I’m from Somalia 🇸🇴 . And I don’t understand this. But I like the way it sounds very good song 🥰 looking for someone to teach me Tigrinya. Love ❤️ you all 🇪🇷 🥰🥰🇸🇴
Ermile keep going young star I like this music I remember when you was learning in memhir Kiflays music school in Dekemhare with me while I was learning keyboard. 🙏♥️
i don't even know what to say about this music there's something in it that goes through my body ......i just wanna thank ermi for flashing back my feelings ... much love,much respect ,big love brother ....yeah buddy .
This really wonderful song we should support our young Eritrean brothers and sisters to have like this a great production. Proud of you keep up the good work.
Amazing song...... Eritrea is really proud of you, my brother!!!! May God make your wishes and Hopes come to life.. and may you make more songs like this in the future.
*ኣበይ ኣለኩም ደገፍቲ ኤርሚለ ሞክሲ?*
AM DC
Ermi love ሞሞና ኣብዚ ኣለና ሞኽሲ
Abzi alna ermi dc yezekr
እኔህና ኣይዞኩም ናይና
Yzkr ewe yak
ይዝክር እወ ኣደይ
ኣሓተይ ኣሕዋትይ
ኣቦይ
መታዕቢተይ
ዓደይ
መበቖለይ መንነትይ
ህዝበይ ሓገረይ
ሕብረተሰበይ
ሰላምን ራህዋን ቅሰነትን ንሃገርና ኤርትራ ።
sami nic bor Ajoka geni sedat komka euy sebey netay 🍻🍻🍻🍻🍻🍻
Bhaki
samuel beyin Amennnnnnn🙏🏻
Aboy ewe haqka 😭aboy yzkr
aman
I love Eritrea song 😍😍🇪🇷🇪🇷
from Somalia 🇸🇴🇸🇴
husein ahmed
Thanks bro we love u too ❤️🇪🇷
Love u too bro thanks
Love you brooooo
Thanks more bro we love you too 🇸🇴🇪🇷🇸🇴🇪🇷
😂😂 we love Yu too but next time learn how to spell Eritrea.
ኢንተርቪው ናይ ኤርሚ ሰሚዑ ዝመጸ እስከ ላይክ ውጋእ ኣብዚ 🇪🇷🇪🇷
ኣብዚኣ ኣለኡ
🙋♀️🙋♀️
ኣነ ኣለኩ
@@semeregoytom50 adengixini gn xbuq fre xamu aytekefelen😭😭
@@Miss_SS-e9z ygermeki eyu ezi kulu serihu
ይዝክር
ይ . ይዝክር እወ በቦይ በደይ
ዝ . ዝብሎ ጠፊኡኒ እንታይ እሞ ክገብር
ክ .ክንራከብ ኢና ምስ ኩሎም ፈተውትና
ር .ርግእ ንበል ሓወይ ሓፍተይ ንባሃሃል ኩሉና ኣሕዋት ኢና
I’m from Somalia 🇸🇴 . And I don’t understand this. But I like the way it sounds very good song 🥰 looking for someone to teach me Tigrinya. Love ❤️ you all 🇪🇷 🥰🥰🇸🇴
Love you to all people somalia.i like also somalias music and beatuful langauge
Don't wear my friend am Gannon teach you
He is saying
Yzkr
Entay dea kgebr
Which means
I remember
What can I do
Ata English tehababerena eway@@yemanetsegay8719
.
.
.
.
m
......
..
.
...
ካብ ትወጽእ ስጋብ ህጂ ይሰሜዓ ኣለኩ . ኣሎኩም ዶ ከምዚ ከማይ . ዝፈተኩማ
Ewe tisma derfi eya
Aleku zeytmnew derfi
Wala ane keytgremi
ባ አዛ ደርፊ ጌራትለይ ምምናዋ ሴኢነ
Ewe ane aleku
I'm from Ethiopia oromo region I love this music
am eritrean I love oromo people and smachew endesa 💌💌💌
ጽቡቅ ስራሕ ኤርሚለ
ዜማ 110%
ግጥሚ 100%
ክሊፕ 100%
ኩሉ ሂወትና ኣብ ዝክሪ ምንባር ኮይኑ አዋይ ግዜ
ኣይተምርር ሓወይ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ፡፡
110% ዝብሃል ካኣ የለን 100 % ኢዩ ዝብሃል፡፡
Interview nay Ermi semiuu zimetse kaliay gizye YIZKIR kehedis like eske
Kkkkkk kndey bexiha krei mexei
@@yohannag2783 to
Hb
0
3h
ንዝክርወ ዓኽ ዓድና ኤርትራና ገዛውትና ኣምላኽ ዓድና ምለስና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ኣብቲ ሕሉፍ ዛንታ ጉዕዞ ንስነተይ
ኣወለይ እንዲኪ ቦኽሪ ኣፍቃሪተይ..... ooh that hits me the most 😢😢😢
🎹🎸ሓንቲ ያ ትፈቀድ ኮይና እምበር ሚሊዮን🖒 ላይክ ማሃብኩኻ ኤርሚ❤🎼🖒🎶❤
😍😍😍
Wela ena bro
ሰሚዑ ምጽጋብ ዝሳኣና ከምዚ ከማይ like ይግበር ዕለት :20,01,2020
ሰዓት:22:03 ድ:ቀ
❤🙄❤ ይዝክር😭!
