these tow are true these two are true comedian and artists . music you need to go back to Eritrea and continue your artistic talent. i enjoyed your comedy and your past stories . we miss your old work. thank you for your contribution .
1:57:56 😭😭😭😭😭😭😭 this is so deep and heart touching artistic talent but it’s a true story in all Eritrean 🇪🇷 families. Nibiatey keyteredeani kab ayney tibtib elu.
ተመስገን ጥዑም ዘመን ይምለስ ኣሎ።ሙሴ ምስ ኣቡበከ አንቃዕ አዚ ኣርኣየና። ብ/ሚ ተሓጉሰ ኣለኩ። የቀንየልና ንኩሉም ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
መርሓባ አብቡከር ብሃንቐዉታ ክንጽበየካ ቐኒና ❤❤❤❤❤❤
Thank you HDMONA NEBARIT ግን ገለ ገለ ካብቲ ዘዕበየና መደብ ባባ ሓሊብ ናይ ሙሴ ዝነበረ ተዘክሮታት ክኾነና እንተተቕርቡልና ጽቡቕ ነይሩ❤❤❤
ጥዑም ዕላል እግዝኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፍቕርኹም ይሰስን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow Surprise!!!
Mussiela and Abubeker nice to see you.
Good job Hidmona.
ከምዚኦም ዝበሉ ቡሱላት ኣዛናጋዕን መሃርን ዘምፅኡ ንፍዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ
እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ኩቡራት ኣርቲስታትና
ኩቡራት መምሃራና ኣቡበከር ዓብደል ኣወልን ሙሴ ባባ ሓሊብን እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም
ዋዉ ብጣዕሚ ዝፈትዎም የሕዋትና እንዃዕ ድሓን መጻእኹም ድሃኹም አይትሓባእ ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎኹም ንክብረኹምን እንዃዕ ዳግማይ ራአናኹም። አነ ንአቡበከር ፈጽመ አይርሰዖን እየ አብ ጊዜ ወራር ወያነ ንኩሉ ሕዝቢ ኤርትራ ከጸናናዓና ከሎ። አብ ሂወትኹም ሰላምን ጥዕናን ፍቅርን አብ ስራሕኹም ዓወትን አሳልጦ ይምነየልኹም 🙏🏽🇪🇷❤️🌹🎉👍 አጆኹም።
ባባ ሓሊብ ክፈትዎ ዝነበርኩ፡ ጽንጽዋዩ መደቡ ክንርኢ እንዳ ጎርቤት ተለቪዥን ክንደይ ዘየሕለፍና
ብሩኽ ሰንበት ኣውዒልኩምና። ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ። ዛንታ ጭሕንግርጋር ኣዝያ ተንኪፋትኒ። ኣብ ሓንቲ መደብ ብዙሕ ታሪኽ፥ ብዙሕ ትምህርቲ። ሕውነትን ዕርክነትን❤❤❤❤❤
God bless eritrea 🇪🇷
ኣዝዮም ኣዝዮም ደስ ዝብሉ ምቕሉላትን ትሑታትን ግን ክኣ መሕጎላት ሰሚዕካ ዘይጽገብ ዕላሎም : ዘምጻኹምልና ካብ መንበረይ ተንሲኤ ጎንበስ 🙇 ኢለ የመስግነኩም። ተነቢቡ ዘይ ውዳእ መጻሕፍቲ እዮም። ብዙሕ ሲሒቐ፥ተመሲጠ፥ ተገሪመ፥ ኣስቆርቂረ፥ ኣመስጊነ። ተባረኹ።
እዝማሪኖታት ያዐከ
Wooooooow very nice job!!🇪🇷♥️🌹♥️♥️🙏🌹♥️🙏
abuboker nidhrit meliskumni muse kekya kia kulu negeru biwishtu eu efelit nere silezi edmen tienan yimneyelku kilkim
Thanks 🙏 for sharing this.🙏❤️🇪🇷
Thanky legends both of them
Merhaba Hdmona Nebarit Naybhaqi xbuk Medebat ajokum kexlwo ❤️👍🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Wellcome❤
The best program❤❤❤❤❤
ካብዚ ኩሉ ዝረአኽዎ ሙቁር ውድድር ዝበለጸት ፕሮግራም ቁምነገር ዝሐዘት እዚኣ እያ።
Very true
