I feel sorry for people who are supporting higdef you guy's,, stand with the truth the truths will save you and your people's i never thought eritrea got like those people way good hamaity , ne hidhidom yibalow its a shame anyway thank you brother Seltene for your on going great service ne higdef hakey teflitom alekha ne hidhidom meman senom alow Egzeabiher nab sibok yimrehayom Long live birged ne hamedo 👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
When people stand for injustices, they right away lose the respect and celebrity status they had before. When their boss dies, they become the subject of public mockery and ridicule. Some are real candidates for such downgrading
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
Be A Member 👇🏿
ruclips.net/channel/UCSMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
0
ያኢ ሓለይቲ ህዝቢ ኮይኖም ሎሚ ብሽም ማሽን ናይ ካንሰር ምድንጋር ንህግደፍ ገንዘብ ዝህብ እንተሎ ሬሳ እዩ።
ይቀኔልና ሰልጠነ ሐውና ናይብሐቂ ንህዝብና ተንቅሖ ዘለካ ንበራዩ ህግደፍ መንደፍ ብከምዚ ዓይነት ቋንቋ ጥራሕ እዩ ዝርድኦም ቦሎም ከይተናሴሎም 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ሰልጠነ ቀፅለሉ ንምድያ ትምጥን ጂግና ናይ ሕልና ሰብ ።
Seltene Hawey ጅግና💙 Nezom hasewti ህግደፍ Amxalna dia Bzuh ena nmehar ዘለና.
Thanks alot 💙
BRAVO SELTENE ! ናይብሓቒ፡ብሉጽ ሰብ!ቀጽል ኣብዘለካዮ ጽናዕ!!!
Seltene ተባረክ ሓቂ ይዕወት
Seltene hawey, I have so much respect and love to brother Captain. May God keep blessing and protecting Captain.
እዚ ኣረጋይ ዝባሃሊ ሃሳስ ድየ ዘይረደኣካ ባራዩ ኣምላክ ይቅፃዓኩም ስይጣውንንቲ ስሉጡንይ ቀፅለሉ ወዲ ዓበይቲ ❤
Keep it up your good work!! Amazing job!!!!
Good bless you sealtenea
Hi Setene, I was there myself in Germany, it’s was great 👍 and exiting!
💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍🙏
💙💙💙💙💙💙💙👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
I feel sorry for people who are supporting higdef you guy's,, stand with the truth the truths will save you and your people's i never thought eritrea got like those people way good hamaity , ne hidhidom yibalow its a shame anyway thank you brother Seltene for your on going great service ne higdef hakey teflitom alekha ne hidhidom meman senom alow Egzeabiher nab sibok yimrehayom
