Good to see you, Tegadaly Alem Geberwahid. We want to see you more in the media. I thank you for your service from your youth age until now. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name I pray
The king of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGREYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNELIS long live state TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና❤
Our beloved hero GOD bless you 🙏
ተጋዳላይ አለም ገብረዋህድ ዓንድሕቆ ፓለትካ ትግራይ ኤኳዕ ናብዝምድያ ብሰላምመፃካ ተባዕ ተቃላሳይ ትክክለኛ ትግራዋይ
Woyen❤💛❤💛💪💪
አጆኩም በርትዑ ተሎ ህዝብኩም አድሕኑ በርትዑዑዑ🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሌየ ጅግና ኣጀኹም ጎብዙ ኣይትዝሓሉ መሬትና ቀስብቀስ ይሰፍርዎ ኣለዉ ትዝንግዑ ኣለኹም
Mehayem
Wow great speech Jigna 🙏❤️🔥✊💊
Thank you 🖐 🖐🖐
Good to see you, Tegadaly Alem Geberwahid. We want to see you more in the media. I thank you for your service from your youth age until now. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name I pray
You are appreciaing him for being top criminals you are the enemy of tigray
God bless you with the innocent life of Tigray people amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
You are one of the best
ኣለም ብቅዓት ፖሎቲካ ወደር የብሉን ድማ ንፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ መዳሓኒቶም ምኳንካ ተፈሊጡ ዝሓደረ ኮይኑ ፀላእቲ ኣንፃርካ ክንደይ ፈትፈቱ ግን ድማ ኣብ ጎኒ ህዝብካ ስለዝኮንካ ምንም ክረክቡ ኣይካኣሉን ስለ ዝኮነ ሰጉም ንቅድሚት ዉድብካን ህዝብካን ምራሕ ጅግና ኢካ ድማ ይበል ፖሎቲካ ብቅዓት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ኣብይ ተላኣኣኽቲ ንዓኻ ክሪኡ ኽለው ይርዕዱ እዮም ኣንታ ጀግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና አባና አጆኹም በርትዑ ህዝቢ ትግራይ 80% አብ ጎንኹም ኢና
Abey adika alo eti 20% anshishiksio
Jigna Tegadalay Alem gebrewahid 👍👍👍👌💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
መራሓቲ ሕወህት አጀኩም ገቡዙ ጀጋኑና ንእግዛብሄር ምሳኩም ይኩን አምየን እዞም ጸረ ትግራይ ባዳታት አጡፉኡሉና
አጃኩም በርትዑ❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Ato Alem ❤❤VIVA TDF & WEYEN TIGRAY TEEWT ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ጅግና አያና ተጋዳላይ አለም ገ/ዋህድ
ንበረልና
ግምት ነዓኻ ክርእይ ከሎ ውሸት ንቲ ብሽንቲ
ፃድቃን ካብ ጄኔራል ወሪዱ ተራ ወታደር ይቅየር አሎ ቀፅል ጥራይ።
ዒም ዝበለ ይተሓጎም።
ሕወሓት ን ዘለአለም ትንበር።
ትክክል💪💪💪 ኢም ዝበለ ይታሐጎም
ተጋደላይ ኣለም ዓንዲ ሑቀ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አለም ናይ ፖለቲካ መሀንዲስ እንኴን አብዛ መስመር ህወሐት ሀለኻ፡ ቓሎ ስገም በሊዒካዮ ቓሐሬዬ ዘበት እንበር ወያነዶ ይሰዓሬዬ፡ዉድቀት ንከደዓት ዓወት ንህዝቢ ትግራይ።
Jgna alem g/wahd our hero&pride long life with full health 4u&4all Tgaru's ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Woyen❤❤❤❤
ተባዕ ተቓላሳይ ኣለም ገብረዋህድ
Alem you are interested &incredible man 👨
❤❤❤❤❤❤❤
አብ ተጋ አለም ዝነበረኒ ካብ ወረያ ወረ ዝአከብኩዎ ጽልኢት ካብ ሎሚ ጀሚረ ደብርዮ አለኹ።
ዕድመ ይሃብካ
Great!!!
