Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
please Subscribe ኣይትረስዑ ኢኩም ኣብዚ ናተይ ቻነል ruclips.net/channel/UCwZLDhkCw4Y35Q8G6hDYdtw ሪኢተኩም ሓሳብኩም ከኣ ኣይፈለየኒ ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላአክቲ የስማዓልና
Abet goytaye yqre belelna
⁹
ኦ እግዚኣብሕር ኣምላኽ ይቅረ በለልና ኣብታ ትመጺእ መንግስትካ ዘክረና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብመንግስትካ ዘክረኒ ጎይታየ ንዓይ ንሓጥእ ጋልካ😭😭🙏 ኣሜን ሓውና ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና 🙏
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen kem bzhi mhretka yu goytay😭😭😭🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኣቶም ብጡዑም ድምጽኩም ልብና ተረስርሱ የሕዋተይ ከምኡ'ውን ቃል ሂወት እትምህሩና የሕዋተይ ዓስቢ ኣለኩም ኣሜን+++።
Nay bahki hawey
Naybhaki des zbel egziabiher amlak nay agelglot edmeom ybarkelom
nay bhkei amen amen amen
Nay bhaki Mezmr Zeriet hawey
❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኦ ኣምላኸይ ብምሕርትካ ዘከርኒ ኣነ ሓጣን እየ እሞ ይቅረ በለለይ 😭😭😭😭😭💔ዘማሬ መላኣካን ይስምዓልና ኩቡር ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏👏👏👏👏👏
ብጣዕሚ ጥዕምት መሃሪት እያ መዝሙር እያ እም ኣሕዋተይ ካብ ናብ ዓለማውስእቲ ናይ ኣምላክ ቃል ንስማዕ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ቅዱስ እግዚአብሔር 👐
ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጢኣተይ ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ንሰማይኦ ፈጣሪ ስደትና ኣሕፂርካ ናብ ንስሃ ኣብቀዓናካብ ወፂካ ምትራፍ ኣድሕነና💔🙏ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፍትወይ💙🥰🥰
ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጥያተይ ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ሰማይኣይዝርዘርን’ዩ ብዙሕ እዩ በደለይምኽኣሉ ስኢነ ከቢዱኒ ጾረይ ንስሓ ዝሰራዕካ ኣይኮነን ንጻድቃን ንዘይበደሉኻ ንኣብርሃም ንይስሓቅንያዕቆብ ንሙሴ ኣኮነን ንእዮብንዓይ ንሓጥእ’ዮ ንዓይ ንዱኹም ሰብ::ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::ዕርቃነይ ተሪፈ ተገፋፍ ጸጋይቅድሜኻ ደው ክብል ኣይክእልን ብርከይእነይ ብሓጥያት ጠኒሳ ወሊዳትኒ ጎይታይ ንሓጥያተይ ኣሕሊፍካ ኣይትሃበኒቅኑዕ ኣለኻ ኣምላኽ ክትቀጽዓኒቅኑዕ ኣለኻ ክትግስጸኒ:: ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::ግብሪ ዘይብለይ ቃልካ ተዛራቢኣብ መድረኽ ደው ኢለ ወንጌልካ ማሃሪዘማሪ ወዳሲ ሞቕረቢ ቀዳሳይኣብቲ ቅዱስ ቤትካ ማህሌትካ ቀዋማይግብሪ ዘይብለይ ደንዳን እዩ ልበይገብርሄር ክኸውን ጎይታ ፍቐደለይ::ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::ቃልካ ዘክር ጎይታ ናይ ቀራንዮኣብ ቤተልሄም ምውላድካ ዘክሮእቲ ኩሉ ስቓይ ምእንታይ’ዶ ኣይኮነንቃልካ እዩ ጎይታ ሓኪም ንሕሙማን:: ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::ፍያታዊ ዘየማን ምስ ለመነካ ቃሉ ሰሚዕካ ሓጥያቱ ገዲፍካ ኣምስለኒ ከምኡ ንዓይ ንባርያኻ ጎይታ ዘክረኒ ኣብ ዳግማይ ምጽኣትካ::ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::
jhon
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና
ኣሜን ኣሜን አሜን
ድንግለይ ኣደ ፍቕሪ ኣሜን ዝማሬ መላእክትን ቅዱስን ኣበው ዝተቀበለ ኣምላኽና ንዝማሬ ይሕዋትና ከም ጥዑም ጨና ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ቅቡል ይኹነልና::
Amen Amen Amen kalehiwet yasmaalna 😭😭😭
የሕዋተየ ልብና ኣይንትርሮ፡ ኣምላክ ይኩሕኩሓና አዩ ዘሎ አሞ ማዕጾ ልብና ነርህወሉ፡ መታን ኣብ ግዜ ሓጢያትና ከርሕወና ናይ ዘላለም ሂወት ክህበና። ኣምላክ ምሳና አዩ ዘሎ ነስተውዕል አንተሎና፡ ንመንፈስና ነፍቕራ ልክዕ ከም መንፈስ ብጻይና፡ መታን ጽባሕ ንግሆ ከይረፍደና። ኣምላክ ምስትዉዓሉ፡ ጥበቡ ይዓድለና! ኣሜን! ፈጣሪና ኩሉ አዩ ዝከኣሎ። የፍቕረኩም አየ💕. ፍቅሪ ኣምላክ ምስ ኩላትና ህዚቢ ይኩን።✝💟☮
ናይ ባሓቅ ዓይን ልቦናና የብርሀልና ቃለ ህይወት የስምዐልና 🙏ን ዘማር ሓዉናለ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ኣሜን🙏💘
ብመንግስካ ዘክረኒ ጎይታይ ንዓይ ንድክምቲ ሓጥያተኛ ባርያካ🙏😭😭ኣሜን(3) ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና🙏
😢😢😢 ኣቤቱ ጌታየ ፈጣርየይ ኢየሱስ ክርስቶ ይቅረ በለለይ ነዓይ ንሓጥእ ባርያካ ኣንጽሃኒ ኣይትግደፈኒ ሞት ከይዉሕጠኒ ሓደራካ ኣምላከይ