❤❤❤❤❤
አነ ብ ገብሪሂወት ጸሃየ ክጽለል አንድየ
ኣድነቕቲ ኤርሚ ከኣ like እስከ ጦፋዕ ኣብሉ 😊 ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ከኣ ደቂ ኤረይ ❤🙏❤
ኣነ ኸማን addicted ኮይነ በዚ ወዲ 😍😍😍 !!
ብሓቂ ንፉዕ ሰብ አዪ ኣዝዩ ቡዙሕ ገጥሚ አዩ ሰሪሑ
John mannes ነይ በሕኪ ነፎዕ ስብ አካ
Ane kea b Benhur Feseha kihamemm eye
ብጣዕሚ ኤ ዝፈትወኩም ኤርትራውያን ደስ መሳጣ ደርፊ እዩ ቀፅለሉ ሓፋትኩም ትግራወይቲ
We Love you too ❤️ Gal tgray mkerti
I lave you too gual tegray shkor
*ኤርሚለ ሽኮር 🤭🤭🤭🤭 ክጽበያ ጸኒሐ ክገርመካ እስከ ከምዚ ከማይ ኤርሚለ ዝሕቢ👍👍❤❤🤭🤭🤭
አርምያስ፡መግለጺ፡አየ፡ዝሰአነልካ፡ቀጽሎ፡ኣጆካ
W0e02
❤️❤️❤️
Ane aleku suk elkum aytzrebku leley zftwo yelen nermi
ኩሉምላ ምልእቲ ዝኾነት ደርፊ እያ፡ኤሪ ሓወይ' ገብርሂወት ጸሃይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ!
……………ይዝክር……………
በየናይ ሕጊ⚖ ዩ ኣቲ በየን ስርዓት
ንዓይ"ና ዘከርካ🤔 ከይተፍስስ ንብዓት😭
ከምኡ"ባ ኣይትበሊ ዶ ወላስ ወለሎ
ታ'ጽብቅቲ ስእሊ🤳 ኣብ መናድቅ ልበይ❤
ተሰቒላ ዘላ፡
ንዓኪ ክርስዕ ዶ ገምጢለ👎 ክሰቕላ።
ኢኺ ደሊኪ ኣሃ ሃ ኣሃ(2)
ኢኺ ደሊኪ ኣሃ ሃ ኣሃ
ኢኪ ደሊኪ፡
ኣምላኸይ🙏 ለሚነ ሸሚተ"ንዴ ዓቕሊ✊
ዓይኒ👁 የብለይን ኩፍእኪ ዘለሊ፡(እምቢ)²
ዝበልኪ ኽትብሊ ኣብቲ ሕሉፍ ጽቡቕ
ናይ ትማሊ ስእሊ🤳
ኣውኡ"የ ዝበሊ (እምቢ)²፡
ይዝክር🤔'ታይ ደኣ ክገብር²
ይዝክር🤔'ታይ ደኣ ክገብር²
ኣሃሃ እይይይ!! እይይ ኣሃሃ!!
ኣብቲ ሕሉፍ ዛንታ ጉዕዞ🏃♂️ንእስነተይ👫
ኣወለይ እንዲኪ ቦኽሪ ናፍቃሪተይ💑፡
ዘሕለፍኽዎ ጽቡቅ ክርስዖ'ይደልን
ክዝክረኪ"የ በቃ ለይትን ቐትርን።
ይዝክር🤔"ታይ ደኣ ክገብር²
ይዝክር🤔"ታይ ደኣ ክገብር²
ይዝክር🤔"ታይ ደኣ ክገብር²
ይዝክር🤔"ታይ ደኣ ክገብር
ይዝክር🤔🤔🤔……………!!
