ማዕበለይ፣ መቸም ንዚኣ መደብ ዝሀሰብካላ መአልቲ ትባረክ፣ ኣምላክ ምሳካ ሰለዝኮነ ካአ እናማዕበለት ናብ ሕዝብና ትበፅህ ኣላሞ ደስ ክብለኻ ይግባዕ። all AWH family Rodi, Saleh everyone who work hard to make this excellent work practical I really appreciated all of you. Keep it up guys ❤❤
First of all I would like to thank alena walta hager. Rodi Xbqti I love your smile❤❤ you are such a beautiful person 🥰😍 My home city 🌃 I miss Kereney meley. I hope one day. ❤❤❤❤❤. Ab zhalefe Welday Blenay ❤ Hji. Mohamed Tigere ❤ Next dma please Tigrigna Because ab Keren ztefelaleyu society slezelewu ❤❤❤❤
Thanks Rodas & Alena walta hager to bring my city Keren, i missed keren and it's people. As well as thanks for helping ,encouraging people to work , tsebouq tebeguso .thanks
Keren is one of my sisters favorite places… she lived there for several years.. and had one of her children there ( of course this was during Derg time) but she loves Keren… She always talks about how sweet the people of Keren are… it’s very hard for her to see videos or pictures of Keren without crying… I see what she means…
Rodus thank you for all you do. The Keren views you shared give me the great childhood memories. The encouragement you are giving to the hard working people is noble. Abraha
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏ruclips.net/channel/UCreJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin
abal melia gn ayereyenn alo bkemey sign in ykewn
ERITREAN ebs !!!...
Xbuq migbar xbuq endyu ginnnn!!
Ane hito aleni ni Alena walta hager???
n xgum seb bihubue hab eyu zbel bible.
Nskuum gin hizbna shigru mezmizkum Business tserhu alekum !!!
500 - 700 Dollar hibkum ashihat Dollar teietwu alekum !!!!
Tnkulhas ybahal
ክብርቲ ሓፍትና ሮዳስ እቓዕ ደሓን መጻኪ ንሕና ከኣ ሰሙን ሙሉእ ኢና ንጽበየኪ ኣምላክ የሓግዝኹም ኣለና ዋልታ ሃገር እዚኹሉ ትገብርዎ ዘለኹም ንጽጉማት ብጣዕሚ ነመስግን🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደራፋይ ካአ ብጣዕሚ ጥዑም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚♥️💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሮዳስ ጽብቕቲ ሐፍቲ:ምንም ዝጎድላ ዘይብላ:አብነታዊት ኢኺ:ከማኺ ይብዝሐ❤️❤️❤️💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
One of my dream city…ብሐገዝ ናይ ፈጣሪ ከአ ኽቅመጠላ ሕልመይ እዩ እሞ ጎታ ይሐግዘኒ🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️🇪🇷
Mine Too
Me too@@ErIHageri
ማዕበል ጅግና ምስ መሳርሕትካ ብልቢ ነመስግን ከማኻ የለን ህዝብና ኹሉ ብልቡ እዩ ዘመስግነካ ዘሎ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ممتاز ممتاز الأخت الممثلة روداس على تقديم برنامج جبر الخواطر وتوضعك مع الناس انت رائع جدا حبيك والله استمري في العمل الخيري ونحن معك
ከረን እታ ክነብረላ ዝብህጋ ከተማ እንሻላህ ሓደ መዓልቲ ጠቅሊለ ናብ ከረን ጻዕዳ ❤❤❤❤❤
መርሐባ አለና ዋልታ ሃገር ከምኡውን ሮዳስ ሸኮር ኩሉ የፀብቀልኪ ወረጃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Alena walta hager nay bhaki tiserhiwo zelekum Srah kab fetari rikebwo bes ❤❤
አነስ ናይ ትግረ አሕዋትና ማራ እዩ ዝስሕበኒ አብሽርካ ወድ ኤረይ ጻዕዳ ንሻላህ ዐፌት ወዕምር ለሀበኩም ውላድ ኤርትሪያ ዐድና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷 Yhwat bhabar kri enkeleku fluy smiet eyu zsmani so thank you so much
Maebelino hawey❤️👊✍️
ሮዳስ ሐፍተይ ምስ ይቅረታ ከመይ አለና ደሐን ዲና ዝብል ትግርኛ ትቕየረና ኣላ ብክብረትኪ ጽቡቅ ትግርኛ ንዛረብ 🙏⚘️💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናርዲ ዕድመን ጥዕና ንዓኺ መሰርሕትኺ❤❤❤❤ ኤርትራውነት ማለት❤❤
Merhaba Deki eryyyyyyy 🇪🇷 mashallah Gal eryyyyyyy Asey Asey you are beautiful thanks so much Aelan Walta Hager 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷👈🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
Hagosey mehzeli sienelu
Which is very unique word, I love it you are the founder of this way of expressing your happiness, thank you so much.
