Mestyat Betna | 43 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሶርያ ዝጸንሐ ፓይለት

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 дек 2024

Комментарии • 251

  • @HenokHabtom-ev5vd
    @HenokHabtom-ev5vd 2 дня назад +55

    ዛኪ ኣብ ሂወትርይ ልዕሊ ኩሉ ነገር ዝናፍቃ እታ ሓንቲ ማዓልቲ እያ።💙💙💙💙💙

  • @semeretesfalem8189
    @semeretesfalem8189 2 дня назад +49

    ናፍቖት ኣለኒ፡ናፍቖት እታ ሓንቲ መዓልቲ💙🙏

    • @dawitm.841
      @dawitm.841 2 дня назад +1

      💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @RobelPetros-y2h
      @RobelPetros-y2h 2 дня назад

      💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @kiflebrhane8616
      @kiflebrhane8616 День назад +1

      ዝበለጸት ኮመንቲ ናይዚ ግዜ ❤❤❤

  • @Merison1
    @Merison1 2 дня назад +34

    ኣጆና እስከ ደቂ መለይ💙 እዚ ናይ ሶርያ ዓወት ሰሪሖምሉ እዮም፡ ንሕና ድማ ሓቢርና ንስራሓሉን ንድከመሉን እምበር ምዕዋትና ሲ ናይ ግድን እዩ❤ ውጹዓትን ጀጋኑን ኣቦታትና ኣብ እሱርቤት ተዳጉኖም ከነድሕኖም ይጽበዩና ኣለዉ😢💙

  • @senaytgebretsadkan952
    @senaytgebretsadkan952 День назад +2

    ኣነ ድቃስ ሲኢነ ብዞም ሶርያዉያ 😭😭😭 ኤርትራዉያን ኣሕዋተይ ዙሩጉም ሰርዓት ወዲቁ የርእኩም ምስ ቤተሰብኩም የራክብኩም🙏

  • @SimonFidel-x8n
    @SimonFidel-x8n 2 дня назад +28

    G15 + ቢተው ገጽ መለይ ክሪኡ ተስፋ ኣለኒ🎉🎉🎉🎉

    • @ሰብሰባብ
      @ሰብሰባብ 2 дня назад +2

      ወላስ ጋሕ ዘይብሉ ኢሰያስ ብዘይ ብኦኦም እዚ ዘለናዮ መከራ ኣይመብጽሐን፡ዘገበልዎ ንሶም ሓንጊሮም ዘምጽዎ ንሶም ስንኩላን ዝረሸነ ውን ኣብ ቅድሚኦም። እንታይ እዮም ክገብሩልና ንዓና ይቕረ ኢሎም ሕጋዊ ፍርዶም ክረኽቡ እንተኾይኖም እቲ ትምኒትካ ሓቅኻ ።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 2 дня назад +1

      ​@@ሰብሰባብናይ በሓቂ ዘረባ ኢያ ክንደይ ሰብ ኣብ ሜዳ ክብላዕ ከሎ ሓቂፎሞ መጽዬም ጽዋእ መከራ ኣብ ርእሲ መከራ ዘስተዬና ባዓል ላንጋ ላንጋ ዝኾኑ ኩሎም ጉጅለ 15 ን እዚ ቢተው ኩሎም ልክዕ ካብ ኢሰያስ ዘይፍለ ገበን ከምዝገበሩ ኢና ንቆጽሮ ።በትኪ ንበትኪ ገበል ሓንጊሮምልና ኣትዬም።

    • @maraedimontonedimonton
      @maraedimontonedimonton 2 дня назад

      ​@@ሰብሰባብ ሓማቕ ዘረባ ንየው ቦሎ

    • @HiyabOkubay
      @HiyabOkubay 2 дня назад

      Kuburat ahwatey kulatkum hakatkum ekum,nety haky mikibal kea xubuk eyu,tray smieitawuyan ay nukun bzey xerfy,ahwat eina.​@@maraedimontonedimonton