ጨጓር ከም ዘለዎ ንውሽጢ ውሒጠ
ናይ ትማሊ ጽቡቅ ስእልኪ🤳 ኣቐሚጠ፡
ይዝክር🤔"ታይ ደኣ ክገብር²
ይዝክር🤔"ታይ ደኣ ክገብር²
ስጋ ሰብ ስጋ ሰብ ክጥዕሞ
ክሃጥር💪፡
መዓስ ጸሊም ጻዕዳ ስብሒ"ንድዩ
ዝፈጥር፡
ጻዕዳ ንብዓት😭 ዝኽሪ🤔
ልበይ❤ ምስ ተኻዕዎ፡ ፍቕረይ
ትዝታኪ ጽባቀ ዘለዎ።
ይዝክር²🤔
ይዝክር²🤔(2)
ጽቡቅ እምበር ኣቲ ሕማቅ ከምዘይ ዝክር🤔🤔
ምስቶም ኸዋኽብቲ⭐ ወርሒ'ላ🌙 ምስክር፡
ክሳብ ምስንባት ጉዕዞ ናብ መቓብር
ቃል ኣትየ'ንዴ ፍቅረይ ኣብ ዝክሪ🤔 ክነብር።
ይዝክር²🤔
ይዝክር²🤔(6)
ድምጻዊ🎤=ኤርምያስ ክፍለዝጊ
ግጥሚ✍= ገብርሂወት ጸሃየ
ዜማ🎼=ኤርምያስ ክፍለዝጊ
ብልጽቲ ስራሕ ኤርሚለ👉🇪🇷💟🇪🇷🤛
Entay ewan da qaltefka habibi
ሁቺቺ ስፍራ ፍቕሪ +
የቀኔልና bor /sis
ሁቺቺ ስፍራ ፍቕሪ ❤️
Waw
Wawwww btami nfu
ናይ ብሓቂ ይዝክር ንማማየይ ኣቦይ ኣሕዋተይ መታዓቢተይ በተሰብይ ብዓቡኡ ካኣ ኤርትራ ሃገር
¶እንቋዕ ብሰላም መጻካ ኤርሊ ዓርከይ ጽቡቅ ስራሕ ወገነይ
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ድምጺ100%
ዳይርክተር 100%
ክሊፕ 100%
ስሑል ድምጺ 100%
samuel girmay 600%
My life and love of the Eritrean people is all love and appreciation from Sudan to the most beautiful country of Eritrea
ermi "ኮኾብ ጽባሕ "
ምሳዛ ናትይ ሓሳብ ዝስማማዕ
like"""""
alik mekseb allem
Already kokob
Meas xebah arigu wediu endyu
@@tsinatbrhane1356 kemu deyu ergan wedi haweboy
@@hager39 kemza nay erimyas
Xbuk srah ermi
Men alo iske nay topo Show 🦻 geru dagmay neza definitiv zkefeta
ንፋቀር አባ ደቂ ኤረይ በጃኹም
Aseyyy heray hawey amlak fkeri yehagzna trah
Eri Wood 🇪🇷💘🇪🇷👈
ኣለኹ ምሳኻ መሰንገለይ❤
Wawwww zdnek hasab
Heray heray. Demey, wegeney, arkey,aboy,adey,,hawey,habtey,..... Nifato ena.
ብልጽቲ ስራሕ ብሉጽ ክሊብ ብሉጽ ምንቅስቃስ ኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣዝያ ምቅርቲ ስራሕ ብልክዕ ልዕሊ ዕስራ ግዚ ደጋጊመ ሰሚዓያ ዋላ ክመንዋ ኣይካኣልኩን የቀንየልና ኤርሚ ቀጽሎ በርትዕ ሓቢቢ
Wedi ebay DC yezeker ewe yezeker aweley ah ha entay emo kengeber ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እረምየስ ብልጽት ደረፍ እየ 1000
መን ኣሎ ከም፡ዚ ከማይ ፨፨ከምዚ ዓይነት music ዝናፈቐ O.M.G i love it Ermile ....good job
ኣብ fb ክርእይ ቀንየ
ብጣዕሚ ደስ ትብል ስራሕ
ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ኤረይ.%%%%
ንእዝንን ዓይንን ዝከውን በረኸት ኣለዋ ! የቀንየልና ኤርሚ ቀጽሎ።
የዕሪፍና ንቅኒ ካብ ገልጠምጠም
ኣቱም ሰባት ፉሉይ ውህበት ዘለዎ ሰብ እዩ እዚ ሰብ እዚ በጃኹም ደገፍ ኣይንፈለዮ
Nay bhqey nufu wedey betami mestwealey eka keman neska eze wedey kab kulu ete semetu des yeblka
♥️♥️♥️🙏🇪🇷
Nay bhaki henoga armiyas model ayu
One ዊት
ኣረባዊ ኣይምልከተካን እዩ
@@ruta1324 unitiy ናብ መዓኮርካ ኣእትዎ ዋን ዊጥ ወራር ባህልን ቃንቃን ዝድግፍ እዩ ኪኖ ሓጹር ይደርበ
ጽቡቕ ስራሕ ኤርሚ ምስ መሳርሕትኻ
ኣብ ሓንቲ መስመር ናይታ ግጥሚ ዘላ
ግን ነቲ ኣብ ውሽጣ ዘሎ ሓቂ ተፍርስ ተጠቂምካ ኣሎኻ ንሳ ከኣ፥
(ኣምላኸይ ለሚነ ሸሚተ እንድየ ዓቕሊ) እትብል ኢያ። ሸመተ ምስ ኣብ ክንዲ ምዕዳግን ምግዛእን እንጥቀመሉ ቃል ኢዩ
