ህድሞና ~( HEDMONA) ~ ኣብራር ዑስማን ~ ABRAR OSMAN |
HTML-код
- Опубликовано: 14 окт 2024
- ሀድሞና ነባሪት ሓወልቲ ታሪኽ ዘጽናሓልና
ህድሞና ወፈራ ዛሕቲሉስ ከምኣ'ይላላ ጌና
እምባኣር ክትህነጽ ምዕርግቲ ህድሞና
ሓቛፊት ናይ ስድራ ዋሕስ መንነትና
ወፈራ ይቐጽል ብፍቕርን ስኒትን
ዋጋኣ ኩቡር 'ዩ ጽባሕ ከይነስተንትን
ሙዑታት ወፋሮ ናይ ህድሞ ደቀ-ባት
ኣኺሉ እዩ ጊዜየ ክንመክር ናይ ኣሕዋት
ታሪኻዊት ርስቲ ናይ ኩሉ መዕቆቢት
ጓል ነገር ገዲፍና ናዓኣ ንጠምት
አብራር
/ @abrarosmanart
FB Page: / abrarosman100
ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️
Baba Abrar I am sorry nesika zekawin qalat yeybulen
Amlak Edmen tiena yehabki mis family
💪💪💪💪💪💪✔✔✔✔❤❤❤ኣጆኻ ኹቡር ኣቦና ኣብራር ዑስማን
@@mohammedhassen5966 ተዘይ ተጋግየ ናቱ ድኣ !! ከይትኸውን እዛ ቻነል bro.
@@mahamedibrahim40433r 4
Abrar 🤴 meshallah yali kayhfeza baskay ya camta lito lakena ya saho quna habetko taha mangoma abeta ay koktka? Please Answer anu mara kini ka kehneyoma 2005 edidha saho qunda ka quna kini obama 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🥰
ብምንም ታኣምር ክመውት ዘይትኽእል ደርፊ
Legend Abrar Osmar long live !
Abrar osman neber keber
My favuraite artist Abrar
Hanti ma alti ab adina kunka kitesmani tesfa yigabr
I Love So much BABA ABRAR
ኣቦየ🙏❤️ኣብራር ኣቦ ሓቂ ጽኑዕ ፈታዊ ህዝብን ሃገሩን
እዛ ስራሕ ነቲ ኣብ ሃገርና ዝነበረን ዘሎን ግልጽልጽ ኣቢላ ብረቂቅ ስልቲ እተርኢ ብልጽቲ ነባሪት መጽሓፍ እያ (🩸ህድሞና)🕸
ኩቡርን ፍቑርን እስቲፍስኖሰ ፡ፍቕረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ፡ሙኡዝን ብሉጽን ገለጻኻ ልባዊ ኣድናቆተይ ወሰን የይብሉን።
ኣብ ሂወትካ ድማ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ።
❤❤❤❤❤
ኣብራር
እዛ ደርፊ ብስንክሳር ንኤርትራ ዝተደርፊ እዩ እቲ ንቁሕ ሰብ ክርድእ ይክእል እዩ ኣብቲ ዓሚ ኮይኖም ብዓል ኣብራር ዝተርእዮም ብዚማ ዝሰርሕዎ እዩ!!!!!!! ደረት ኣብዚሒም ከይሰምር ሓሳብና ።
ኣየ መምህር ኩሉ ኣብራር ዛ ደርፊ ምስ ኩሉ ስድራ ምስሊ ኩሉ ሃገር እተሓሳስብ ።
