Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣታ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ነዞም ኣሕዋትና ቡኹሉ ነገራቶም ዝፈትዎም
Ik ook 😍
Ik ook man
Ane aleku
Ane
Ane keman bkulu Thtnomn moyomn btami yfetom.
ኣነ 13 ዓመት ግበሩ ውሒጠያ ኣለኩ ዕድመ ኣይገድሰንን ኢዩ ትምህርቲ ኢዩ ኣገዳሲ ትሳማማዕ like subscribe ኣይትረስዑ❤
ዕድመ ጸጋ ናይ ፈጣሪ ኢዩ ነዚ ጸጋ እዚ ክትጥቀመሉ እንበር ክትሓፍረሉ የብልካን ትብሉ like ኣድዩኒ እስኪ ደቂ ዓበይቲ።ኣብዚኣ ጽቅጥ ኣብሉልና ዋ ኣይክፈሎን ዩ👍👌
ጹቡቅ ኢዩ መደብኩም ግን ከም ሓበሬታ ቁሓምዋ ናብ ቀለውዕ ገጽኩም ትጸርዩ ኣለኹም ንተኸታተልትኹም respect ግበሩ thank u
ዓቢ ትምርቲ እዩ ተተረዲኡና ካብ ንዓይ ንሓወይ ዝብል የድልየና ኣሎ ንተሓላለ እስከ ብሩኻት ዘርኢ።ጽቡቅ ፈሪድኩም ናይ ልበይ ረኪብኩማ
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ኤረ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም 😍😍😍😍😍😍
*እንካዕ ብስላም መጻኹም ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ጽቡቅ ተበግሶ ክብራተይ ኣጀኹም ቀጽልዎ ኣይትሕመቁ*
ኣታ አንታይ አኹም 20 19 ዓመት ጌረ ትብሉ ወላ 30 ዝይትገብሩ አንታይ ጕድስኹም ትጭንኩ ደሓር ከኣ ዕድመ ጸጋ አዩ ኣነ መደብኩም ብጣዕሚ አየ ዘድንቆ ደሓር ከኣ ብናትኩም ፍጠራ ትኸዱ ምኻንኩም የሕጉስን ኣጆኹም በርትዑ ክገድፋ ዝይደሊ ምስላ ኣላ,(ዓብይ ኢልካ ኣይትጸውዕ ለባም አልካ ጸውዕ ክምዝብሉ ኣቦትትና) ስልዚ ልቦና አዩ ዘገድስ ኣብዛ ናተይ ትሰማማዕ 👍👍👍👍👈👈👈
ባጣዕሚ ንፉዓት ናኣሽቱ ግን ካኣ ለባማት ኣምላኽ ይሕግዝኩም
ኣነ ከኣ በዚ ክዛረብ በጃኹም ሓግዙኒ ን ኣብ ሊብያ ዘለዉ ወላ ንረሲድ ትኾኖም በጃኹም እዛ 50 euro ተድልየኒ ላ ብጣዕሚ እዮም ጽጉማት ስለዝስ እንዳ ነባዕኩ እየ ። ዓቕሞይ ድሩት ስለዝኾነኒ እየ ።ዕዉት ተልኩምኒ ክሰደሎም ።
Yonas ጓል መንገዲ ኣየተምጽእ ነዚ ዝጠፍኦ የለን ከምዚ ትብሉ ዘለኻ እንተኾይኑ እና ነባዕኻ ዘይትልምነሎም ኣብታ ግዜ ዘላትካ፡፡
Ihr habt die richtige Entscheidung getroffen, ❤️❤️❤️❤️.
