ንጊዛዊ ኢለ ቀሪበያ ንዘልኣለም ከምዝምነያ ብፍቅራ ከምዝማረኽ ጌራትኒ😱ግን ጓል ፀላእተይ እያ ወለድና ኣይፈቐዱልናን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 17 ноя 2024
  • #abi #habeshawit #ኣቢ #ትግርኛ #habesha #ዛንታ #እንታይ #ትመኽሩኒ #ገሬእሙን #ሓበሻዊት #ብረይ #love #ፍቕሪ #ትግርኛሙዚቃ #tgraymusic #eriteancomedy #eritreanfilm #eriterianmusic

Комментарии • 73

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 4 дня назад +16

    ኣጓላት ካብዚኣንመሃሮ ቀልጢፍካ ዘይምእማን ንወዲ እዩ ቀልጢፋ እሺ ተትብሎ ሂወታ ክበላሾ ነይሩ። ስለዘድከመቶ ግን ዋግኣ ፈሊጥዎ ቀልጢፍክን እሺ ኣይትበላ❤ኣይንራኸብን ምባላ ከዓ ጀግኒት ኢለያ ብዘይ ወለዳ ዝገጥማ ፅዕንቶ ወለዱውን ኣይፈትዉዋን ኩሉ ኣስፊሓ ትሓስብ ኣምበሲት እያ❤ ምኽሪ ኣቢ ተጠቐሙላ ፍቕርኹም ይብዛሕ ተስፋ ከይትቖርፁ ኣብየይ ለባመይ ጎብዚ❤

  • @AxumawiKing
    @AxumawiKing 3 дня назад +4

    መክሪዒት ወለዳ ከማክስ 1000 ይወለዳ❤❤

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 4 дня назад +20

    ዌልካም ኣብየይ ሓደሓደ ጊዜ ኣማርኛ እውን ስርሒ ተጋሩ ንሰብና ኣይነዕብን ኣማርኛ ተዝኸውን ክንደይ ምበፃሕኺ ኔርኪ❤

  • @ggfgjgfh4263
    @ggfgjgfh4263 2 дня назад

    ንወለድኩም ብዓበይቲ ካህናት ዕረቅዎም

  • @GalGerye-em2fp
    @GalGerye-em2fp 3 дня назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ንወልድኩም ዕረቅዎም እዞም ወለዲኹም ናይ ክልትኤኹም ክርስትያን ተኮይኖም አባት ነብሲ ናይ ክልትኤም ንክዓርቁዎም እዮም ምክንያቱ ተባእስኩም እናሃለኩም ቅዱስ ቅርባን አይፍቀድን ቅምታ ሒዝካ ስለ ዘይቁረብ ተዓረቁ መጀርረያ ኢሎም ይለምንዎም ካብ ፍቃድ አባት ነብሲ ስለዘይውፃእ ክዕረቁ ይኮኑ እዮም እግዚአብሔር አምላክ ክሕዘኩም ዞምሓተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 3 дня назад

    ዋይኣሓተይ ናይ ዓመታት ቅም ብኣኹም ክዲምሶሶ ኡዮ እግዝኣብሀር ኣምላኽ ኣይዛኹም ኣሓተይ መጀመሪያ ወለዱኹም ትዓሩቁዎም መኪሩ ብዝተ ፌላለይ ኺነታት❤❤❤❤

  • @Alem_1
    @Alem_1 4 дня назад +1

    ብእውነት ጅግና እያ❤ ንወለዲኹም ዕረቅዎም ብሎሚ ግዜ ፅልእ ታይ ከዓየልና😢

  • @rbfhftcj1649
    @rbfhftcj1649 2 дня назад

    ብምኪኒያት እወን ኣፍቅሩኩም ይኩን እግዚአብሔር ኣምላክ እንተይ ይሳኣኖ ሰለዚ ንወለዱኩም ኣታዓርቁወም ከይታሓለልኩም ❤

  • @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
    @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 3 дня назад +1

    እግዚአብሔር ንክልተኹም ለራኸበኩም ምኽንያት ይህሉዎ እቲ አብ ቤተሰብኹም ነግሱ ዘሎ ፅልእ ድያብሎስ ንምድምሳስ ይኸዉን ሐዝለ ተይሰልቸኹም ከምታ አቤ ልበለትኩም ብካህናት አቦታት ብዓበይት ዓድ ፅልእ እግዚአብሔር ከም ዘይፈትዎ ክዕረቁ ግበሩ ንአኹም ኳአ ዓብይ በረከት ዩኡ እግዚአብሔር ይሓግዙኹም የጣምርኹም እግዚአብሔር ፈቅድዎ ተተዓርቆም ተመልስኻ ንዓናዉን አበስረና ሓዉን ክብርት ሓፍትና እዉን ብልብ ተፍቅርዮ ንአኺ ክኾነን እዩ እልኺ ልመዘንኹዮ ሰብ ተኾይኑ ሓግዝዮ ቤተሰብኹም ንክዕረቁ ብዘተረፈ ጅግና እኺ ካብ ፍቃድ ወለድኺ ለይምዉፃእኺ ካብተን 10 ትእዛዝ ጎይታና አቦኻን አደኻን አኺብር እዩ ዝብል😍

