"ክልተ ፆታ ንዘለዋ ጓሉ ንምድሓን . . . !"

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 8 янв 2025

Комментарии • 950

  • @Sunlover__1997
    @Sunlover__1997 Месяц назад +313

    ኡፍፍፍፍ 😢😢በሓቂ ኣቦ ማለት ከምዚ እዩ ጅግና ኣቦ ኢካ. ኣነ ብቀረባ ዝፈልጣ ሰብ ኣላ ምስ ክልተ ጸወታ ተወሊዳ ግን ተሓኪማ ሕጂ ሂወታ ብጹቡቕ ትመርሕ ኣላ, ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና እዛ ህጻን ክትሕከም እያ ኣምላክ ንመን ኢልዎ, ንኪድ guys ኢደይ ኢድካ ንበል ብፍላይ ኣብ ደገ ንነብር ሰባት ወላ 30€ ትኩን ነዚ ሓውና ዓቢ ሓገዝ እዩ pls ንሓግዞ❤🙏

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ Месяц назад +12

      ደምረኒ ማዓረይ❤🎉🎉

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 Месяц назад +7

      ኣነ ግን ቁሩብ ዝጠርጠርኩ ወዲ ከይከውን ምኽንያቱ ከምቲ ዝበሎ እቲ ናይ ወዲ እንዳጎበዘ ዝኸይድ እንተልዩ ቁሩብ ዓመት ክጸንሕ ኣለዎ ካብ 5 ክሳብ 8 ዘሎ ዕድመ

    • @DEREMEYTI
      @DEREMEYTI Месяц назад

      @@Sunlover__1997 ክብሪ ንዓኻ ክቡር ሓው!🙏

    • @SenaitTube
      @SenaitTube Месяц назад

      @@Sunlover__1997 ኤርትራዊያን ንዝፀገሞ በፃሕቲ ኢኩም አብ ምድሪ ዘሎ ሓቂ እዮ ክብረት ያሃበልና🙏🙏🙏

    • @mttube8844
      @mttube8844 Месяц назад

      ​@@kesetehabte1955ብሕክምና ክፍለት ይከኣል ዩ

  • @biniamgmichael-rh4bf
    @biniamgmichael-rh4bf Месяц назад +87

    ሀየ ተጋሩ ከምቲ ዝተለመደ ኢደይ ኢድካ ንበል, "አብ ልዕሊ መሬት ዝተፈጥረን ዝግበርን ሓዱሽ ይኹን ሚስጥር ዝበሃል ነገር የለን" ስለዚ አብ ገዛ ተዓፊኑ ዘሎ ኩሉ ፀገም ህ/ትግራይ ንሚድያ ይውጻእ ንሰልጥን'ባ🙏🙏አጆኻ ዝሓወይ አጆና ህዝበይ ዘይፍታሕ ፀገምን ዘሕፍር ነገርን የለን!!ኖርማል'ዩ

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd Месяц назад +158

    ኣብ ኣዉሮፓ ኣሜሪካ ዘለኩም ኣሕዋትና ተሓባበርዋ በጃኹም ቅድሚ ሕጂ ሓንቲ ካብ ኢ / ያ ደገ ወፅያ ተሓኪማ ብህፃና ስለ ዝኾነ ድማ ቀሊል እዩ ንሓግዛ 😥🙏

  • @ኣክሱምኣዶሊስ
    @ኣክሱምኣዶሊስ Месяц назад +23

    *ዝኾነ ስብአይ ደቂሱ ቆልዓ ክወልድ ይኽእል እዩ፡፡
    *ደው ኢሉ ኣቦ ክኸውንን ሓላፍነቱ ዝቅበልን ግን ስብእነት ይሓትት፡፡
    *ዝለዚ ንስካ ስብአይ ኢካ ። አቦ ኢካ ። ጀግና ኢካ።
    ማዕረ ክንድኡ ጸገም ዘለዎ አይኮነን ። ዝመረጸቶን ጾታ ን ናበይ ይዓዝዝ እቲ ሆርሞን ተመርሚራ ዋላውን ወለዳ አስተብሂልኩም ክትመርጹላ አለኩም ።
    አጆኩም።