Best Musik Hidmona Hidmona
Hidmona
Hidmona
Hidmona
Hidmona
Abrar osman
Herzlich willkommen 💘💘💘✔✔✔✔✔👍👍👍👍like like Like like Like Like
ኣቦና ኣብራር ፡ ጎይታ ፍቅሪን ሰላም፥
ህድሞ ትብል ደፍካ ከይሰማዕኩላ ዝውዕል መዓልቲ ውሑድ ኢዩ። ሻሂ ክስትን ትም ኢለ ኣብጥቃካ ክህሉን ደስ ይብለኒ። ሓደ መዓልቲ ዶ ክመጽእ ፍራንክ ቃላትካ ክሰምዕን ተስፋ ክሰንቅን። ንበረልና እስከ
ክቡረይ ፡
ኣኽብሮትን ምስጋናን ናዓኻ ይኹን
ምሳይ ሻሂ ክትሰትን ክተዕልልን ማለት
ታዓዲለ ማለት'ዩ ፈጢሩለይ ደስ እንዳ አለኒ
ነዛ ክብርቲ ዕለት ምስኻ ዝራኸበላ ብሓጎስ ክጽበያ ደስ ይብለኒ ፡ዳሓን ምጻእ እንድበልኩ
ኣብ ግብሪ ከተውዕላ ብልቢ እላበወካ።
ካባኻ ክማሃር ድማ ብህንቅውታ እጽበ ።
የቐኒየለይ ክብረት ያሃበለይ።
ሰናይ ቅኒያት ዓውደ-ዓመት
ኣብራር
Wawwww Abrar Osman long live . Neberelna ❤️❤️
Are you Eritrean, Shewit?
@@odonkor989 yes I am
@@shewityemane5819 you're super pretty
@@odonkor989 thank u .
@@shewityemane5819 you're welcome. let's get in contact somewhere.. where can i text you?
ኣብራር ዋልታ ናይ ሃገርና ብልቢ ዝምስጠኒን ዘድንዎን ከም ኣብራር የለን ነዓይ፡
Abrar osman eza derfi ezia hawelty eya kubry n abrar fikry kulu eka nska i love you nberelna edume tiena ymneyelka
@@DanniPrima ዳኒ ሽኰር ፡ኣነ'ውን ኩሉ ሰናይ ካብ ማዓሙቕ ልበይ እምነየልካ ።ልዑል ምስጋናይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ።ምኡዝ መልእክትኻ ኣይይፈለየኒ ።ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና ።
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Neska feluy ikae abrar malet entay eyu mestrru nay derfka kulu xbuke keglxo kalate yebleyn amelak edemn tenane yehabka abrar hawey natey
ኣቦና ኣብራር ኣባካ ዘለኒ ኣክብሮት መግለጺ ዩ ዝሓጽረኒ በቃ ናታካ ደርፍታት ክሰምዕ ከሉኩ ብጣዕሚ የ ዝዳፋነቅ ሓንቲ ማዓልቲ ብኣካል ተዝረክበካ ብጣዕሚ ምታሓጎስኩ ዕድመን ጥዕናን ኣብዘለካዮ ይምነየልካ ❤።
ዑንቂ ኢኻ ኣብራር❤❤❤❤ ምዓስ ድንቂ ዘያሚ ጥራሕ !?
ኣማቲ ን ኣማዕዳዊን ሊቅ እምበር❤❤❤ ሳሕቲ ዝርከብ በረከት!!!