ሰላም ደቂ ኤረይ ማዓረይ ሮዳሰ ሸኮር እንቋዕ ብሰላም ንካልአይ ግዜ ከረን ረአናኪ ነዚ ሳልሕ ፍሕሹው ገጽ ደሰ ይብለካ ንኩሉኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🌴🌿☘️🌾🇪🇷🌴🌿🌾☘️🇪🇷🌴🌿🌾🇪🇷
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ማራ ኣቕንኩምና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ 🙏❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹👍🌹🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
ፈሲቲቫል ገለ ባዓል ቢኒ ክንብል ከይጠዓመና ከይራናኩም ቀኒና ከመይ ቀኒኩም ማዕበሊኖ ኣምላኽ ይባርኽ ካ/ ኩም❤
ኣምላኽ ንኩሉ ህዝብናን መርየታን ይባርኽ❤🎉❤🎉❤
ዋው ሓበን ሃገገር ሮዳስ ሓፍትና እንቓዕ ብዳሓን መጻክና ጡዑም እዛ ዳሃያ ተፈታዊት ምጭውቲ ሓፍትና 🇪🇷🐪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷🙏🏻🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🍓🇪🇷🕌🇪🇷⛪
ደኺመ ጸሚኤ ኸይበልኪ ነዚ ልውሃት ደስታ ዝፈጥር ህያብ ናይ ፈጣሪ ብትገብር‘ዮ ብልቢ ነመስግነኪ ምስ መሳርሕትኪ ሓንቲ ማዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታሃገር ዝኮኑ ነዚ ህያብ ዝኮነ ድካምኲም ኸይጸብጸብኲም ትሰርሕዎ ዘለኲም ዓስብኲም ካብ ፈጣሪ ርኸብዎ ምጭዋት ደቒ ኤረይ 🇪🇷🐪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷🙏🏻🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🍓🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቱም ሙቁራት የሕዋተይ ዕድመን ይሀብኩም ሮዳስ ሽኮር ❤🙏🏽❤
እዚ ቲገብሩዎ ዘለኩም ንዘልኣለም ተዘክሩ ዚነብር ጽብቕ ተግባር እዩ።😍😍😍😍👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍👍
መርሓባ ዳሃይ ቤትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚♥️💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪
እንታይ እሞ ክብለኩም መዋኣልኩም ነዊሕ እጀራኩ ሰፊሕ ይግበረልኩም ፈጣሪ❤🙏🙏🙏
ማዕበለይ ሐወይ ምብል ብምግዛእኩም ኣዝየ ተሐግሰ ምስ መሳርሕትካ ዕድመን ጥዕና የሃብኩም❤❤❤
አንቲ ምቅርተይ ዘይተሳእስእዮ ነዚ ጋሻ ዝሰንበደ ይመስል
አይሰሰኤን ክንውስኽ ተበልክዮ ጸጊብና ጽጋብ ይሃቦ ናይ ብሐቂ ከረን ጻእዳስ ለከ ልቦም ጻእዳ ❤🇪🇷🙏❤🇪🇷🙏
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ማዕበሊኖ ካኣ ጸጉኡ የብዛሓልካ ቁዱስ ኣምላኽና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Ni bahqi des zibl Sarah deqi Eritrea 🇪🇷 tseda zeywdae yahbkum Amen 🙏🏻 Ezi bal kirar nifue des kiblka ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅️✅️✅️✅️✅️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