ኣለም ጽኑዕን ብቑዕን ተጋዳላይ ይበል ግልጺ መብርሂ
Tegadalay Alem hawey enqea biselam mesaka long leave Tplf
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
ኣለም ኣንበሳ
Go ahead bravo .Forward with TPLF !!!
ወይን ግን ሓደ ነገር ክብለኩም ብጣዕሚ ጥንኩራት ኢኩም ግን እዋናዊ ዜናታት ከምቲ ኻልኦት ዩቲባት ዝገብርኦ ሕፅር ሕፅር ዝበለ ካብቲ ካብቲ ቅንጭብ ላበልኩም ልህዝብኩም ተተሕልፉ ተደመፅቲ ምኮንኩም ❤❤
One love to TPLF ❤️🙏🏿💪🏿🇨🇦🌺
Thanku. So. Much. Jegenana❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏
❤ሓደ ንኩን ትግራይ ከነሕዊ❤
❤❤ውድብ ህዋህት ተዘይትፍጠር ህዝቢ ትግራይ አበይ ምስሓለና ?
❤ሓደ ንኩን ዝተማዛበለ ህዝብና ናብ መረበቱ ምምላስ❤
ወድዛ ጋሓፍ ናበይ ናብ ህዝቢ ምፅጋዕ ጀለዕ
🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤🙏🙏😍😍😍🌿🌿🕊🕊🕊👏👏😍
ግርም መብርሂ!!!!!
እዛ መድረኽ ብዚ ልክዕ ብናህሪ ምስ እትስጉም ብልክዓ ብራኸ ኣለዋ።
ገዳማዊያ ምስ ከደዓት ለጊቦም ዝገብርዎን ዘስብዎን ሓደጋ ህልዊ ኣብ ግብሪ ዘሎ ኮይኑ ዝግለፅ እዩ።
Weyn I thank you very Mach ግን ኣበየናይ መድረኽ ምዃኑ ማለት ከባቢ ግለጽዎ ሓደራኹም
❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊
Inclusive nationalism involves acknowledging the freedom and equality of different national groups
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
አነ ዝገርመኒ ነዞም ዓይነት ሰባት ካብ ቅድሚ ቴሌቪዥን ዘይትአልዩዎም። ንሕዉሓት ክድግፋ ዝሓስቡ ከይሃድሙና።
መልሓስ ጥራሕ ሒዘካ ተረፈካ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወይን ሚድያ ሓቀኛ መልእኽቲ ተመሓላልፉ ፅቡቕ እዩ ግን ሓፀርቲ ዜናታት ንህዝብና ተተመሓላልፉ ሓሪፍ ነይሩ
ሕርር በሉ ፀላእትን ባንክታትን አበይሉ ዓቅሚ
Ajoka ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤tplf ❤❤❤❤tplf ❤❤❤
❤❤❤, 100
በ ር ቱ ዑ ❤❤❤❤❤❤❤
ኣለም ጀግና ባዓል መትከል
ትክድ ከምኣ ኢላ 💪💪🫶🫶🙏 ከመይ
❤ሓደ ንኩን ብሓድነት ህዝቢ ትግራይ ምጥንካር❤
🎉🎉🎉
ነዚ ጅግና መንአሰይ ፀላኧቲ ዘፀልምዎ ቀንዲ ኮር ህዝቢ ትግራይን ፈላጢ ባህሉ ህዝቢ ትግሪይን ሳይንቲሰት አመራርሓ ሰለዝኾነዩ