  • @HelenMezgebek
    @HelenMezgebek Месяц назад +32

    ከመይ ዝተዓደለ መንእሰይ ኣቦ እዪ ተገሪመ ብሓቂ ኣቦ ማለት ❤
    ፍረ ፃማኻ የሪእካ ዝሓወይ ኣጆኻ ወድነዋ

  • @hgf6568
    @hgf6568 Месяц назад +22

    አጀካ TDFይ ጅግና አቦ ቃል የብለይ ንዓካ ዝገልፅ ጋልኪ ዲሒና አብ ዝላዓለ ደረኛ በፃሓ የርእካ❤❤

  • @mlyen-wu4yx
    @mlyen-wu4yx Месяц назад +66

    ተጋሩ ኦሕዋተይ ሓደራ ኢደይ ኢድካ ንበል ፅባሕ ታይ ከምዝገጥመና አይንፈልጢ እሞ ብባዓቅምና ንሓጉዞ ነዚ ጀግና TDF ሓዉና

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k Месяц назад +81

    ኣነ ብወገነይ ብሙሉእ ዓቅመይ ኣብ ጎንካ ኣለኩ።
    ኣጆካ
    እዛ ህጻን ድማ መጻኢኣ ብርህ ክከውን እዩ።
    ኣምላኽ ክረዳኣካ እዩ።
    ኣነ ድማ ብሙሉእ ዓቅመይ ኣብ ጎንካ ኣለኩ ክሕግዘካ እየ።
    ኣጆካ
    እዛ ዛንታካ ልበይ ሰይሪኒ

    • @BereketMezgebo-w2n
      @BereketMezgebo-w2n Месяц назад +1

      ክብረይ ይሃብካ ኩቡር ሓው

    • @BereketMezgebo-w2n
      @BereketMezgebo-w2n Месяц назад +1

      @@peaceandLove-r2k ኣሜን ክብረት ይሃበለይ

    • @jfsf4802
      @jfsf4802 Месяц назад +1

      ክብሪ ይሃብካ ሓወኒ🎉❤

    • @SmonAlazer
      @SmonAlazer Месяц назад +1

      ኣጀኦ ካኣ ዝሃወይ ከትህወይ አያ

    • @selatsada9780
      @selatsada9780 Месяц назад +1

      Ajoha .Abgoneha Alena.

  • @ፋነይ
    @ፋነይ Месяц назад +16

    ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ዛጓለይ ተፈጥሮ ፈጣሪ ስለ ዝኾነ ባዕሉ ኢዱ ይስደደላ 😢😢❤❤

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q Месяц назад +82

    ማርያም ፅየን ምሕረት የዉርደልኪ ሚጣየይ እዚ ናይ ኣምላክ ተዉህቦ እዩ ግን ሕብረተሰብና ኣይርዶኦን እና ኣጀኻ ጅግና ኣቦ 😢😢😢

    • @RaSs-j2v
      @RaSs-j2v Месяц назад

      ናይ ምረዳእን ዝይምሪዳእን ባዕሉ ምፈለጠ ግን ዝታሓሳስበኒ ውላድ ትወልድ ትክእል ዶ እዩ ዝጭንቀኒ ኣነስ😢😢

    • @NMW-ed8vt
      @NMW-ed8vt Месяц назад

      N Amlak entay yseano qdm tray hawuya yerieyom Weleda kabzi skyan chinketinb tray tigelagel kedamnet ajokum hzbi Amlak bgenzeb bmoral nhagzon

    • @gebreasay
      @gebreasay Месяц назад +1

      ​@@RaSs-j2v እወ ሆርሞና ተመርሞሩ ናይ ወዲ ድዩ ናይ ጓል ካብኡ እቲ ዘየድሊ ፆታ ይውገድ ክትወልድ ክትዝምድ ትክእል እያ ክንደይ እኮ ኣለዋ ዝተሰረሐለን ዝሓወያ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 Месяц назад +1

