Wow ❤❤❤this kind of children they should have a special education /school just for smart children/kids because they are special or gifted naturally. ❤❤❤❤❤
First thanks Mr Yonas for your excellence services you doing for Eritrean people. AND CONGRATULATIONS FOR ATO mebreahatu and your wife WE Eritreans proud of you.
ዎዉ ዎው ብጣሚ ኑፍዒ ኩብር አምላክ ይባርካ የዒብዪ ጺብቅ ትምህርቲ ፍሉይ ክግበሮ አለዎ ሽኮር ቆልዓ 💕❤️💕❤️🙏🏽❤️🙏🏽💕🦁🦁🦁
ስድራቤቱ ከይተሓላሉ ካብዚ ንላዓሊ ክሕግዚዎ ይላቦ ነዚ ህጽን ካኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ኣቦይን ኣደይን ዚብል ይግበሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ ኤረትራዊ በሊሕ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
እቲ ኤርትራዊ በሊሕ እዩ ዕድመን ጥዕና ምስ ስድራ ቤቱ ይሃቦ ❤❤❤❤❤
Eritreawi mebal enray ameseo. Neti qola zeytedenek
ኤርትራ ሰብ አለዋ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሩኻት ክቡር ከም ሽሙ ክቡር❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዘሔጉስ ቆልዓ ክቡር ኣርኣያ ነዚ ተውሁቦ ተዋሂቡዎ ዘሎ ከም ሽሙ ክቡር ምክትታል ከድልዮ ኢዩ ስጋብ ነብሱ ዝፈልጥ፡
ንአቦን ነደን ብፍላይ ድማ ንዊንታ ታደሰ(ኣራንቺ) እቋዕ ሓጎሰኪ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹልኹም ስድራቤት፡
ዮናስ ድማ ስለቲ ንህዝብኻ ክፈልጥን ክዛናጋዕን ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ነመስግነካ፡
ንዓኻ ዉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ስድራቤትካ
Amlak abzgebeye dereja kbeshe gdmen tgnan yhabo.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሄር አምላክ ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን መንግስቲ ኣተኩሮ ክገብረሉ ይግባእ ንጽባሕ ንህዝቡን ሃገሩን ዝኮውን ቆልዓ እዩ ከምዚ ዓይነት ቆልዑ ብብዝሒ ኣይርከቡን እዮም ሰለዚ ብፍሉይ ክታሓዝ ይግባእ❤❤
Amen ❤
ናይ በሓቂ።
ዕድመን ትዕናንን ይሃብካ ኩቡር ወደይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እምበር ክቡር ብሓቂ ክቡር፣ ብጣዕሚ በሊሕ ብርግጽ ንመጻኢ ብዝግባእ ቆላሕታ ዘድልዮ።
👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍💐💐👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅🇪🇷
ዘደንቅ ተውህቦ ናይ ኣምላኽ❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕንን ይብካ ሕፃን ክብር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
1ይ ሳሙኤል 3:19፤ ሳሙኤል ከኣ ዐበየ፡ እግዚኣብሄር ድማ ምስኡ ነበረ እሞ፡ ካብቲ ዅሉ ዘረባኡ ገለ እኳ ናብ ምድሪ ኣየውደቐን።
እግዚአብሄር ብሉጽ ህያብ ሂብዎ አሎ ንምዕቃቡ ድማ ንፉዓት ወለዲ ከምዘሎዎ የርእየካ አብ ፊቕሪ ዘሎዎ ገዛ ዝዓቢ ሰብ ፈቃርን መስተውዓልን እዩ ዝኸውን ፊቕርኹም ጎይታ ይባርኮ ንክቡር ድማ መጻኢ ሂወቱ ይባረኽ አሜን 🙏🇪🇷💗
ዕዱምን ጥዕናን ኩቡሪ ሺኮሪ ምስ ሲዲራቤትካ ኤሪትራውነት ኩቡሪ መንነት ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷✝️☪️🇪🇷🇪🇷☪️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍🙏🙏🙏💕❤
ንፉዕ በሊሕን ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ምስ ስድራቤትካ ወዲ ኤረ ሽኮር
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ተኣምራታዊ ቖልዓ❤❤❤❤
ዋው ብሩኻት ገዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