ዝለመነ ይትኮበሉ ኢዩ እምበር ኣይሽየጠሉን ኢዩ እቲ ቀንዲ ከኣ እቲ ተለማኒ መን ኢዩ ዝብል ሕቶ ክለዓል ከሎ፥ ማለት ንፈጣሪ ዝለመነ ይውሃቦ ኢዩ ዝብል እቲ ቀንዲ ምንጪ ኩሉ ሓሳብ ዝኾነ መጽሓፍ ቅዱስ ውን። ብዝተረፈ GBU
Nska trah coment entetxhf ngetemti memhr
Ketita tirgum aynihebo Amlak akili kihibo eyu leminu getamay enber bi meseretu akili zishimet nibret aykonen sinetibebawi agalalisa koyunu yisimaani biwegenka ke entay mibelikaya etia hereg
@@yonatanfessahaye3053 ጸቡቕ ኣለኻ ዮናታን ሓወይ ንምንታይ ከምዝሓሰቦ ተረዲእኒ ኢዩ። ነገር ግን እታ ቃል እሳ ኣፍራሲት ኢያ ነታ ዘልዓላ ሓሳብ ኣይትምጥናን ኢያ። ዋላ ኣዕሙቕ ኣቢልካ ኣስተማቕራ ውሽጥኻ ኣይቅበላን ኢዩ ዕርዕር ዝበለ ጣዕሚ ኢዩ ዘለዋ ምኽንያቱ እቲ ዝተለመነ ካብ ኩሉ ፍጡር ዝተፈልየ ሰለዝኾነ።
ጽቡቅ ሃናጺ ዝኮነ ሪኢቶ ዩ ።
Very nicc job Ermiyas pro all
ፍሉይ ተውህቦ ንዜማ ዝኸውን ዝትዓደለ ስነ - ጥበባዊ ተድንቕዎ ዶ ንስኹም ከ ከምዚ ከማይ
🤔ይዝክር
Yeah ane ydniqo eye blbi 🙏
@@Elilta694 jkrecords
ገባቲ ዓርከይ ከመይ ዘይ ዝክር ትም እስከ በል ዓሕሕሕ🤫🤫🤫🤐🤐🤐
@@Meraguzay epe 🤷♂️💁♀️🤷♂️🤷♂️🤷♂️🤷♂️
ziema nay kelab wesidus ketzarbuna ekum lomes
ኤርሚየ ናተይ DC❤
ኣነ ከኣኒ ይዝክር ንማማየ 😭💔
የዕብየለይ ዕደመን ጥዕና ይሃብካ ማዓረይ ሓፊትካ ካብ ትግራይ
Eti kedem ewe, tium gize ab Eritrana..kemzi lomi keykone fah elna deki Erey xaeda..✊🏽🇪🇷
መርሓባ ጥዑም ደሃዩ፡ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ቁንጭል ኣቢልካ ክትደርፋ ምስ ሰማዕክዋ ብጣዕሚ እየ ተሃዊኸ ኔረ ክትዝርጋሕ። "ይዝክር፡ እንታይ ደኣ ክገብር"
ንስኹም ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ኣኣብ ዘለናዮ፡ ንዘኻኸር እወ ❤❤❤ ደቂ ኤረይ ሓላላት
Sending Love From Somalia
I Love Eriterian Music Thought I Don't Understand
The Language 👋👏❤️💌🍀🌻💐🌄🌾
Tigrinya is the language spoken in Northern Ethiopia (Tigray) and Eritrea
It is all about love. He is our ERITREA super star. The languge he sing is Tigrinja. I hope it helps
Some of what he is saying
Yzkr
Entay dea kgebr
Which means
I remember
What can I do
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ኤርሚለ ጅግና ይከኣል እንተ ዝኸውን 1000 ላይክ ምሃብኩኻ ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕካ 2020 ካብ ጨብራሕ ራሕ ጋይላ ኣድሒንካና ዕድመን ጥዕናን ምስ መሳርሕትኻ
Who’s here after the interview
Mee
I do
Me too
Me
Really I am worried about you said this young boy
ናይ ብሓቂ ኣብ ዝኽሪ ንነብር ኣለና ደቂ ኤረይ ይዝክር እንታይ ድኣ ክገብር
Ermile keep going young star I like this music I remember when you was learning in memhir Kiflays music school in Dekemhare with me while I was learning keyboard. 🙏♥️
ኤርሚ ሓወይ እንታይ እሞ ንዓኻ ክገልጽ ዓቅሚ ይሓጽረኒዩ እቲ ኮኾብ ጽባሕ ተበልኩኻ የኽፈአለይዶ ሞ🙏🙏🙏❤❤❤❤ኣጆኻ ካባኻ ቡዙሕ ኢና ክንጽበ በርትዕ
Yezkr
yzkr
yzkr
ዘኪረ ነቢዐ alkum
do
kmzi
kmay Like regxuleye..