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 2 дня назад +4

    ከምዛ ዕለት'ዚኣ ክንርእን ክንሰምዕም
    የብቅዓና ። ንኹሉ ፍጡር ዘንብዐ ዓወታስት
    ሶርያውያን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    Mstiat B. ነበርክቶኻ ምስጋና ይብጻሕካ
    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 2 дня назад +7

    ብሐቂ አዉኡ የብጻሐና የቀኔልና ዛኪ
    ሐዉና ኡሱራትና ብርሃን ዝሩኢላ ማዓልቲ
    የርኤና🙏🙏🙏

    • @bobjaha4623
      @bobjaha4623 2 дня назад +1

      ናይ ግዜ ጉዳይ እዩ ግድን እዩ ክመጽእ።

  • @loveyourdreams34
    @loveyourdreams34 2 дня назад +14

    ኣብ ኤርትራ ካብዚ ዝገደድ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ኦ ኩሉ ዝካለካ ሉዑል ፈጣሪ ኣብ ኤትርትራ ካኣ ከምዚኣ ፍጠርልና እቶም ብርሃን ዝሳኣኑ ስድራና ብርሃን ክርእዩ 😢😢😢

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 2 дня назад +15

    ከቢድ ኢዩ ናይ መራሕቲ ጭካነ ኣውሮጳ ዳኣ ብከምዚ እዲኻ ተፍትዎ ናጽነትን ፍትሕን ዝመልኦ ሃገር ❤❤❤

  • @meteratv8866
    @meteratv8866 2 дня назад +12

    እወ ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @axsmawyan
    @axsmawyan 2 дня назад +2

    አምላክ ንኹሉ ወዲ ሰብ ኣብሕማቅ ዘሎ መዋፅኦ ይፍጠረሉ🤲

  • @dani-zj2jd
    @dani-zj2jd 2 дня назад +12

    አቦታትናስ ብሂወት ይጸንሕዶ

    • @ሐሩ
      @ሐሩ 2 дня назад +1

      😢😢😢😢💙

  • @Teklit-t7s
    @Teklit-t7s 2 дня назад +8

    ኣጆና ህዝብና ኣብ ተስፋ ዩ

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 2 дня назад +11

    እወ ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ ህዝቢ ናብ ዓዱ ዝምለሰላ በላዕቲ ሰብ ናብ ጋሓፍ ዝድርበዩላ ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ ሓደራኻ ኣምላኸይ ዓወትና ሃበና 💙🌿💙🌿💙🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @SenayWedi21
    @SenayWedi21 11 часов назад

    እግዚአብሄር አቦይ በጃካ ካብ ምድራዊ እሳት አውጽአዮ ንኩሎም እስራት😢😢😢😢

  • @ErnestuChecvera-v3v
    @ErnestuChecvera-v3v День назад +1

    ኡስራትና ክህሉውልና፡ስድርኦም ክርኡዩን ናይ ውትሩ ጸሎትናን'ዩ።ካብ'ዚ ኣርመን ስርዓት ግን ተስፋየለን።ቀቲሉ ኣብመገዲ ውሑጅ ዝቐብር ስርዓት።😭

  • @Rsweet2256
    @Rsweet2256 2 дня назад +2

    ኦ እግዚኣብሔር ገጽኻ ምለስ ናብ ሃገርና ኤርትራ 😢🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 2 дня назад +4

    Thank you brother for standing for the hope of our People 🩵🩵🩵🩵🇺🇸

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 2 дня назад +31

    Zaki our future president

    • @Efi285
      @Efi285 2 дня назад +1

      Amlkot ngdef

    • @rutabiniam3054
      @rutabiniam3054 2 дня назад +1

      ​@@Efi285 Zaki amlakey dyu elu da kemu tebel 😂😂 our future president eyu elu

    • @Kide252
      @Kide252 2 дня назад +1

      Kkkkkkk you must be crazy.

    • @Efi285
      @Efi285 2 дня назад

      @@rutabiniam3054 yes you’re right Kemu aybelen gin the way the comment is darga kemu eu ane n zaki btami eye zfetwo and zkatatelo president ete kone wun des ybleni wala zaki belih seb ente kone kabu zbelhu ka kem zelewu eba ab gmit netu

  • @mahrimengtab3118
    @mahrimengtab3118 2 дня назад +3

    Amen ኣብኦ የብጸሃና

  • @edenmajor9537
    @edenmajor9537 2 дня назад +2

    ከመይ ዲና ንናፍቃ እታ ማዓልቲ😢ኣምላኽ ጊዜኹም ኣኺሉ ይበለና...

