርጌድና ጠንጢኑ ምስ ህወሓት ካብ ዝሰልል! It's painful to observe that!
ኣበሳ እካኣሎ ቀጽሎ መለይ ትስዕር💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ይካአሎ እንቃዕ ብሰላም ተመለስካ❤❤❤
ብርጌደይ ንቅድሚት ❤️💛💙💙💊💪👍
Well come back ይካኣሎ ሓውና ❤❤❤
forsa ብርጌድ ንሓመዱ ❤
ሕዋሕትን ህግደፍ ኣብ ሓንቲ ሳንቲም 2ገጽ እዮም።።።።
Ezia ya Eta kendi mstir.kab kedem kab tnti.hwhatn ,hgdefn keytalyu selam yelen.wenbedie ybl nebere dergi
Ezia ya Eta kendi mstir.kab kedem kab tnti.hwhatn ,hgdefn keytalyu selam yelen.wenbedie ybl nebere dergi
Ezia ya Eta kendi mstir.kab kedem kab tnti.hwhatn ,hgdefn keytalyu selam yelen.wenbedie ybl nebere dergi
Ezia ya Eta kendi mstir.kab kedem kab tnti.hwhatn ,hgdefn keytalyu selam yelen.wenbedie ybl nebere dergi
Ezia ya Eta kendi mstir.kab kedem kab tnti.hwhatn ,hgdefn keytalyu selam yelen.wenbedie ybl nebere dergi
ይኪ ሓወይ ናተይ እንቃዕ ብሰላም ተመለስካ ❤❤❤።
💙💙💙💙💙💙 መርሓባ መርሓባ ይከኣሎ ጂግና ኣገዳሲ ንቃልስና እንቃዕ ሓሳብ ልብኻን ልብናን ጌርካ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓውና💙💙💙💙💙💙
Semeyawi sewra nkdmit ykaelo jgna ajoka kexlo 💙💙💙💙
እንቃዕ ብሰላም ተመለስካ ይክኣሎ ጅግና❤❤❤❤
ንፍለጦም ጥራይ ፡ ረብሓ ገንዘብ እምበር ሓቀኛ ቃልሲ ከምዘይ ብሎም ይግለጹ ኣለዉ ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks Ykealo hawna enqae kea selam temeleska
Ayrdeanan eyu nay Beal Assena guday
Btami jeganuna ekum Xeba astikumuna Berged nhamedu Enkoe hagosena ab mulue alem zelekum Berged nhamedu 💙💙💙💙💙💙💙👏👏👏👏👏👏👏👏💙💙💙💙💙✅✅✅✅
Welcome back ይካአሎ ጀግና ወዲ ዓበይቲ ወዲ መለይ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
እምኒ ቀሊሊዩ እብ ኢሲራኤል 3ተሓሪዶም ።❤❤❤ውይይት ተሳሒቶ ሰጊሮም ሲጊሪ ድብ ሒጂኸማን አመሪካዊያን ምህረት ሰሚዖሙና በጥይተቀቲሎም እብ ብሔር ኦሻን ጠሒሎም ልጅ ህግድፍ ቢዘይ ፖሲፖሪቲ ጉሒፎሙና ልጅ ሓቀኛኢዩ ህግድፍ ቲሚሲኪር እልም ።ዓለም መንግስት ኤርትራ የለን ቁዋም የለን።አቶ እስያስ ተንቤን ኢትዮጲያ ዊ ኢዩ።።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
Well stated Dr. Selam. Thanks Ykealo
ብጣዕሚ ዝገረምዩ ባዓል ኣሰና
Ezi gzea anta menesey tbat eyu zhatt minnnn awegd 💪💪💪💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Xeba Astikumna....Ykealo Hawey
Bselam Nanab betkum Temelesuna❤
ይክኣሎ ሓወይ ክፈትወካ ማዓት እየ ኣጆኹም ❤❤❤❤🎉🎉🎉
Welcome back Yikealo hawey💙💙💙
ሰላም ሰላም ይካሎ ሓውና እንኾዕ ብሰላም መጻእካ ብጣዕሚ ተሓጉስና ግን ንእሽተይ እዩ ካቡኡ ንላዕሊ ክንሰርሕ ኣለና ኣጆና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ወፊርኩም እተው ደቂ መለይ 💙💙💙
ኣየ ኢማ ህዝቢ እናጠፍአስ ባሕርድ ሃገርዶ ትብል ደቅኻ ሓቁፍካ የሕዝን ኣተሓሳስባኹም 💙
ፍትሒ ን ህዝበይ❤❤❤❤❤❤
እንቛዕ ብሰላም ተመለስካ ኣኪለ❤❤❤
ናይ በሓቂ ጅግና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏
ብርጊድ ነሓመዱ ይዕወት💪💪💙💙💙💙💚💚💚💚
Forget about complaints just do the fact overall we Eritrean youth we need basic necessity that is remove dictator
ብጣዕሚ ሰነፋት ዮም እዞም ናትና ውድባትስ ንኣብነት ተጋሩ ውድባት ብዓል ምሓሪ ዮውሃንስን ካልኦትን ምስባዓል ሕውሓት ሓደ ውድባት አይኔበሩን እንተኾነ ግን ኣብቲ ኣገዳሲ ግዜ ብሓሳብ ተዋጊኦሞ ነቲ ናይ ሓባር ጸላእኦም
My hope is only from young generations 💙💙💙💙🌿🌿🌿
መርሓባ ይኪ welcome back brother❤
Yekalo…Hawaiian great point!!!🩵🇺🇸
ይከኣሎ ንአሰና ዘይትቀብጽወዏ አብ UK ሰሚናር ከይመጸ ዝተረፈ ሰብ እዩ አጸበብነት ወሪዱ እዩ የለን አብ ቃልሲ የለን
Enqa bselam temelseka ykialo Hawey 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ተባረኽ ጅግና !!
ጹቡቕ ኣገላልጻ ኢካኣሎ
Welcom back yikealo 🙏👍
Yekealo, ዋላ ኣኽላብ አናነብሑ ከም ሱቅ አሉ ዘጓዓዝ ግመል ኩን፡፡
ቀጽሎ ይክኣሎ ሓዉና
Well come back yikealo it was beautiful program I'm prodded of you all 💙 old and young ❤🎉❤
Xubuk mebrhi ykialo hawey 💙🌿💙🌿💙🌿💙👌👌✅️✅️🙏🙏
Asena,(Amanuel) ,J-Stdio, and Teddy press are???????