❤❤❤ zur kchn sh korat👍👍👍 deki awel kltekum jokatere ekum
ኣዝማሪኖ ያሆ
❤❤❤❤ ወዲ ኣስመራስ ኣዝማሪኖ ,,, ኣቤት ልቦና እንቃዕ ናትኩም ኮንኩ ,,, ጤል ኣጥፍእና እንቃዕ ኣይትሰደድና ,,, ከም ድልየትና ከኣ ኣስመራ ንኣትው ከኣ , ዕስለ ኣህባይ ጎሮቤታችን
ተሓተቲ ነብሴ 🌹👍❤️🇪🇷 ኣቡበከር ዓብዱልኣወል :: እልልልልል!!!:: ኤሬትራ ሰብ ኣለዋ 🌹👍❤️🇪🇷 ሙሴ አብርሃ :ንኽልቲኹም :ማእረ ኽብርን ሞገስን :: ጥዑያት ድሓይ!:: 🌹👍❤️🇪🇷 ኽብርን ሞገስን ነዳለውቲ 🌹👍❤️🇪🇷. ዓወት ንሓፋሽ ✊🇪🇷🌹👍❤️✊:
these tow are true
these two are true comedian and artists . music you need to go back to Eritrea and continue your artistic talent. i enjoyed your comedy and your past stories . we miss your old work.
thank you for your contribution .
They are very talented and amazingly humble.
It’s beautiful to see two best friends together again in their homeland talking about their good times in Sawa. Having your own country is awesome. 👏🏿
Btaemi tsbuk deqi eriy shkorat ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷
❤❤❤❤❤❤ good job keep it up .i appreciate it 🎉
ናይ ብሓቂ ጥዑም ዕላላት :: ባባ ሓሊብ ክኣ እንቋዕ ናብ ሃገርካን ደቅኻን መለሰካ ::
Good job🎉🎉🎉
The friendship between them is unbelievable may Allah protect you for each other.
ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ን ዝብሉን ኣርቲስት ባባ ሓሊብ ን ኣቦበከር god bless you guys😊
Waw old is gold zeymnewu alal deqie riemey admenn tannan yehebkum👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🌹
I agree with you❤ Im watching right now. ❤❤❤❤❤
@@AsterTekle-gp9uc tmalie btamie temesiete semieyou part 2 khlwou temeniye enjoy gberyou heftey natey🙏🙏🙏🥰🇪🇷
@@sebirna7872 Thank my dear brother ❤️ In enjoying my Sunday. Have a blessed Sunday 🙏❤️🙏
@@AsterTekle-gp9uc amen gal riemey xada🙏👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
@@sebirna7872 ,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
You are so sweet all God bless you all my lovely ❤🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
very good program
Waww amazing 🎉
ቀዳማይ ዙርያ ብኹሉ ቀዳማይ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጾት፡፡ ህድሞና ከኣ የቐንየልና።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጽቡቅ ደስ ዝብል መደብ ኢዩ ናይ ቀደም ሰባት ኣሮና ግን ክዕልሉ ከለዉ ኣብ ሞንጎ እንዳ ኣኻ ተቃርጾም እንዳ ኮንካ ዋዒ ግደፍ ጽቡቅ መደብ
ሀይ በጃኻ እባ ሓታቲ ኣይትኹሎፎም ሕተት፡ ጽን ኢልካ ስማዕ ኣይትሃውኽ ባእ። ድምጽኻ ዓብሊሉ ። በጃኻ ንዛ መደብ ስምዓያ እሞ ማዕረ ክምደይ ላዛ ኣጉዲልካላ ክርድኣካዩ። ምስ ጀማዓኻ ትሕኪ ዘለኻ መሲልካ ። ብዝኾነ ጽቡቕ መደብ መሳጢ ዕላላት ። የቕንየልና።
