Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሰላም ለቺ ድንግለይ ❤❤❤ኣደይ መዓረይ ነዞም ኣብሽግርን መከራን ዘለና ደቅኺጽላልኪ ኣንብርልና::
ደሙርን
ኣሰይ ድያቆነይ ተባረኹ። ሓድሽ መዝሙር ግን ንጽበ ኣሎና🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Zmare melaekti yesmalna kbur hawey kabtom mezamuratka lbey ztnkfeni eye emo ayttfana❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ለለ ብኻሊእ ጣዕሚ 🥰😍😍ጸጋኻ የብዘሐዮ ፍቁር ሓውና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ
ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ወላዲተ ኣምላኽ ጽላላ ተንብረልካ❤❤❤❤❤
Zmarie melaekt yesmalna kale hiwet like mezemran diyakon abrham bejaka eba bhadeshti mezamur mxana tefikana
ድያቆነይ ካብ ልቢ ትፈትውዎ ኣለኩምዶ ክሪአኩም❤
አነ ለኹ የኔ ጌታ ናይ ስደት ስንቄ መዝሙሩ ኹሉ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ናፊቕናኩም ሎምስ ብዳሓን ድዮም ከ በዙሕ ገይሮም ካብ ዝጠፍኡ?
ሰላም ለኪ ድንግለይ ፪ ተመስገን ክብል ንዕኒ ፪ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤
Zmare melaikti yesmealna Amen Amen Amen 🙏❤️🙏❤️🙏
ሰላም ለክ ድንግለይ🙏❤❤
❤❤❤thank you for coming back with nay mariyamey mezmur
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Zmare melakti yesmeala 🙏🙏🙏🙏
Xega goyta bumulu admka ysiabka hawey zmare melakt yesimealna ✝️ ✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ኣሜን ዝማረ መልኣኽት የስማዓልና ድያቆን ኣብራሃም ናፍቕናኩም እኮ
💚ሰላም ለኪ💚ሰላም ለኪ ድንግለይሰላም ለኪ ድንግለይናይ ሂወት ኣደ ሓረግ ወይኒተመስገን ክብል ንዕኒንዕኒ ተመስገን ክብል ንዕኒ ንዕኒ ተመስገን ክብል ንዕኒ >~>~>~>~>~>~>~>~>~>ክንደይ ከይበቅዓኺ እዚ ናተይ ሰላምታ ምሕረቱ እንዶሞ'ሎ ንልበይ ትብዓታገብርኤል ዝበሎ ቃላት'የ ዘኪረሰላማታ ሰማያት ዓለም ዘበሰረ~>~~~>~>~>~>~ህያብ መስቀል ኣደ ካብ መድሓኒ ገንሸልተስፋ ዉጹዕ ወገን ናይ ድኹም መሳልልኪዳናዊ ስምኪ መን'ዩ ዝርድኦቃላት ሓጺሩኒ እንታይ ኣሎ ዝበቅዖ~>~>~>~>~>~>~>~>~>ደኪማስ ህይወተይ ስለ ዝዓደመትድንግል ምስ ወድኺ ኩሎም ሓዋርያትየለን ዝጎደለ የንጀርብብዩ ዘሎ ተደሲቱ ልበይ ስኢነ እኳ ዝብሎ>~>~>~>~>~>~>~>~>~>መጻኢ ሂወተይ ነቲ ዝዓረፈ ባርኪ ኪዳነይ ነቲ ዝሓለፈይኹነለይ ድንግል ንነብሰይ ዝጥዕማሰማያዊት ቤተይ ጽባሕ ክሳለማ>~>~>~>~>~>~>~>~>~ወስብሐት ለእግዚኣብሔር ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን ዝተጋገኸዎ ጌጋ ብኣፈ ትጉሃን መላእክቲ ይትኣረመለይ🙏🙏🙏።ዘማሪ 🔜ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖ግጥሚ 🔜ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖ዜማ 🔜 ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖🖍writing by ድ/መዳ 💖
❤❤❤❤
ዚማረ መላእክት ያስመዐልና❤❤❤
Toum mzmur amlch ybarchkom ❤❤❤
Ewayi Eri kelena favorite one ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና❤
Zmare melakt yesmalna
Amlak ybarka❤❤
Zmare meleakti yesmalna
❤❤❤❤❤❤❤
👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
💐💐❤️❤️👏👏❤️❤️
❤❤❤🎉🎉🎉
❤
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
🙏🙏🙏
❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሰላም ለቺ ድንግለይ ❤❤❤
ኣደይ መዓረይ ነዞም ኣብ
ሽግርን መከራን ዘለና ደቅኺ
ጽላልኪ ኣንብርልና::
ደሙርን
ኣሰይ ድያቆነይ ተባረኹ። ሓድሽ መዝሙር ግን ንጽበ ኣሎና🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Zmare melaekti yesmalna kbur hawey kabtom mezamuratka lbey ztnkfeni eye emo ayttfana❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ለለ ብኻሊእ ጣዕሚ 🥰😍😍
ጸጋኻ የብዘሐዮ ፍቁር ሓውና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ
ደሙርን
ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ወላዲተ ኣምላኽ ጽላላ ተንብረልካ❤❤❤❤❤
Zmarie melaekt yesmalna kale hiwet like mezemran diyakon abrham bejaka eba bhadeshti mezamur mxana tefikana
ድያቆነይ ካብ ልቢ ትፈትውዎ ኣለኩምዶ ክሪአኩም❤
አነ ለኹ የኔ ጌታ ናይ ስደት ስንቄ መዝሙሩ ኹሉ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ናፊቕናኩም ሎምስ ብዳሓን ድዮም ከ በዙሕ ገይሮም ካብ ዝጠፍኡ?
