My brother from a different mother @Temesghen Yared Always shinning... So wonderful song and well done again👍 I hope the "Lady" costing you all this trouble, stop after listening to this song 😊
One of Temesgen Yared's best work. Crystal clear, pure & classic with catchy lyrics. I only wish Temesgen stays away from Anti-Eritrean groups and comes back to his people. He is loved by many music lovers across the globe.
ናይ ልበይ ከይ ረኸብኩ ብኡ ተደምዲሙ 😭
Ajoki
ወይ ጉድ ወይ ጉድ
ጉድ ጌራትኒ እታ ናይ ይምሰል ቀለቤትኪ
ከመይለ'ኸ ክሓትት ደፊረ ኣፍቂረ ኽብለኪ
'ዳማረርኩ የሕሊፈዮ ጊዜ ተቐዲመ ኢለ
ልበይ ባዕሉ ትሕዝቲ ጌርኪ ባዕሉ ወዲእዎ
ከምዛ ኣብቲ ጋማኺ ዝወዓለ
ከምታ ኣብቲ ጋማኺ ዝወዓለ
ጉድ ጌራትኒ ለለለ
ጉድ ጌራትኒ
ጉድ ጌራትኒ
ልብኺ ድዩ ፍቕሪ ጸይኑ ብዘይ መሳልል ክሗኹሮ ንሓዳር?
ወይስ ነውሪ ቆጺርዎ ቅድሚ መርዓ ተፋቒርካ ምዛር?
ዶ.ስ? ብሰንኪ ትጽቡቕ መልክዕኪ ጠማትን ሓታትን ምስ በዝሓኪ
ዘመድ ሽማግለ ኣብዘይብሉ
ዓርኪ መሓዛ ኣብ ዘይወዓለሉ
ንበይንኺ ኣብ በይንኺ ቃል ኪዳን ኣሲርኪ
ንበይንኺ ኣብ በይንኺ ቃል ኪዳን ኣሲርኪ
ድሒረ እንድየ ድሒረ እንድየ ሰሚዐዮ ኹሉ
ሓቂ'ዶ 'ሕባእ ንሓዋሩ?
ዋና ኸም ዘይነበረኪ ተነጊረ ሕርር ኢለ
ሕርር ኢለ ሕርር ኢለ ምስ ጣዕሳይ ሓዲረ
ካብ ዝሓሰበሉ ዝነሰበሉ
ንኸምዚ ናተዩ ተመሲሉ
እዚ ኹሉ ቅድሚ ሰብ ጠሚተ
ወሲድኪ ስድራ ዝሓተተ
ወሲድኪ ወግዒ ዝፈለጠ
ወይ ጉድ ወይ ጉድ
ጉድ ጌራትኒ እታ ናይ ይምሰል ቀለቤትኪ
ከመይለ'ኸ ክሓትት ደፊረ ኣፍቂረ ኽብለኪ
'ዳማረርኩ የሕሊፈዮ ጊዜ ተቐዲመ ኢለ
ልበይ ባዕሉ ትሕዝቲ ጌርኪ ባዕሉ ወዲእዎ
ከምዛ ኣብቲ ጋማኺ ዝወዓለ
ከምታ ኣብቲ ጋማኺ ዝወዓለ
ጉድ ጌራትኒ ለለለ
ጉድ ጌራትኒ
ጉድ ጌራትኒ
ልብኺ ድዩ ፍቕሪ ጸይኑ ብዘይ መሳልል ክሗኹሮ ንሓዳር?
ወይስ ነውሪ ቆጺርዎ ቅድሚ መርዓ ተፋቒርካ ምዛር?
ዶ.ስ? ብሰንኪ ትጽቡቕ መልክዕኪ ጠማትን ሓታትን ምስ በዝሓኪ
ዘመድ ሽማግለ ኣብዘይብሉ
ዓርኪ መሓዛ ኣብ ዘይወዓለሉ
ንበይንኺ ኣብ በይንኺ ቃል ኪዳን ኣሲርኪ
ንበይንኺ ኣብ በይንኺ ቃል ኪዳን ኣሲርኪ
ድሒረ እንድየ ድሒረ እንድየ ሰሚዐዮ ኹሉ
ሓቂ'ዶ 'ሕባእ ንሓዋሩ?