መዕበልኖ ተባረኪ ተባረኪ ዒዲመን ዓፈይ ይምነየልካ ምሰ መስሪትካ ሮዳስ ምቅርት🎉💪🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ኣለና ዋልታ ሃገር ሎድመን ጥዕናን ክትሓዝልዎ ዘይትኺሉ በረኸት ያሃብኩም ። ሮዳስ ሺኮር ድማ ጽብቕትን ምቕልልትን ባዓል ክራር ሳልሕ ሕዌ ድማ ባዓል ጥዑም ድምጺን ጎደሎ ዘይብሉ ደርፍን ኣስሚዕካና። ተለፎን ናይ ሳልሕ ናብ ህዝቢ ዘርግሕልና ከዛናጋዓናን ከነዕቢዮ ኢና ።
ኣለና ዋልታ ሃገር በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ተግባርኩም ምስጋና ይብጻሕኩም።
ክብረት ይሃብኩም ዋልታ ሃገር መዓበል and ሮዳስ ብሓቂ ኣቀራርባ ለዋህ 🇪🇷🙏🙏
ማዕበለይ፣ መቸም ንዚኣ መደብ ዝሀሰብካላ መአልቲ ትባረክ፣ ኣምላክ ምሳካ ሰለዝኮነ ካአ እናማዕበለት ናብ ሕዝብና ትበፅህ ኣላሞ ደስ ክብለኻ ይግባዕ። all AWH family Rodi, Saleh everyone who work hard to make this excellent work practical I really appreciated all of you. Keep it up guys ❤❤
ክብረት ይሃብኩም ብትገብርዎ ሰናይ ተግባር ♥️🇪🇷♥️⭐️🌹
ካልኣይ ኲናት ዓለም እንግሊዝን ጥልያንን ኣብ ጥንቁልሓስ ተዛዚሙ
ዕድመ ጥዕና ይሀቢክም ❤❤❤😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አለና ዋልታ ሀገር አምላክ ይባርኩም ኻብ ዝቅበል ዝህብ ይባረክ ይብል መጽሐፍ ቅዱስ ንዓኩም ድማ አቡዙሑ ይባርኩም ንባዕበል ድማ ጸጋን ጥዕናንን ይሃብካ መታን ጽጉማት ክትረድእ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አዚኪርኩምና ከረን ጻዕዳ ሮዱ ሽኮር ብሓቂ ዘረባ ዓዲ ሓባብ ወዳሕራይ ካአኒ ትግርኛ ጡዑም ብሓቂ ናይ ከረን ኩሉ ጡዑም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚♥️💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሮዲተይ ምዕርግቲ
ውላድ ኤረይ ንግስቲ
ዕንበባ ክረምቲ
ንበሪ አስክስ ክበሪ ንዘልኣለም
ብኣኺ ህቡን አዩ ብዘይ ቀለዓለም
ክሉ መንገድኪ ይኩን ለምለም
ዘይናታ ዘይትደሊ ከም ኣዴታታ
ክሉ ግዜ ተስፋ ተስንቅ ይህዋታ
ጋል ኤረይ ዘይብላ መሰታ
አስኺ ብልጽቲ
አስኺ ንግስቲ
አስኺ ህያውይቲ
ግጥሚ ዝደሊ ይንገርኒ 😂😂
ክብሪ ነዚ መደብ ዘዳለኩም 🎉❤
ናይ ብሀቂ ደሰ ዝብል ቡሩከ ህዝቢ ቡሩከ ሀገር ❤❤❤🎉🎉🎉አምላከ (ረቢ)ዝባረኮ❤❤❤🎉🎉🎉ትገብርዋ ዘለኩም ዘሀብንን ዘኩርእን እዩ ተባረኩ❤❤❤🎉🎉🎉
መሽአልሃ ስለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኩም ዝምስገን ስራሕ ኢዩ።ኣምላክ ይሓግዝኩም።❤❤❤❤
ቡጣዓሚ ቡጣዓሚ ቡጣዓሚ ጽቡቅ 🎉 ዕድመን ጥዕናን ንኣደለዉቲ መደብ ::
ቀጸልዉ ደቂ ሕላል መረት 🇪🇷
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏ruclips.net/channel/UCreJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin
Sle Mintay abalnet???