ኦ ጌታየ ብመግስትካ ክትመፅ ከለካ ዘክረኒ ጌታየ😢😢😢😢😢😢😢😢ዝማሬ መልአክት ያሰመዑልና ኩቡርተይ ሓተየ አሜን አሜን አሜንንን ኦ ጌታየ ዓይነ ልቦናይ አብርሃለይ አንቃሓንን❤❤❤❤❤
ዝማረ መላእክት የስምዓልና እዝጋብሄር ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልና
🙏ኣሜን፣ 🙏ኣሜን፣🙏ኣሜን ። ኣምላክ ናዓና ሓጢኣን ደቕካ ኣብ ትመጽ መንግስታካ ዘክረና በደልና ይቕረ በለልና🙏🙏🙏።ኣቦታትና'ካ ኣምላክ ኣገልግሎትኩም ይርኣየልኩም ኦርቶዶክስ ንዘላለን ትንበርስም አግዛኣቢሄር ንዘላለም ዝተመስገነ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
Amen amen amen 🙏🙏🙏
ሓጥያተይ ካብ ሑፃ ባሕሪ ይበዝሕ ዩሞ ብመንግስትካ ዘኽረኒ ጎይታይ😢😢ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ኩቡር ሓውና
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና፡ኣቤት ነብሰይ እንታይ ኢልኪ ኢኺ ተመኽንይዮ ይቅረ በለለይ ጎይታይ ብግዜ ንእስነተይ ዝገበርክዎ ሓጥያተይ ደምስሰለይ ኡፍፍፍፍ😭
❤❤❤❤❤❤hei god morgen Niat Tesfahans Berhane
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመኣልና ናይበሓቂ ከብዳካ ትበል መዝሙር እያ
ኦ ጎይታይ ኣብዛ ግዚያዊት ዝኮነት መታለሊት ዓለም ሓጥያተይ ኣዝዩ ቡዙሕ ኢዩ እሞ ንጾረይ እትጸውር ውን ሓደ ንስካ ኢካ እሞ ጾረይ ዘራግፈላ ሓንቲ ናይ ንስሓ መዓልቲ ፍጠረለይ ኣሜን ኣሜን ኣሜብ😢😢😢😢❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmalna mlash hawna abzelekayo selamu yihabka amlak
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna hawna,nay agolgulet zemenka ybarkn ykedsn Egziabher💒💒💒🙏🏾🙏🏾🙏🏾Tewahdo nzelalem tnmber::
ኣሜን ኣሜን ኣሜንዝማረ መላእክቲ የስማዓልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Zmarye melaekti yesmalna kbur hawna tsegun bereketun yebzhalka agelglotka ybarek Bayni mhretka temtena amlakey Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላእክቲ የስምዕና ክብር ሓወና❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሃወት ይስመዐልና ከቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዘሐልካ
ብመግስትካ ዘክረኒ ጎይታ ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
Amen amen amen amen qal hiwet yesmaalna zmare melaikti yesmaalna amlak xeguu yebzahalka hawuna
Amen! Amen! Amen!!! May GOD bless you🙏🙏🙏. ዝማረ መላኣክቲ የስመኣልና::
ብመግስትካ ዘክረኒ ጎይታይናዓይ ንሓጢእ ጋልካ😭ኣሜን ኣሜን ኣሜንዝማሬ መላእክቲ የስመዐናክቡር ሓዉና
ዝማሬ መላእኽቲ የስመኣልና ወገነይ😍🙏
ዝፈትዋ መዝሙር ናይ ንስሃ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀገኡ የብዝሕ ክቡር ሓውና👏👏👏😢❤❤
ብመንግስትካ ዘክረኒ ጎይታ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውናንአይ ንድክምትን ሓጥያተኛን ሓፍትኩም አብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ ፍቁራተይ
Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen Zmare melakit ysmalna
Kab huxa bhri ybezh hatyatey qah ele ktmt aykealkun n semay amen amen amen zmare melaekti yesmana ab zmexe mengstu yzekrena goyta fetari kulu alem sle kulu temesgen
ኣሜን ዝማረ መላእክት የምዓልና
Amen Amen Amen Amen
አሜን አሜን አሜን
Amen zmare melakti yesmialna hawna
Zmare melakti yesmalna fetari kulu Alem xegueu yebzhalka fetari kulu Alem
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna naka kea xegeu yebzehalka amlak hawna.🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምዓልና ብምሕረትካ ጠምተኒ ኣምልኸይ 🙏🥰😢