@@zewdiebrhane4221 ክብርትን ፍቕርትን ዘውዲ ፡ዘውዲ ክብሉኺ ፡ሓለፋ ዘውዲ ኢኺ።ንዝለገስካለይ ምኡዝ መልእኽትኺ መግለጺ የይብለይን ፡ግና ልብኽን መንፈስክን ከምዘይስሕትዎ
ርግጸኛ እየ ። ብልቢ የቐንየለይ ኣይየሰኣእነና
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
ኣብራረይ ባሕረ-ጥበብ ባሕረ-ልስሳን
Yemane
Abrar
Abrham
Zeydgemu derfti
ኩቡርን ፍቑርን ከሰተ ክብረት ይሃበለይ
ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ይኹን ።
ወትሩ ኣብ ልበይ
ሕውበትን ፍቕርን ይሰስን
ኣብራር ❤❤❤❤
ኣብራር ኣደናቒ መሃንድስ ዘስተውዓለካ ግን ብዙሕ የለን ይመስለኒ
ኣብራር ወዲ ህዝቢ one of our heros
ኣቦ ፍቕሪ
ህድሞና ብሓባር ንህነጻ ንሳ ያ ጽላልና ።
Ane zgermni lkie nay father geza ab adi Ezen abrar Osman zbelen kulen mis tekereba bgele mknyat dew ela aytesehetin dehar abiu kello sdet arkibu
Endie anes megletsi yebleyn abrar ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@logohazemo9000 የቐንየለይ ሎጎ ሃዘሞ፡ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ።ምኡዝ መልእኽትኻ ኣይይፈለየኒ እንዳበልኩ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ
" ህድሞና ነባሪት ሓወልቲ ታሪኸ ዘጽናሓልና
ንዘልኣለም ኣብ ልብና እያ " ።
ኣይየሰኣእነና
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Wow aya abrara ata jgna asli kemey dika meqesen
Ahh history everything abrar Eritrea✍✍🎆👂🇪🇷🎧✔‼
❤️❤️❤️❤️❤️❤️👑👑👑👑 King 👑👑🥰 music 🎶 abrarino history music 🎵🎵🎵🎵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ab hiwetka asalito edmen tinan yahabeka 👌👌👌👍👍⭐⭐⭐💫💫💫🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
best motivational song all time
Abrarey how much I love you...
Baba abrar ህድሞና አታ ብልጸትይ ኣልብንካ ኤድመን ጠናን ያብካ.
ኣብራር ኣቦ ሓቂ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ዞም ርጉማት ሂግደፍ እወ ሕልምናን ራእናን ኮሊፎሙና
The best 👌 Eritrean music 🎶 abrar we love ❤you ❤️ ayana bal metkeal no one like you brother God bless you and your family 🙏
ኣሰይ! ዘብል'ዩ ክቡር ኣማኒኤል ፡ምኡዝ መልእኽትኻ
ብዘይ ምግናን ልዕሊ ምስግናይ እዩ ።ዓቕመይ ንሱ' ዩ እሞ ከይተስተወሕዶ እምሕጸነካ ።
፡ወረጃ መልእኽትኻ ወትሩ ኣብ ልብይ እዩ ።የቐንየለይ ኣይየሰኣእነና
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Very powerful song that never dies .
You are a Hero Abrar , and Father of Art
live Long ❤
@@serajseraj3451 thank so much dear Seraj. I appreciate
Peace
♥️♥️♥️
Abrar Osman
Living legend father of a lot ✌️
The best one in the world abrar osman for ever
ኣብራር ወዲ ህዝቢ ኣጆካ ኣብዛ መጻኢት ኤርትራ ዓስብካ ምስ ቀዳሞት ኢዩ።
abrarino lebam seb
አብራር ማእገር ሕልና ቃላት የብለይን ንዓኻ ዝገልጽ ።
Selam kubur abona abrar ብመጀመርታ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ብምቅጻል ብዛዕባ ህድሞና ከለኻ ብሂወት ገለ ኢንተርቪው ገርካ ነዚ ወለዶ እንታይ እዩ ዕላማኣ ኣስፊሕካ እንተትገልጸልና ጽብቅ ኔሩ ምኽንያቱ ረዚን ዝኾነ መልእኽቲ ስለ ዘለዋ ሓደራ ገለ ክትብሉና ብዛዕብኣ ንላበወኩም የቀንየለይ ካብ ዝፈትውኩም ዘድንቀኩም (ክፍለ - ሚካኤል)
Living legend abrar, god of music, bi saho gerka derfi hizka kikil belena eka neweh kuynu, teinan edmen ymenilka baba abrar 💥❤💥✅
አቤት ብትንቢት!!!
ደረት አብዝሔምሉ ከይ ሰምር ሐሳብና!!!
