TBS TV| ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ተወከልቲ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣብ ዝነበሮ ዋዕላ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ዝሃቦ ምላሽ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 ноя 2024

Комментарии • 17

  • @kbriAabbb
    @kbriAabbb Месяц назад +2

    እዚ ሎቅመፅመፅ እዩ ነዝህዝቢ ክተታልሉ እትገብርዎ ዘለኹም ክልቴኹም ረሳሓት ግደፍዎ ነዚ ህዝቢ😢😢😢

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 Месяц назад +1

    Getachew reda Hasawi
    👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @Aduniahope
    @Aduniahope Месяц назад +2

    TBS ልክዕ ከምቲ ወዲ ረዳ ተስፋ ተገይርሉ ባይታ ዘቢጡ ተስፋ ህዝቢ ዘቅሃመ ንሰኹም ለ ናፃ ፍትሓዊ ሚድያ ክትኮኑ ተስፋ ተገይርልኩም ተስፋና ኣቅሂምክምዎ

  • @ASHUGebremichael
    @ASHUGebremichael Месяц назад

    Do something green legacy, do something road, clean water, hospital........

  • @rona7755
    @rona7755 Месяц назад

    TBS ለካ ሰብ ዕላማ ኢኹም። ህዝቢ ትግራይ ክተታልሉ ዝመፃኹም ስርሒት ጌታቸው ኢኹም። ህዝቢ ትግራይ ኣይሕለፈልካ ተባሂሉ ዝተረግመ ግዲ እዩ? ንስኹም እውን ፀግዕኹም ኣፍሊጥኩም። መሕዘንቲ። ዘረባ ድግግሞሽ ተግባር ባዶ።

  • @andomtsegay6491
    @andomtsegay6491 Месяц назад +1

    Bada

  • @asefateame7026
    @asefateame7026 Месяц назад +1

    እንዳ TBS ዉግንናኹም ኣመስኪርኩም ኣለኹም እቲ ዶነር ይሐሸኩም

    • @binyamygizaw6680
      @binyamygizaw6680 Месяц назад

      Weyn gazeta anbibi. Bnetsanet emen. Netsanet thabukas barnet yhesheni elka tkales

  • @mengstabsegid8985
    @mengstabsegid8985 Месяц назад +1

    ለካብጥ

  • @PeterAbadi-v5l
    @PeterAbadi-v5l Месяц назад

    ፀወታ ቆልዓ ባንዳ ቮድካቸው 😂

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey Месяц назад

    የትግራይ ህልውና ንምጥፍ ምትሕባርኩም ደስ ይብል

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 Месяц назад

    TBS hakawi hzbawi Media

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 Месяц назад

    ዎሬ ዎሬ ይሄ ምይስክይን ሀዝብ
    አታስካkyሁ
    2ዓመት ምይን ሰራህ

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER Месяц назад

    ሃይለ ደደቢት መንዩ?
    ክፍሊ 1
    ኣብ እዳጋ ኣርቢ ብቅጽል ሽማ ትካቦ ሙሰጠፋ ሓሰን ታብ ትብሃል ኣብ 59 ዓመታ ወለደቶ። ስዋ ትሽይጥ እንተላ ማዕሚና ዝወለደቶ ሃይለ ኣብኡ ኣይፍለጥን።
    ናይቲ ኸባቢ ሓረስታይ ርባዕ ሸቃ ኣረፋይነ ብዙቅ ድማ ጤለ በጊዕ ኽሕልወሎም ብቆልኡኡ ቆጸርዎ። ከም ወዶም ገይሮም ካኣ እንዳዕበይዎ ተለዉ ጤል ኽደፍር ሪኦሞ ደንጊጾም ብዝሓዝዎ ጎሞድ ደብረይሉ። ዐይኑ ዳርጋ ኣጥፊኦሞ ነበሩ። ምስ ደመየ ደንጊጾም 'ሃያል ኣምላኸይ እንኳዕ ዐይኑ ኣየጥፋእኹዎ' አሎም አመስገኑ። ሃይሉ ኢሎም ከኣ ይጽውእዎ ነበሩ። ዳሕራይ ት/ት ቤት ኽኣቱ እንተሎ ታሽም ናብ ሃይለ ቀየራ!
    ኣኩኡ ዓለም ገ/ዋህድ እንዳሓገዞ ዳሕራይ ይነብር ነበረ። ኣውስትራልያ ክኸይድን ደደቢት ሚድያ ጠጠው ከብል ኸኣ ክሳብ $2.75 ሚልዮን በደ/ፅዮን ብሎንደን ኣቢሉ ተላኢኹ ተደላደለ። ኣብ መርበብ ህወሓት ኽፍሊ ወጻእ ትእምንት ተመዲቡ ኽኣ ኸባቢ 7950 ፓውንድ ብወርሂ ኽሳብ ሕዚ ይኽፈሎ።
    እዚ ወዲኣዲ ናብ ሥልጡን ሃገር መጺኡ፡
    ህወሓት ጥራይ ትምራሕ፣
    ደንቆሮ ደ/ፅዮን ጥራይ ይምራሕ፣
    ካድረ ጥራይ እዩ ህዝቢ ትግራይ፣
    ካድረ ዝበሎን ጉጅለ ልምኣትን ዝበልዎ ጥራይ ይኹን!
    ጀግና ጀ/ል ፃድቃን መርዝዎ ቁርዲድ እዩ!
    ዝብል መሃይም።፤ ታዲግሪኡ ታበይ ከምዝረኸባ ሕቶ ተልዕል እያ!
    ቀዳማይ ጀግናኻ ኣይቅተልን ሺሕ ተጸላዕኻዮን ተበደለካን! ናይ ሐገር ጸላኢ ትለዓለካ ዘድሕነካ ትጀግና ስለዝኾነ!
    እዙይ ኸኣ ኣብ ኢትዮጵያ ተራኣየ እዩ። ኣብ ኢትዮ ኤርትራ ኹይናት እኮ ናይ ደርጊ ጀነራላትን ኮሬናላትን ተጸዊኦም ተቃሊሶምን ተሰዊኦምን ንኤርትራ ያዱሽ ኣቢሎም እዮም።
    ኣንታ ደንቆሮ ሃይለ ደደቢት ግን ነቀርሳ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ደ/ፅዮን፣ መንጆርኖን፣ ኣለም ገ/ዋህድን ገበኖም ኸይግለጽ ህዝብና አብ ጽንተት ዘብጽሕዎ ደናቁር ተሓዊስካ ለኻዕኻዕ ትብል ኣለኻ!
    ተመሪዘ ነይረ ኢልካ ኽትዕውጅ ተለኻ እንኳዕ ኣምላኽ ታብ ግብረ ጸላዕቲ ኣድሓነካ በልና በር ኻሊእ ኣይተመነይናልካን!
    ኣንታ ደንቆሮ ወዲ ማዕምን ግን ቁርዲድን መርዝን ኢልካ ብዐለም ለኸ ተኣቂኑ ናይ ተጋሩ ጀግንነትን ጽንኣትን ዘመስከረ መርኣያን መመኪሒናን ኣያና ኸምኡ ኽትብሎ ሓዚና። ኣንታ ሸኳዕ ጨናዊ ኣብ ስሪኡ ዝሸይን መሃይም፣ ኹሉሻብ ነፍስኻ ሓሉ! ኸምኡዳበልካ ዘረባ መንቀሊኻ እዩ። ዳሓን!!!