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን! ¶ካብ ሑጻ ባሕሪ¶ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጢኣተይቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ሰማይኣይዝርዘርን'ዩ ብዙሕ እዩ በደለይምኻኣሉ ስኢነ ከቢዱኒ ጾረይንስሓ ዝሰርዓካ ኣይኮነን ንጻድቅንዘይበደሉኻ ንኣብርሃም ንይስሓቅንያዕቆብ ንሙሴ ኣይኮነን ንእዮብንዓይ ንሓጥእ'ዩ ንዓይ ንድኩም ሰብብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻዕርቃነይ ተሪፈ ተገፊፉ ጸጋይቅድሜኻ ደው ክብል ኣይክኣለን ብርከይእኖይ ብሓጢኣት ጠኒሳ ወለደትኒጎይታ ንሓጥያተይ የሕሊፍካ ኣይትሃበኒቅኑዕ ኣለኻ ኣምላኽ ክትቐጽዓኒቅኑዕ ኣለኻ እንክትግስጸኒብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻምግባር ዘይብለይ ቃልካ ተዛራቢኣብ መድረክ ደው ኢለ ወንጌልካ ማሃሪዘማሪ ወዳሲ ሞቚረቢ ቀዳሳይኣብቲ ቅዱስ ቤትካ ማህሌትካ ቀዋማይግብሪ ዘይብለይ ደንዳኒ እዩ ልበይገብርሄር ክኸውን ጎይታ ፍቀደለይብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢካቃልኻ ዘኽር ጎይታ ናይ ቐራንዮኣብ ቤተልሄም ምውላድካ ዘክሮእቲ ኩሉ ስቓይ ምእንታይ'ዶ ኣይኮነንቃልካ እዩ ጎይታ ሓኪም ንሕሙማትብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ(ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ)(2)ፍያታዊ ዘየማን ምስ ለመነካንቃሉ ሰሚዕካ ሓጥያቱ ሓዲኻኣምስለኒ ከምኡ ንዓይ ንባርያካጎይታ ዘክረኒ ኣብ ዳግማይ ምጽኣትካብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ (ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ)(2)
ብሓቂ ዝማሬ መልአኽቲ የስመዐልና 😢😥👐
Ezi mefska regi yebl amen amen amen zemre melkti yesmalna
AMEN AMEN AMEN 🙏 QALE ZIMARIE YESMEALNA .AMLAK KAB HATIAT YHALIWENA !
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልናኣብ ዳግማይ ምጽኣቱ ንኹላትና ህዝበ ክርስትያን ይዘክረካ. ምሕረቱን ፍቑሩን አቲ ሉዑል ፈጣሪ ይስደደልና አቶም ኣብ ዝተፋላለየ ኩርናዓት ዓለም ዘለካ
amen amen amen zmare melaekt ztekebele zmarekum ykebel amen.
Aman zmare melakti yesmalna nhawna xega egziabhier Amlak mskulatna deki tewhado ykun bereket rediet nay adeina kdste kudusan weladit Amlakna ms kulna ykun 🧡💗🗼💒⛪💓💙💜💗💛💚🙏
(Amen 3)ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና❤❤❤🙏⛪️
ኣሜን
ዝማሬ መላእክቲ የስማዐልና ክቡር ሓውና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ቁዱሳን ዝባረከ እዝግኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽ ጸግኡ ድማ የብዝሓልካ ኩቡር ሓውና❤️🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብጣዓሚ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር እግዚአብሔር አምላክ ንንስሓ ዝበቅዕ ልቢ ይዓድለና አሜን።
ኦ ኣምላኸይ ከም ተግባረይ ኣይትፈርደን😭😭 ኣነ ሓጣን እየ ከም ብዝሕ ምሕርትካ ሓጣተይ ደምሰስ 😭😭😭💔💔💔
ዝማሬ መልኣክቲ የስማልና ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ፡ጸጉኡ ይብዝሓልካ።
Bmengstka zekreni goytay neay nhati galka 🙏 kal hiwet yesmalena egzabiher nay agolgulet admekum ybarkelkum ahwatey 🙏
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@@yonaskinfe6164 zmarie melaekti ysemaelna🙏🙏⛪⛪⛪🙏🙏
Mlash hawey zmare melaet yesmalna nay agelglot zemanka ybark fetari admen tanan yhabka zhawey
Ameeen meaziyeee
Amen 🙏.azya tenkafit mezmur iya emo zemarey Melaet yesamaa 😢✝️😢
Zemari melaakiti yesmealna hawuna edmen tenan yhabka amlak
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ተዘይተጋጌ ዘማራይ ሚላሽ ዜና ድዩ ሓቀይ ክቡራት የሕዋተይ
Xibuk aleka zemari melash zena eyu
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማረ መላክቲ የስምዓልና።
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና
ኦ ኣምላክይ ልንስሓ ግዝየ ኣብቀዐና ሓደራካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ኣምላክ ሓጥያትና ሓዲጉ ኣብታ ትመጽእ መንግስቱ ይዘክረና ናሓዉና ከዓ ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና🙏🙏🙏😥😥😥😥
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ፀጋ አብልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡሩ ሓወይ ውሽጥካ ትስርስር መዝሙረ አብ ቤቱ የፅንዕካ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና ጎይታ አሜን ❤👏👏👏
ቃለ ሂወት የስመዐልና 😢❤❤👏👏👏👏👏👏👏👏
A amelak aboy bmflats ykun bzey mflats zserahkuwo ykre ytrf beley amlak aboy kulu ykaaleka eye ezgabiher amlak 😭😭🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zemare melkti yesmalna Egzabiher amlak bemhartu yerayna yonas hawey