ዋና ኸም ዘይነበረኪ ተነጊረ ሕርር ኢለ
ሕርር ኢለ ሕርር ኢለ ምስ ጣዕሳይ ሓዲረ
ካብ ዝሓሰበሉ ዝነሰበሉ
ንኸምዚ ናተዩ ተመሲሉ
እዚ ኹሉ ቅድሚ ሰብ ጠሚተ
ወሲድኪ ስድራ ዝሓተተ
ወሲድኪ ወግዒ ዝፈለጠ
ወሲድዋ ንሓላሉ
ወሲዳቶ ንሓላላ
ወሲድዋ ንሓላሉ
ወሲዳቶ ንሓላላ
እናተባህለ ከም ዓለመይ ኣብቲ ዳስኪ ኔረ
ዘይከም ሰበይ ግን ተዓኒደ የእዳወይ ጠሚረ
ኣይተሰቆረክን ድዩ ሕግብግበይ?
ኣይ ሕግብግበይ ኣንቲ ልግብግበይ
ብዘይ ቃላት ዘተንብሆ ልበይ
ኣየስተብሃልክን ዲኺ ምልስ ምልስ?
ኣይ ምልስ ምልስ ኣንቲ ምልስ ምልስ
ምስጢር ቀለቤትኪ ንኽድህስስ ንኽድህስስ
ኣይተሰቆረክን ድዩ ሕግብግበይ?
ኣይ ሕግብግበይ ኣንቲ ልግብግበይ
ብዘይ ቃላት ዘተንብሆ ልበይ
ኣየስተብሃልክን ዲኺ ምልስ ምልስ?
ኣይ ምልስ ምልስ ኣንቲ ምልስ ምልስ
ምስጢር ቀለቤትኪ ንኽድህስስ ንኽድህስስ
ጊዜ ግዲ ነዊሑ እምብዛ ተዳሂለ
ሓዲኡ ኸይገብር ሓቲተ ኣጣሊለ
ብኻ ኸምዚ ጌረ ሕጂ እንታይ ትርጉሙ
ናይ ልበይ ከይረኸብኩ ብኡ ተደምዲሙ
ብኻ ኸምዚ ጌረ ሕጂ እንታይ ትርጉሙ
ናይ ልበይ ከይረኸብኩስ ብኡ ተደምዲሙ
ኣየስተብሃልክን ዲኺ ሕግብግበይ?
ኣይ ሕግብግበይ ኣንቲ ልግብግበይ
ብዘይ ቃላት ዘተንብሆ ልበይ
ኣየስተብሃልክን ዲኺ ምልስ ምልስ?
ኣይ ምልስ ምልስ ኣንቲ ምልስ ምልስ
ምስጢር ቀለቤትኪ ንኽድህስስ ንኽድህስስ
ጊዜ ግዲ ነዊሑ እምብዛ ተዳሂለ
ሓዲኡ ኸይገብር ሓቲተ ኣጣሊለ
ብኻ ኸምዚ ጌረ ሕጂ እንታይ ትርጉሙ
ናይ ልበይ ከይረኸብኩ ብኡ ተደምዲሙ
ብኻ ኸምዚ ጌረ ሕጂ እንታይ ትርጉሙ
ናይ ልበይ ከይረኸብኩስ ብኡ ተደምዲሙ💙💙
ናይ ልበይ ከይረኸብኩስ ብኡ ተደምዲሙ፡ዝገርም ዩ ( ሂ ) ።
Ajoka ajoki kitrekib eika.
How can this Song didn't still hit the millions?
He has many qualities!
You're right, but the reason is because people don't listen to the lyrics, they focus on a video. ምስትምቃር ሙዚቃ ዘይኮነ፡ ክሊፕ ምርኣይ እዩ ኮይኑ ዘሎ ሰብ።
Mara zybo mara fetuka ye😀
@@dalcod😢😢 0:01 😢 0:01 😢 0:01 😮😮😮😮😮😮 0:01 0:01 😮😮😮😮😮😢😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😮😢😮😮😢😢😢😢😮😢😮😢😢😢😢😢😢😢😢😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😢😢😮😢😢😢😢😢😢😢😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😢😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😮😢😢😮😮😮😮😢😢😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😢😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😢😮😮😮😮😢😢😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😢😢😢😮😢😢😢😢😮😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 0:01 😢😢😢
Selam du. Nay bhaqi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
"Aymenwekinye" the Best Album
Yahlelek Temesgen yards ❤🎉 leziz eka nay behaqi God bless you .
Wedi yared yahoo 💙💙💙💙💙💙💙
Wedi yared shikor azia neay eka derifkaya
Ane ka nay ele miknyatu mes zey fetwo qal kidan asire enda harerku ynber aleku.1🤣🤣🤣
@@milushuker9565 natey kea ane ab asrbet keleku ata zfetwa arkey bgdata sdra ms kala temeria.