ንፉዓት ዞም ኣሕዋተይ ጀጋኑ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
Oh my god u guys r so great god bless u I am so proud of u guys don’t ever stop Wht u doing. I hope I meet you guys one day 😊🥰 and I like your new program (video) see ya next week😊
Woow bteami xbuk meden ahwatey natey ajekum❤
Betami xubuk gerkum ajokum qexlwo
We believe you guys ❤️ don't worry 😘
አቱም ቆሉዑት ብጣዕሚ ትስከፉ ኮንኩም። አነስ ኣጆኹም ሐበሻስ በጀካ ተስፋ ኮቕርጽ እንበር ብዙሕ ከተባብዕ አይረኤን እዩ። ስለዝስ ናይ ዕድመ ኮነ ናይ ፕሪቫት ጉዳይ ብዙሕ አይትገደሱ። ነጻ ኩኑ። ትሕትናኹም እኹል ስለዝኾነ። ተባረኹ በርትዑ።
ጽቡቅ መድብ ግና እቲ መለእክቲ ኣይተርደአነን። አከቲን ጊሮም ከአሙንካ ደዩ ወይስ ናይ ብሓቂ ታሪኮም ከንገሩካ፣ ካብዞም ዘተሳተፉ ወለሐደ ናይ ገጸ ባሀርያት (ኢሞሲ) መለወዋጥ ዘራየ የለን፣ በኣይ ወገን ሲ አዛ ሐምሳ ኢሮ ብካ ዓቂብኩማ ነዝመጸእ ዘሎ መደብ😊
Even now too. I like your program guys so continue.
እንታይ ገደሶም ናይ ዕድሜኹም ሑሙማት ዙኾኑ ሓተትቲ i love you ምቁራተይ ኣጀኹም 😘😘😘😘😘😘😘😘
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ !
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎግን አዛ ምሽላም ነቲ ገንዘቡ ንስድራ ንዓዲ ሰዲዱ ኣብዚ ናይ ገዛ ኽራይ ምኽፋል ሲኢኑ ካብ ገዛ ዘውጽአዎ ክትህብዎ ኔርኩም.ምኽኒያቱ አዚ ነቲ ናይ ሓሽሽ ዉሉፍ ሓውና መሻደኒ ዩ ገንዘብ አንዳ ሃብካ ኣይኮነን ዝሕገዝ ናዓ ዳኣ ሕማቅ ኣለኻ ከምዚ ግበር አንዳበልካ ልባዊ ምኽሪ ክዋሃብ ይግባአ ይብል ብወገነይ።
ብሓቂ ትግቦ ኔራ
ገዛ ክራይ ስለ ዘይከፈልካ ብሓምሳ ኣይሽፈንን'ዩ.
ነቲ ናይ ሓሸሽ ግን ሓምሳ ሂብካ ሓምሳ ወሲኽካ ን'ወርሒ ትኸፍለሉ ጽቡቅ'ዩ።
ነይ ኣይትጋገ አቲ ብዓል ገንዘብ አንዳ ፈለጠ አዩ ገንዘቡ ሰዲድዎ ምክንያቱ ናይ ገዛ ክራይ ከትርፍ ኒርዎ ካብ ፈተውቱ ክልቃሕ ይክኣል አዩ ዝለ ዘሪሑ ዝኣቱ
Woww Good Jobs
Welcome deki erey mukurat qexlwo habayb
Loms bgziena baynina bieznina telagixku
Wawww wawwww BTAMI TSBUQ WSANE HIBKUM
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ
Xbuq neru gn n mara meshaqi kikewn action gerom entezwaseu btami ms xebeqe neru thank you🇪🇷❤
ንስኩም ጃጋኑ ኢኩም ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኣቕሪብኩም
እግዚኣብሄር ይባርኽኩም ብሓቂ ንፉዓት ሓሳባትኩም ጽቡቕ እዩ ዘሎ። እንተኾነ ግን ሓደ ሓውና ወይ ሓፍትና ጽቡቕ ጌሩ ገሊጽዎ ኣሎ ኣብቲ ሓሳቡ ኸኣ ተሰማሚዐ። እንተ ኣብዛ ሎሚ ዝሰራሕኩማ ቪዶን ዝወሰንኩሞ ውሳኔን ብሓቂ እቲ ሓደ ብሕልናዊ ተደሪኹ ዝውስኖ ውሳኔ"ዩ ብጣዕሚ ንፉዓት።እታ ናይ ሓውና ወይ ናይ ሓፍትና ኮፒ ጌረ ክሰዳየ።
ብታዕሚ ፅቡቅ መደብ ኣብ ቀፃሊ ግን ብካልእ ማለት ሎሚ ሃንደበት ስለዝኮኖም ናይ በሓቂ የዕልሉ ኔሮም ይኮኑ ዮም ኣብ ቀፃሊ ግን እቲ ገንዘብ ንምርካብ ዘይኮነ ምክንያት ከቅርቡ ስለዝክእሉ ካልእ ሜላ ሒዝኩም ክተመፁ ኣለኩም ናይ ሎሚ ግን ደስ ዝብል ኔሩ ካብ ናይ ቅድሚ ሕጂ
Good to see something new guys, we support u❤️🤗
ናይ ባሓቂ ቤላ መደብ