Ababa Abrar u r legend for ever ❤ much love long live!!!!
Beast one for ever abrar osman
Best music rabna jahfizak inshallah abona Aberar
ኩቡርን ምቅሉልን ኣቦና ኣብራር ኩሉ ኣርቲስት ከማካ ንሓቂ ደው ተዝብል ኣብ ሃገርና መሃለና ከማካ ብፍቅሪ ሃገሩ ዝነደደ ሰብ ሪኤ ኣይፈልጥን እየ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካባካ ብዙሕ ነገር ተማሂርና ኢና ፍቅሪ ሃገር ከመይ ከምዝገብር ።
Amazing music ❤️❤️❤️HDMONA
legend abona Abrar edmen tienan yhabka. metan abta mexaeit eritrea knrakeb.
Abrar osman nberelna ❤❤
Zfetwo abona abrar osman blux snetbebawi bkulu amlak edmen tinan yhabka❤❤❤
ኣሜን
ኩቡርን ፍቑርን" ኣቢ"
ንስለ 'ቲ ኩብሮትካ ሰናይ ትምኒትካ
ብልቢ አመስግን ።
ኩሉ ሰናይ ድማ እምነየልካ
ኣብራር
ኣብራር ኣቦፍቅሪ ኣቦሓቂ ሃገራዊ ምሳኻ ሻሂ ክስቲ ክንደይ ምድለኩ ጥቃኻ ኢየ ዘለኩ ፍቅሪ ሓቦ ሃገራውንት ንቁሩብ ግዜ ምትመሃርኩ❤
መርሓባ ዩሱፍ ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይዂን
ዕድል ኣብ እተረኽበሉ ክትመጽእ እንተትኽእል
ኣነው'ን ካባኻ ክማሃር ደስ ምበለኒ ።
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ኩሉ ሰናይ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
ኣብራር ዑስማን በሃር (legend) ሙዚቀኛ።
ኣሰይ፡
ገና ክትኮርዕ ኢኻ ፡ንመን ኢሉዎ።
የቐኒየለይ ኩቡር መንደላይ
ሰሰናዩ..............
Haymanotawyan kzarebu derafi mengsti amlak ayatun yblu Eske zom haymanotawyan kabzihaki agelalxa nhaki zkewm seb bxue aboy abrar Edmen tenan yhabka selam Naygdn u metkelawi abo abnet Eka
Ahh 😥😥😥 idom ayisAnu Deki xirgya meirigti Hidmona ember betinoma
Legendary Eritrea abrar osman 🇪🇷👑❤️
Thank you Ahme .........
❤️❤️❤️
U are legend Abrar Osman edmen tenan yhabika kubur Abo
ኣሜን ኣድያመይ ፡ ብልቢ የቐንየለይ ።
ንሰለ'ቲ ኣኽብሮትክን ሰናይ ምኒዮትክን ሓጎሰይ ወሰን የይብሉን ።
ኣይየሰኣእነና
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኺ♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Abrar🇪🇷❤️🇪🇷
Tesfa meneeseyat abrar halal
ኣቦ ዉጹዓት ኣብራር ንበር ክበር ❤❤❤
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ፡ጸጋ ብርሃን
ንሰለ'ቲ ኣኽብሮትን ፡ልባዊ ምስናይ ልዑል'ዩ ።
ኩሉ ሰናይ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Semi zey xegba derfi ab hewtey abrary schkorr kluo geze ab lebey abuo haqi
Nber jgna kubur dmaxwi abrar osman great menn
i swear i did not understand he said but my tear go on
Our king thanks a lot Ayani Abrar
የቐንየለይ ክቡርን ፍቁርን ወዲ በረቐ ፡ብልቢ አመሳግነካ
ሰናይ ቅኒያት
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Abrar king of
Thank so much Saber habibi
I appreciate
♥️♥️♥️
Abrar Osman
Dqala esayas agame abfrd
እዛ ደርፊ ክሰማአ ከለኩ መጀመርታ ካብ ህዋተይ እትስነፍ እይነይ ያ ትነብእ ኣቦሃጎታተይ አቦታተይ ንህና ዘጋትመና ዝነበረን ዘሎን ርዝነታን ከቢደኒ ሞሳካ ክብርን ሞጎስን ንበረለይ አብራር