We support the geziawi mengist and we have no chance
Ya Getachwe kwered alwo kab seletan fetsemu ni hizbey tegeray ateqemen wela mejemerta btsbuki teqebelwo hizby gen Getachwe feshelwo eu merhent kekwen yebelu
Tikikll
ሓድነት ህዝቢ ትግራይ እናዘረግካ እንተተበታቲና ኢልካ ዘረባ እንታይ ዓይነት ፅዋ እዩ? ዘራጋይ
🇻🇳💪💖🌹🌿🌹🌿💖💖💖
❤ሓደ ንኩን ግዝአት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ከነምልስ❤
What about western Tigrai 😭😭😭😭🇪🇹❌🇪🇹❌
ትግራይ እታ ንስካ ትመርሓ አይትከውንን
በዕልኩም ዘመፀእኩሞ ፀንተት እዩ
ንመን ኢካ ከተታልል ግዜው የቴክኖሎጂ ነው ስው ወጣቱ ሁሉ ነቂሑ እዩ😊
ስልጣን ንህዝቢ አረክብዋ ሀለውለው ወልሐድ አይጠቅምን እዩ
ኣለም ኩሉ ትገብሮ ኣስተምህሮ ህዝቢ ትግራይ ኽርድኦ ይግባእ እዚ መንእሰይ ትግራይ ውርደት ትግራዋይ ናብ ቃልሲ መውጺኢኡ እቲ ሕሉፍ ወለዶ ዝነበረ ውርደት ኣ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተጋዳላይ አለም ገ/ዋህድ ጂግና ፖለቲከኛ ካብቶም ዝትንትኖም ሐሳበት አዝዩ ጠቃሚን ዝድርበዩ ዘይብሎም ቃላትን ዝሐዘ እዩ ።
The king of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGREYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNELIS long live state TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና❤
15 ኮመርቲ ስዋ ረኤ ዓይነይ ድዩ
ሓደ ንኩን ዝዝረፍ ወርቅን ንህዝብና ካንሰር ዘምፅእ መርዝን ጠጠው ከነብል❤
ክንድይ ግዜ እኻ comment ፅሕፍካ ዘለኻ ? ነገረ ካድረነት
We don't want to be with bandits. No room for bandits in Tigrai
@HGezae ቺድ ረሳሕ ክምድልየይ ገደብ ክትገብር ደሊካ ኮሜንት ክትዕግድ ረሳሕ
ህወሓትን ህዝቢ ትግራፈን ክፈላለዩ ደይኽእሉ ክልተ ገጻት ናይ ሓደ ሳንቲም እዮም ብተግባር ድማ ተፈጥራዊ ምትእስሳሮም ኣረጋጊጾም
ዓቅምካ ይበጠስ ስራቂ ወረቂ
ኣለም ይኣኽለካ ንትግራይን ንመናእሰይን ሰላም ሃበና ኣትዝረገና
ብጻይ አለም ሰላምን ምስ መላእ ሰድራቤትካ ይምነየልካ።
ቀጺለ ግን አብ ዲያሰፖራ ክትእክብዎ ወይካ መግለጺ ገርኩም አብቲ መኸተ እዋን ዝገብሮ ዝነበረ ክቅጽል ምልዋብ አድላይ ከምዝኾነ ክሕብረካ እፈቱ ።
ትግራይ ትስእር