Don't worry Guys,zemlketo seb yelen bzeaba edmekum serahkum gberu,bezuh kea agedasi zey kone hetotay aytgedesulu eikum.Much love deki Eri
Betami xebuqi
ጽቡቕ ውሳነ & ጽቡቕ ስራሕ
6:18 እዋይ ኣነ ሓወይ ናተይ ዕጫይ ረኺብካ፡ ድሓን ኣጆኻ የጋጥም እዩ ተስፋ ዘይምቁራጽ፡ ተንቀሳቀስ ገለ ነገር ከተርእዮም ኣለካ ዳግማይ ገዛ ክህብኻ።
Eway Dona qoxire blash azerarba
ኣነ ውን ንሳ ጸኒሓ ሓሳበይ ነቲ ንሓውና ክሕግዞ ደልየ ዝበለ ። ብጣዕሚ ኣድኒቀኩም ንፉዓት
Nice job bro go on
Wawww wedi shfare arkeyyy sebay zkone hasab.
Ja xbuk alekum Ajokum tiray
eintay gedeshommm bizaeba edmekumm sik eillom zeyetuwom zigebru alewu aytigedeslomm. subuk sirah kesluwo.
በላሕቲ ብራቮታት💥💥💯😎👍🏿✌🏾
Xbqti medeb yehwat qexlwa en adi ayteqeskumn mesleni entezey tegagye bztekalekum adi tqesu
Edmekum ayegedsenan yu ajokum kexluwo tedi gn mara feteka aleku
Wawww btaemi xbuk ❤️👌👌👌💪 kexluwo ajokum
Nskum tgedu tedi and fili neti positive zkone tray xketlu
ኣቤት ሓበሻ ክንበሃል ከለና እኮ እንታይ ይምልከተኩም ብዛዕባ ዕድመ ናይ ሰብ ሕጂ Vidoe ሪኢኩም ዘይትወጾ ዋላ 10 ዓመት ዘይብሉ ጉድ እኮ ነው
ane kwasae iye :: tedi hawey entay diyu mesilka soory keshegreka gn tmali endiye abi srahna hsab tedenagire hji segigomni entay diyu meslika gn bzey bou knaber aykelni iye srahi wni ayrekbn iye bsenki 50 key sgeg hagzeni
Xbuk srah 👍👍👍
Ik ben de eerste...... Wauw!!! Mara des zebel... kxelewo shukorinatat
ዋውውውው ናይ ሎሚ መደብኩም ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀጽልዎ ከፍ ኣለኩም ክልተኩም ክያሮ
ጽቡቅ መሪጽኩም ክሕገዝ ዝግቦኦ እዩ።
Edem ayegdeseneyu lebonakum teray ekul selzi ajokum tsebuqatey 🙏🙏🙏😘
እዚኣ ዊን ጽብቅቲ ሓሳብ፡ ተቀቢለያ ኣለኩ ብወገነይ ሶ ቀጽልዎ ንፉዓት፡
Loli kulu reskum malet atahasasbakum eyu zhguseka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Well come xbuqat nafiqekum qeniye kea ❤️🇪🇷
Gal Hasablo wala ane nafikeyom keniye
Wawwww nskum si fuluyat ekum edemen tenan yehabkum nbereket kunu ajokum kexilwo love you guys
Eway hawey ayeyyyyy
ምቁራተይ አየኩም ብዛዕባ ዕድመኩም እንታይ የገድሶም ሐሳብኩም ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ
Aneka Amenakum alaku ate edmakum enta hisekum nebsikum ekum tetilelu alakum keblakum efatu bruk ስንበት ይሕወት
bhaki xbuk gerkum Seni(3) ilekum aleku
You guys are so decent
Tebarku
መጀመርታ ሰላም ደስ ዝብል መደብ ኣለኩም እዚ ናይ ሕጂ ከኣ ዝበለጸ ቀጽልዎ ።
nay bhaki xbqti frdi 👍 qexlwo
ኣነ ቀዳማይ ኩሉ ክገብረልኩም አየ ኣጆኹም ካ ኣይትሕማቑ አታ 50.ግና ትግብኦ አያ ሶ ኣምላክ ይመላልኩም.