Mashallah 🥰❤️🕌⛪❤️
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ
Wonderful programme 👍
Waaaw good Enough Abubeker & Musssie👏🏾👏🏾🌷🌷👍🏽👍🏽🇪🇷🇪🇷
ደስ በሃልቲ
Betami dess zbl medeb❤❤❤ ❤
አዋይ ክጥዕሙ ጭንቀትና ኣረሲኦምና ኩሉ ነገሮም ጆክዩ 😂😂😂😂❤❤❤ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤
Waww ብጣዕሚ ብሉጻት ሰባት ደስ ክተብሉ love all deqi erey ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ጹቡቕ ዕላል ደስ ዘብል ዕላል ግን ናይ ቶም ኣቕረብቲ ምደብ ዝያዳ ሳሓቕ ጣቒዕትን ነቲ ዕላል እንዳ ዓብለሎ ታኣረሙላ
Wow guys so amazing ,baba halib thank you❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abubeker azmarino zeymino keep it going the great job 👏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕❤️💖🥰🌹🙏🏾
❤❤❤❤❤❤ thanks
እወ ብሐቂ ጭሕግርጋር እንዳመሰለት ታሪክ እያ ትገልጵ ኔራ ትዛረብ ኔራ ባባ ትብል ፍቅሪ ትገለልጵ ትፋስ ሂወት እያ ኔራ አምላክ አቢብሉ ወዲ ጅግና ሐርበኛ❤❤ ጌና ታሪክ ብጭልፋ እዮ ዝግለጵ ዘሎ እሞ ሐደራ እቶም ሰብ ታሪክ ግለጵልና አብሂወትኩም ኮሎኩም ❤❤እወ አነ አለኩ በሉ ምጱና ብዘይሕቶ ታሪክ ዝና ዘለዋ ሕዝኩሞ አትፈለይና ❤❤ ብሐቂ መሰጢ ቀጵልዋ ነመስግነኩም ንበርልና ሙሉእ ጥዕና ክብርንሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ዓወት ንሐፋሸ ይሰምዕና አለዉ ብመንፈስ ❤❤❤
ደስ ኽብሉኻ ኽዕጥዕም ዕላሎም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኹም ደቂ ኤረይ ሐላላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በጃኩም ጣቂዒት ግደፍዋ ሓቀይዶ ማራ ረባሺት ኣያ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ
ሰላማት ገዛና
Very interesting show!!!
❤❤❤❤❤❤❤
Abu boker Tilanted eyu Hagezewo
Talented
❤❤
እቲ ዝገርም ነገር ኣወል ኣብ ኲናት ከብዱ እምኒ የእትዩ ዝኸይድ ምዑት፣ ብሕክያ ወላ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ህሞት ኣፍካ ዘየሕትም ናይ ሓባር ምንባር ክእለት ዘለዎ ኣንቢብካ ዘይትጸግቦ መጽሓፍ ኢዩ።
Btami eu blux seb ❤️💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Abubeker jigina kulu nebisu Ruben eyou
መርሐባ ድሃይኩም ኣይትሐባእ ደቂ ኤረይ ጽዕዳ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
1:57:56 😭😭😭😭😭😭😭 this is so deep and heart touching artistic talent but it’s a true story in all Eritrean 🇪🇷 families. Nibiatey keyteredeani kab ayney tibtib elu.
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዘከሪታ ታት ቀጸሎ ናይብሓቂ ደሰዝብሉ መሐዙትካን መሰርሕትን ኤረይ አአብዘለናዩ ንዃላዓያ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ብርሃን እዩ ቅድመና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🙏🙏🙏❤️
So lovely to stay with these precious brothers. I watched twice to just love with them. Zemenkum yibarek awetin asaliton yimineyelkum.