Modern Limena 😂😂😂
ኤርትራዊነት ክበር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️ ሮዳስ ጽብቅቲ ፎርሳ ጽቡቅ ስራሕ ንቀጽሎ🤙🤙🤙🌹🌹🌹💕
ሰላም ኩብራት ኣለና ዋልታ ሃገር ብትገብርዎ ዘለኩም ከይድነኩም ኣይሓልፍን አየ ብጣ ዕሚ ደስ ከረን ምካዱኩም ደስ እልና ናብ ካልእ ከተማ ክትከዱ ብጣዕሚ ንምሕጸን ቀጺለ ኒእሺተይ ካሜራ ደብዝዛ ኮይኑ የርዕዎ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ስላም ብሐበራ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ሮዳስ ሽኮር ካብ ከረን ፍሩታ ዘይቲብን እባ ተማልእለይ ብጣዕሚ ዝፍትዎ ፍሩታ እዮ 🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌟⭐🌟🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷
ናይ ከረን ሰብ ኩሉ ጡኡምን አመስጋንን እዮ። መርሃባ ኩሉኩም ደቂ ከረን።
👍👍👍💯👈
Rodi feshkhta amela yeqenyelna habibti ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
First of all I would like to thank alena walta hager.
Rodi Xbqti I love your smile❤❤ you are such a beautiful person 🥰😍
My home city 🌃 I miss Kereney meley. I hope one day. ❤❤❤❤❤.
Ab zhalefe Welday Blenay ❤
Hji. Mohamed Tigere ❤
Next dma please Tigrigna
Because ab Keren ztefelaleyu society slezelewu ❤❤❤❤
ሮዳስ ፍሽኽታ ዘይፍለያ ዋዕሮ ፡ ብጣዕሚ ዝድነቕ ስራሕ ትሰርሒ ኣሎኺ፡ ምትብባዕ ዘድያ ኣዝያ ንእድቲ መንእሰ።
ኣሰይ ቡሩካት ዘሪኢ ዘውጻእኩሞ ኣምላክ ዕጽፊ ገይሩ ይተክኣልኩሙ ❤❤❤❤❤❤❤
ማዕብበሊኖ ሮዳስ ምስ ኩሎም ኣባላት ኣለና ዋልታ ሃገር ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤ እንታይ ክወጾ ሮዳስ ሓፍተይ beautiful inside out. ጓል ከረን ከጸበኣቀልኪ።
ከረን ሽኮሪናታት ድምጾም ጥዑም ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሰይ ሮዳስ ወለድ ከረን ጻዕዳ ጽብቃት ደቂኢረይ ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም ኩሉ ጽብቅ ነዚ ባዓል ክራር ዋው ፊቱዮ ማሽኣላህ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿ማዕበለይ ብሉጽ እዲዒ መግለጺ ስኢናልካ እታ መልሲ ጥቁላሐስ ትብሀል ።❤❤🎉ከረን ሽኮር ሰላም በልልና
Thanks Rodas & Alena walta hager to bring my city Keren, i missed keren and it's people. As well as thanks for helping ,encouraging people to work , tsebouq tebeguso .thanks
ኣሰይ ደስ ክብል ❤ ናርዶሲኖ ክኣ ሽኮር ከምኣ ዘለዎ ፍሽኽታ ብዓል ክራር ረኪባ. ዕድመን ጥዕናን ንኢባ 👍🇪🇷✌🎉
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ዕድመን ጥዕናን የሃብክኩም ሮዳስ ኣዚኺ ምስኩሉ ፍሽኽታ ሙውቕ ናብራ ይሃብኪ ጀማል ድማ ኣዚዩ ንፉዕ ዕላሉን ደርፉን ይፍተውካ ኣብቅጻሊ ውን ክተቕርብዎ ይምነ
ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ሮዳስ ኣነ መደብኩም ይከታቶሎ ኢየ።ብዝያዳ ኣነ ደስ ዝበለኒ ብእትገብርዮ ትሕትናን ኣኽብሮትን ብኣምላኽ ርኸብዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ከም ኡ ዉን ንኣለና ዋልታ ሃገር ልዑል ምስጋና ይግብኦም ።ዓወት ንሓፋሽ
ዳሃይ ቤትና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሽሻይኮም ይብዛሕ ሮዳስ ድማ ጹቡቕ ኣቐራርባ ሳልሕ ደስ ዝብል ድምጺ ኣለካ
Bruke Hizbena tsegaka
Yebthahayo.