ዋዉ አሰይ የዕቢኻ ክቡር ንወለድኻን ንሐገርካን ክትከዉን ዕድመን ጥዕናን ይኻብካ ።ወለዲዉን ዕድመን ጥዕናን ይኻብኩም ።♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ሽም ይመሪሕ ዕዲመን ጢዕናንን ይሃብካ ፈጣሪ
ብጣምሚ ንፉዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ወደይ❤🎉🎉❤
❤❤❤❤❤❤
ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ኤረትራዊ
ኩሉ ግዝይ በሊሕ ኢዩ
ክቡር ወደይ እግዚአብሔር ብጥበቡ ኣዕብዩ ኣብ ዝዓበየ ደረጃ የብቅዐካ ንወለድኻን ንሃገርኻን ዓቢ ተስፋ ኣለዋ ኣብ ልዕሌኻ🖤😊
ዋውውው ክቡር ወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣር ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ኣምላክ ጥድመን ጥዑናን ይሃብካ ❤❤❤ዚወደይ❤❤❤❤
ዋውውው ኣምላኽ ይባርካ የዕቢኻ ዝወደይ።
ኩቡር ወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ, አቦኻን አዴኻን ሙላአት ስድራ ሰላምን ቅሳነትን ንምነየል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አብ ኩሉ ትደልዩ የብጽሕካ ብሩኽ ወድና ብሩህ መጻኢ አለካ አብቅድሜኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦን አደን ድማ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ቀጽልዎ 🙏❤️🙏
ብጣዕሚ ዘኩርዕ ኩብር ከም ሽሙ ዕድመን ጥዕና ይሀቦ ንዓኩም ክአ ደኪምና ከይበልኩም ተጸሚምኩም ሐግዝዎ 🎉🎉🎉❤❤❤🎓🎓🎓🎓🎓👍
All Eritrean kids are smart but he is more smart God bless him 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤🙏🙏🙏🙏😍👌❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቕ ዕድል ይምነየልካ ዝወደይ ❤❤❤
Smart super Boy God bless you with lovely family ❤️❤️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ወደይ
ዋው ታኣምራዊ ቆልዓ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።
ዕድሜን ጥዕናን ይሃቦ ግና መፅሐፍ ቅዱስ ከንብብ ግበርዎ ምናልባት እግዚአብሄርም ነክገልግሎ ሓፂዎ ይኸውን
ዘግርም አዪ መራሒ ናይ ኢርትራ ኽኮነልና ኢዪ ዕድመ ይሃቦ
ኣፍኪ ይስዓር:: ሕጂ ኮይኑ እንካ ተሰመዓኒ😬😬😬
❤ኣሰይ አዚ ዎደይ ኤርትራ ትፈርዮም ክሙኡዩ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጎበዝ ስለ ደቂ ኣንስትዮ ኩሉ ትርዳአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሙሉእ ሕጻን ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ኣብ ዝላዓለ በጺሑ ክንሪኦ ተስፋ ኣሎና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
ፕረዚደንት ክኸውን እዩ የ ዕ ቢ ካ ዝወደይ አታ ሃገርና ይፍጠረላ ከምዚኦም ዝመሰሉ እቲ ኣብኡ ውን ከማኡ እዩ ዝመስል 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
ኣዝዩ ዘደንቅ ተውህቦ እዩ:: እግዝኣብሄር ብጸጋን ቁመትን የዕብዮ::
ኣሰይ ሽኮረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ❤❤❤❤❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow ❤❤❤this kind of children they should have a special education /school just for smart children/kids because they are special or gifted naturally. ❤❤❤❤❤
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩቡር ወደይ።
Buzuhat alewu ab Eritrea kemzi qola ❤
First thanks Mr Yonas for your excellence services you doing for Eritrean people. AND CONGRATULATIONS FOR ATO mebreahatu and your wife WE Eritreans proud of you.