Aseyyy jubatt qexelwo
Ruhus hadus amet ada temenena kemziay nameta bselam yexnhna kulukum Deki eri
Ata zi fili tigrnaka nxur tezareb
Btami xbuk endyu gn kemeu gerkum ab libya zelo seb ythagez
Tewasiu dyu ziblom zelo wala really life
Correct excellent work guys event tomorrow
Medebkum btami xbuk eyu zelo kexlwo. ja tgbeo eya ezi wedi so 😍😍😍
Nay bhaqi xbuki srah eyu xbuqat ahwatey 🥰
nay bahaqi adnqekum jeganu
Thanks bro respekt 💯💯💯❤❤❤❤👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
Welcome ❤❤😘😘😘
Good job always
Fili fkrey natey eka fetika xelieka.
ዋውውውውውው
Enqa bselam mexakum shkorinatat
ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ኣሕዋት ከምዚ ብምግባርኩም ቀጽልዎ ቀጽልዎ ኣሕዋት
Xbuk srah kexlwo slmat gn neti kab geza ztesegoge eya tgbo nera mesleni
Filitey enkae wedi haftey konka❤
Azi kemey geru eyu acting zkone shgrka mglax eyu zbhal Azi ariesti aymerexkumnn deki abeyti
ሚወገነይ ቢታሚ ጹቡቅ ፊርዲ
Good job 👍👏👏👏👏
waww btaemi xbuk srah yu adnikekum ye btaemi ane kemhasabey kea wala eko ezi hawna naydrag koynu ztehageze seb btaemi senayn xbuk n yu gen eti neshtoy kolea geza kray wexieu zelo kab gezeu tesegugu nhanti werhi kawa mtehageze mknyatu neushtat slezkonu degedege brubilom keysbelo bzkone adnikekum nfueatt
Filiye and teddye Thank you so much for bringing awareness about the drug issues in Europe .. bitami eye zifetwekum love you ❤️
ኣነ ነዚኦ ብ'ኣርባዕተ ዓመት ይዓብዮም ግን ጠቅላላ ጭሕሚ ዝበሃል የብለይን አዩ
Good job guys stay blessed🙏🏼
Xbuk frdi xbuk sirah kexilwo
Kidu hasewti gena zey teweledkums ay ab kebdi adietatkum endikum zelekum gena dhri 4 awarh ikum ktwledu
Xibuq madeb gaxilewo ajokum ajona nitehagagez.
Btami xbuq jenburkum medebkum btami eyu zshbeni wjokum kxlwo
miki ናይ በሓቂ ኣገዳስ ለባም ሰብ
ንፉዓት ግን
oooo very very nice job yehwat naybhaki thanks so much
God bless you guys b tegbaratkum azye dnuk eye 👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿
Bteami xbqti medeb.Beta dferedkum kea bteami tehagise nay libey rekibkuma.Ajokum bertuuu
ኣታ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ነዞም ኣሕዋትና ቡኹሉ ነገራቶም ዝፈትዎም
Ik ook 😍
Ik ook man
Ane aleku
Ane
Ane keman bkulu Thtnomn moyomn btami yfetom.
