It was a funny interview really. Honestly, the gentle man gave wisely advice to the public at all. But the journalist didn't even have paper and pen in his hands. As a journalist, he was not even serious about the issue. Why? This is my view of point.
❤❤❤❤❤
❤👌👍
ዋ❤ው!
ብትክክል ገሊፅዎ ኣብ ትግራይ ለሎ ክፍኣት
ኣለኹ ምሳኻ ጅግና ኢኻ ንስኻ ኩሉ ኢልካዮ ኢኻ ትኽክል ዩ ዝበልካዮ❤
እተን ኣነ ዝረኣያኒ ዘለዋ እዩ ገሊፁወን እዚ ሓወይ ብዛዕባ ትግራይ, ኣካይዳ ሕብረተሰብና ከም እምነት እዩ ሒዙዎ ዝነብር ዘሎ ንኣብነት ከም ጥንቆላ, ድግምቲ, ኣስማት ዝመሳሰሉ ኣቕሺሽቲ መሲሎም ህዝብና ብሰንካቶም ኣብ ጉግይ መንገዲ ሒዙ ክመላለስ ይገብሩዎ ኣለዉ።
ካልእ ኣመራርሓ እዩ ህዝቢ ብትኽክል ከይመሓደር ብዚኸዶ ምስራቤት ሙስና ጉቦ ምህላዉ ዓብይ ሽግርን ጌጋታትን ዝሰፈነላ ዓዲ ኮይና ኣላ ብሰንኪ ዞም ጉሒላታት ኣብ ምስራቤት ኮፍ ኢሎም ብሰንኪ ኣመራርሓ ዝቆፃፀሮም ዘይብሎም ህዝብና ብመሪር ሂወት ናብሩኡ ይመርሕ ኣሎ እዚኹሉ ተኣኻኺቡ ቁጣዓ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ትግራይን ህዝባን ክወርድ ዝኽእል ሓጥያትን መርገምን ግፍዕን እግዚኦ መሃረና እዩ ዘብል ካብ ስሕተቶም ተማሂሮም ኣቕሺሽትን : መንግስትን : ህዝብን ናብ ንሳሓ ክኣቱ ኣለዎም ኩሎም እ/ኣብሄር ትግራይ ክምሕራ እንተኾይኑ። ካብ ቁጣዓ እ/ ሄር ይምሓረና
ምሕረቱ ድማ ይብዛሓልና
ትግራይ ብምሕረት ኣምላኽ ትሸፈን, ትግራይ ክፉእ ኣይትርከብ
ገበዚ እንኳዕ እግዚአብሄር ከብቲ ሱስ አዉፅካ
ሓቂ
It was a funny interview really. Honestly, the gentle man gave wisely advice to the public at all. But the journalist didn't even have paper and pen in his hands. As a journalist, he was not even serious about the issue. Why? This is my view of point.
ሱስ❌
ወልፊ✅
ቆንዳፍ ደመና ፀላእትና ኢኹም ክትፀንቱ ኢኹም 100 አመት የቤት ስራ አለካ
Entay akimi aleka zero boletika
What kind analysis in 1977 eritrea not independent
Your liar