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER Месяц назад

    ክፍሊ 2
    ሃይለ ደደብ ት መንዩ?
    ሕዚ ጀግና መመኪሒና ዝኾነ ጀ/ል ፃድቃን ብስሚ መሪዝኩም ቅተልዎ ዳበለ መናፍሒ ፕሮፓጋንዳ ዘካይድ ዘሎ ወዲ ሃገረሰብ እዩ። ኽሳብ ትማሊ ኢዱ ተሓጺቡ ምብላዕ ዘይፈለጥ ነበረ ደንቆሮ ደፋሪ ጠልን አድጊን እዩ። መንዩ? ሃይለ ህበይ እዩደ
    እዚ መዕበርበሪ ሃይለ ጭው ዝበለ ግዕዙይ ጥቅመኛ እዩ። እንኡ ኻባ ኣድዋ ተሰዲዳ ሺረ ሰፊራ ስዋ ጾማቂትን ብ 3 ታዕሪፋ ትድቅስ ነበረትን ዒዋሉ ዝለማመዱላን ነበረት እያ። እዙይ እንዳረኣየ ዝኣበየ ሃይሉ ንምንታይ ኸምዙይ በለ ንማለት ታይሪኡ ድኣ ኣብዩ ንማለት የኽእል እዩ። ንሐደ ጀግና ግን ኸምኡ ኽብል ሞራላዊን ህጋዊን አይኮነን።
    ኽቡር ጀ/ል ፃድቃን ጥፍአቱ ታይ እያ?
    ኽዛረብ ብንሰምኦ:
    1. ኒ ትግራይ ኹሉ ዘካትት syztem ንፍጠረላ
    2. ውድብን መንገሥትን ይፈለ
    3. ናይ ኹሉ ደሞክራሲያዊ ሥርኣት ንህነፅ
    4. ትግራይ ብኹሉ ኣንፈት ነምዕብላ እዩ ዝብል።
    ጸለመ ገጅለ ህወሓት አብ ልዕሊ ጀ/ል ፃድቃን መለኣእሊኡ እንታይ አዩ?
    1. ብተግባር፣ ብትምህርቲ፣ ብሀብቲን ብጀግንነትን ዘመስከረን ኣለም ለኸ ተቀባይነትን ሰለዘለዎ ናይ ደ/ፅዮን ቅንኢን ምንቀኝነትን ዘጠነሶን ዝወለዶን ስለዝኾነ
    2. ሓቂ ሒዙ ስለተቃለሰን ኣብ ሐጺነ-መጺንን ወርቂን መኣድናትን ኢዱ ስለዘይርከብ ኸጋልጸናን ኸእስረናን ዝብል ፍርሒ ስለዝሓደሮም
    3. ብዝኣመነሉ ጽኑዕ ስለዝኾነና ወሽረኽረኽ ስለዘይብል
    4. እታ ዝኣምነላ ዘላቂ ሥርዓት ምፍጣር ስለተፍርሆምን ናብ ደቆም ሥልጣን ኸውርሱ ስለዘይኽእሉን ጀ/ል ፃደሰቃን ድማ
    ሕዝቢ ትግራይ ኣጽኒትዎ ኻብ ዘሎ ናይ ደናቁርን እክብካብ ካድረን ሓራ ኸውጽእ ኣቋም ስሐዘለዎ
    ስለዚ ጀ/ል ፃድቃን ብመሓውር ጉጅለ ልምኣትን ሓላዊ ኤድጊን ጤልን ጠርኒፉ አውዲቁ ኸይገዝኦ ሕዝቢ የንቅሓልና አሎ ታብዝብል ደንቁርና ዝመልኦ ኣታሓሳስባ እዩ።
    ሃይለ ደደብ ት ደ/ፅዮን ደንቆሮ ሻዕብያ ኣይሳኽኣልኩምን!
    ኸመይ?
    ብጌታቸውን ጀ/ል ፃድቃንን እንዳተመራሕና ኽንስዕረኩም ኢና ብቃልሲ ሓሳብ! ስሚ ግን አይንምነየልኩምን!!!