Long live birged ne hamedo 👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
❤ሰላም ሰላም ሰልጠነ ሓውና ከመይ አለካ ደስ ዝብል መደብ አነ መደብካ ብጣዕሚ ደስ ኢዩ ዝብለኒ 👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
It is really blessing to be delaye fethi 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
💙🌿💙🌿💙🌿💙
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam Selam ❤
Selam selten hawey 🙏🏾
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እቲ ዘውጽኦ ዘሎ ገንዘብ መጥፍኢ ህዝቦምን ሃገሮምን ምዃኑ ፈጺሞም ኣይርድኦምን እዩ ዘሎ።
❤💙💙💙💙💙💙💙💙
አያዋይ ሽምየዋይ ጥኡም ድምፅኻ ዘይምነው❤
ሰልጠነ ኣንበሳ ኣጆካ ንህግደፍ ኣግድፎም ዳኣ ኣጆኩም
ስልጡን ኣቦ ፍቅሪ፡
💙💙👍🏽💙💙💙💙✊🏽💪🏽
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ata Seltene hawina tebarekh ezeom hasewty higdef kinsemom keman yislokha serektey hasewty hizbina yisake alo nesom gin bihizby eritrea yilageso alow
ሰልጠነ ሓወይ ንዞም ደገፍቲ ህግድፍ ናይ ድያስፖራ ጸሎት ንግበረሎም። ድዛረብዎን ድስርሕዎን ኣይፍልጡን እዮም እሞ ምሕረት ግብሮሎም ኢልና ንፈጣሪ ልብን ርእስን ሕልናን ክህቦም። እምበር ስርናይ ናይ ራሻ መጺኡና ኢልካ ይሕጎስ እዩ
Izi hizbi kifaqer imber kibeas ayemhirelun eyu tefe hawey❤
Nyo belo ezi hasawi wedi teshager
ዱለይቲ ፍትሒ ቅንዕ ንበል። እዚእም ደገፍቲ ምስ ሓራዲ ሰብ ቀታሊ ስርዓት ኣፍ ልቦም ነፊሖም ክስኣሉ ዘይሓፈሩ ንምንታይ ርእስና ነድንን
ሰልጠነ ሓበረታ ኒኪኮነካ ኢዚ ሰቢኣይ ኢምባሲ ኣይኮነን ሰራሕተና ናይ ኢምባሲ ኢዩ ካብ ሆላንድ ተቅይሩ ኒሎንደን ።
Sealtenea seawar kulu
ልቦም፡ፈሊጦሞም፡እንድዮም፡ይበልዎም።
አታሙሹሙሹ ,ወድዓሊዶትብል አይነበርካ,ደርባይ
When people stand for injustices, they right away lose the respect and celebrity status they had before. When their boss dies, they become the subject of public mockery and ridicule. Some are real candidates for such downgrading
ይርጋው ጠና ከምኡ ኢዩ
መትከል የብሉን ከም ነፋሒቶ ተቀያያርይ ኢዩ
ዕንፈ ሃላይ ሽሕ መልሓሱ ኩሎም ከምኡ ኢዮም እንዳ ህግደፍ ተገላባጥይ ጠባይ ኢዩ ዘለዎም ረስሓት
Ezi wedi ana yeflto eya wedi tessnay eyu tefya
አይ እንዳ ህግደፍ በጃ ወያነ በጃ ዓጋመ ኹስትርርርርርር በሉ ሓሳዳት አራዊት!!!
ተፈታዊ ቡዙሕ ሰብ ርኢቶ ይህበካ እዩ ንርኢቶና ግን ሸለል ኢልካ ኢካ ትሓልፎ ኣብ መወዳእትኡ ግን ነዚኦም ንዘይምስማዕ ንዓካ እዩ ክጉሕፈካ እዚ ህዝቢ ኣገዳሲ ኣገዳሲ ኣምጺእካ ሓበረታ ክትህበና ጽቡቅ እዩ ስለዚ ንህዝቢ ስማዕ ካብ ቻነሎም ሃዲምና ኣብዚ እንዳ ኣምጻእካ ኣሕሪርካና እኮ።