  • @hadisheyob1272
    @hadisheyob1272 2 дня назад +1

    ሓንቲ መዓልቲ እወ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ህዝብና ናጻ ዝኾኑላ❤❤❤💙💙💙

  • @Wedihagereseb-q3h
    @Wedihagereseb-q3h 2 дня назад +4

    ናይ ኤርትራ ሓደ ማዓልቲ ክምዚ ከምዘጋጥም ኣይጣራጠርን ኢየ ብዝሕ ስክፍታ ግን ኣሎኒ ምክንያቱ ድልውነት የብልናን

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 2 дня назад +2

    One day peace ✌️ 😌 🙏 in Eritrea 💙💙

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 дня назад +4

    ብሓቂ ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AZuchiKiflemariyam-fm1lg
    @AZuchiKiflemariyam-fm1lg День назад +1

    Lule Egziyabhre kemoe yemaslna❤❤❤1malti ala💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏

  • @yohannesyemane5569
    @yohannesyemane5569 2 дня назад +5

    Thank you for your service zaki hawna 💙💙💙💙🫡🫡🫡🫡

  • @sdet-id3oc
    @sdet-id3oc 2 дня назад +4

    I miss you day 1😭✊🏾✊🏿

  • @adhanetzerehannes6937
    @adhanetzerehannes6937 2 дня назад

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንሃገርና ቁሊሕ በላ።

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 2 дня назад +3

    Thanks Zeke Hawey Abi seb Bless u❤

  • @naomighide1492
    @naomighide1492 2 дня назад +2

    Amen Amen yigberlna

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 2 дня назад +3

    Amlakn Adey Marian Misana yikun ❤️🙏💙

  • @Esromeymiki
    @Esromeymiki 2 дня назад +4

    ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ከምዚኣ ኣብታ ንፈትዋ ሃገርና ! ምልካዊ ስርዓት ዜጋታት ይቀትል የሳድድን ድኣ እምበር ዕምሩ ነዊሕ ኣይኮነን ወይላካ ጽባሕ ዘሕተካ ትገብር ዘለካ ግለት::

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 дня назад +2

    ይግበረልና ኣደዋይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🌹😁🌹😭🌹😁💒👏🤲🤲🤲👏👏💒🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇸🇦😭😁🤲👏💒❤❤❤❤❤😂😂

  • @eyobyergalem8284
    @eyobyergalem8284 12 часов назад

    ane nageza rasey kabtom zaxbyu eya eritrea gahnem eya hawey 2006 tasiru kasab haji dehay yalen aboy ba hazen hamimu ande eritrea malet nay maret gahnem eya thanks appreciate for voiceless zaki

  • @1115asmara
    @1115asmara День назад

    Thanks Zak.

  • @Okubu-n2r
    @Okubu-n2r 2 дня назад

    That day will for sure come for us Eritreans too , the question is what proactive preparation are we do doing to have a positive result for our people •••••education •••••

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 2 дня назад +1

    Thank you zack keep going for good job ❤️ ❤❤

  • @mrd7191
    @mrd7191 2 дня назад +2

    Meakor’n Mengstin wielom hadirom mwudak ayterfomn eu. Endiyamo trah qalsna nqexl

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ

    አምላክ ኣበይ እቱ ዘድልየና ንስካ ትፈልጦ እካ እም ሰላም ግበረልና ካብ ስድራና ኣይትፈላልየና🤔

  • @kubromzewde9008
    @kubromzewde9008 2 дня назад +5

    እዚ ጉዳይ ኣብያተ ማሕቡሳት ንዓና ኣገዳሲ ስለዝኾነ ብፉሉይ ደጋጊምካ ኣምጸኣዮ እንተተሰወጠና

  • @becool4344
    @becool4344 День назад

    Zaki you are really amazing 😍😍😍😍

  • @ghenetgerezgiher3351
    @ghenetgerezgiher3351 2 дня назад +1

    Thank you Zaki 💚🩵💙🙏🙏🙏

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 День назад

    Welcome zekiy 💙 bless.