ኣነ 13 ዓመት ግበሩ ውሒጠያ ኣለኩ ዕድመ ኣይገድሰንን ኢዩ ትምህርቲ ኢዩ ኣገዳሲ ትሳማማዕ like subscribe ኣይትረስዑ❤
ዕድመ ጸጋ ናይ ፈጣሪ ኢዩ ነዚ ጸጋ እዚ ክትጥቀመሉ እንበር ክትሓፍረሉ የብልካን ትብሉ like ኣድዩኒ እስኪ ደቂ ዓበይቲ።
ኣብዚኣ ጽቅጥ ኣብሉልና ዋ ኣይክፈሎን ዩ
👍👌
ጹቡቅ ኢዩ መደብኩም ግን ከም ሓበሬታ ቁሓምዋ ናብ ቀለውዕ ገጽኩም ትጸርዩ ኣለኹም ንተኸታተልትኹም respect ግበሩ thank u
ዓቢ ትምርቲ እዩ ተተረዲኡና ካብ ንዓይ ንሓወይ ዝብል የድልየና ኣሎ ንተሓላለ እስከ ብሩኻት ዘርኢ።
ጽቡቅ ፈሪድኩም ናይ ልበይ ረኪብኩማ
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ኤረ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም 😍😍😍😍😍😍
*እንካዕ ብስላም መጻኹም ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ጽቡቅ ተበግሶ ክብራተይ ኣጀኹም ቀጽልዎ ኣይትሕመቁ*
ኣታ አንታይ አኹም 20 19 ዓመት ጌረ ትብሉ ወላ 30 ዝይትገብሩ አንታይ ጕድስኹም ትጭንኩ ደሓር ከኣ ዕድመ ጸጋ አዩ ኣነ መደብኩም ብጣዕሚ አየ ዘድንቆ ደሓር ከኣ ብናትኩም ፍጠራ ትኸዱ ምኻንኩም የሕጉስን ኣጆኹም በርትዑ ክገድፋ ዝይደሊ ምስላ ኣላ,(ዓብይ ኢልካ ኣይትጸውዕ ለባም አልካ ጸውዕ ክምዝብሉ ኣቦትትና) ስልዚ ልቦና አዩ ዘገድስ ኣብዛ ናተይ ትሰማማዕ 👍👍👍👍👈👈👈
ባጣዕሚ ንፉዓት ናኣሽቱ ግን ካኣ ለባማት ኣምላኽ ይሕግዝኩም
ኣነ ከኣ በዚ ክዛረብ በጃኹም ሓግዙኒ ን ኣብ ሊብያ ዘለዉ ወላ ንረሲድ ትኾኖም በጃኹም እዛ 50 euro ተድልየኒ ላ ብጣዕሚ እዮም ጽጉማት ስለዝስ እንዳ ነባዕኩ እየ ። ዓቕሞይ ድሩት ስለዝኾነኒ እየ ።ዕዉት ተልኩምኒ ክሰደሎም ።
Yonas ጓል መንገዲ ኣየተምጽእ ነዚ ዝጠፍኦ የለን ከምዚ ትብሉ ዘለኻ እንተኾይኑ እና ነባዕኻ ዘይትልምነሎም ኣብታ ግዜ ዘላትካ፡፡
Ihr habt die richtige Entscheidung getroffen, ❤️❤️❤️❤️.