ኣነስ ደጋግመ ሰምዐያ ምሙናዋ ሰኢነያ ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶኦ
Meliena
Lomi ke tesemea do thlu 🤔🤔
Alena bro
እዝግኣብሄር ይኻኽበና ልዑል ጎይታ ደቂ ኢርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I love Eritrea Music specially Nahome Yohannes...ጽብቅቲ....From Ethiopia
ይዝክር ይዝክር
ብጣዕሚ ልቢ ትትንክፍ ደርፊ ናይ 2020 ዝበለጸት ኮይና ረኺበያ ኣጆኻ ኤርሚለ ቀጽሎ ስድሩኡ ዓዱ ኣዲኡ ዝዝክር ትራይ ላይክ ይሃብ
Let's support this our young star god bless all Eritrean mo
Artist
i don't even know what to say about this music
there's something in it that goes through my body ......i just wanna thank ermi for flashing back my feelings ...
much love,much respect ,big love brother ....yeah buddy .
Xbuk srah Ermi. Deqi Erey kea selamkum ybzah!!🇪🇷🥰😘😘
እስኪ ምዚ ኣብ ገዛ ተዓጺናዮ ዘለኔ ናይ ቀደም ሂወትኩም ትዝክሩ ዘለኩም 👉🇪🇷❤️❤️🤙🤙🤙
Well come erim arkey 🇪🇷nic song keep going bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💚💓💛💔🧡💕💜💖💝💗💞💙
ኤርምያስ፥ኣቤት ድምጺ፥ኣቤት ጥበብ፥ጥበባዊ።ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ጽባቔ ናይ ጥበብ፥ሽዓ'ለ የ ፈሊጠዮ።ኣጆኻ፥ከይተባሃልካ፥ንፍዕ ዝኾንካ ኑኡስ ጥበባዊ ኢኻ እሞ፥ቀጽሎ።
(ይዝክር♥️ አንታይ♥️ ደኣ♥️ ክገብር) ኤርሚለ ሓወይ ሰብኣይ💯 አንኮዓ ካብ ጋይላ ኣውጸኻና ቀትጽሎ ነዚ ፉሉይ ቅድ
እወ ይዝክር ደቂ ሻዉለይ ብሓፈሻ ደቂ ኤረይ ሰላም ይመንየልኩም ኣብ ዘለኩሞ ♥♥♥
ዋውውው ኣብዚ ነሀ ስራሕ ኤርሚለ ሙቁር ምስ ብዓል ንስካ ዜማ ክትሰርሕ ክንደይ ጡዑም እዩ ማራ ሳሓቢ ዜማ ኮሙኡ ውን ገብርሂወት ጻሃየ ግጥሚ ሰጥ ዝበለ ቡሉጽ ስራሕ ኢኩም ተርእዩ ዘለኩም ደቂ ዓበይቲ ማራ ካኣ መቀረት ኣለዎ ብጣዕሚ ደስ ትብል ስራሕ ኤርሚለ ሽኾር።
Ermyas jigna wedi Eri edmen tenan yhabka aytekealikan kexlo kabaka bzuh ena nxbe.