  • @WediAdiu
    @WediAdiu День назад

    ሓንቲ ማዓልቲ💙

  • @mylife-1125
    @mylife-1125 2 дня назад +2

    Ab Eritrea Yigedd 🇪🇷365🇪🇷Esur Bite Alo
    Komando Bergidawyan Niseyas Milay Seatat Keman Aymwesdelnan 2025 Hadia Ala Nikd Niwred Hizbna Selam Kirekb 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪😎

  • @22147bc
    @22147bc 23 часа назад

    Amen 🙏🏽 thanks bless fatwi Haki.🩵🩵🩵

  • @MilliMillion-b2k
    @MilliMillion-b2k 2 дня назад

    ኣምላኽ ኣቦይ ከምዚ arena ንዓና ካ ብዘይ ኣቦ ኣብ ስደት ዓቢና 😢😢😢😢😢😢😢

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 2 дня назад +1

    ኣብ ኤርትራ ብኸመይ ኢዩ እሞ ለውጢ ክመጽእ , ብረት ዝዓጠቑ ተቓወምቲ ስለዘየለው

  • @Hespon
    @Hespon 2 дня назад +2

    ኣሜን!!!😓😓😓😓

  • @WeyniNega-iw7ld
    @WeyniNega-iw7ld 4 часа назад

    ህህህህህእእእ ኣሜን🎉🎉🎉❤❤❤

  • @simonberhane6450
    @simonberhane6450 2 дня назад +1

    We miss it that Day ✌️

  • @filimonghebreyohans5829
    @filimonghebreyohans5829 2 дня назад +1

    Hanti Malti ala Eritrawi zhigosela❤

  • @ermilewedikeshi9988
    @ermilewedikeshi9988 2 дня назад +1

    Sure one ☝🏽 day 💙🌿

  • @meksebey854
    @meksebey854 2 дня назад +2

    Amlak aboy bejaka nhzbna Rdae🙏🙏🙏🙏.💙💙💙💙💙

  • @bisratbeyene1874
    @bisratbeyene1874 2 дня назад

    🙏🏿🙏🏿🙏🏿 ይከኣሎ እዩ!

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 2 дня назад +3

    Selam selam 🎉🎉❤❤💙💙💙💙💙💙👍👍👍

  • @SgHu-y8t
    @SgHu-y8t 2 дня назад +2

    ዘካርያስ ካብ ኣፍካ ናብ እዝኒ እግዚኣቢሀር ይብጽሓ ኣመን

  • @MebratSium
    @MebratSium 2 дня назад +2

    Amen zelki Halal

  • @YordanosSahle-r7l
    @YordanosSahle-r7l 2 дня назад

    Amen Amen Amen Amen zaki hawey

  • @BdhoBrhane-i9n
    @BdhoBrhane-i9n 2 дня назад +3

    እዚ ዓወት ናይ ሶርያ ዓይኒ ዝነበሮ እዩ ስለዚ ንሱኩም ዓይኒ ዘለዎ ፖሎቲካ ግበሩ እዚ ዘሎ ምሽ ዶ መንግስቲ ደርሆ መንግስቲ ከማን ኣይግምጥልን

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 2 дня назад +5

    ኣብ ኤርትራ 50,000 ናይ ፖለቲካ እሱራት ጥራሕ ከም ዘለዎ ጸብጻብ ኣምኒስት ኢንተርናሽናል ይሕብር፡ ስቪል ህዝቢ ከኣ ኣብ 350 ቤት ማእሰርቲ የዕለቕሊቁ ኣሎ፡ ጉድ ናይ ኤርትራ ምስ ወጸ ህዝቢ ኤርትራ ክጽለል ኢዩ 😢

  • @ezgahariateklom9896
    @ezgahariateklom9896 2 дня назад +1

    Hanti mealti ala behaki ala 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @kidanekilet7570
    @kidanekilet7570 2 дня назад