Azmarinotat mara kef aelekum❤
❤❤❤🎉🎉
Wow please part 2 kef zelewom
ኩላ ተኸታቲለያ ደስ ክትብሉ ትዝታ ቀስቂስኩምልና ናይ አስመራ:: ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም:: ንደቅኹም ካአ ዕብየት ንምነየሎም::
Waw baba Halib Welcome
ቅጥሚ ኣቡበከር ነብሰይ እትብል ኣዝያ ጽቡቕቱን ኣዝያ ገላጺት
Wedu ni abebeker abey alo kotbrbrwom alekum fqadena entekoynu amtsuulna🤲❤️🇪🇷🇪🇷
Nice work
Deki erey mearey ❤❤
Welcome deki Eria jeganu
ክሊትኦም ዕዱማት ኬፍ ዘለዎም። ምቁር ዕላል ናይ ብሓቂ።
ዋእ ባባ ሓሊብ ምሳና ኣሎ እናበልና ኣስመራ ተራኢኻ😂 እንቋዕ ሓጎሰካ ሙሴላ።
Great deki Eri ❤
ደስ ዝቡሉ አዝማሪኖታት
እስሒቁሙና ኣብኪኩሙና ኣተንፊስኩሙና ኩሉ ገርኩሙና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
ናይ ትማሊ ንኡሳት
ናይ ሎሚ ኣርካናት
ከም ናትኩም መንፈስ ይሃበና ❤❤❤❤❤❤❤❤
Ertrin kulatka like gber
❤❤❤❤❤ baba halibbbbbbb
Musiye baba halib btami ab tzta atye 🥹 tsnswayka harife eye zrio niere edmen tinan yhabka fetari 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Great job 100%🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I remember my childhood ❤❤❤
ዋው ኡቡበከር ሽኮር❤❤❤❤❤
Deki Eritrea 🇪🇷 jeganu keep it up the good job 👏 🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰💕👏
ባባ ሓሊብ እንቋዕ ብሰላም ምስ ገጽ ኣስመራ ፊት ንፊት ተራኸብካ::
ኣቦቦከር ዓብደል ኣወል ኣብዘይሰዓቱ ኮሜዲ ማራ ኬፍ እትህበኒ'ያሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::
ኣደናቒ ጥዑም ዕላል !!
best program hdmona❤❤❤❤
Waw kedamay zuria zeymno sahk mes kumneger edmen tenan yehankum ketselwo ❤❤
የቕንየልና ❤
ናይ በሓቂ ኣገላልጻ። ኩሉ ነብስና እዩ ንሳዋ ከይዱ። ኣላህ ይርሓሞም ኣቦኻ እታ ትኽክል ዘረባ ተዛሪቦሙኹም። መን ደኣ ክሃንጸልኩም ኪዱ እምበር።
ዋዛን ቁምነገርን ምስ ደቂ ኤረይ ብፍላይ ክኣ ቀዳማይ ዙርያ🇪🇷🇪🇷❤❤🙏🙏
Asmarino Zeymino Zur kichin 1st Round 🇪🇷👊
lomi des zbl medeb riena ❤
woooooooo thanks
ብጾት ኣቡበከርን ሙሴን
ምግናን ከይገበርኩ: ኣነ ብወገነይ ካብ ዝተኸታተልኩዎ መደባት "ምቁር-ውድድር" ከማኻትኩም ጌሮም ዝመሰጡኒ ተወዳደርቲ ኣይረኸብኩን: ብሕጂ'ውን ዝረክብ ኣይመስለንን።
ትሕትናኹም:ሃገራውነትኩም:ኣፍልጦኹም: ፍቕርኹም ኮታ ኩሉንትናኹም መሃርን መሳጥን ኣገራምን ኮይኑ ረኺበዮ። ደጊምኩም ክትመጽኡና ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና ክቡራት ብጾት።
NB. ኣሮን እቶም ተሓተትቲ እናገለጹ ከለዉ: ዘረባኻ ግትእ ደኣ ኣብሎ'ምበር: ብዙሕ ከይሰማዕናዮ ዝሓልፈና መግለጺታቶም የጋጥም ኣሎ። መቓልሕ ይገብር ስለ ዘሎ እቲ ናትካ ኣብ መንጎ ምእታው።
ካብ ብዙሕ ምዝራብ: ብዙሕ ክትሰምዕ ምረጽ።