      ደምረን መዓረይ🎉❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 Месяц назад

      ​@@RaSs-j2vአረ አፍ ሰቅ የበለ ወሬኛ 😢

  • @FhfHht
    @FhfHht Месяц назад +30

    ኣብዚ ሐዚ ግዜ ኣወዳት ልደቂ ኣንስትዮ ልኣንስቶምን ጥዑያት ብዓል ሙሉእ ኣካል ዉላዶምን ዝክሕድሉ 😥ግዜ ከምዚ ዓይነት ጅግና ኣቦ ወዲ ተባዕታይ ትርኢ ገራሚ እዩ ማርያምን ከማኻ ዝበለ ኣቦ ፈጣሪ የብዝሐልና ብጣዕሚ ብኣኻ ኾርዓ ለካ ከምዚ ዝበሉ ጀጋኑ ኣወዳት ኣቦ እዉን ኣለዉ እዮም 😍ከየድነቅኹካ ኣይሓልፍን ጅግና ኣቦ መርኣያ ኢኻ ልቶም ወልዶም ዝድብርዩ 😥ርግጠኛ እየ ፈጣሪ ናይ ልብኻ ርእዩ ክሕግዘካ እዩ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝብና ደሞ ርሁሩህ እዩ ኢደይ ኢድኻ ኢሎም ገብዘብ ኣኪቦም ከም ዘሕክምዋ ርግጠኛ እየ ብዝዓቢ ፈጣሪ ፈረ ጻምእካ ጻዕርኻ የውህነትካ ርእዩ ትሓክማ ኣብ ዝልዓለ ደረጃ በጽሓ የርኻ ዝሓወይ በቃ ስምካ እዉን ካብ ናይ ሎሚ መናእሰይ ኣቦታት ቀዳምይ ጅግና ኣቦ ኢለካ 😍😍😍

    • @BereketMezgebo-w2n
      @BereketMezgebo-w2n Месяц назад

      ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓው

    • @FhfHht
      @FhfHht Месяц назад

      @@BereketMezgebo-w2n 👏👏😍😍

  • @MANUDIBANGO-cw7uu
    @MANUDIBANGO-cw7uu Месяц назад +1

    ኩሎም ወለዲ ከማኻትኩም ይግበሮም
    ብሩኻት እግዚአብሔር አምላኽ ይባርኩም።
    🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @MhretTsegaye
    @MhretTsegaye Месяц назад +33

    ውይ ሓውይ ማዓረይ ድንግል ማርያም ጻዕርኻን ድኻምኻን ትረእይልኻ ጓልካ ተድሕነልኻ እግዚአብሄር ይሓግዝካ

  • @almazalema
    @almazalema Месяц назад +14

    ማዓረይ😢 ንእግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ይካኣሎ እየ ኣጆካ ይሓግዝካ ሚጢየይ ቅድስት ድንግል ማርያም ትማሓርኪ 👏❤

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar Месяц назад +2

    ኣጀካ ዝሓወይ ንህፃን ሓፍትና እውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ🙏❤

  • @Petruspetrus1
    @Petruspetrus1 Месяц назад +46

    ኣጆኻ ጅግና ሓወይ ሓጥያተኛ ኮይንኻ ኣይኾነን ፍቃድ ኣምላኽ እዩ ምሕረት የዉርደላ😭😭😭😭

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k Месяц назад +17

    እቲ ኩሉ ዝክእል እግዚኣብሄር ምስዛ ህጻን ቆልዓ ይኩን።
    ኣጆካ ክብር ሓወይ
    ኣምላኽ ክረዳኣካ እዩ ንህጻን ድማ ንህጻን ኣምላኽ ሙሉእ ፍወሲ ይግበረላ።
    ጅግና ኣቦ
    ኣጆካ❤❤❤❤❤❤❤
    ኣብ ጎንካ ኣለና

  • @ፀባየ
    @ፀባየ Месяц назад +8

    ፅዮን ኣደይ ማርያም ተሓኪማ የርኢካ

  • @HanaYohannes-j3x
    @HanaYohannes-j3x 28 дней назад +1

    Ewyyyy yene fqr uffff Ane btami iye zednqeka ajoka kulu yhalf iyu adiena kidane mhret Bala thlefo. tehagagazi hzbi iyu zelena ❤❤❤❤❤🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro Месяц назад +38

    ውላድካ ከቢድ ከምዚ ክኮንከሎ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደላ እና ዘሕፍር ኣይኮነን ተውህቦ ናይ ፈጣሪ

