Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዋሕስህልዉናትግራይናዝኸነ፣ህዝባዊሰራዊትና፣አብዛስዓትዚአ፣ዕጥቂምፍታሕማለት፣ንጸላእትናበሪምኽፋትዩ።
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ መሬትናን ህዝብናን ናብ ዋናታቱ ከይተመልሰ ሰራዊት ትግራይ ክብተን ምግባር ናይ መወዳእታ ዉድቀትና ዝራኣየሉ ክኸውን እዩ።
2012 እኺ ወዲቕኺ ተጋሩ 😅😅😅ለመኖቲ
❤
Eway yesyef dea entay ktkewn eka
Welcome j studio Andemariam
እዚ ጉዳይ ብጣዕሚ ዘሐምምን ንዝተኸፈለ ክቡር ዋጋ ተጋሩ ውድቀትና ዝተረጋገፀሉ ኣብ ታሪኽ ተጋሩ ናይመጀመርያ ግዜ ናይ ውድቀት ተግባር እዩምኽንያቱ እቶም ትማልን ሎምን ልፍንቲ እናዓደሙ ተጋሩ ካብ ምድረ ገፅ ንምጥፋእ ንዘመናት ዝሰርሑን ዘለውን ፀላእቱ ሐዚውን ብኹሉ መዳይ ኣብ ክባ ኣእትዮምን ግዝኣታዊ መሬቱ ብሓይሊ ወሪሮም ብምሓዞም ተጋሩ ብሰላሕታ ኣብ ዘፅንትሉ ከቢድ እዋን እቲ ዋሕስ ተጋሩ ዝኾነ TDF ዕጥቁ ክፈትሕን ሽርሕን ክሕደትን ፀላእትና ኣበርቲዖም ንኽቅፅሉ ዘተባብዕን ነቲ ትማሊ ብሓይሊ ከፅንትዎ ዘይከኣሉ ኣብ ክብሩን መንነቱን ዘይዋገ ትግራዋይ ሎሚ ፀገምና ብናይ ደገን ፀላእትን ሰናይ ፍቃድ ፀገምና ክፍታሕ እዩ ኢልካ ኣብ ዘይሕለመሉ ከቢድ እዋን ዕጥቂ ምፍታሕ ውድቀትን ዕሽነትን እምበር ፍትሒ ክረጋገፅ እዩ ኢልካ ካብ ምእማን ኣይኮነን ተጋሩ ኣብ ዘመናት ገጢምዎም ዘይፈልጥ ውርደትን ውድቀትን ኣብዚ ዘመን ካብ ምርኣይ ዘሐፍር ነገር ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን ብጣዕሚ ዘሐምምን ንቶም መዘና ኣልቦ ጀግንነት ወለዶታት ትግራይ ዘይምጥን መሕዘኒ ፍፃመ እዩ ።
ምን ዋጋ ኣለው ፍስሃ ማንጁስ ጅግና ነይርካ
ሕጽቦ ተጀሚሩ ናይ ሰራዊት አሰይ አሰይ ቅሰኒ እኖ ትግራይ ፅቡቅ ፅዋ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Rip Ethiopia 👎🇪🇷👎🇪🇹👎
Atayo RIP Ethiopia entibil enteleka RIP Tigray maletka dekoney? Leta Eritrea leytirsieewa kulu gize bizey Eritrea aykonelkumin diu koinu?
@Iyassu-k8d 🥾🥾🥾🥾🥾👎🇪🇷👎🇪🇹👎
ናምንታይ መርገም ፀኒሑና እዩ ንሕናሰ ተሓቢእምከ ዘይፍፅምዎ ወደይ ካም ዓብዩ ነገር ናብ ምድያ የውፅእወለዉ
ኣድጊ ዓጋመ😮😮😮😮😅😅😅😅
አየ ወየንቲ ፡ ዝፍታሕ ዕጥቂ የብልናይ 'ዶ ፡ ይበሀል አይነበረን ድኣ ???
DDR,her in Tigrai it doesn't works b/se the regional part of the Tigrai is not restored! So,DDR is nal and voied!
Kkkkkkk hesot
❤❤❤❤❤❤
ዋሕስህልዉናትግራይናዝኸነ፣ህዝባዊሰራዊትና፣አብዛስዓትዚአ፣ዕጥቂምፍታሕማለት፣ንጸላእትናበሪምኽፋትዩ።
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ መሬትናን ህዝብናን ናብ ዋናታቱ ከይተመልሰ ሰራዊት ትግራይ ክብተን ምግባር ናይ መወዳእታ ዉድቀትና ዝራኣየሉ ክኸውን እዩ።
2012 እኺ ወዲቕኺ ተጋሩ 😅😅😅ለመኖቲ
❤
Eway yesyef dea entay ktkewn eka
Welcome j studio Andemariam
እዚ ጉዳይ ብጣዕሚ ዘሐምምን ንዝተኸፈለ ክቡር ዋጋ ተጋሩ ውድቀትና ዝተረጋገፀሉ ኣብ ታሪኽ ተጋሩ ናይመጀመርያ ግዜ ናይ ውድቀት ተግባር እዩ
ምኽንያቱ እቶም ትማልን ሎምን ልፍንቲ እናዓደሙ ተጋሩ ካብ ምድረ ገፅ ንምጥፋእ ንዘመናት ዝሰርሑን ዘለውን ፀላእቱ ሐዚውን ብኹሉ መዳይ ኣብ ክባ ኣእትዮምን ግዝኣታዊ መሬቱ ብሓይሊ ወሪሮም ብምሓዞም ተጋሩ ብሰላሕታ ኣብ ዘፅንትሉ ከቢድ እዋን እቲ ዋሕስ ተጋሩ ዝኾነ TDF ዕጥቁ ክፈትሕን ሽርሕን ክሕደትን ፀላእትና ኣበርቲዖም ንኽቅፅሉ ዘተባብዕን ነቲ ትማሊ ብሓይሊ ከፅንትዎ ዘይከኣሉ ኣብ ክብሩን መንነቱን ዘይዋገ ትግራዋይ
ሎሚ ፀገምና ብናይ ደገን ፀላእትን ሰናይ ፍቃድ ፀገምና ክፍታሕ እዩ ኢልካ ኣብ ዘይሕለመሉ ከቢድ እዋን ዕጥቂ ምፍታሕ ውድቀትን ዕሽነትን እምበር ፍትሒ ክረጋገፅ እዩ ኢልካ ካብ ምእማን ኣይኮነን ተጋሩ ኣብ ዘመናት ገጢምዎም ዘይፈልጥ ውርደትን ውድቀትን ኣብዚ ዘመን ካብ ምርኣይ ዘሐፍር ነገር ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን ብጣዕሚ ዘሐምምን ንቶም መዘና ኣልቦ ጀግንነት ወለዶታት ትግራይ ዘይምጥን መሕዘኒ ፍፃመ እዩ ።
ምን ዋጋ ኣለው ፍስሃ ማንጁስ ጅግና ነይርካ
ሕጽቦ ተጀሚሩ ናይ ሰራዊት አሰይ አሰይ ቅሰኒ እኖ ትግራይ ፅቡቅ ፅዋ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Rip Ethiopia 👎🇪🇷👎🇪🇹👎
Atayo RIP Ethiopia entibil enteleka RIP Tigray maletka dekoney? Leta Eritrea leytirsieewa kulu gize bizey Eritrea aykonelkumin diu koinu?
@Iyassu-k8d
🥾🥾🥾🥾🥾
👎🇪🇷👎🇪🇹👎