  • @Selam-zi8qy
    @Selam-zi8qy 4 дня назад +3

    እቲ ፅሊኢ ክትበትክዎ ነይርኩም ፈጣሪ የጣመርኩም

  • @ይሳካልይሆናልምኞቴ

    ኣቢየይ ሲስተም😂 ሓሲካ ምብኣስ ዪ ሕማቅ እምበር ሓሲካ ምትዕራቅ ሰብ እዝጊ ዝፈትዎ ዩ ኣድኒቀኪ ቀፅሉሉ ኣሕዋትና ውን ልክዕ ከምዚ ኣቢ ምክራ ዝለገሰትልኩ ኣነ ምንም ክብል ኣይክእሊ እና ባእሲ ዕርቂ ዩ ወሳኒኡ ፍቅር ክስእርዩ ኣጆኩም ትዕግስቲ ተስፋ ይሃልኩምም ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @FebuTube-k7k
    @FebuTube-k7k 4 дня назад +3

    ኣቢተይ 100ምላኣለይ ሙቁራተይ😊

  • @Melawitchanel
    @Melawitchanel 3 дня назад +1

    ፀላኢ ሰናይ ስለዝሓደሮም እምበር ሰብ ምስ ልቦንኡ ኮይኑ ኣይፃላእን ስለዚ ተቐራሪብኩም ወለድኹም በሃይማኖት ኣቦታት ገስፅዎም

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 4 дня назад +2

    እረ በስምኣብ እዚ ህዝቢ ክሓስም እዚ ናይ መከራ ጊዜ እውን ዘይመሃሮ😭😭😭ንምንታይ ዘይ ዘይዕረቁ😢

  • @GdFu-x7z
    @GdFu-x7z День назад

    ድመርን ክድምርክም አየ ዋ ንትሕግግዝ ትግራአ አሕውትይ 🎉🎉🙏🏻🙏🏻

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316 4 дня назад +1

    መጀመርያ ብዓበይቲ ቅርሺ ሊኢክኹም ከም ዝዕረቁ ግበሩ ❤❤

  • @YdfhurfYrbkt
    @YdfhurfYrbkt 4 дня назад

    ልወለድኹም ዕረቅወም ኣሕዋተይ ማዓረይ🥰♥️

  • @mari5584
    @mari5584 3 дня назад

    ደሙሩኑይ ብሩካተይ❤

    • @Ab-12151
      @Ab-12151 3 дня назад

      ደሚረኪ መልሲ

  • @Tete-sx2hg
    @Tete-sx2hg 4 дня назад +1

    ልወለድኹም ዕረቅወም ክውራተይ❤❤❤

  • @NdKz-l4g
    @NdKz-l4g 3 дня назад

    ዋ ኣብ ትግራይ ኮይኑ እሞ ዓበይቲ ወለዲ ስ ክንድዚ መከራ ሪኦምስ ፅልእ ክብሉ ኣብዛ ፀበባ ክንደይ ሂወት ዘሕለፈ ይቅረ ከም ዝበለ እዩ 😢😢😢

  • @صقرالعتيبي-و8ص
    @صقرالعتيبي-و8ص 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 4 дня назад

    ኣብየ❤

  • @YdtHr
    @YdtHr 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አቢተይ ምቅርተይ❤❤❤❤

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 4 дня назад

    ንወለድኩም ዓሪቅኩም ተመርዓዉ❤❤❤

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MuramMuram-s2r
    @MuramMuram-s2r 4 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @زمزمّ-و5س
    @زمزمّ-و5س 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @lixmony9629
    @lixmony9629 4 дня назад

    ❤❤❤❤

  • @lixmony9629
    @lixmony9629 4 дня назад +1

    ❤❤❤❤ኣቢተይይ

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg 4 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadasmm8617
    @hadasmm8617 3 дня назад

    ደምራኒ ክደምረክን❤❤❤

    • @Ab-12151
      @Ab-12151 3 дня назад

      ደሚረኪ መልሲ

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w 4 дня назад +2

    ደምሩኒ ክደሚረከን❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @MahariTBe
      @MahariTBe 3 дня назад +1

      ❤ እሺ ነዓይ እውን ግበርለይ ማዓረይ ❤️

    • @YrJh-f4y
      @YrJh-f4y 3 дня назад

      አሺይ ማዓርይ ደምሩኒ❤❤

    • @SsWw-e6w
      @SsWw-e6w 3 дня назад

      @@MahariTBe ኣሸ

    • @SsWw-e6w
      @SsWw-e6w 3 дня назад

      @@YrJh-f4y ኣሸ

    • @hadasmm8617
      @hadasmm8617 3 дня назад

      ደሙርኒ❤❤

  • @YrJh-f4y
    @YrJh-f4y 3 дня назад +1

    ተጋሩዋይ ዛም ኣሕዋተይ ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ሓደሽ አየ❤❤❤❤

    • @Ab-12151
      @Ab-12151 3 дня назад

      እሹ መልሲ

    • @YrJh-f4y
      @YrJh-f4y 3 дня назад

      @@Ab-12151 ኣሺይ ማዓርይ

    • @YrJh-f4y
      @YrJh-f4y 3 дня назад

      @@Ab-12151 ኣሺይ ማዓርይ

  • @DhvCbdv
    @DhvCbdv 4 дня назад

    Zgerm eyu mkrki abiyey

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 4 дня назад

    አረ ሰብስክራይብ ንግበረላ

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b 4 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤

  • @bxiigjcfbutn5491
    @bxiigjcfbutn5491 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ 4 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @SalamaBebe-e4u
    @SalamaBebe-e4u 4 дня назад

    ❤❤❤❤❤

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv 4 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج 4 дня назад

    ❤❤❤❤❤

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st 4 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Abadi-qy2df
    @Abadi-qy2df 4 дня назад

    ❤❤❤❤

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 4 дня назад

    ❤❤❤❤❤

  • @selamburuk
    @selamburuk 3 дня назад

    ❤❤❤❤