  • @BirenaዕጣንቤትL-veme
    @BirenaዕጣንቤትL-veme Месяц назад +10

    ሓወይ ማዓረይ ከማኻ ጠንካራታት ኣቦታት ርህሩሃት ክሪእ ከለኹ ሕጉስ ይብል ምኽንያቱ ከምዚ ከማኻ ብጣዕሚ ውሑዳት እዮም እና ኣጆኻ ፈጣሪ ምሕረት የውርደላ ንውላድካ ውን😢😢😢 እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዝካ እውነት ጠንካራ ህያዋይ ኣቦ ካብ ኩሉ ክኣ ስለ መፃኢ ውላድካ ትጭነቕ ከለኻ ክንደይ ትዕድልቲ ዩ ብሩኽ ሰብ ኣጆኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TAMASEGANFatlre
    @TAMASEGANFatlre Месяц назад +4

    አጆካ ጠንካራ አባ ማዓረይ ምሕረት የውርደላ እዝጋብሄር ፈጣሪ አለም ምሰአ ይኩን 🙏🙏🙏

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma Месяц назад +3

    ፈጣሪ ምሕረት የዉርደላ ኣጀካ ዝሓወይ ኣምላክ ልሳኣኖ የለይ ኣደዋይ ማርያም ትምሓርኪ❤❤❤❤

  • @سلامسلام-ن4ر
    @سلامسلام-ن4ر Месяц назад +3

    ማርያም ፅዮን ምሕረት ተውርደልኪ ሚጣየ ብሓቂ ብሓቂ ትፍለ ኢካ ጅግና ኣቦ ኢካ❤❤

  • @hamanot3362
    @hamanot3362 Месяц назад +1

    እግዚኣብሄር ፍረ ፃዕርካ የስምረልካ ዝሓወይ ኣጆካ ፈጣሪ ዝሳኣኖ የለን

  • @እሙቀይስ
    @እሙቀይስ Месяц назад +16

    እፍፍፍ የኔ አባት ኩሉ ናይ ረቢላዓለምን እዩ ግን ንስኻ ትክክልኛ ሓላፍነት ዝስመዐካ ኣቦ እኻ ብጣዕሚ ጅግና ቃል ስእነልኻ መስተወዐላ. ኣቦ እኻ ኢንሻኣላህ ዛጎልኻ እውን ትድሕን ኢንሻኣላህ❤ ❤

    • @m.g5367
      @m.g5367 Месяц назад +1

      Ajuka Abon aden jeganu ab gonka alna Eritrawit haftka.

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 Месяц назад +6

    ማርያም ፅዮን ትማሓርኪ ሚጣየይ ኣጆካ ሓወይ ክትሓዊ እያ ጅግና ኣቦ🙏🙏🙏

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i Месяц назад +4

    አጀካ ጀግነ አቦ ኢካ ዝሓወይ ድንግል ማርያም ምሕረት ተውርደላ ድማ ክትድሕን እያ

  • @emneteytewahdomedia-hr1zp
    @emneteytewahdomedia-hr1zp Месяц назад +2

    እግዚብሔር አምላክ ለይሓስብካዮ ይፍጠረልካ ወላዲት አምላክ ተፈውሳ
    ኣነስ በቲ ሓቦካ ነብዐ ዋ😢

  • @TemesgenKidanebrhane-bj3vs
    @TemesgenKidanebrhane-bj3vs Месяц назад +37

    ን ዶክተር ሻሮን ክትሓታ ትኽእል ኢኻ ብዛዕባ እዚ ሽንቲ የቃጽላ ትብሎ ዘለኻ ኣነ ይተኣማመን ኢየ ኣዕጋቢ መልሲ ከም ትህበካ ምኽንያቱ ሻሮን ዶክተር ጥራይ ኣይኮነትን ኣምላኽ ዝባረኻ ፍጥረት ኢያ እቲ ጋዜጠኛ ከኣ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ ንጋልካ ድማ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ሓሳብ ልባ የስምረላ

  • @AwatshMesele
    @AwatshMesele Месяц назад +1

    ብጣዕሚ ጅግና ኣቦ ኣጆኻ ዝሓወይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ እዩ እዝግኣብሄር ይሓግዝካ🙏🙏