Amen amen amen zimare meliekit ysimeaelina amilak Tsega abi Leil Tsega yahabika
አቤቴ ማሓረኒ ይቅረ በለኒ ገታየ ሆይ አነ ሓጥያተኛ እየ እሞ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ኦ ጎይቲ ኣብ ምጻትካ ዘክረና ኢካ
Amen Amen Amen 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስማዓልና
Amen Amen Amen kela hewat yesmalna ezgbher amlek Lebe ledya zekfeta lebena yekftlna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረመልኽት የሰምዓላና
Amen amen
አሜን አሜን አሜን ብመንግስትካ ክትመፅእ ከለካ ዘክረኒ ጎይታይ አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና
ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ሓውናቀጽሎ ዮናስ ሓወይ
Amen Amen Amen💛💚❤🤲🤲🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዮናስ ሓወይ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ብሓቂ ሰሚዐ ዘይመንዋ መዝሙር ፀግኡ የብዘሐልኩም❤❤❤❤
ዝማረ መላእክ የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልካ ኣጀካ በርተእ
Amen amen amen zimare melakt yesmalna tesgiu yebzih
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐና እልልልልልልል
አሜን ዝማሬ ምላአክት የሰመዐልና ኦ ጎታይ ክትመፂእ ከለኻ ዘከረነ ጎይታይ አበቱ ማረን ይቅር በለን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ኩቡር ሔዉና
ከም ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጥያተይ ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ሰማይኣምላኬ ንንሳሕ ሞት ኣብቀዐኒ 😥😥 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሩከይፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ የብሐልኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርኽ ይቀድስ 🤲🤲🤲🤲
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ምላሽ ዓርከይ፡ሓወይ ስም ዘማራይ ዘይትጽሕፈሉ ጽቡቕ ኣይኮነን
ዝማረ መላኣኽቲ የስምዓልና ኣምላኽ።ቡሩኽ ጾም ይግበረልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና
Zmare melaekti yesmealna! Yonas hawna! Tseghiu yebzahlka egzeabhier
Amen Amen Amen Senait habtey
Zmare melaekt yesmealna hatyatna yqre ilu bxegiu ybxehana
ፍያታዊ ዘየማን ምስ ለመነካ ንቃሉ ሰሚዕካ ሓጥያቱ ሓዲኻ ኣምስለኒ ከምኡ ንዓይ ንባርያክጎይታ ዘክረኒ ኣብ ዳግማይ ምጽኣትካብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝማሬካ ይቀበለልካ ናይዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባርከልካ ካብ ጸጋ ናብ ጸጋ ይዓድልካ
ዝማሬ መላእቲ ጌሩ ልኡል አምላኽ ይቀበሎ ዕመን ጥዕናን ሂቡ በረኸቱ ይዓድልካ ሚካኤል ሃይለ።
Amen amen ti zemari gin zemari melash zena eyu credit mihab tsibuk eyu
ኣሚን ቓል ሂወት የስማዓልናእግዝኣብሂር ኣምላክ ብጸጉኡ የሓልኻ
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና
Amen amen amen zemare melaeiktiei yesmalena zehawey
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ኣብ ቤቱ የንብርካ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን አሜን አሜን🕊🕊🕊🕊🙌🙌🙌
Amem Amen Amen zhawey abt mdhney marena bejaka zmare melakt yesmalna hawey ykber ymesgen nakum zfetere gotay
Amen
ኣምላከይ በዝሒ ሓጥያተና ገዲፍካ ብዓኒ ብምሕረት ርኣየናይ 🙏🙏🙏
ዝማርየ መላእክት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓወና
ኣሜ ቃል ሂወት የስማዕልና
ብመግስትካ ክትመፅእ ኮለካ ዘክረኒ ጎይታ ንዓይንሓጥእ ባርያካአሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
Amen Amen Amen zemra melakt yesmaln zegbhre Amlak xegeu yebzhalkum xelotan berktan nye Adena kedsti dengla marjam Ayfelayna
ኣሜን (3) ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና ሓውና
እግዚኣብሄር ብመንግቱ ይዘክረና ሓጥያትና ይቕረ ይበለልና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
ኦ ጎይታ ከም ምሕረትካ አምበር ከም በደልና ኣይኹን