ንፉዓት ዞም ኣሕዋተይ ጀጋኑ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
Oh my god u guys r so great god bless u I am so proud of u guys don’t ever stop Wht u doing. I hope I meet you guys one day 😊🥰 and I like your new program (video) see ya next week😊
Woow bteami xbuk meden ahwatey natey ajekum❤
Betami xubuk gerkum ajokum qexlwo
We believe you guys ❤️ don't worry 😘
አቱም ቆሉዑት ብጣዕሚ ትስከፉ ኮንኩም። አነስ ኣጆኹም ሐበሻስ በጀካ ተስፋ ኮቕርጽ እንበር ብዙሕ ከተባብዕ አይረኤን እዩ። ስለዝስ ናይ ዕድመ ኮነ ናይ ፕሪቫት ጉዳይ ብዙሕ አይትገደሱ። ነጻ ኩኑ። ትሕትናኹም እኹል ስለዝኾነ። ተባረኹ በርትዑ።
ጽቡቅ መድብ ግና እቲ መለእክቲ ኣይተርደአነን። አከቲን ጊሮም ከአሙንካ ደዩ ወይስ ናይ ብሓቂ ታሪኮም ከንገሩካ፣ ካብዞም ዘተሳተፉ ወለሐደ ናይ ገጸ ባሀርያት (ኢሞሲ) መለወዋጥ ዘራየ የለን፣ በኣይ ወገን ሲ አዛ ሐምሳ ኢሮ ብካ ዓቂብኩማ ነዝመጸእ ዘሎ መደብ😊
Even now too. I like your program guys so continue.
እንታይ ገደሶም ናይ ዕድሜኹም ሑሙማት ዙኾኑ ሓተትቲ i love you ምቁራተይ ኣጀኹም 😘😘😘😘😘😘😘😘
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ !
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ
ግን አዛ ምሽላም ነቲ ገንዘቡ ንስድራ ንዓዲ ሰዲዱ ኣብዚ ናይ ገዛ ኽራይ ምኽፋል ሲኢኑ ካብ ገዛ ዘውጽአዎ ክትህብዎ ኔርኩም.
ምኽኒያቱ አዚ ነቲ ናይ ሓሽሽ ዉሉፍ ሓውና መሻደኒ ዩ ገንዘብ አንዳ ሃብካ ኣይኮነን ዝሕገዝ ናዓ ዳኣ ሕማቅ ኣለኻ ከምዚ ግበር አንዳበልካ ልባዊ ምኽሪ ክዋሃብ ይግባአ ይብል ብወገነይ።
ብሓቂ ትግቦ ኔራ
ገዛ ክራይ ስለ ዘይከፈልካ ብሓምሳ ኣይሽፈንን'ዩ.
ነቲ ናይ ሓሸሽ ግን ሓምሳ ሂብካ ሓምሳ ወሲኽካ ን'ወርሒ ትኸፍለሉ ጽቡቅ'ዩ።
ነይ ኣይትጋገ አቲ ብዓል ገንዘብ አንዳ ፈለጠ አዩ ገንዘቡ ሰዲድዎ ምክንያቱ ናይ ገዛ ክራይ ከትርፍ ኒርዎ ካብ ፈተውቱ ክልቃሕ ይክኣል አዩ ዝለ ዘሪሑ ዝኣቱ
Woww Good Jobs
Welcome deki erey mukurat qexlwo habayb
Loms bgziena baynina bieznina telagixku
Wawww wawwww BTAMI TSBUQ WSANE HIBKUM
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ
Xbuq neru gn n mara meshaqi kikewn action gerom entezwaseu btami ms xebeqe neru thank you🇪🇷❤
ንስኩም ጃጋኑ ኢኩም ናይ ብሓቂ
ጽቡቅ ሓሳብ ኣቕሪብኩም
እግዚኣብሄር ይባርኽኩም ብሓቂ ንፉዓት ሓሳባትኩም ጽቡቕ እዩ ዘሎ። እንተኾነ ግን ሓደ ሓውና ወይ ሓፍትና ጽቡቕ ጌሩ ገሊጽዎ ኣሎ ኣብቲ ሓሳቡ ኸኣ ተሰማሚዐ። እንተ ኣብዛ ሎሚ ዝሰራሕኩማ ቪዶን ዝወሰንኩሞ ውሳኔን ብሓቂ እቲ ሓደ ብሕልናዊ ተደሪኹ ዝውስኖ ውሳኔ"ዩ ብጣዕሚ ንፉዓት።