Gebrhiwet xehaye ka ybel sirah abaka zeleni akibrot fluy eu edmen tenan yhabka brieka ysensin 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️😍😍😍👍👍👍👍🙏🙏🙏
ውዱእ ድምጽን ፥ዜማን ፤ግጥምን ፥ዋው ውልዶ መንእሰይ ።
ስጋ ማሚተይ 😢🥰😘ፍሉይ ዝክሪ ኣለኒ ኣብዛ ደርፊ ኣየ ዓለም ይፍለኪ ፍላሊኪና አፍፍ ዓለም ኮንቶ
🤝👌✌️🥰🥰😘🥰🥰⛪🇪🇷🕌🤝🙏👈🏻
ጨጋር ከምዘለዎ ን ውሽጢ ዊሒጠ
ናይ ትማሊ ጽቡቅ ስእልኺ ኣቀሚጠ
ይዝክር ታይ ደኣ ክገብር(2)
ይዝክር ታይ ደኣ ክግርብር(2)
😭😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ንኩሉኹም ደቂ ኤረይ ኣስላማይ ይኹን ክርስትያናይ ደጋፍይ ይኹን ተቓዋማይ i Love you alle ደቂ ኤረይ ናተይ ደቂዛ ሓላል መሬት 🥰🥰🥰🥰😍
ንፋቀር ሓወይ ሓፍተይ ንብሃሃል
😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ብዘይ ፍቅሪ ኩሉ ኮንቶ ዩ
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ሰላም ፍቕሪ ንኹልና ኣኣብዘለናዮ⛪🇪🇷🕌🤝🙏👈🏻
🇪🇷💓🇪🇷🇪🇷
Wel love you ❤❤❤
እዚኣስ ንዓይ ኢኻ ደሪፍካያ ኤርሚለ ነታ ዝፈትዋ ቦኽሪ ኣፍቓሪተይ ብስደት ዝተፈለኽዋ ይዝክር ንዓና ዝኸውን ግዜ ይምጻኣና ደቂ ኤረ ማዓረይ ምሳይ ዝሳማምዕ ተሎ እስከ ላይክ ሃቡኒ ናይ ሰንበትና።
Z same too u
Z same too u bro...
ቃላት ይሐጽረኒ ኤርምያሰ ብጣዓሚ ሓያል ድምጺ አለካ ቀጽሎ‼
ብብርሃን ትማሊ ኢና ንጉዓዝ ዘለና ብበዓል ኣብረሃም & ባርያ ካልኦት ከኣ ኣቦታትና እንታይ ኮይና ኢና ደርፎም ዘይንመንዎ ምስ ግዜ ዝከይድ በቃ ዘይበረስ ብጽፉፍ ዝተሰረሐ እዩ። ኣብዚ ግዜ ከኣ ኤርሚ ዝሰርሖ ዘሎ ገላጺ ግዜ ዝኮነ ደርፊ ይሰርሕ ኣሎ እንተ ኮነ ግን ከምቲ ዝድለ ኣይስመዓሉን እዩ።ሕልንኑ ከይደክም ከኣ ከነባራትዖ እዩ ዘለና።በሉ ኣነ በዛ ደርፉ ናይ ሎሚ ይዝከር ከመኡ ውን ብዝሓለፈ ስርሑ ነቶም ናይ ትማሊ ተካኢ እየ ክብሎ ዝደሊ።ሰኒ ተኮይኑ ዘረባይ like ግበሩለይ።
ጸሓይ ብዘይ ሰማይ 100 Kab 100 Mesaka yesemamame hawey natey. He is the only one i can listen nowdays
ነውሪ ዘረባ... ነዚ ወጫጪ'ሲ ምስ ኣብራሃም፡ ባርያ ከተወዳድሮ!!! SHAMEFUL! ካብ በዓል ወዲ-ድሩፍ፡ ካብ ዘይነብ በሽር ይሓይሽ'ዩ እንተኢልካኒ like ከአድየካ'የ። ካብኡ ዝተረፈ ግን እዛ ዝበልካያ ነውሪ እያ።
@@eritrean_forever ዘረባኻ ከፈንፍን ካብ ሓሳብካ ዝምንጩ ዘሎ ብምዃኑ ዉን ይሓዝነልካ ፡ ቅድሚ ምንቃፍካ ብነብስኻ ጀምር ኣነ እንታይ ሰሪሐ ኢልካ ንብስኻ ሕተታ እሞ ባዕላ ክትነግረካ ኢያ ንዝዓቢ ስነጥበባዊ ከተበራትዖ ኡዩ ዘለካ ኣይኮነን ግን መልሓስካ ስሒልካ ምዉርዛይ ጽቡቅ ኣይኮነን ክቡር ሓው ካልኣይ ክኣ ወዲ ድሩፍ ዘይነብ በሽር ገለ ኢልካ ንሶም ንባዕሎም ዓበይቲ ጠበባዉያን ሃገር ምሉእ ዝፈልጦም ዝምክሓሎም ኣቦታትና ኣዴታትና ኢዮም ፈላሊኻ ኣይትፍረድ ንሕና ሓደ ኢና ከማኻ ውዲ ከማኻ ግን ቁርዲድ ፍቃር ክፈላለ ዘይደሊ ህዝቢ ኮይንኩም ኣለኹም ፡ ተለወጥ ሓሳብካ ንመጻኢ ዝጥምት ይኹን ክቡር ሓዉ ፡ ሕማቅ ዘረባ ግን መዋእሉ ጥቅሚ የብሉን ፡ ኣብ ልብኻ የሕድሮ bayy