please Subscribe ኣይትረስዑ ኢኩም ኣብዚ ናተይ ቻነል ruclips.net/channel/UCwZLDhkCw4Y35Q8G6hDYdtw ሪኢተኩም ሓሳብኩም ከኣ ኣይፈለየኒ ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላአክቲ የስማዓልና
Abet goytaye yqre belelna
⁹
ኦ እግዚኣብሕር ኣምላኽ ይቅረ በለልና ኣብታ ትመጺእ መንግስትካ ዘክረና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብመንግስትካ ዘክረኒ ጎይታየ ንዓይ ንሓጥእ ጋልካ😭😭🙏 ኣሜን ሓውና ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና 🙏
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen kem bzhi mhretka yu goytay😭😭😭🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኣቶም ብጡዑም ድምጽኩም ልብና ተረስርሱ የሕዋተይ ከምኡ'ውን ቃል ሂወት እትምህሩና የሕዋተይ ዓስቢ ኣለኩም ኣሜን+++።
Nay bahki hawey
Naybhaki des zbel egziabiher amlak nay agelglot edmeom ybarkelom
nay bhkei amen amen amen
Nay bhaki Mezmr Zeriet hawey
❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኦ ኣምላኸይ ብምሕርትካ ዘከርኒ ኣነ ሓጣን እየ እሞ ይቅረ በለለይ 😭😭😭😭😭💔ዘማሬ መላኣካን ይስምዓልና ኩቡር ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏👏👏👏👏👏
ብጣዕሚ ጥዕምት መሃሪት እያ መዝሙር እያ እም ኣሕዋተይ ካብ ናብ ዓለማውስእቲ ናይ ኣምላክ ቃል ንስማዕ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ቅዱስ እግዚአብሔር 👐
ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጢኣተይ
ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ንሰማይ
ኦ ፈጣሪ ስደትና ኣሕፂርካ ናብ ንስሃ ኣብቀዓና
ካብ ወፂካ ምትራፍ ኣድሕነና💔🙏
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፍትወይ💙🥰🥰
ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጥያተይ
ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ሰማይ
ኣይዝርዘርን’ዩ ብዙሕ እዩ በደለይ
ምኽኣሉ ስኢነ ከቢዱኒ ጾረይ
ንስሓ ዝሰራዕካ ኣይኮነን ንጻድቃን
ንዘይበደሉኻ ንኣብርሃም ንይስሓቅ
ንያዕቆብ ንሙሴ ኣኮነን ንእዮብ
ንዓይ ንሓጥእ’ዮ ንዓይ ንዱኹም ሰብ::
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ
ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::
ዕርቃነይ ተሪፈ ተገፋፍ ጸጋይ
ቅድሜኻ ደው ክብል ኣይክእልን ብርከይ
እነይ ብሓጥያት ጠኒሳ ወሊዳትኒ
ጎይታይ ንሓጥያተይ ኣሕሊፍካ ኣይትሃበኒ
ቅኑዕ ኣለኻ ኣምላኽ ክትቀጽዓኒ
ቅኑዕ ኣለኻ ክትግስጸኒ::
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ
ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::
ግብሪ ዘይብለይ ቃልካ ተዛራቢ
ኣብ መድረኽ ደው ኢለ ወንጌልካ ማሃሪ
ዘማሪ ወዳሲ ሞቕረቢ ቀዳሳይ
ኣብቲ ቅዱስ ቤትካ ማህሌትካ ቀዋማይ
ግብሪ ዘይብለይ ደንዳን እዩ ልበይ
ገብርሄር ክኸውን ጎይታ ፍቐደለይ::
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ
ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::
ቃልካ ዘክር ጎይታ ናይ ቀራንዮ
ኣብ ቤተልሄም ምውላድካ ዘክሮ
እቲ ኩሉ ስቓይ ምእንታይ’ዶ ኣይኮነን
ቃልካ እዩ ጎይታ ሓኪም ንሕሙማን::
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ
ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::
ፍያታዊ ዘየማን ምስ ለመነካ
ቃሉ ሰሚዕካ ሓጥያቱ ገዲፍካ
ኣምስለኒ ከምኡ ንዓይ ንባርያኻ
ጎይታ ዘክረኒ ኣብ ዳግማይ ምጽኣትካ::
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ
ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::
jhon
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና
ኣሜን ኣሜን አሜን
ድንግለይ ኣደ ፍቕሪ ኣሜን ዝማሬ መላእክትን ቅዱስን ኣበው ዝተቀበለ ኣምላኽና ንዝማሬ ይሕዋትና ከም ጥዑም ጨና ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ቅቡል ይኹነልና::
Amen Amen Amen kalehiwet yasmaalna 😭😭😭
የሕዋተየ ልብና ኣይንትርሮ፡ ኣምላክ ይኩሕኩሓና አዩ ዘሎ አሞ ማዕጾ ልብና ነርህወሉ፡ መታን ኣብ ግዜ ሓጢያትና ከርሕወና ናይ ዘላለም ሂወት ክህበና። ኣምላክ ምሳና አዩ ዘሎ ነስተውዕል አንተሎና፡ ንመንፈስና ነፍቕራ ልክዕ ከም መንፈስ ብጻይና፡ መታን ጽባሕ ንግሆ ከይረፍደና። ኣምላክ ምስትዉዓሉ፡ ጥበቡ ይዓድለና! ኣሜን! ፈጣሪና ኩሉ አዩ ዝከኣሎ። የፍቕረኩም አየ💕. ፍቅሪ ኣምላክ ምስ ኩላትና ህዚቢ ይኩን።✝💟☮
ናይ ባሓቅ ዓይን ልቦናና የብርሀልና ቃለ ህይወት የስምዐልና 🙏ን ዘማር ሓዉናለ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ኣሜን🙏💘
ብመንግስካ ዘክረኒ ጎይታይ ንዓይ ንድክምቲ ሓጥያተኛ ባርያካ🙏😭😭