  • @GenetWeldeslaseGeni
    @GenetWeldeslaseGeni Месяц назад +8

    ናይ ብሓቂ ጅግና አቦ

  • @RtugfgcFxfhch-e1f
    @RtugfgcFxfhch-e1f Месяц назад +1

    ኣጆኻ መዓረይ እ/ሄር ኣምላኽ ይሓግዝካ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MahletTadele-g6y
    @MahletTadele-g6y Месяц назад +4

    ማርያም ፅየን ምሕረት የውርደልኪ እዛ ጋለይ❤❤❤

  • @hiwetokbamicael9638
    @hiwetokbamicael9638 Месяц назад +2

    Mhret yewurdela galay meorey jigna aba ❤❤❤

  • @عبدالقادرمحمد-ط1ن
    @عبدالقادرمحمد-ط1ن Месяц назад +20

    ኣጆካ ዝሐወይ እዛ ቆልዓ ሲ ናይ ኩለና ቆልዓ ያ😢

  • @Alsehday
    @Alsehday 6 дней назад

    😢😢😢😢😢😢😢ኣቦ ማለት ጅግና ❤እግዚአብሔር ይሓግዝ.

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 Месяц назад +8

    አጆካ ጠንካራ አቦ እካ ክትሓዉየልካ እያ ፅዮየይ ምሕረት አዉርድላ ❤🎉

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    _ማዓረይ ጎይታዋይ ከመይ ዘበላ አቦ እዩ እወነት አይካአሉኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ከምዚ ዘበላ ናይ አግዚአብሔር አምላክ እዩ ግን መብዛሓትአም ኣብ አዶ ሸከም እዩ ዝኮወን ናይዚ ግን ይፍለ እዩ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉_

  • @AlematHaftu-v9u
    @AlematHaftu-v9u Месяц назад +5

    ብሓቂ ጀግና ኣቦ እካ እሞ እመብርሃን ኩሉ ፀጋማትካ ትብፀሐልካ ዝሓወይ

  • @mermeriabrha
    @mermeriabrha Месяц назад +2

    ኣይዞኻ ጅግና ኣቦ ኢኻ ዝሓወይ መጨረሸኡ ድማ የሐግሰካ

  • @ZdGidey
    @ZdGidey Месяц назад +8

    ትፍለ ኢካ ከማካ ዝበለ ኣቦ የብዛሓዮ ክብሪ ይግበአካ እዩ ልጓልካ እውን ሙሉእ ምሕረት የውርደላ🙏❤🎉

  • @Bella-shortsLem
    @Bella-shortsLem Месяц назад +1

    Ajoka hwey marey I will help you brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sas7080
    @sas7080 Месяц назад +8

    መግለፂ ልሳኣንኩሉ ኣቦ ክብሪ የዓድልካ መስዋእቲ ንውላድካ ከምዚ ኢልካ ከርተት ኢልካ መድሃኒኣለም ኣቦይ ፃዕርካን ኣቦነትካን ሪኡ ፃዕርካ መፍትሒ ከውርደልካ ኩሉ ፈቃዱ ይኩን ❤️💙 ጅግና ኢካ በሓቂ ❤❤❤❤

  • @aseraser3766
    @aseraser3766 Месяц назад +2

    ብሓቂ ጠንካራ ጅግና ኣቦ ኢካሞ እግዛብሄር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደላ

  • @ኣነ
    @ኣነ Месяц назад +19

    ዕድለኛ ወላዲ ኢካ ዛጓለይ ክትብል ከለካ ንባዕሉ ምሙቋሩ እቲ ልሳንካ ተስፋ ከኣ ኣይትቁረፅ እግዝኣብሄር ረዲኡካ ጓልካ ድሒና ክትሪኣ ኢካ ብርግፀኝነት

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    _ኣጀካ ዝሓወይ ገብዝ ኣቦ ኢካ እወነት ንጓልካ እወን ተሓክማ እግዚአብሔር አምላክ ተሓውሰዎ ንእግዚአብሔር አምላክ ከም ተመሰጋኒ ኢካ አጀካ ናይ እግዚአብሔር አምላክ ተፍጥሮ እዩ_