Nay lbey derfi so nice temesgen shukorrr
እዋይ ሓወይ ክልተ ጊዜ ተራኢኻ ከዳሚ
Nay bhaqi ❤❤❤❤❤
My brother from a different mother @Temesghen Yared Always shinning... So wonderful song and well done again👍 I hope the "Lady" costing you all this trouble, stop after listening to this song 😊
One of Temesgen Yared's best work. Crystal clear, pure & classic with catchy lyrics. I only wish Temesgen stays away from Anti-Eritrean groups and comes back to his people. He is loved by many music lovers across the globe.
I love this song 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
Yaredo tsbuq musiqa n aezana slezangedkalna moyaka ybarek! Qetslelu hawey. Kab tgray
Selam du ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤
Salam Jigna wedi jeganu, you have what it takes to be an Eritrea "abinet-ikha". God bless you tzahregna hizbi.
ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ፍቅሪ ❤❤❤
I looove this Song & Temesgen Yared💚💚💚
Wedi yared yaho meine Libilings Music
Zfetwa derfi 🙄🙄🙄🙄❤❤❤✌
ዋና ከም ዘይ ነበረኪ ተነጊረ ሕርር ኢለ 💔💔 😂😂😂😂😂
Cantas hermoso me gusta tus canciones. Soy de Perú.
👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
it's really nice memory wedi yared thanks for you sharing this music
The best Song ❣️❣️
እዛ ጽሕፍቲ ኣንብብያ ጉድ ዝገበርክኒ
እዛ ደርፊ ዝወጻትሉ እዋን
ኣሉ ዓርከይ ድሓን፡ዲካ፡🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Kab zhasebelus zinesebelu, eway bog abiloma muna muna muna
Wedi yared jigna
My favourite ❤
Great song temi
Awesome, God bless u bro
I have a good n best memory of this album.sep 2020Teme bro bless
Gud gieratni 2012 best music temie jigna
abo fqri abo fthi ❤❤❤😢😢😢
The first
I leastning at 2:00 am 5 × .
Back home life
Temie The best Artist Eri
Eri music temesgen yared
Nice song temye ❤❤
You r the legend go Erena
Wedi yared my fav ❤👍
Lieblings 💔
The best song
💯💯💯💯💯💯💯
Tema 👍
Wedi yared jgna nic job
good
🥰🥰
Nice song wadi yared
💙💙💙💙💙💙💙💙
Gud geratni temye hawey
ተሙ
😊😊😊😊😊😊
Tnx TikTok
*Abzi neheleka Derfi*
❤️❤️❤️❤️
ወዲ ያረድ። ካ ምሕመም ኢኻ።
🥰🥰🥰🥰
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
🤴🏽🎶💯✔🤞
❤️✍️💔✍️
31/7/ 21 ❤️
🌷🌹🌹🌹
😭
temr bro keep going
Zfetaw derfi mewedaetus rekibeyas
Walan mera endey zefatwa Wadi yared jagana
💔
I want to write music for you one day...
ተሚየ ኣስሊ ኣጆኻ እስኪ ከማክስ ይብዝሁልና ኣብ መትክሎም ደው ዝብሉ
ኣታ ምሽቲ ወዲ ያሬድ ምሓበር ዕንኪልል
ኣታ ማሕበር ጸርፊ።
ካብ ጸርፊ መኽስብ የለን
ዘይበርሃልካ መኽንያ ኢተኣሊካ ብስነስርዓት ነቐፊትኻ ኣቐምጥ ።
ስቅበል ንስኻ አምበር ማሽቲ ሽንቲ ጊሐ
♥♬
ወዲ ያረድ ኣንበሳ ብኣካ ኣዝየ ሕቡን ሰብ ኢየ ዋላ ብስጋ ውን ሓውካ ኢየ
ደርፍታትካ ኣብዚ ብሓንሳብ ብምጥርናፍካ ንኩልና ደገፍትካ ደርፍታትካ ከነስተማቅር ሓጊዝካና ኣለካ የመስግነካ ተሜ ክቡር ሰብ
ክንደይ ኪሎ ስጋ ኢኩም ትብጽሑ ቅቅ
ብዝኮነ ተሜ ካብቶም ፍሉይ ክእለትን ድምጽን ዝውንኑ ውሑዳት እዪ ኩሉ ስርሑ ዝወጾ የብሉን ብቀንዱ ክ'ኣ ኣብ ግዜና ስለ ናብ ጥበብ ዝመጸ ጸላዊና እዪ
እወ። ሕሪር በል።
😍😍😍
ተሜ ኣስሊ
👏👏👏
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤
❤❤❤❤❤