ኣሜን(3) ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና🙏
😢😢😢 ኣቤቱ ጌታየ ፈጣርየይ ኢየሱስ ክርስቶ ይቅረ በለለይ ነዓይ ንሓጥእ ባርያካ ኣንጽሃኒ ኣይትግደፈኒ ሞት ከይዉሕጠኒ ሓደራካ ኣምላከይ
ኦ ጌታየ ብመግስትካ ክትመፅ ከለካ ዘክረኒ ጌታየ😢😢😢😢😢😢😢😢ዝማሬ መልአክት ያሰመዑልና ኩቡርተይ ሓተየ አሜን አሜን አሜንንን ኦ ጌታየ ዓይነ ልቦናይ አብርሃለይ አንቃሓንን❤❤❤❤❤
ዝማረ መላእክት የስምዓልና እዝጋብሄር ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልና
Amen Amen Amen
🙏ኣሜን፣ 🙏ኣሜን፣🙏ኣሜን ።
ኣምላክ ናዓና ሓጢኣን ደቕካ ኣብ ትመጽ መንግስታካ ዘክረና በደልና ይቕረ በለልና
🙏🙏🙏።ኣቦታትና'ካ ኣምላክ ኣገልግሎትኩም ይርኣየልኩም ኦርቶዶክስ ንዘላለን ትንበር
ስም አግዛኣቢሄር ንዘላለም ዝተመስገነ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
Amen Amen Amen
Amen amen amen 🙏🙏🙏
ሓጥያተይ ካብ ሑፃ ባሕሪ ይበዝሕ ዩሞ ብመንግስትካ ዘኽረኒ ጎይታይ😢😢ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ኩቡር ሓውና
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና፡
ኣቤት ነብሰይ እንታይ ኢልኪ ኢኺ ተመኽንይዮ
ይቅረ በለለይ ጎይታይ ብግዜ ንእስነተይ ዝገበርክዎ ሓጥያተይ ደምስሰለይ ኡፍፍፍፍ😭
Amen Amen Amen
❤❤❤❤❤❤hei god morgen Niat Tesfahans Berhane
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመኣልና
ናይበሓቂ ከብዳካ ትበል መዝሙር እያ
Amen Amen Amen
ኦ ጎይታይ ኣብዛ ግዚያዊት ዝኮነት መታለሊት ዓለም ሓጥያተይ ኣዝዩ ቡዙሕ ኢዩ እሞ ንጾረይ እትጸውር ውን ሓደ ንስካ ኢካ እሞ ጾረይ ዘራግፈላ ሓንቲ ናይ ንስሓ መዓልቲ ፍጠረለይ ኣሜን ኣሜን ኣሜብ😢😢😢😢❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmalna mlash hawna abzelekayo selamu yihabka amlak
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna hawna,nay agolgulet zemenka ybarkn ykedsn Egziabher💒💒💒🙏🏾🙏🏾🙏🏾Tewahdo nzelalem tnmber::
Amen Amen Amen
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና።
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Zmarye melaekti yesmalna kbur hawna tsegun bereketun yebzhalka agelglotka ybarek
Bayni mhretka temtena amlakey
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላእክቲ የስምዕና ክብር ሓወና❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሃወት ይስመዐልና ከቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዘሐልካ
ብመግስትካ
ዘክረኒ ጎይታ ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
Amen amen amen amen qal hiwet yesmaalna zmare melaikti yesmaalna amlak xeguu yebzahalka hawuna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen! Amen! Amen!!! May GOD bless you🙏🙏🙏. ዝማረ መላኣክቲ የስመኣልና::
ብመግስትካ ዘክረኒ ጎይታይ
ናዓይ ንሓጢእ ጋልካ😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና
ክቡር ሓዉና
ዝማሬ መላእኽቲ የስመኣልና ወገነይ😍🙏
ዝፈትዋ መዝሙር ናይ ንስሃ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀገኡ የብዝሕ ክቡር ሓውና👏👏👏😢❤❤
ብመንግስትካ ዘክረኒ ጎይታ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
ንአይ ንድክምትን ሓጥያተኛን ሓፍትኩም አብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ ፍቁራተይ
Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen Zmare melakit ysmalna
Kab huxa bhri ybezh hatyatey qah ele ktmt aykealkun n semay amen amen amen zmare melaekti yesmana ab zmexe mengstu yzekrena goyta fetari kulu alem sle kulu temesgen
Amen Amen Amen
ኣሜን ዝማረ መላእክት የምዓልና
Amen Amen Amen Amen
አሜን አሜን አሜን
Amen zmare melakti yesmialna hawna
Amen Amen Amen
Zmare melakti yesmalna fetari kulu Alem xegueu yebzhalka fetari kulu Alem
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna naka kea xegeu yebzehalka amlak hawna.🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምዓልና ብምሕረትካ ጠምተኒ ኣምልኸይ 🙏🥰😢
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን!