Edmen tienan yhabka fetari kubur wedey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዛብሔር አምላክ 🙏🙏🙏 ወለዲ ድማ ጹቡቅ ናይ ውላድኹም ርኢኹም ሃገሩ ዘጸውዕ ይግበሮ 🙏🙏🙏
Idmen teina yhabka wedina Eritrea kubur meninet 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
እግዛቢሄር ይመስገን ዎህበት እግዛቢሄር ምስጋን እዩ 🙏🏻🙏🏻❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ዉጺኢት ፉቑራት ወለዲ ን ሰላም ዘሰፎኖ ንፉዓት ስድራቤት ዝፈርዩ ህጻናት ነዚ ይመስሉ ዝድነቑ ወለዲ ኣፍቲ ርእሲ ተውህብኡ ምሕጋዝኩም ናይ ብሓቂ ንፉዓት እዝጋኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Amazing kid we wish him long life.we give big credit for his parents specially for his mom.God bless you and our country Eritrea 🇪🇷
You are the best loving husband and father. God bless you family 🙏💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውው ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሓልኩም ከምዚ ዓይነት በሊሕ የእምሮ ዝሃበኩም ጎይታ 🙏🏽🔥🙏🏽🔥🙏🏽🔥ክቡር ከአ ኣምላኽ ብጸጋን ጥበብን የዕብዮ ❤🙏🏽💖🙏🏽
እንታ መአረይ ዕድመን ጥዕናን ይሐብካ
ምስ ዓበየ ክቡር ኣቶ ኽቡር ክንብሎ ኢና ማለት'ዩ
😮 ASSSSSAY ❤❤❤THBENU SEDRA BT
MEXIE ERTRA YERAYEKA 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዎው!!ዝገርም ህጻን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ዝለዓለ ጽፍሒ የብጽሕካ ❤❤ ወለዲ ድማ ክብሪ ይግብኣኩም ኣምላኽ ጻማኹም ይሃብኩም ❤❤
Wawwwww so amazing boy!!!
ተስፋ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿
Aesy Aesy kubrun megesen wetru libi Eritreawi kubur mennet Aewt nhafash 🙏✊️👍🇪🇷✌️
ክቡር መንካዕ እዩ መንካዕ ከኣ መብዛሕትኡ ሓያል እዩ።
Waaaaw
Smart kid Godbless. And I can’t wait to see you one in the higher position.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏👍👍👍
Wow wow he is very genius🎉🎉❤❤ smart 👏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ የዕቢኻ ዝወደይ ።
, ማሻኣላህ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ, ❤️
Yeebika ziwedey egziabher bitbebin bereketn ye'ebika ❤
መሉእ ይግበረልካ ❤
woooow he is amazing so king and God belss you❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉and good luck
Egziabiher Amlak edmen tienan yihabka hitsan Kubur wedey. Abika kirieyeka tehawike aleku. God bless u & love you 🥰
Masha Allah masha Allah rebi yihfezo
ዘደንቅ ብልሒ ለካ ወለዲ ዝመሰሉዎስ ከምዚ ህጻን በሊሕን መስተውዓልን ምስራኣዩ እዮም እሾኽሲ ብበላሓ ትፍጠር ዝበሉ ወለዲ ድማ ንፉዓት ቀልጢፎም ብልሕን ድሌትን ወዶም ኣለልዮም ንብልሑ ብልሒ ዝድራዓሉ ዘድልዮ ነገራት ቀሪቦም ዕድመ ንትምህርቲ ዝኸደሉ ከይኣኸለ ተገዲሶም ምስ መማህራን ተረዳዲኦም ከምህርዎ ምኽኣሎም ኣዝዮም ንፉዓትን ግዱሳትን እዮም እሞ ምስገና ይግቦኦምን ኣብነት ክኾኑን ኣሰሮም ክንክተል ይግባኣና ንህጻን ኩቡር ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንብሎ❤
😘😘😘❤👌👌👌👍👍👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ህጻን ክቡር❤❤❤❤❤❤❤❤
Waaaw edmentinanyehabka fetarie