ኣነ ዝከማን ንጉሆን ምሸትን መኣልታዊየ ዝጽህፈሉ ከምዝመስለኒ ኣብ አቶት ገንዘብዩ ኣድሂቡ ህዝብና ብህልፊ ደቂ ኣንስትዮ ካቁምነገር በለካ ለዝካኣካ ኢዩ ዝፈቱ ሰልጠነግን ኣብዚሁዎል ሞኒካ ኣረጋይ ማአበል ሶሎ ኣድርቢለና አዚኦምዮም ቶፒኩ ነዞም መንአስርያት ገትሩዎም የአል ይሃደር ኣሎ ካብምጽሃፍ ህሊፍናሞ አንታይ ንግበ ዘህዝንዩ አዮገዛኻ ኧርጊንካ ብውልቅርሰባት ኮለል አንድኢዚኣስ
ኩሎም ንዮቱቦም ኢዮም ፡ሰብ ንነብሱ አዩ ዝቃለስ
ሓቕኻ ኣነውን ንቡዙሓት መዲያኣታት ጽሒፈ ይምልሱለይ እዮም ሰልጠነ ግን ኣይሪኦን እዩ ስለዝኾነ ኸኣ ኮመንትስ ምጽሓፍ ገዲፈዮ እየ ካብ ሰብ ክትመሃር ምዃንካ ዝዘንግዖ ይመስል።
ካኩሉ ፍጊአ ኢሉኒ ዘሎ ናየፍሊ መበልት ንጉሆን መሸትን ከስማኣካ ክሎ ትጉዳይ ሃገርከ አየዝብል ጉዳይ ሃገር ረሲአካ መነሰያት ተደናግሮም ኣለዝካ ካልአውን ቡህ ግዝየየ ዝውከሶ ኣብጥቅሚ ኣድሂቡሎ ካብኩ ዝገደደ ብኢደወኖነኻ ምሽላም ለላን ጉለላን ዩ ዝገብር ዘሎ ብአልኻ ሹመት ጉቡአ ድዩ ከምኡ ንፉሉያት ሰሙን ሙሉአ ምአዳም ኣድልዎታት ምግባር ኣቢገጋየ ዝብሎ ከበዝህ ክሎ ጽቡቅ ኣይኮነን አሞ ብሩኽ መኣልቲ ኣብ ቅልስና ክንአወት ኣምላኽ ይተሃወሶ ኣነ ኣብ ስዊስየ ዝቅመጥ ንስኻኸ ርሁስሃዲሽ ኣመት 2024 ይግበረልና
ስላም ስላም ይሕዋት
Seltenea wedi hezebu aykonean ne eritrean ne teagaru kureatna eka
Helen Meles kelibi
mmm ኣብ ኤርትራ ቆልዓ ፈተና እንተተሪፉ ፡ ዋእ "ብሰንኪ ወያነ እዩ"።
በርጌድ ንሓመዱ ብርሃን ገዛ
ሞኒካ እሰያስ ዘርኤ ሉጢ እዮ ነይሩ አብ አሃዱኡ ማዕበል ከአ መሓዮ ነይሩ
ሸሎም ሐው
ንተቃወምቲ ናይ ጎራባብቲ ኢዩ ዝቅልበሉ ኢቲ ናይ ወርቂ ሽያጥ ምኽኒያቱ ዝሓቶም አካል የለን የሕዝን እቲ ውጹዕ ህዝቢ
ኣነ ካብቲ ዝገመንስ እዚ ህዝቢ ከይሓሰበ ከይመርመረ ዝተባህሎ ስቕ ኢሉ ምግባሩ እዩ። ዳሕራይ ከኣ ንናይ ካንሰር ማችን ነዋጽእ እንዳበሉ ንነዊሕ ግዜ ገሮም ኣለው, ግን እዚ ህዝቢ ፈጺሙ ኣይርድኦን እዩ። ብጣዕሚ እዩ ዘሔዝን።
Gomxax tray elka hasewti solo ziblkas gah da bel
Kulom barau fooo
Hello Seltene. There is no such a cancer mechine.It's called kemo pills.
እንታይ ዳአ ባራዩ ኢሳያስ ከም አኽላባት ነንሕደኤን ክናኸሳ ጀምረን ኢሳያስ ዚተረፈ አጽሚ ግዲ ከልክልዎን ኛኽ ኛኽ ይባሃላ አለዋ አብአ ዳአ
Service belom...please Selitene hawey please this people are Thieves
Do they know how to diagnose and treat cancer?
Kkkkk aya Aregay gud gerwo nezi wedi kkkkk himak sebeay 😂😂😂😂 Abo hinfishefish
እዋይ ሕስረት ሽንፍላ ዝኾኑ ባዕሎም ባሪያ ክኾኑ ዝመረጹ
I remember alem kulaa zefenfeneten abagi 🐏🐏🐏 hgdf n hazbi Eritrea ableewo 👀👀
ናአልቀሰባት ሃጠውቀጥው ፍጊአ ኢሉና😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
mik tv,ata entay ena gernakum,
Korvan metawete gerewo
Aregay hashema hiji grem 😁😁😁😁🐕🐕 anta dergi wedi dergi resah kelbi isayas Afowerki.