እታ ናይ ሓውና ወይ ናይ ሓፍትና ኮፒ ጌረ ክሰዳየ።
ብታዕሚ ፅቡቅ መደብ ኣብ ቀፃሊ ግን ብካልእ ማለት ሎሚ ሃንደበት ስለዝኮኖም ናይ በሓቂ የዕልሉ ኔሮም ይኮኑ ዮም ኣብ ቀፃሊ ግን እቲ ገንዘብ ንምርካብ ዘይኮነ ምክንያት ከቅርቡ ስለዝክእሉ ካልእ ሜላ ሒዝኩም ክተመፁ ኣለኩም ናይ ሎሚ ግን ደስ ዝብል ኔሩ ካብ ናይ ቅድሚ ሕጂ
Good to see something new guys, we support u❤️🤗
ናይ ባሓቂ ቤላ መደብ
Don't worry Guys,zemlketo seb yelen bzeaba edmekum serahkum gberu,bezuh kea agedasi zey kone hetotay aytgedesulu eikum.Much love deki Eri
Betami xebuqi
ጽቡቕ ውሳነ & ጽቡቕ ስራሕ
6:18 እዋይ ኣነ ሓወይ ናተይ ዕጫይ ረኺብካ፡ ድሓን ኣጆኻ የጋጥም እዩ ተስፋ ዘይምቁራጽ፡ ተንቀሳቀስ ገለ ነገር ከተርእዮም ኣለካ ዳግማይ ገዛ ክህብኻ።
Eway Dona qoxire blash azerarba
ኣነ ውን ንሳ ጸኒሓ ሓሳበይ ነቲ ንሓውና ክሕግዞ ደልየ ዝበለ ። ብጣዕሚ ኣድኒቀኩም ንፉዓት
Nice job bro go on
Wawww wedi shfare arkeyyy sebay zkone hasab.
Ja xbuk alekum Ajokum tiray
eintay gedeshommm bizaeba edmekumm sik eillom zeyetuwom zigebru alewu aytigedeslomm. subuk sirah kesluwo.
በላሕቲ ብራቮታት💥💥💯😎👍🏿✌🏾
Xbqti medeb yehwat qexlwa en adi ayteqeskumn mesleni entezey tegagye bztekalekum adi tqesu
Edmekum ayegedsenan yu ajokum kexluwo tedi gn mara feteka aleku
Wawww btaemi xbuk ❤️👌👌👌💪 kexluwo ajokum
Nskum tgedu tedi and fili neti positive zkone tray xketlu
ኣቤት ሓበሻ ክንበሃል ከለና እኮ እንታይ ይምልከተኩም ብዛዕባ ዕድመ ናይ ሰብ ሕጂ
Vidoe ሪኢኩም ዘይትወጾ ዋላ 10 ዓመት ዘይብሉ ጉድ እኮ ነው
ane kwasae iye :: tedi hawey entay diyu mesilka soory keshegreka gn tmali endiye abi srahna hsab tedenagire hji segigomni entay diyu meslika gn bzey bou knaber aykelni iye srahi wni ayrekbn iye bsenki 50 key sgeg hagzeni
Xbuk srah 👍👍👍
Ik ben de eerste...... Wauw!!! Mara des zebel... kxelewo shukorinatat
ዋውውውው ናይ ሎሚ መደብኩም ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀጽልዎ ከፍ ኣለኩም ክልተኩም ክያሮ
ጽቡቅ መሪጽኩም ክሕገዝ ዝግቦኦ እዩ።
Edem ayegdeseneyu lebonakum teray ekul selzi ajokum tsebuqatey 🙏🙏🙏😘
እዚኣ ዊን ጽብቅቲ
ሓሳብ፡ ተቀቢለያ ኣለኩ
ብወገነይ ሶ ቀጽልዎ ንፉዓት፡