¶ካብ ሑጻ ባሕሪ¶
ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጢኣተይ
ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ሰማይ
ኣይዝርዘርን'ዩ ብዙሕ እዩ በደለይ
ምኻኣሉ ስኢነ ከቢዱኒ ጾረይ
ንስሓ ዝሰርዓካ ኣይኮነን ንጻድቅ
ንዘይበደሉኻ ንኣብርሃም ንይስሓቅ
ንያዕቆብ ንሙሴ ኣይኮነን ንእዮብ
ንዓይ ንሓጥእ'ዩ ንዓይ ንድኩም ሰብ
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ
ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ
ዕርቃነይ ተሪፈ ተገፊፉ ጸጋይ
ቅድሜኻ ደው ክብል ኣይክኣለን ብርከይ
እኖይ ብሓጢኣት ጠኒሳ ወለደትኒ
ጎይታ ንሓጥያተይ የሕሊፍካ ኣይትሃበኒ
ቅኑዕ ኣለኻ ኣምላኽ ክትቐጽዓኒ
ቅኑዕ ኣለኻ እንክትግስጸኒ
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ
ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ
ምግባር ዘይብለይ ቃልካ ተዛራቢ
ኣብ መድረክ ደው ኢለ ወንጌልካ ማሃሪ
ዘማሪ ወዳሲ ሞቚረቢ ቀዳሳይ
ኣብቲ ቅዱስ ቤትካ ማህሌትካ ቀዋማይ
ግብሪ ዘይብለይ ደንዳኒ እዩ ልበይ
ገብርሄር ክኸውን ጎይታ ፍቀደለይ
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ
ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢካ
ቃልኻ ዘኽር ጎይታ ናይ ቐራንዮ
ኣብ ቤተልሄም ምውላድካ ዘክሮ
እቲ ኩሉ ስቓይ ምእንታይ'ዶ ኣይኮነን
ቃልካ እዩ ጎይታ ሓኪም ንሕሙማት
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ
(ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ)(2)
ፍያታዊ ዘየማን ምስ ለመነካ
ንቃሉ ሰሚዕካ ሓጥያቱ ሓዲኻ
ኣምስለኒ ከምኡ ንዓይ ንባርያካ
ጎይታ ዘክረኒ ኣብ ዳግማይ ምጽኣትካ
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ
(ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ)(2)
ብሓቂ ዝማሬ መልአኽቲ የስመዐልና 😢😥👐
Ezi mefska regi yebl amen amen amen zemre melkti yesmalna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
AMEN AMEN AMEN 🙏 QALE ZIMARIE YESMEALNA .
AMLAK KAB HATIAT YHALIWENA !
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
ኣብ ዳግማይ ምጽኣቱ ንኹላትና ህዝበ ክርስትያን ይዘክረካ. ምሕረቱን ፍቑሩን አቲ ሉዑል ፈጣሪ ይስደደልና
አቶም ኣብ ዝተፋላለየ ኩርናዓት ዓለም ዘለካ
amen amen amen zmare melaekt ztekebele zmarekum ykebel amen.
Amen Amen Amen Amen
Aman zmare melakti yesmalna nhawna xega egziabhier Amlak mskulatna deki tewhado ykun bereket rediet nay adeina kdste kudusan weladit Amlakna ms kulna ykun 🧡💗🗼💒⛪💓💙💜💗💛💚🙏
Amen Amen Amen
(Amen 3)ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና❤❤❤🙏⛪️
ኣሜን
ዝማሬ መላእክቲ የስማዐልና ክቡር ሓውና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ቁዱሳን ዝባረከ እዝግኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽ ጸግኡ ድማ የብዝሓልካ ኩቡር ሓውና❤️🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብጣዓሚ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር እግዚአብሔር አምላክ ንንስሓ ዝበቅዕ ልቢ ይዓድለና አሜን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኦ ኣምላኸይ ከም ተግባረይ ኣይትፈርደን😭😭 ኣነ ሓጣን እየ ከም ብዝሕ ምሕርትካ ሓጣተይ ደምሰስ 😭😭😭💔💔💔
ዝማሬ መልኣክቲ የስማልና ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ፡ጸጉኡ ይብዝሓልካ።
Amen Amen Amen
Bmengstka zekreni goytay neay nhati galka 🙏
kal hiwet yesmalena egzabiher nay agolgulet admekum ybarkelkum ahwatey 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@@yonaskinfe6164 zmarie melaekti ysemaelna🙏🙏⛪⛪⛪🙏🙏
Mlash hawey zmare melaet yesmalna nay agelglot zemanka ybark fetari admen tanan yhabka zhawey
Ameeen meaziyeee
Amen 🙏.azya tenkafit mezmur iya emo zemarey Melaet yesamaa 😢✝️😢
Zemari melaakiti yesmealna hawuna edmen tenan yhabka amlak
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ተዘይተጋጌ ዘማራይ ሚላሽ ዜና ድዩ ሓቀይ ክቡራት የሕዋተይ
Xibuk aleka zemari melash zena eyu
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማረ መላክቲ የስምዓልና።
Amen Amen Amen
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen
ኦ ኣምላክይ ልንስሓ ግዝየ ኣብቀዐና ሓደራካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ኣምላክ ሓጥያትና ሓዲጉ ኣብታ ትመጽእ መንግስቱ ይዘክረና ናሓዉና ከዓ ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና🙏🙏🙏😥😥😥😥