@@yoniwin352 ኣታ እንታይ ድኣ ኣይትጋገ' ባ፡ ነቀፌታ እዩ ንስነጥበብ ዝቅይሮ'ምበር ሰኪትካ ቤላ ኣለኻ ኣይበሃልን። ፍቅርን ስነጥበብን እንታይ ኣምጸኦ። ንዘበላሸወ ኣጆካ ምባል ጽቡቕ እዩ? ብዙሕ ስራሓት ድማ ሰሪሐ እየ (ንክምካሕ ኢለ ኣይኮንኩን) ጌጋይ ዝነግረኒ ድማ ብጣዕሚ'የ ዝፈቱ ኔረ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ድማ ብዙሕ ለውጢ ኣምጺኤ። እዚ'ኮ ናይ ሕውነት ኣይኮነን፡ ሓቅን ነቀፌታን ዘይፈቱ ኣብ ስነጥበብ ፍጹም ክህሉ የብሉን፡ እንተሃልዩ ድማ ኩልግዜ መሕፈር ዝኾነ ስራሕ ሒዙ'ዩ ዝቐርብ።
Xehay bzey semay kabaka zwexu qalat eko bayta Aywedqun eyu qexlo
ንዝክር እንታይድኣ ክንገብር
ፈጣሪ ገጽ ስድራናን ሃገናን
ንርእየሉ ግዜ ይፍጠረልና ደቂ ኤረይ ሰላም በብዘለናዮ!
እዛ ደርፊ ኣብ ገጻት ፈይስቡክ ክስምዓ ቀንየ ክስምዓን ክፈትዋን ሓቲ ብዝኮነ ጽኑቅ ስራሕ ኤርምያስ ዘቤሄረ
I love this guy the way he sing best of Eritrean artists vocal melody
ከምዚ ከማይ ኣብ ተዞኩሮ ዝነብር 👍👍👍
😥❤
Fuke life Benjamin ane aloku bejaka bnbatey asenye ab hluf znebr 😭😭🚶🏽♀️🚶🏽♀️🙇🏽♀️🙇🏽♀️
@@ጁዲጓልኤረይ abyki eyney nbeat si neana da xbqti
ይዝክር ናይ ባሓቂ🇪🇷 ይዝክር💗🇪🇷 አዋን ዘይብሉ ልቸ ምስ ኣጥፋኣኩ መታዓቢተይ፡ ስድራይ 20 11 2020 ሳዓት 00፡58🇬🇧
Nezia comment tenbeb zelka ber ketbel tehagos 🙏❤ nice work ermi shekor 🇪🇷💪
ብራቮ ኤርሚ ውድእቲ ሽቁል ካብ ዘመናዊ ከይትወጽእ ምሉእ ብቕዓት ኣለካ ብጻይ ቅኑዕ
ኤርሚለ ዘቢሄረ Dc ገለ ዓይነት ሓቢቢ።ኣለኩም ዶ ኣብዚ Dcውያን።
ERI ONLY
Eritrea
Meteabyti
@@Mezenay eyasu bel ketdrer we eyasu yhsheki hakifu kemamukeki kbehal kelos abey nerki eyasu yako 🥰🤒🥰🥰🤒🥰🤒🥰🤒🥰🤒🥰🤒🥰🤒🤒🥰🥰
@@samiwediaraya6051 samawi ewe biru arada. 🥰🥰🥰
ይዝክር ይዝክር'ወ ከመይ ዘይዝክር
ከመይ ክርስዖ ዝሓለፈ ኩሉ ጥዑም
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ
ጽኑዕ ርገጽ
ብር ክትብል ተሓጎስ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ፈጣሪ ይሓልኻ...።
ጽቡቅ ስራሕ ኤርሚለ ብዘይ ቀለዓለም!!!
ናይ ብሓቂ ብሩህ መጻኢ ዘለዎ ስነ ጥበባዊ ሃገርና በጃኩም ኣጆካ ንበሎ ካብዚ ንላዕሊ ክሰርሕ???
መዘከርታ ን ልድያ!! ሊዱ ሐፍተይ በዛ ደርፊ ክዝክረኪ እየ for ever!!