ህድሞና መሰረትና
ትማሊና ሎሚና ጽባሕና ባዓቢኡ መጻኢና
ንስለኣ እንድዩ ቃንዛና ሓጎስና
ንስ እትኾኖ ስለ እንኸውን ።እሞ ሂወትና እያ።
ንሕና ንሓልፍ ንሳ ትነብረልና ።
ብሕጽር ዝበለ " ኑር ጀማልና " እያ
ብልቢ የቐኒየለይ
ኣይየሰኣእነና
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
Hidmona 🎤🎵 old is gold
The king abrar
Hade kab zbelexu nay kulugze
Hero Abrar god blessed you
Tarikawit derfi. Idmen tienan yminyelka baba Abrar
❤❤❤can’t say a word
ክብረት ይሃበለይ ኣዝማሪኖ " ዘይይምኖ "
ብልቢ አመስግነካ ።
ሰሰናዩ
ኣብራር
Edmen tenan yhabka Abrarino ❤
Newih edmen tenan yhabka
Aya Abrar Buruk, good job
ህድሞና።
ኣብራር
ወዲ ትካቦ
ባሪያ
ኣብርሃም
ድሕሪ እዚኦም ጥበብ ተባላሹ!!!
Taniqo dma berurey
@@aymenhassenwetini867 taniqo dmxawi yu ms eziom aysrean yu
Ieza derfi hezato zela melikti siq ielka ente semikas grim u zebleni
abrarey fewsi lbi ❤👌
Hidmona 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብራር💪💪💪✔✔✔✔❤❤❤❤❤ጅግና
Abrar Osman abo tbeb bzeleka tewhbo gerka fkri zsebeka ngus tbeb nskas nberelna da🙏❤👉
Zeymuwet derfi ❤
Abrar 4ever
Abrar jegna 💪💪💪💪💪
Abrarr king❤
Uffffff Tskay 😢😢😢
Baba Abrar derfika Hidmons Hidmona ajoka 😢😢
King mussie abarar
Abona Abrar Jigina wedi Hizibi mein Leben und gute Laune
Ametat abkyatni eza muzic abrar nay lbi eritrawi zega ane yifetwo eye barya kemza gtmin derfin kiseman nibatetey yizarwo bzey bqadey
Nay barya yfetwo eye eza nay abrar gn endasemakwa nibatetey kem bumba May shah ybl mkniyatu ygermenin ab kidmi seb ka yesekfeni
ብሓቂ መሳሕቅ ሓላፍ መገዲ ዓለም ኣይክኣልን ንዝበለቶ ዝሰዓረ
መጻኤት ኣፍሪቃ ሪኢናያ ኢሎም ዝተመነዩ ኣብ ኤርትራ ክእዩ ዝተመነዩ ኣፍሪቃውያን
ደቃ ዝብተኑ ጋሃንም ሃገር ገይሮማ እዛ ብገዛ ዝገለጻ ክሰምዕ ይነብዕ ይሓዝን ንኩሎም ዝሓለፉ ዘኪረ መግለጺ ዝስእነላ ደርፊ እያ
ብሕጊ ዝግዛእ መንፍስቲ ክትከል ምሁራት ዶክተር በረከት ዶክተር ስዩም ዶክተር ኣማረ ዝደከምሉ ቁዋም ህድሞና ክትነባበረኩ ጎሓፍ ኮይኑ ሰፈሩ
@@TekluOkbamikeal ክቡርን ፍቁርን ተኽሉ
ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ይዂን ።
" ዘራጊ ማይ እንከሎ ጽሩይ ማይ ኣይስተይን" ከም ዝባሃል :ቃልሲ ዘራጊኡ ክሳብ ዘየለለየ ዝመጽእ ለውጢ የለን ።ቅዋም ድማ ውጽኢ ስልጡን
ኣቀላልሳን ኣሰላልፋ ድኣ'ምበር ብስሚዒት ኣይኮነትን።
ሰለዚ ፋሕፋሕ ገዲፍካ ብሓደ ልቢ ኣብ ክንዲ ብድሕረት ንቅዋም ኣተኲርካ ምቅላስ ይሕረ።
ስለ'ቲ ምኡዝ መልእኽትኻ ብልቢ እናኣመስገንኩ
ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ።
ኣይየሰኣእነና
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
"Hidmona" is a legendary masterpiece. Every body knows about the living legend Abrar Osman, but I wonder about the poet Said Mohammed. Is he alive or passed away? Please tell us something about him.
