#ስጋ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 9 дек 2024

Комментарии • 33

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 27 дней назад

    Amen Amen Amen

  • @Kiflom-lc6nm
    @Kiflom-lc6nm 28 дней назад

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦይ ቀሺ ናይ ብሓቂ ጽፉፍ ትምህርቲ ንበሩልና

  • @Heri-fw7of
    @Heri-fw7of Месяц назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gebreyesusberakishewit5334
    @gebreyesusberakishewit5334 Месяц назад

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna kubur abona 🙏🙏🙏

  • @Heri-fw7of
    @Heri-fw7of Месяц назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃል ህወት የሰመዓለና ኣቦና ናይ ተሰፋ አበና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @godskidsokube193
    @godskidsokube193 Месяц назад

    Amen Qale hiwet yesmalna Egzabher tsgu ybzhalkum 🙏🙏🙏

  • @habtomtesfay1272
    @habtomtesfay1272 Месяц назад

    Amen🙏🙏🙏

  • @regatbereke4446
    @regatbereke4446 29 дней назад +1

    Hoi kubur hawna mejemerta selam neaka ykun 2 slemntay eikum sga hasema wela sga adgi ktblu seb ytefa alo kab kulu zkebere bmsli amlak ztefetre seb eiu bzaba sebsi bzh eiu texahifulna slzi seb eiu kubr sle seb tezareb sle amlak nahna eretrawyan fluyat krstyan aykonan slemntay kalot orental ybela sga hasema nhna ke fluyat krstyan sle zkona diu bejakum hadera sle seb tezarebu hadera

    • @Sergo2721
      @Sergo2721  29 дней назад +1

      እወ ንሕና ኣቀዲምና ንኦሪት ድሒርና ንወንጌል ከምኡውን 81 መጻሕፍቲ ካብ ንጹሓት ሓዋርያት ምቅባልና፡ ሕጊ ምፍራስ ዘይሰማምዓ ቤተ ክርስቲያን ስለ ዘለና ፍሉያት የብለና

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 27 дней назад

      ​​@@Sergo2721ኣባ ቀሺ ንሕና ፍሉያት ኣይኮናን፡ ቅድሚ ክርስትና ኦሪት ዘይኮነ ጣዖት ኣምለኽቲ ዝነበርና ህዝቢ ኢና፡
      ቤተክርስትያና ከኣ ብግልጺ ኣብ ፍትሓ ነገስት መጽሓፋ እቲ ናይ ኦሪት ብልዑ ኣይትብልዑ ዝብል ሕጊ ከምዝተረፈን ዝደለናዮ ክንበልዕ ከም እንኽልን ተጻሒፉ ኣሎ፡ ናትኩም ዘረባ ግን ኣንጻር ሕጊ ቤተክርስትያን(ፍትሓ ነገስት) እዩ ዘሎሞ ብፍትሓ ነገስት ዘይተኸልከለ ባዕልኹም ተፍቅድዎ ኣለኹም።

  • @zaidasgedom
    @zaidasgedom Месяц назад

    Amen kal hiwet yesmeana

  • @BereketAfewerki-bi3vl
    @BereketAfewerki-bi3vl Месяц назад

    Qale hiwet yesmealna
    Egzabhier Amlak xegi'u yebzhalkum

  • @AbrehaxenKeshi
    @AbrehaxenKeshi Месяц назад

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉amin 🙏 amin 🙏 amin 🙏

  • @SamiGoytom-o7b
    @SamiGoytom-o7b Месяц назад

    Amen amen amen kubur memhr

  • @awetsamuel814
    @awetsamuel814 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KabielRusom
    @KabielRusom Месяц назад

    ቃለ ሂወት የስማዓልና አቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @girmayyohannes8024
    @girmayyohannes8024 29 дней назад +1

    Romans 14 ትግ - ሮሜ
    2: ኲሉ ምብላዕ ከም እተፈቕደሉ ዚኣምን ኣሎ፡ እቲ ድኹም ግና ሓምሊ እዩ ዚበልዕ።
    3: ኣምላኽ ተቐቢልዎ እዩ እሞ፡ እቲ ዚበልዕ ነቲ ዘይበልዕ ኣይንዓቆ። እቲ ዘይበልዕውን ኣብቲ ዚበልዕ ኣይፍረድ።

    • @Kiflom-lc6nm
      @Kiflom-lc6nm 28 дней назад

      ኣስተውዕል ኣብ ትንቢተ ኢሳይያስ ም66/ካብ 15 ዘሎ ኩሩኡ ብነድሪ መግናሕቱ ከኣ ብሃልሃልታ ሓዊ ክፈዲ እኖሆ እግዚኣብሄር ብሓዊ ክመጽእ እዩ ሰረገላታቱውን ከም ህቦብላ ክኮና እየን እግዚኣብሄር ንነፍሲ ወከፍ ስጋ ዝለበሰ ብሓውን ሴፍን ክፈርዶ እዩ እሞ እቶም እግዚኣብሄር ዝቀትሎም ብዙሓት እዮም። (ምዓስ ዩ እዚ ኣብ መፈጸምታ ዓለም ) ንመንዩ ከ ከጥፍኦም ነዞም ድሒርና ንገልጾም ንሳቶም ከኣ እቶም ደድሕሪ እቲ ኣብ ማእከል ዘሎ ናብ ኣታክልቲ ክከዱ ንነፍሶም ዝቅድሱን ዘጽሩዩን ስጋ ሓሰማን ፉንፉንን ኣናጹን ዝበልዑ ኩላቶም ብሓደ ክጠፍኡ እዮም ይብል እግዚኣብሄር ስለዚ ኣስተውዒልካ ኣስተንቲንካ ብፍርሓት እግዚኣብሄር ክትርዳእን ከተረድእን ጽቡቅ እዩ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 27 дней назад