Best of the best music of Eritrea
I cried I don’t know I heard the song a lot of times and he is such a talented guy keep it up✌🏿✌🏿✌🏿✌🏿
This really wonderful song we should support our young Eritrean brothers and sisters to have like this a great production. Proud of you keep up the good work.
ደስ ዝብል ሕሩይ ቀ ፍንቲ ለቤለ ናይ አማን ለለአትዐጅብ መርኢት አብሽርካ ወድ ዓጀ። ደጋጊመ ደጋጊመ ሰሚዓያ ኢጸገብኮ ምና።
Wow music nay eritrea 🇪🇷 zqeyeruwo sebat Msgana ykunom Benuhur & chinz
Nay bahaki. Kinead zelewo seb eyu yibel gororo hawey natey tebaetay music100% 🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍
Amazing song...... Eritrea is really proud of you, my brother!!!! May God make your wishes and Hopes come to life.. and may you make more songs like this in the future.
I am from Kazakhstan 🇰🇿 and I love Eritrea 🇪🇷 music ❤️❤️❤️❤️
Kidi wenchar
Hasawit amel kay konaki
Yzkr antay da kgeber 😭
My Filmay ,Brother, sister, all world 😥
ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ሞያኻ ዓወት እዳተመነኽልካ ኢርሚያስ ሓወይ እዛ ደርፊ ንኹላትና መተዓቢቲ ደቀምሓረ ተንኪፋትና እሞ ዳግማይ ብመንእሰያት ደቀምሓረ ከተማ ዘላታ ክሊብ ክትደግማ ይላበወካ ብሽም መታዓቢቲ ደቀምሓረ
Beza darfi Eko Txalila Kamay Enta Halkum Like Axmunay
ሐቢቢ ማራ ሒሉ ንዝክር እንታይ ዳአ ክንገብር ከም ኤርትራዊ ፉሕ ፉሕ ዝበለ ዶ ይህሉ አሕሕሓሕ😭😭😭😭😭
Wawwwww very talented guy long live and successful life to you my brother wawww 😘😍😘😍😘🇪🇷
ኤርሚለ ያሆ ካብዚ ዘሎ ደርፍታት ናይሎምስ እዚኣ ናይ ብሓቂ ደስ ኢላትኒ
ብዝበለጸ ኩሉ ግዜ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክንጽበ ኢና
Thanks bro
wow ele khlfa beqa I have no more words to describe this music just good quality
ኤርምለ ሙቁር ናይ ባሓቂ ዝናኣድ ስራሕ ኣሪኢካኒ ገና ክጽበ የ ካባካ ብዙሕ ኣይትጥፋኣኒ
አዚ ወዲ ከምዚ ደርፊ ምድራፍ እንተ ቀጺሉ
ደረዻ የማነ ባርያን ካልእን ክበጽሕ ይክእል እዩ።
ኣጆካ ቀጽሎ
Aytehawekan
ሃጽ ኣቢላ 18ዓመት ንድሕሪት መሊሳትኒ ናይ ውሽጥውሽጠይ ቃንዛይ ሕማመይ ዝደረፍካለይ ኤርሚ ጽብቕቲ ስራሕ ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I'm really bleeding 😭 I remembered all ma past 😭 Life yzkr"""yzkr"""''""
ናይ በሓቂ ፈትየያ ግጥሚ 100% ዘይማ100% ድምጺ100 % ክሊብ 100%❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
Eza derfis ab libi kulu seb atya ala mesleni🤔🤔 Yzkir kulu zhalefe 2019
Yhasb zterefe 2020...... 🇪🇷❤🇪🇷
እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ግሩማተይ ካብ ገብርሂወት ጸሃየ✍🏾 ጀሚርካ ኩሉኩም ኣብ'ዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም እስከ በሉ ዓመትና ይግበሮ:
🙏ኣሜን ትብል እድካ ሓፍ ኣብል ::
I dont know i am loving it since i saw ermile sing LIL part of the song in FB nay bhaki xbook srah zhawey
ናይ ብሓቂ ወዲ ሰብ ብተፈጥሮኡ ኣብ ፍሉፍ እዩ ዝነብር ኤርሚለ ኢርሚለ ኣጆኻ
Awe yzkr bokti afqaritey 😭😭 Men alo kemzi kemay bokri afqaritu zzekere bza derfi Thanks 🔥🔥❤️❤️Ermi shikor ❤️❤️❤️❤️
❤👌
same here
ናይ ባሓቂ ገለ ዓይነት ቂዲ ፍልይ ዝበለ ኣቃራርባ በርትዕ ኣጆካ ጽቡቅ ስራሕ