  • @BerihaTsegay
    @BerihaTsegay Месяц назад +14

    ኣጆካ ጋልካ ጥራሕ ኣይኮነትን ናይ ኩልና እያ ጠንኪርካ ሓዛ ዝሓወይ

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel Месяц назад

    ዛ ጎለይ ምሕረት የውርደልኪ ብሓቂ ሓያል ኣቦ ኢካ ኣጆካ ንኡሽቶ ስለዘላ ጸገም ኣይኮነን ኣይትጨነቅ 🙏🙏🙏

  • @SaSa-x8t9z
    @SaSa-x8t9z Месяц назад +8

    አይዛኻ እዝ ሓወይ ናፈጣሪ ሰራሕ ሰለ ዝኾነ🙏🙏🙏❤

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay7712 Месяц назад +17

    ዝሓዎይ ብሓቂ ጅግና ኢካ ማርያምን መግለፂ ኣይብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ጋልካ ዝሓዎይ ለከ ክንደይ ቡሉፃት ኣቦታት ኣለው እዮሞ በል እግዚአብሔር ይሓግዝካ ወድነይ🥰🙏ኣድናቂትካ እየ እዚ ኩሉ ኣብ ዘይረብሕ እነፍስሶ ዘነበርና ቅርሽስ ኣብ ከምዚ ዝበለ ተነፍስሶስ ክንደይ ሰናይ ነይሩ😢
    እመቤታችን ትሓግዝካ🙏

  • @TrhasTiti-
    @TrhasTiti- Месяц назад +10

    ማርያም ፅዬን ትማሓርኪ ዛጋለይ ኣጆካ ዝሓወይ ፈጣሪ ይሓግዝካ ጀግና ኣቦ 🙏

  • @MidoMiu
    @MidoMiu Месяц назад +6

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ኣጀኻ ዚሓወይ ፈጣር ምስኻ ይኹን

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 Месяц назад +4

    ❤🎉እግዚአብሔር ዕደመ ጥዕና ይህብኩም ል ኩለኩም አጀካ ክምዝይ ነገር ዘሎ እዩ ❤🎉 ክትሓዊ እያ ከአ

  • @FsSd-jd1ym
    @FsSd-jd1ym Месяц назад +1

    ምሕረት የወረደልኪ ማዓረይ❤❤😢ጅግና ኣቦ ፍጣሪ ምሳካ ይኩን ሓወይ❤❤

  • @Burtukan-m5h
    @Burtukan-m5h Месяц назад +11

    ማርያም ፅዮን ምሕረት ትላኣከልኪ ሚጣየ

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ Месяц назад +15

    ዋው ማርያምን ጅግና ኢካ ኣቦ ማለት 👌ኣጀካ ኩሉ ካኣ ፈጣሪ ይሓግዝካ🥀

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ Месяц назад +8

    ኣጆካ ጎይታዋይ ተሓኪማ ዳግማይ ከም ትቀርብ ብዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ ጅግና ተጋደላይ ሓዉና ኣጆካ🙏

  • @MisYo91
    @MisYo91 Месяц назад +26

    እዋይ ጓለይ እግዚኣብሄር ኢዱ የምብረልኪ

  • @redashanko5547
    @redashanko5547 Месяц назад +4

    ህዚ ናትኻውን ብሰብን ብፈጣሪ ሓይሊ ክሓሻ እና ክትሓዊ ከምትኽእል ሙሉእ ተስፋ ኣለዋ ኣጆኻ ጅግና ኣቦ ኢኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FilmawitNatey
    @FilmawitNatey Месяц назад +14

    ምሕረት የውርደላ ውጪሀገር ዘለኩም ተጋሩ ተሓባበርዋ በጃኩም ነዚጀግና ኣቦ😢😢😢

  • @HDfju
    @HDfju Месяц назад +12

    ኣጆካ ጠንካራ አቦ እካ ኣምላክ ምሰካ ይኩን ዝሓወይ ምሕርት ይውርድልኪ ምጣየይ

  • @SalmmH-xx5it
    @SalmmH-xx5it 16 дней назад

    ጅግና አቦ ኩሉ ስራሕ አምላክ እዩእሞ አጆካ መዓረይ❤❤❤

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ Месяц назад +33

    ኣቦ ማለት ኣብዚ ኣሎ ጅግና ኣጀካ ❤

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ

    ሚጣየ እመ ብርሃን ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን 🙏❤

  • @Yordasis
    @Yordasis Месяц назад +6

    ብፍላይ ኣብ ክልል ኣማሓራ ዝተለመደ እዩ ሓወይ ኣጆካ ሕክምና ኣለዎ እዩ ብዝተረፈ ጅግና እካ ተጋሩዋይ ናሓግዙ ኢደይ ኢድካ ንበል 😢❤