Amen Amen Amen ❤❤❤
Eritrea is great!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ሮዳስ ሽኮር ሸሊል ቆንናኒ በልየን ንደቂ ከረን ጻዕዳ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
ሮዳስ እዚ ክዳን ከጥዕመልኪ ኻሊእ ነገር
ሮዳስ በጃኺ ኒኣፍዓበት ኺዲ በጃኺ በጃኺ
ናፍቆት ናይ ኣፍዓበት ኣለኒ
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹
አሎና ዋልታ ሀገር ህልዋት ኩኑ ጽቡቅ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም እዞም ደቀይ ሮዳሰይ ከአ ምስ እቶም ብሩኻት ህዝብና ሀገርናን መራሕትናን ሰራዊትናን ሰላም ንምነ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌲🌴🌺🌹
Shekornatt deki Eri God bless Eritrea people Rodis shekorna You're amazing person. Keep doing it. Nice job.❤❤❤❤❤
ማዕበል ናይ ኤርትራ ማማ ትሪዛ ኢለካ አለኩ
ርዳስ ሽኩር ምጭውቲ ጥዕምቲ ድምጺ እግዚኣብሄርን ሩቢ አብዝሑ ይሃብኩም❤️🙏
ጽቡቅ ስራ እቲ ምስጋና በቲ ዝፍርልጥዎ ቃንቃ ትግረ ኣረብ ውን ጽቡቅ እዩ ተካታተልቲ ይሰምእዎ
ሮዲ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ድካምኪ ጻዕርኪ ካብ ጎይታ ርከብዮ ብርክኪ ብርኪ ሓጺን ይኩን
ዋልታ ሃገር ካኣ ዘውጸኩሞ ኣምላክ
ይተካልኩም ።
ሮዱ ጋለይ ከመይ ቀኒኺ እቃዕ ዳሓን መጻኹ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ ዘውጻእኩሞ ይተካኣልኩም ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉💙❤💚🌺🌺🌺🍀🍀🍀🌷🙏🙏🙏🙏
Edimen tienane yehabukum fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Krbit ruz resieki rodi shikor edmen tenan yhabki fetari ❤❤❤❤
ብር እንዳበልካ ታሓጎስ ማዕበለይ ልዕሊ ኩሉ ሕደር ንእትወልዶም ውላድ ጻማኻ ክትፍደዮ ኢኻ እንሻላህ ጵቡቅካ የርእየናን የስምዓናን።
ሮዳስ ሽኮር ፍሽኽታ ዘይፍለያ ❤🎉 ከምኡ እውን ኣለና ዋልታ ሃገር ማዕበል ምስ መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘውጻእኩሞ እተክኣልኩም
ዋውውውው ኣድኒቀ ምጽጋብ ሲኢነኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤
ናይ ብሓቂ ዝናኣድ ስራሕ ዘውጻኩም ዕጽፊ ጌሩ እዝጋኢኣብሄር ይሃብኩም
Tack så mycket alena walta rodas
አሰና ጽቡቃት ደቂ ኤረይ ጽቡቅ መደብ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚♥️💛💙🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Rods እንቓዕ ብደሓን መጻእኪ ኣለና ዋልታ ሃገር the show I Iove the most
Maebel hawey ms kulom mesarhtka edimen tienan yhabukum kiberu niberu deki eriy halalat ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤሬና ጻዕዳ ልቦም ክቡራት መንነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዘሕጉስስ መደብ 100% ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Alena walta hager edmen tenan yhabkum fetari Brukat ekum behaki ❤❤❤
ከረን ዓጀ
ልቤ ወ ዕንታጨ ❤