ጀነራል ፃድቃን ቅድሚ ተፋናቀለ ህዝብና ካውንስል ብኣነ ዘምፃኩዋ ገዛኢ ሓሳብ ነቋቁም እዚ ካውንስል ኣቋቁሙና ህዝብና ናብ ቦቱኡ ክንመልስ ዘቃላጥፍ እዩ እዚ ጌርና ኢና ንማእከላይ መንግስቲ እውን ከንፃዓኖ ዝግባእ እዮ ዝብለኩም ዘሎ? ካውንስል ቅድሚ ምቁቋም ተማዛበልቲ ናብ መረበቶም ከይትመልሶም ኢሉ እዩ ስምምዕነት ጌሩ ። ጌታቸው ብቁልጡፍ ፍረ ከምፅእ ኣሎዋ እንተዘይኮይኑ ግዜ የብልናን ክብል ምሰቶም ሰለስተውድባት ተዓዲሙ ዝተዛረቦ እዩ ሰለዚ ውድብ ሕዋሕት ህዝብካ ናይንጓሆ ቁርሲ እጀራዘየቡሉ ፀብሒ ብምቅራብ፣ናብፈተነ ትመርሕዋ ኣለኩም ሓፂር መማረፂ ውሰዱ።
Seraqi
በአካን በድብረፀንተት እያ ትረበሽ ዘላ ኢሊት ዓድዋ ነገ አይመለስን እዩ
ዘመረተ ፓርቲን ዘመረተ መራሒ ዘመረተ ወድብ ዘመረተ አግቶት ተሳተፈቲ ዘሕዘን እዩ
ክሳብ ሎሚ ዝተኻየደ ሕጋዊ መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ የለን።
Pp out from this stage
Ok Mr. Banda 😀
ወጣት ከይሐትት ናብ አዳራሽ ከይአቱ ከልኪለሞ ቪድዩ ለቂቀ አለኩ
አነ ዝገርመኒ ነዞም ዓይነት ሰባት ካብ ቅድሚ ቴሌቪዥን ዘይትአልዩዎም። ንሕዉሓት ክድግፋ ዝሓስቡ ከይሃድሙና። ብብልሽዉና ቁንጮ መርሕነት ትግራይ ዝኾነ ሰብ ካልእ እንታይ ተሪፉ። ፎቃቱዶ ሸይጥዎንዶ ኮይኑ። አይ ትግራይ እዚኦም ከለዉ አይሓልፈልክን።
ዓድና ሓድነታ ሓልያ ናብ ውልድ ወለዶ ክትመሓላለፍ እያ ።
ከም ቁርዲድ አብ ስልጣንተጣቢቁ ኝኝ ንዝብል ዓዲ ዓሰርተ ዒስራ ክብትንነክኩም እዩ ።
ዓሰርተ ዒስራ ከይትብተኑስ ዓዲ ክትብትን መሕፈሪ
ካብ መንገዴ ዘተአከብ ድዩም ወይም ስርናይ ከትወስዱ ኢልኩም አታሊልኩም አምፀእኩሞ ሓድ ሓሙሽተ ወጣት ወላ ንዓይኒ አይተመፀኡን
Anta betani adi leba mewakie net werkegna
ሀለውለው ናይ ትግራይ ቀዳማይ ካንስር ንስካ ኢካ ካብ ስልጣን ከይለቀቅካ ስላም አይሕስብን
ተንኮላት ፀላእቲ ግልጽልጽ አቢሉ ዝርዳእ አብ ዓቅሚ ዝተደረኸ ሙሉእ ሓሳብ ዘለዎ ልቢ ዘርሕስ ትንተና እዩ ሞ ቀፅሉሉ አይትሕብእዎም ህዝቢ ግልፅልፅ አቢሉ ዘርድእ መራሒ ይደሊ እዩ።
ተመፂም ቆፂሊ አይሓድጉን,ንሓንሳብን መወዳእታን....ታይኸ ዘይተበሃለ
ክትዋረዱ ኢኩም በክብሪ ተቀመጡ
Gojely mahayeman lebabo Sebhatezem.
ግድ የለቱም ኣቶ ኣለም ታደሰ ህወሓት ኣደለም እንዴ
አለም በጃኻ ኩነታት አንብብ ብኽብርኻ ፀግዕኻ ሓዝ እታ ሐዚ ብልሂቃን ትግራይ ተወንጪፋ ዘላ ትግራይ? ብወንጪፍውን አይተርክባን. እዚ አብቲ መድረኽ ዝተዛረብካዬ ዘረባ ናይ ዘመን እኒ እኒ ናይ 1960ታት ዲስኩር ናይ ዓይኒ ዘየንቆሐ ኩርኩር ዓይነት አካይዳ ደንበርበር ዝዓይነቱ ናይ ካድረ ዘረባ ? ንትግራይ ፈፂሙ ፈፂሙ ዘይምጥንዩ.