  • @salamuh3253
    @salamuh3253 Месяц назад +12

    ኣጆኻ ዝሓወይ ሊዕል ማንም ጅግና ኣቦ እኻ እዛህጻን ድማ ተሓክማ ከም ሰባ ክትኸውን ተስፋ ኣለን ፈጣሪ ባዕሉ ይብሰሓልኩም♥️💚🙏

  • @ተመስገንኣምላክ-ኘ4ዸ
    @ተመስገንኣምላክ-ኘ4ዸ Месяц назад +6

    እግዚአብሔር አመላክ ምሕረት የውርደላ አጀኻ ዝሓወይ አምላኽ ምሳኩም❤❤

  • @brhaneye
    @brhaneye Месяц назад +1

    ጅግና ኣቦ ናይ ብሓቂ ትገርም ኢኻ ብሩኸይ ኣቦ ማለት ከምዚ እዩ ጓለይ ክትብልኳ ክጥዕም ልሳንካ ፈጣሪ ንመን ኢሉዎ ሓውያ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ በፂሓ ክትሪኣ ተስፋ ይገብር 🙏😊

  • @ድንግለይ-ልድያ
    @ድንግለይ-ልድያ Месяц назад +6

    እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም ዝሓወይ ኣጀኹም እግዚኣብሔር ዝሰኣኖ ነገር የለን ንዓኹም ኸኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @SelamTesfay-b6o
    @SelamTesfay-b6o Месяц назад +8

    ዉይ ኣቦ ማለት😢ድኻምካ ይርአ እግዚኣብሄር ኣምላክ ✝️😢😢😢

  • @Mso-o5k
    @Mso-o5k Месяц назад +6

    አጆካ ዝሓወይ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ ብሕክምና ክውገደላ እዩ ❤

  • @ጥዕምቲ-ገ2ኸ
    @ጥዕምቲ-ገ2ኸ Месяц назад

    🙏🙏🙏❤❤

  • @Hsjdba
    @Hsjdba Месяц назад +6

    ኣጆካ ጅግና ኢካ ዝሓወይ ጠንካራ ኣቦ መስዋእቲ ዝከፍል ንውላዱ ርህሩህ እግዚአብሔር እውን ክሕግዘከም እዩ ንስካን በዓልቲ ገዛካን ተሓጋጊዝኩም ብፍቅሪ ውላድኩም ትሕብሕቡ እግዚአብሔር ካዓ ፍረ ፃርኩም ከርእየከም እዩ

  • @MaryamFkr
    @MaryamFkr Месяц назад +1

    ኣጀኻ ጅግና ሓወይ ትሓኪማ ክትድሕን እያ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደላ🙏

  • @Meri-j8b
    @Meri-j8b Месяц назад +9

    ማዓረይ ኣምላኽ ይሓግዝኹም ንፉዕ ኣቦ ለዋህ ርሁሩህ እግዛኣቢሔር ከምዙ ርህራሄኻ ይራህረሀልኻ ሓወይ ማዓረይ❤🙏

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu Месяц назад

    እግዛአቤሄር ይሐግዝካ ንፍዕ መንእሰይ እጆካ አቦ ማለት ከምዚዩ ክከውን ዝግበእ

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ Месяц назад +19

    በጃኩም ፀገሙ ኣቅልል ነብለሉ ዝሓወይ ኣጀካ ኣምላክ ይሓግዝካ 😢🙏🙏🙏

  • @ععالر-ك5ر
    @ععالر-ك5ر Месяц назад +2

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደላ ብሓቂ ጅግና ኣቦ ኢካ

  • @SamriHadush-o4l
    @SamriHadush-o4l Месяц назад +6

    ጅግና ኣቦ እመቤቴ ታሓግዝኩም ማዓረይ🙏🙏

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg Месяц назад +1

    እምነትካ ከድሕነልካ እዩ ፈጣሪ ጠንካራ ኣቦ ኢካ መግለፂ ሲእነልካ ኣነስ😢

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 Месяц назад +15

    አቦ ማለት ከማኻ እዩ ጅግና ኢኻ ዝሓወይ ሙሉእ ዘይጎደሎ ትፍለ ኢኻ አጀኻ ተሓኪማ ከም ሰባ ትጫወት ትመሃር እያ ኸዚ ሼር ንገብሮ ኢና ንሕግዝ ኢና ከአ እግዛአቢሄር ለይሓሰብካዮ ሓጎስ ይፍጠረልካ❤❤

  • @ArmosheshAmbesa-ob3eg
    @ArmosheshAmbesa-ob3eg Месяц назад

    Fetari mhret yewrdela

  • @MhretTades
    @MhretTades Месяц назад +6

    ኣጆኻ ዝሓወይ ናይ ፈጣሪ ሰራሕ እዩ ጅግና ኣቦ ትፍለ ኢኻ ማርያም ፅዮን ትፈውሳ ጓለይ😢❤

  • @azuazu14
    @azuazu14 Месяц назад

    ንስካ ትፍለ ኢካ ዛሓወይ ብጣዓሚ ኢካ ጅግና ኣቦ ማለት ከማካ እዩ አጆካ ጎይታዋይ ሚጣየይ ለምሕረት ይውርደላ🙏

  • @Elenitadele-p7i
    @Elenitadele-p7i Месяц назад +3

    ጅግና ኣቦ ኢኻ ብሓቂ ❤❤ኣጆኻ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኺ ሚጣየይ😢🙏

  • @ksaksa9236
    @ksaksa9236 Месяц назад

    አጆኻ ኩሉ ናይ እግዚአብሔር አምላክ ስራሕ እዪ 🙏

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround Месяц назад +4

    ዝገገርም አቦን ፈረቓን ጅግና ንዓድ ጅግና ንውላድ amazing man ❤🙏🙏🙏

  • @TitiTiti-e6w
    @TitiTiti-e6w Месяц назад

    ጅግና ኢካ ዝሓወይ እመብርሃን ድካምካ ኣይተጣፈእልካ

  • @ሰላም-ኰ8ዘ
    @ሰላም-ኰ8ዘ Месяц назад +6

    አጆካ እዚ ሓወይ አብ በይንካ አይኮነን አብ ዓለም ምሉእ እዩ ዘሎ እዩ ብሓጥያት ዝመፅእ አይኮነን ❤❤❤

  • @mhretgebru8657
    @mhretgebru8657 Месяц назад

    Amen❤

  • @FreFre-iu4dd
    @FreFre-iu4dd Месяц назад +4

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ሚጣየይ አጀካ ዛሓወይ ኣምላክ ያሓግዝካ

  • @Ruttseh
    @Ruttseh Месяц назад +1

    Amlake mihret yewerdela

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q Месяц назад +4

    ኣይዞካ ዝሓውይ አምላከ ምሕረት የውርደላ

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 Месяц назад +7

    አጀካ ኩቡር ሓወይ ናይ ኣምላኽ ስጦታ እዩ አትጨነቅ ብሕክምና ክወገድ ይክእል እዩ ተጋሪዋኒ ሓቦ ንበል እዛ ንእስቲ ሓፍትና ገና እነሃለየ ክትሕከም ዓዕቅምና ነሓግዛ 😢😢😢😢

  • @MahletTadele-g6y
    @MahletTadele-g6y Месяц назад +8

    አቦ ማለት ከማኻ እዩ ጅግና ኢኻ ዝሓወይ እግዚአብሄር ይሓግዝኻ ማዓረይ

  • @truthme332
    @truthme332 Месяц назад +1

    ኣጆኻ ጅግና❤❤❤❤

  • @lokas1112
    @lokas1112 Месяц назад +5

    ማዓረይ ዛጓለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ❤❤ጥዕምቲዋይ ጅግና ኣቦ ኣይዘኻ ኩሉ ክሓልፍ እዩ❤❤❤❤

  • @እየሩሳሌም-የ9ጸ
    @እየሩሳሌም-የ9ጸ Месяц назад

    አጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉረደልኪ 🤲

  • @ፍቕሪ-8
    @ፍቕሪ-8 Месяц назад +12

    ጎይታዋይ 😢 ኣምላኽ ይሓግዝኻ እስከ ብጣዕሚ ንፉዕ ኣቦ 😢