    ❤ እታ ምዓልቲ ቀሪባ እያ ሓው ዛኪ

  • @tvhadnettv1660
    @tvhadnettv1660 2 дня назад +3

    ክላእ ንሕና ሲ ኢስያስ ክመተልና ኢና ንጽበ ዘለና ናይ ሜድያ ቃልሲ ጥራይ ኮይና ተሪፍና

  • @solomonteklay7448
    @solomonteklay7448 2 дня назад +1

    THANKS YOU ZAKI HAWNA ❤❤❤❤❤

  • @kiflemariam2509
    @kiflemariam2509 2 дня назад

    Nay behaki hanti mealti ala 💙💙🙏

  • @teramichael5571
    @teramichael5571 2 дня назад

    Amen abu yebshana !

  • @angosommuhur5337
    @angosommuhur5337 2 дня назад

    Zaki bravo
    Ewe hanti mealti ala💙💙💙

  • @KibreabBerihu
    @KibreabBerihu 2 дня назад

    Hezlichen glückwunsch zu ihrem glück

  • @Negasi-b8w
    @Negasi-b8w 2 дня назад +4

    Amen Amen 🙏

  • @atranos2198
    @atranos2198 2 дня назад

    መሬት ትጠልም ኢያ። ወለድና ክረግሙ ከለዉ መሬት ትጥለምካ ይብሉ። መሬት ጠሊማቶም። ጋኔን ዓዲ ሃሎ ኪኣ መዓልቲ ኣላቶ። ኢድ ኣምላኽ ሓጻር ኣይኮነትን

  • @ሐሩ
    @ሐሩ 2 дня назад +1

    ሓንቲ ምዓልቲ ላ 😢😢😢

  • @maekeletekleyhaymanot2953
    @maekeletekleyhaymanot2953 2 дня назад

    ብልክዕ ዛኪ ዕምሪ ህግደፍ ቀሪቡ ኣሎ ነባሪ ህዝቢ'ምበር ነባሪ ስርዓት የለን

  • @keseteteclemichael8719
    @keseteteclemichael8719 5 часов назад

    ሓንቲ መዓልቲ ክትህሉ ባህርያዊ ፍጻሜ አዩ፡
    ንሳ ምስ መጸት ድማ አቶም ብሂወት ዘየለዉ ዝንገረላ ፡ አቶም ኣብ ትሕቲ መሬትን ኣብ ልዕሊ መሬትን ኤርትራ ተደፊኖም ዘለዉ አሱራት ኤርትራውያን ገሊኦም ዓይኖም ዝገሃሙ ፡ዝዓወሩ፡ ኣአዛኖም ዝጸመሙ ፡ ኣአምሮኦም ዝሰሓቱ፡ ኣካላቶም ብማረምቲ ዝለመሱን ዝማሰኑን ድማ ወጺኦም ምስ ቤተሰቦምን ህዝቦምን ዝራኸቡላ መዓልቲ ክትከውን አያ፡ ሽዑ ሓጎስን ንብዓትን ክኸውንዩ፡

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 2 дня назад

    ዛኪ, ሓንቲ ማዓልቲ አላ🥲🙏❤️

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132 2 дня назад

    ብሐቂ እወ ሐንቲ ማዓልቲ አላ :አጆና ጥራይ ንበርትዕ :ዝነብር ህዝቢ እንበር :ዝነብር መንግስቲ የለን ህያው ምስክር ናይ ሶርያ እንቋዕ ሐጎሰኩም ሶርያውያን 👍👍👍👍💙💙💙💙💙

  • @weldesilasileuntrasibhat5114
    @weldesilasileuntrasibhat5114 2 дня назад +1

    Amen
    Amen
    Amen !!!!!!!