Viva abrar osman
❤️❤️❤️❤️❤️ I love you abrar
Legendary
Hakka neyrka abrar ayana intekone gn abzi meibul iwan keman ngedfa aynmesln ksab rabeay hamushay welodo ika aylekkomn deqnas neana abliu knebr iyu kexali
ህድሞና -
ህድሞና ህድሞና፡
ነባሪት ሓውልቲ ታሪኽ ዘጽንሓልና።
ህድሞና ህድሞና፡
ወፈራ ዛሕቲሉስ ከምኣ ኢላ'ላ ገና።
አእማን ተዋህሊሉ ዓንድታት ተቖርጸ፡
ሰርወ ተመልሚሉ ክጕነኽ ምስ መጸ፡
ገመል ተጠርኒፉ ምሖጽ ምስ ነቐጸ፡
ቀለብ ፍልሖ ዀይኑ ክበርስ ተመርጸ፣
ወፈራ ህድሞና ጻማ ዘይተረኽቦ፡
ኣብ ደብዳብ ምስ በጽሐ መሬት ዝዓረቦ፣
ሰሪ ዘይምግዳስ ሹመኛታት ዓዲ፡
ኮነት ኣገራሚት ንሓላፍ መገዲ።
ጽውጽዋይ ጌሮሞ ኣንጊሖም ሕልምና፡
ደረት ኣብዚሖምሉ ከይሰምር ሓሳብና፣
ምእንቲ መጎጎስ ትሕለፍ'ያ ኣንጭዋ፡
ትውጋሕ ትምሰ'ምበር መዓልታ ኣለዋ፣
ኣለዋ ኣለዋ ኣለዋ።
ሰብ እንተ ተደብየ ታሪኽ ከም እትደብየ፡
ዘየለ ክምሰሎም ለባም ዝጓሃየ፣
እኳ ከይፈግድ ኣመለኛ ልቦም፡
ገና'ሎ ይቕጽል ርግሒት ቀደሞም።
ገንዚ ተኣሚቱ መንደቕ ተፋሪቑ፡
ብጽፈት ክኸይድ ዕማም ብደቒቑ፡
እኽለ ማይ ከይሓዘ ኵሉ ተዓጢቑ፡
ከይተፈላለየ ውሒጡ ምራቑ፣
ሽማግለ ሎሚ ኢዶም ዘይበሊ፡
ዕማም ወፈራና ጠውዮሞ ንግሊ፣
ኣብ ክንዲ ምህናጻ ምስ ስድራ መጥዒ፣
ዑና ገበሩዋ እንዳ ኣድገ በቕሊ።
ከይጸብጸበ ድኻም ብምሉእ ጉልበቱ፡
ኣፍሲሱዩ ደሙ ከስኪሱ ኣዕጽምቱ፡
ህድሙኡ ክሃንጽ ኣብ ገዛእ መሬቱ፡
ክዓርፍ ክቀስን ክበጽሕ ድሌቱ፡
ድሌቱ ድሌቱ ድሌቱ፣
ወዳጀ ኣፈናጥሕ ቅየሳ ፈለጣት፡
ክመቓቕልዋ ከም ናይ ግሎም ግራት፡
ነታ ቅኑን ብርኩት መን ይብጻሕ (ይርዳእ/ሕ) ንቐደም፡
ዕጭ ኢሎም ምምላስ ክዕለ ት'ጸገም።
እምብኣር ክትህነጽ ምዕረግቲ ህድሞና፡
ሓቋፊት ናይ ስድራ ውሕስ መንነትና፣
ወፈራ ይቐጽል ብፍቕርን ስኒትን፡
ዋጋኣ ክቡር'ዩ ጽባሕ ከይነስተንትን።
ምዑታት ወፋሩ ናይ ህድሞ ደቀባት፡