Wawww alena walta hager maebel hawey edmen tenan yhabka mis mesarhtika ❤kibret zelwa gal ansteyti rodas Habibtiii kexilyo eritrawit gal ansteyti ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌💒❤️❤️❤️
Rodi shikor amlak edmen tenan yhabki ma mesarhtki 🇪🇷🇪🇷❤❤🌹🌹
ኣሰይይይይ ተጋዳላይ ሐውና ❤🎉❤🎉
Keren is one of my sisters favorite places… she lived there for several years.. and had one of her children there ( of course this was during Derg time) but she loves Keren… She always talks about how sweet the people of Keren are… it’s very hard for her to see videos or pictures of Keren without crying… I see what she means…
@@edenasfaw9409 Thank you Eden ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Rodus thank you for all you do. The Keren views you shared give me the great childhood memories. The encouragement you are giving to the hard working people is noble. Abraha
Rodi gual keren. Thank you for your help to our people and thank you for showing as my beautiful city kereney ,,🇪🇷💪💯🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷
Alena walta hager edmen tenan yhabkum fetari Brukat ekum behaki❤😊😊❤😊😊😊❤😊
❤❤❤ ሮዲ ሽኮር ዕድመን ጥዑናን ይሃብኪ ቀጺሊዮ ❤❤❤ ሰላምን ፍቅርን ንሃገርና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Yhewaty edman tenan yehabkum fetari ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደስ በሃሉ ኣቦ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም። 🎉🎉🎉🎉🎉
ሀቢቢ ጎቱ ኮሎግዛይ ደቀምሀረ ❤❤
ዕደመን ጥዕና ይሃብኩም ደቂ ኤርትራ ኤርትራን🎉🎉🎉🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🏨🏰👌👍💪💪💪
ብዘይ ቃል ዓለም ኣዝዩ ባህ ዘብል በረኸትኩም የዕዝዝ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ✝️☪️❤️🍎🍓🍇🌹🌻🥀🌲🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ሮዲ ሽኮር ❤ከመይ ቀኒኺ ጥዕምቲ ድሃይ
ህርመት ክራር ድርብ ህርመት ክራር ዝውንን ምኡዝ ጥዑምን ህርመት ኣዝዩ ደስ ዘብል።
ኣንቲ ጽብቕቲ ጋል ሃገረይ እዛ ሕቶኺ ክምልሳ ክፍትን፡ ካልኣይ ኩናት ዓለም ኣብ ከረን ከባቢ ጥንቁላሓዝ እዩ ተኻይዱ፡ ወተሃደራት ናይ ኢንግሊዝ ከም ሑሱም ዝረገፍሉ.
ጽብቁ ስራሕ ምዓበሊኖ በዚ ንስኻ ትገብሮ ሓገዝ ቀሊል ኣይኮነን ፈጣሪ ዕጽፊ ጌሩ ይፍጠረልካ ንሮዲ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ኣቃባብልኣ ዘለዋ ናይ ምርድዳእ መንፈስ ደስ ትብል ጋዘጠኛን ኣዛናጋዒትን ❤❤❤
Asey habayeb deki Erey idemen tenant yahabi fetari amelakei 🫶🫶🫶🫶🫶❤️🌹❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