ደሙርን
ሰላም ለኪ ድንግለይ ፪
ተመስገን ክብል ንዕኒ ፪
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤
Zmare melaikti yesmealna Amen Amen Amen 🙏❤️🙏❤️🙏
ሰላም ለክ ድንግለይ🙏❤❤
❤❤❤thank you for coming back with nay mariyamey mezmur
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Zmare melakti yesmeala 🙏🙏🙏🙏
Xega goyta bumulu admka ysiabka hawey zmare melakt yesimealna ✝️ ✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ኣሜን ዝማረ መልኣኽት የስማዓልና ድያቆን ኣብራሃም ናፍቕናኩም እኮ
💚ሰላም ለኪ💚
ሰላም ለኪ ድንግለይ
ሰላም ለኪ ድንግለይ
ናይ ሂወት ኣደ ሓረግ ወይኒ
ተመስገን ክብል ንዕኒ
ንዕኒ ተመስገን ክብል ንዕኒ
ንዕኒ ተመስገን ክብል ንዕኒ
>~>~>~>~>~>~>~>~>~>
ክንደይ ከይበቅዓኺ እዚ ናተይ ሰላምታ
ምሕረቱ እንዶሞ'ሎ ንልበይ ትብዓታ
ገብርኤል ዝበሎ ቃላት'የ ዘኪረ
ሰላማታ ሰማያት ዓለም ዘበሰረ
~>~~~>~>~>~>~
ህያብ መስቀል ኣደ ካብ መድሓኒ ገንሸል
ተስፋ ዉጹዕ ወገን ናይ ድኹም መሳልል
ኪዳናዊ ስምኪ መን'ዩ ዝርድኦ
ቃላት ሓጺሩኒ እንታይ ኣሎ ዝበቅዖ
~>~>~>~>~>~>~>~>~>
ደኪማስ ህይወተይ ስለ ዝዓደመት
ድንግል ምስ ወድኺ ኩሎም ሓዋርያት
የለን ዝጎደለ የንጀርብብዩ ዘሎ
ተደሲቱ ልበይ ስኢነ እኳ ዝብሎ
>~>~>~>~>~>~>~>~>~>
መጻኢ ሂወተይ ነቲ ዝዓረፈ
ባርኪ ኪዳነይ ነቲ ዝሓለፈ
ይኹነለይ ድንግል ንነብሰይ ዝጥዕማ
ሰማያዊት ቤተይ ጽባሕ ክሳለማ
>~>~>~>~>~>~>~>~>~
ወስብሐት ለእግዚኣብሔር ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን ዝተጋገኸዎ ጌጋ ብኣፈ ትጉሃን መላእክቲ ይትኣረመለይ🙏🙏🙏።
ዘማሪ 🔜ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖
ግጥሚ 🔜ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖
ዜማ 🔜 ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖
🖍writing by ድ/መዳ 💖
❤❤❤❤
ዚማረ መላእክት ያስመዐልና❤❤❤
Toum mzmur amlch ybarchkom ❤❤❤
Ewayi Eri kelena favorite one ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና❤
Zmare melakt yesmalna
Amlak ybarka❤❤
Zmare meleakti yesmalna
❤❤❤❤❤❤❤
👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
💐💐❤️❤️👏👏❤️❤️
❤❤❤🎉🎉🎉
❤
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ደሙርን
ሰላም ለክ ድንግለይ🙏❤❤
🙏🙏🙏
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