ኣኺሉ'ዩ ግዜ ክንመክር ናይ ኣሕዋት።
ታሪኻዊት ርስቲ ናይ ኵሉ መዕቆቢት፡
ጓል ነገር ገዲፍና ንዕኣ ንጠምት።
ኣብራርኖ ዘይምኖ 🎶❤️
ይበል ሪም ፡ ሓቂ ባሓቁ ሪም
ብህታ ተሰሚዑኒ ብልቢ አመስግነካ፡ኣይየሰኣእነና ።
ክሳብ ኣብ ዝመጽእ
ሰናይ ቅኒያት. .......
ብግለይ ብጣዕሚ የመስግነካ❤ ግጥማ ስለዘቀመጥካልና።
ብንብዓት ተሐጺበ ሃገረይ እናዘከርኩ።
ህድሞና❤
ኣብራር❤
Abrar abti awan ati mare kndzi gtmi mara eye zednkeka
😢❤️❤️❤️
Nice music ever
Best music
👊👊👊👊👊👊☝☝☝☝☝abarr
abrar abrerey 💔💔💔💔💔
Abrar legande forever🇪🇷♥️
❤
ክቡርን ፍቑርን ኣቤል፡
ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ልዑል'ዩ
የቐንየለይ ❤️❤️❤️
ኣብራር
ዝኽሪ እዛ ደርፊ ዘኪረ ኣይጸግቦን ፡ ኣነ ኣብ 20ታት ኣብ ዝነበርኩሉ ኣብ ሳውዲ መንጠጋል'ዓሲር ፍሉይ ስሙ ባቴላ ዝበሃል ኩሉ መንእሰይ ብኽልተ ገጽ ናስትሮ(ካሴት(ሸሪጥ) )
ነዛ ደርፊ ደጋጊሙ ክሰምዓ ፍጽምዩ ዝስወጠኒ ፡ ኣብ ሳዋ ኣቡሸሊ ዓርከይ ተዘክረኒ ።
ዝኸበትካ ክብሮም
ኣዚዩ ደስ ዘብል'ዮ ፡ ሰናይ ተዘክሮ ድማ ዓቢ ሂያብ ፈጣሪ. ስለዝኾነ ናዓይው ባህታ ፈጢርካለይ።ንብሱል ምስማዕካን ምስትምቓርካ ብልቢ አመስግን።
ሰናይ ቅኒያት
❤️❤️❤️
ኣብራር
ህድሞና
ህድሞና መስረትናን ማኣዲ ፍቕርናን እያ
ኩቡርን ፉቑርን ሃብቶም ፡ብልቢ አመስግነካ
ክብረት ያሃበለይ ።
❤❤❤❤❤
ኣብራር
when i am child he sing song gaza samnit
Kem Abrar ni fikirin, sinitin ebyetin,ebyetin felitu zikawem si yhlu do ykewun. Embassy Eritrea ab Germany zelo Ni abrar kinhibo ena kulu eritrawi menesi ab hade kimexelna . Kendi Tekawemti eza Hager Embassy Eritrea eyiom.