  • @FhHdj-t7d
    @FhHdj-t7d 2 дня назад +1

    ናይ ኢርትራ ካማኣ ይሪእልና😢😢

  • @BN_Ageneration_mussie1973
    @BN_Ageneration_mussie1973 День назад

    ከም ኣፍካ ዛኪ 😢🎉✊🤴💙🦁🙏

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday День назад

    True habtey💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Nevergiveup-b5g
    @Nevergiveup-b5g 2 дня назад

    Just one day with adey 😢😢😢

  • @MeashoTesfayTesfay
    @MeashoTesfayTesfay 2 дня назад

    ዛኪ ሓውና እታ ሓንቲ መዓልቲ ህዝብና ነዊሓ ብጣዕሚ ተበሳጭና በቃ ስቃይና ነዊሑ

  • @meditationmusicchannel3496
    @meditationmusicchannel3496 2 дня назад

    ኣምላኽ ኣብይ ንመን ኢሉዎ

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 2 дня назад

    አሜን አሜን

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653 2 дня назад

    God is good !And he will pay for every good deeds we do.😢

  • @EritreaforEver-xr7ll
    @EritreaforEver-xr7ll 2 дня назад

    ስርዓት በሽር ኣልኣሳድ ክሳብ ክንደይ ጨካን ምዃኑ ክርኢ ንዝደሊ ኩሉ እዚ ጽሑፍ ብእንግሊዝኛ ኣብ ዩቱብ ጽሓፉ Sednaya Prison nicknamed the "Human Slaughterhouse a military prison in Damascus in Syria

  • @alganeshkidane-np8fp
    @alganeshkidane-np8fp 2 дня назад

    Amlak alo mebxa aleni nfetari ❤❤❤❤

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 2 дня назад

    Ya One ☝️ Day 🙏🙏🙏

  • @DrarAnd
    @DrarAnd 2 дня назад

    😢😢 ዕምቆት ናይቲ ንዊሕ ዓመታት ኣብ ጎዳጉዲ ንዘሎዉ ሰባት ንምፍላጥ ሓንቲ መዓልቲ ውን ትኹን ኣብ ቤት ማእሰርቲ እታ ዝነወሐት ማዓልቲ ያ። ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ኣሕዋትና ኣብ ዝዝክረሉ ግዜ ኣናሻዕ የ ዝነብዕ። ንወድ ሰብ ከማኻ፡ሓውኻ ብስንኪ ሓሳቡ ካባኻ ስለዝተፈልየ ጥራይ ብጭካነ ንዓመታት ክትቅፍድ ዘኽእል ስነ ልቦና ክህልወካ ዝገብር ጭካነስ ሲ ካብይ ዩ መጽዩ፧ ክሉ ሳዕ ዝሓታ ሕቶ። መን ይመልሰለይ😢

  • @musaomar7058
    @musaomar7058 2 дня назад

    Hanti mealti ala ewe!❤

  • @letishabrham7793
    @letishabrham7793 2 дня назад

    Amlak aboye 😢🙏🏽

  • @TatiHope
    @TatiHope 2 дня назад

    ናይ ዲክታተራት መኸተምታ ዓመት ክትከውን እያ ግዲ,,,ኣምላኽ ከም ናይ ሶርያ ፍልይቲ ናይ ታሪኽ ዕለት ከርእየና ኢዩ,,

  • @hanatsegay378
    @hanatsegay378 2 дня назад

    Soon God will be good

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 дня назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤😢😂😊😊😊😊

  • @te5602
    @te5602 2 дня назад

    ኣብ ግዜና ታሪኸ ንስራሕ

  • @ghenethagos7208
    @ghenethagos7208 2 дня назад

    ሰርያውያን እንቃዕ ነዚ ኣብቆዖም ንዓና ንኤርትራውያን ከምኦም የማስለና እንትኾነ ንሕና ክንትስፎ እዚ ሩኹስ ስርዓት እከይ ስርሑ ይሰርሕ ይህሉ ነቶም ምስጢር ዝፈልጡን ኣሰር ዘለዎምን ኣሰሮም ከጥፍኦም ዩ ንእከይ ኣይቕደምን

  • @Ruta744
    @Ruta744 2 дня назад

    ዋይ ኣብ ዓድና ዘሎ ስቃይ 😢😢😢

  • @nkulugziyealowo9910
    @nkulugziyealowo9910 2 дня назад +1

    Naybhaki ufffff

  • @fnanbrhane3074
    @fnanbrhane3074 2 дня назад

    Yaaaa zaki hawey hanti mealti ala.