Mebrahtom miss Aranshe edmen tinan yhabkum miss wedikum 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Waw jgna kolia, ane ade 2 kolut eye dekey tigrina b sriat eyen zenbba eta hani gal 4 eta hanti gal 2 amet eyen kab ametn 8 werhn jemiren xubuk eye zenbba tigrina ,slezi kab weladi eyu n hxan ente ariekayo ykbel eyu ,nayzi gn mnalbat tewhbo zelewo kolia eyu ,slezi aynhmeq ahwatey nhna ena mengedi nmerhom ❤❤❤❤
Me too my daughter like your daughters kab benshtom eki temhrom
Yes afrah haftey dahray ms abeyu btami eyu zexliom ktmhrom ente belka wn aygdeslun eyom slezi ajona aynhmek
ኣሰይ ዝወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ብሩኻት ኣሕዋተይን ኣሓተይን ኣቦታት ኣዴታትን ክብረት ይሃበልና ስለ ተሳትፎኩም ብስም ወድናን ወድኹምን ውላድናን ውላድኩምን ህጻን ክቡር መብራህቱ ካብ ልቢ ነመስግን ወዲ ክቡር መብራህቱ❤❤❤
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ጎይታ ጽግኡ የብዝሃልካ ፈጣር
❤❤❤❤wawww Brilliant God bless you zawedeyy
Thanks yoni sleti Kulu tekribo medebka
Aseyyyy za wedey edmen tinan yhabeley Fetari ebeyley meraka yriyena Amlak 🤲🏽♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷Kemzatom zameselu nhagerna Eritrea yedlywa eyom temesgen Amlak ❤❤❤👏👏👏👏👍🏽
Edmen tenant ms wedeka kbir Kem smka tsaga Egzeabhier kab zryakum ayrhak❤❤❤
ብፉሉይ ክተሓዝን ክዓብን ኣለዎ። መንግስቲ ዉን ከምዚኦም ቆልዑ ኣላልዩ ክሕዞም ኣለዎ።
Nihna wun ab kemzi wefri kingebr ygbana mengsti Trah elka zigdef aykonen, hagez yedlio eu n zyada ebet natu
ኦይ መምግስቲ የበለ ምሁር ዶ ይፍቶ እዩ እዞም ኩሎም ምህራትና ኣበይ ድዬ ሰፊሮም ዘለዉ
Wooooow amazing kid bless you ❤❤❤❤
Amlak admen teanan yhabo gold Eritrawi
ኩቡር ወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
Kubur is going to be great statesman tomorrow. I hope he will be one of the blessed children and leading model to others. Tedros
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋዉ ኣምላኽ ይባርኮ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ዋውውው እዚ ቆልዓ ካብዞም ጅኔስ ዝበሃሉ ሰባት ሓደ ዩ ወይ ድማ ትውንስ ብርየን ማንታ ሓንጎል ድዩ ዝበሃል ብዝተኻእለ መጣን ኣብ ቁጽሪ ከሚስትሪ ፍዚክስ ተክኒክ ኣዝዩ ካብቲ ዝፈትዉዎ ዓይነት ትምህርቲ ዩ ከተምህርዎ ኣለኩም ወይ ናይ ደጋ ዕድላት ትምሀርቲ ውን ንመጻኢ ከተጣጥሕሉ ይምነ ኩቡር ናይ ብሓቂ
Wedi anbesa you're brilliant tewhbo nay fetari ❤❤❤
Kibri yhabka weladi, abo, kemey ydilti eya yza bealti betka.
Ydmen tiynan yhabkom 🙏🙏🙏 Fetari ❤❤❤❤
Wow Wow God beelss jou amen ✌️🇪🇷👍✊️🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
Aseye edme yhbkum mes sedraka ✅✅✅✅🇪🇷✅✅✅✅🥰🥰🥰🌹🥰👉💯💯👏
He is just like my son sweet and intelligent handsome boy
Asayyyy Elilllllll hagar samaettat eritrea brukat Ewttat zwladu hiab Amlak yaebka 🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉💐💐💐🔑🔑🔑🔑
Aseyy ezi wedey edmen tenan yabka fetari,❤
Wow he is amazing god bless to hem and your family kubwr you are wow 👌 👏 😍 👍 🥰 god 🇪🇷 be with you and your family ❤️
Wawwwwwwwwww nay behaqi nquh qolae amlak yeabka ❤❤❤❤❤❤❤❤
የዕቢካ እዚ ወዱይ አብ ዝልዓለ የብጽሕካ ።❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Gobez qola ❤❤❤❤