❤❤❤😂
ናይ ህርካም ተውጽአ ህክምና ዘይገረስ ናይ 1 000 000 መሳርሂ ደሉልዩ አዚ ዝኸሰረ መንግስቲ ካመዳ ዝመጽኣ ማሺናት ከማ መሪተን ተደርቢየንማሺን ኣይኮነን ኣድልዩዎ MONEY
No ነዚኦም ረስሓት ሰስርሖም ክትፍለጥን ክንገርን ኣለዎ ህዝብይ ክፈልጦ ኣለዎ ረስሓት ስለዝይ ወላ መኻን ተበለት ን ህዝብይ ኤርትራ ኣምኪንዎ ኢዩ
እዚኣ ድማ ረሳሕ ከልብይ ን ህዝብይ ኤርትራ ኣንብዖሞ ኢዮም ክነብዑ ኣለዎም
Wey gud aytegezetn diya gebrelueul hedami ab 3 werar kab sudi mexiea ztemeraewoto
ትርጉም ዘይብሉ ምዃኑ ተረዲኡዎ ይኸዉን ንፉዕ ኮይኑ
Oegame emo terfi eka eyu gaogao oekat merat
Emo eza 32 ametat dfae afrise hade Kandi 10 eyu wezete endabelet bzgebereto gujle hgdef eritrawit aykonetn malet eyu
KKKKKJJ
Soll madie anbes nay anabs eu
😂😂😂😂😂
Wufuy keman elu neru
Aela seltene nsatxaref nska seli tzrgh nkid trah dekaebeyti kkkkkk
ሞኒካ ሽለት ዘይትጸር ሽንፍላ።
ሰልጠነ መኣሲኻ ኢዮ ናይውልቀሰባት ዘይረብሁ ሰባት ምዝራብ ጠጠው ተብል
Getsom trak izom snekentebtebawian 🤑
😂😂😂 ዕትሮ ጋብር ምይተ
እዚ ወዲ ጋሽ'የ ዝብል ዘሎስ ካበይ ዝቦቀለ መካን ርእሲ እዩ ደቀይ። ህግ ባህልና፡ ሃይማኖትናን፡
ሰብኣውነቱን ኩሉ ወግዕናን ኣጥፊኡ ናብ ኣራዊት ስለዝቀየሮ ናብቲ ንቡር ናይ ኣቦታትና ክብሪ ክንመልሶ ንቃለስ ከምዘለና ኣይርደኦን ድዩ - ድንዙዝ
ከይሓፈረ ድማ ህግ ይብል - ንጎይታካ ምስጋድ ንቡር ኮይኑ ስለዝረኣየካ እዩ ቲ'ጸገም። ክብሪ ናይዚ ሽፍታ ውዱብ 60ታት ዘይኮነ ናይ ወለዶታት ክብሪ ኣቦታት ባህሊ ኣለና።
ኣተዓባብያካ ዝበደሎ ሽለት። ዓድካን ኣውራጃካን ምሕታትን ምንጋርን ዘሕፍር ወይ ዝፍርሕ ኮይኑ ኣይፈልጥን። ብ ህግ ትመዝኖ እንተሊካ ናይዚ ሽፍታ ዉድብ ምስቲ ክብሪ ናይ ኣቦታትና ዘራክብ የብሉን። ምናልባት ንዓካን ከምዝከማካን እንበር ንዓና ብህግ ሙክራዕ ዘይኮነ ከምንፍንፍኖን ከምንቃለሶን ተረዳእ። ብዓድናን ኣውራጃናን ንጽዋዕን ንኮርዕን
አረጋዊ ሳንቡእ ምስ ሞትካ ትልብም ትከውን
መጻወቲ ጌሮሞ ነቲ ቁዱስ ቁርባን ኤርትራዊ ተጃሀራይ አይኮነን? እንታይ ደአ ትገብር አሎኻ ነዚኦምስ ምስብዶ ትቆጽሮ እዋይ he isn’t normal እሞ ኪድ አብኡ ተቀመጥ
ሓመድብላዕ ስዲ