      ​​@@Kiflom-lc6nm እሞ ንምንታይ ደኣ ቅዱስ ጳውሎስ ኩሉ ብልዑ ኢሉ ጽሒፉ፡ ቅዱስ ጳውሎስ ንትንቢት ኢሳይያስ ኣይቅበሎን እዩ ማለት ድዩ፧ እዚኣ እስከ ኣረድኣኒ ሓወይ፧

  • @embatekera9244
    @embatekera9244 25 дней назад

    Hgi Albo Endia Eza Ortodox Etiopiea Eritrea

  • @KabielRusom
    @KabielRusom Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @regatbereke4446
    @regatbereke4446 29 дней назад +1

    Ykreta aboy keshi mkankum ayfeletkuen aboy keshi kblu sle zreaku eiye gnana hadera sle seb nzareb

    • @Sergo2721
      @Sergo2721  29 дней назад

      00393509977904
      ደውለለይ እሞ ቀስ ኢለ ከረድኣካ ዝሓወይ ብሩክ

    • @regatbereke4446
      @regatbereke4446 28 дней назад +1

      Tkkel abona hji gna ab orit aykonan zelena nhana krstyan eina hadis kidan ztekebelna krstiyan eina azi kea bflay hawarya kudus pawlos gelxwo alo abzh marafat ankolay hawaryait slezi betekrstiyana neti zterf atrifa neti ztka tekia eiya tkeyd kulu orit zelo nkbelo malet akonen slezi hzbna zedlyoo zelo abzi awan nshau wesidu kudus sagauen kbur demuen nay goyata tekebilu nab medi dhnet zmexalu azi ab nehadhdna nkatelelu zelena zemen tkklena wengel mmhar abyeti abotat bmgnah dea anber azi bla azi aytbla zbehalelu aykonen nzi kfelt kea neti seb mnbab tkklna zkone wengel mmhar yedlyo hji gna hadera sleti ztefa zelo menasey tezarebu

    • @regatbereke4446
      @regatbereke4446 28 дней назад +1

      Tetegagye armuni abona

  • @hagosangosom6523
    @hagosangosom6523 Месяц назад

    እንበር፡'ከ ትቅድሱ'ዶ እቲ ኣብ ቅዳሴ ትብሉዋ 'ከ ኣብ ቅድሴ ይርዳኣኩም 'ዶ ካብ እዚግዝ ቀሺ እኩም ትብሃሉ

    • @Kiflom-lc6nm
      @Kiflom-lc6nm 28 дней назад

      ታይ ንምባል ኢኩም ታይ ይበሃል ድዩ ኣብ ቅዳሴ

  • @hagosangosom6523
    @hagosangosom6523 Месяц назад

    እሞ እቲ ኣብ ግ፡ሃ 15፡28_29 ዘሎ ደኣ እንታይ እዩ ዝብል ዝአሎ ኣቦይ ቅሺ ኣክራሪ

    • @Sergo2721
      @Sergo2721  Месяц назад

      ካብ ኣሕዛብ ናብ ክርስትና ዝኣተው ዝተዋህበ እዩ፡ ንሕና ግና ኦሪት ተቀቢልና ስለ ዝነበረና ሕጊ ናይ ምስካም ጸገም ኣይነበረናን

  • @God-db9vp
    @God-db9vp Месяц назад

    ሰላም ዝኸበሩ ኣባ ቀሺ ከመይ ኣለኹም፡
    ብመሰረት ሕጊ ኦሪትን ልቡናን ከይብልዑ ዝተኸልከሉ ኣለዉ ጽቡቕ ኣለኹም፡
    እሞ ኣብ ሓዲስ ኪዳን ከኣ "ኣብ ዕዳጋ ዝረኸብኩሞ ኩሉ ብልዑ" ይብል ኣሎ፡
    ነዚ ክልቲኡ ብከመይ ይተዓረቕ፧
    ብሕጊ ክርስትና ኸ እዚ ብልዑ እዚ ኣይትብልዑ ዝብል ኣይተረፈን ድዩ፧
    እዛ ናይ ሓዲስ ኪዳን ኩሉ ብልዑ ትብል እስከ ኣብርሁለይ ኣባ ቀሺ፧.

  • @alonado521
    @alonado521 Месяц назад

    ስጋ ኣድጊ ዳኣ ኣርእስቲ ኮይና በቃ

  • @tirhasbrhane2302
    @tirhasbrhane2302 21 день назад

    Amen amen amen