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ፀጋ አብልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡሩ ሓወይ ውሽጥካ ትስርስር መዝሙረ አብ ቤቱ የፅንዕካ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና ጎይታ አሜን ❤👏👏👏
ቃለ ሂወት የስመዐልና 😢❤❤👏👏👏👏👏👏👏👏
A amelak aboy bmflats ykun bzey mflats zserahkuwo ykre ytrf beley amlak aboy kulu ykaaleka eye ezgabiher amlak 😭😭🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zemare melkti yesmalna Egzabiher amlak bemhartu yerayna yonas hawey
Amen Amen Amen
Amen amen amen zimare meliekit ysimeaelina amilak Tsega abi Leil Tsega yahabika
አቤቴ ማሓረኒ ይቅረ በለኒ ገታየ ሆይ አነ ሓጥያተኛ እየ እሞ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ኦ ጎይቲ ኣብ ምጻትካ ዘክረና ኢካ
Amen Amen Amen 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስማዓልና
Amen Amen Amen kela hewat yesmalna ezgbher amlek Lebe ledya zekfeta lebena yekftlna
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረመልኽት የሰምዓላና
Amen Amen Amen
Amen amen
አሜን አሜን አሜን ብመንግስትካ ክትመፅእ ከለካ ዘክረኒ ጎይታይ አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና
Amen Amen Amen
ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ሓውናቀጽሎ ዮናስ ሓወይ
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen💛💚❤🤲🤲🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዮናስ ሓወይ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ብሓቂ ሰሚዐ ዘይመንዋ መዝሙር ፀግኡ የብዘሐልኩም❤❤❤❤
ዝማረ መላእክ የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልካ ኣጀካ በርተእ
Amen Amen Amen
Amen amen amen zimare melakt yesmalna tesgiu yebzih
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐና እልልልልልልል
አሜን ዝማሬ ምላአክት የሰመዐልና ኦ ጎታይ ክትመፂእ ከለኻ ዘከረነ ጎይታይ አበቱ ማረን ይቅር በለን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ኩቡር ሔዉና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ከም ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጥያተይ
ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ሰማይ
ኣምላኬ ንንሳሕ ሞት ኣብቀዐኒ 😥😥
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሩከይ
ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ የብሐልኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርኽ ይቀድስ 🤲🤲🤲🤲
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ምላሽ ዓርከይ፡ሓወይ ስም ዘማራይ ዘይትጽሕፈሉ ጽቡቕ ኣይኮነን
ዝማረ መላኣኽቲ የስምዓልና ኣምላኽ።
ቡሩኽ ጾም ይግበረልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና
Amen Amen Amen
Zmare melaekti yesmealna! Yonas hawna! Tseghiu yebzahlka egzeabhier
Amen Amen Amen Senait habtey
Zmare melaekt yesmealna hatyatna yqre ilu bxegiu ybxehana
ፍያታዊ ዘየማን ምስ ለመነካ
ንቃሉ ሰሚዕካ ሓጥያቱ ሓዲኻ
ኣምስለኒ ከምኡ ንዓይ ንባርያክ
ጎይታ ዘክረኒ ኣብ ዳግማይ ምጽኣትካ
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ
ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ
ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝማሬካ ይቀበለልካ ናይዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባርከልካ ካብ ጸጋ ናብ ጸጋ ይዓድልካ
ዝማሬ መላእቲ ጌሩ ልኡል አምላኽ ይቀበሎ ዕመን ጥዕናን ሂቡ በረኸቱ ይዓድልካ ሚካኤል ሃይለ።
Amen Amen Amen
Amen amen ti zemari gin zemari melash zena eyu credit mihab tsibuk eyu
ኣሚን ቓል ሂወት የስማዓልና
እግዝኣብሂር ኣምላክ ብጸጉኡ የሓልኻ
Amen Amen Amen
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና
Amen amen amen zemare melaeiktiei yesmalena zehawey
Amen Amen Amen
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ኣብ ቤቱ የንብርካ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን አሜን አሜን🕊🕊🕊🕊🙌🙌🙌
Amem Amen Amen zhawey abt mdhney marena bejaka zmare melakt yesmalna hawey ykber ymesgen nakum zfetere gotay
Amen
ኣምላከይ በዝሒ ሓጥያተና ገዲፍካ ብዓኒ ብምሕረት ርኣየናይ 🙏🙏🙏
ዝማርየ መላእክት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓወና
ኣሜ ቃል ሂወት የስማዕልና
ብመግስትካ ክትመፅእ
ኮለካ ዘክረኒ ጎይታ
ንዓይንሓጥእ ባርያካ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና