Thank you Berhane for your service. May the Lord God bless you, and keep safe. May the Lord God be gracious to you and shine His face upon you, in Jesus' precious name l pray
The King of TIGGER TIGRIYANS TIGRAY TPLF❤The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless Genius tough faster fighter in the world our GENERALS CORENIALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY ❤❤❤ ብስሬና ብቅልፅምና❤
Bisrat hawena'n Berhane hawena bitami yekenelena for this timely & necessary conversation. Just like the wheat has to be separated from the tares (enkirdad) I hope & pray those who are working against and for Tigray will be known soon, so that Hizbi Tigray can decide what to do for itself!!! Nyi dege wachiwachi isn't going to do a thing for Tigray!!! We (on the outside) can only support your genuine struggle & fight for your freedom, peace, and true prosperity that is not based on destroying others like our enemies are doing. Amlak yihagezkum bikulu, mewatsi yifterelkum!!! Berhane hawena'n kemekha zibele yebizehela Tigray!!! Please take care of yourself! Amlak yihaliwaka ❤💛🙏🏾
I knew this for years. It is absolutely a red flag. I can see many unanswered questions. The fight is not yet begin. This issue is not solved. Unfortunately, it is going to take longer for the people of Tigray to understand that is now escalating and keeping going for future a head.
Tks.to your service and dedication to tigray you are realy a Hero.but in politics i advice you not to biased to any party try to be nuetral and stand to the innocent people of Tigrian people.
ትግራይ ብጌታቸውን ብፃዲቃንን ተዋሪዳ መህዘኒ
ብጣዓሚ ዝሕዝን ንህዝብና ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ትግራዋይ ካብ ምድረ ገፅ ንምጥፋእ ምስ ቡዙሓት ሃገራት ሸርኾም 360% ከብቦም ጆኖሳይድ ንዝፈፀሙ ኣካላት ዝንዕቅ ግዝኣትና ህዝብና ከውሕሱ ይትረፍ እቲ ዝተረፈ ብዘይ ውልቀሰባት ዕሱባት ባንዳታት ካልኢ ህዝቢ ጠቅልሉ ክጠፍእ ዓልሞም ሕድሪ ጀጋኑ በልዖምን ረግፆምን ንሶም ምንባር ብጣዓሚ ዝሕዝን ደም ህዝቢ ይፋሮድም
ብሉፅ ሚድያ tgray press(ሓውና ብስራት) &ኩቡር ተጋዳላይ ብርሃነ thankyou ተስፋ ይስማኒ ክልታኩም ንሕዝቢ አብ ተብርሃሩህልና 🙏❤️❤️ክፅሉሉ ጀጋኑና
ትግራይ ዓደይ ራህዋኺ ይምነየልኪ አየኺ
ብሬ ሓደ ጅግና ..
Thank you Berhane for your service. May the Lord God bless you, and keep safe. May the Lord God be gracious to you and shine His face upon you, in Jesus' precious name l pray
ብጣዕሚ መሕዘንን መሕፈርን ተግባራት እዩ ተፈፂሙ፣ ንብሕቲ ስልጣን ኢልካ ዓድኻ ምኽሓድ ጉዳማት ካሓድቲእዮም።
Thank you, for your clarification, Berhane!
Thank you our hero TDF, thank you for your service. Those bands need to face justice. Long live Tigray💛❤️🙏
Tegaru❤ please love each other
ተጋዳላይ ብርሃነ ጅግና ወዲ ህዝቢ ፈጣሪ ይሓልኻ ሓወይ ናተይ❤❤
Amen Amen 🙏 🙏
ብጣዕሚ ነመስግን ብርሃነ ጅግና ወዲ ትግራይ❤❤❤❤
Thank you ❤❤❤❤❤
የሕዝን. ሕወሓት ዝኣክል. ብኣኽትኩም ውሳንኡ ፍቀድትን ክልክልትን. ዝኾነሉ ግዜ ርኢና. ገሪሙና ዓቅሙ ዝፀንቀቀ. መሪሕነት. መጨረሻ. ትግራይ ኣምንታይ ክውድቃዩ መሻቀሊዩ
ነምስግን ብጻይ ብራሃነ
❤❤🎉🎉❤❤❤ጀጋኑ ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቀፅለሉ ብሬ ጂግና
Welcome mr Bisrat
ቀፅሉ ብሬ ጂግና
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Selam. ❤❤
ሰብ ብተግባር ከይራኣየ ክኣምን ይፅገም ነይሩ ብሓቂ ንትግራይ እንተኾይኑ እቲ ውግንና ካብዙይ ንላዕሊ መረዳእታ የለን።
ብሬ ጅግና❤❤❤❤❤ ብስራት ሰላም ሰላም
ብስራት ና ብሬ የቀንየልና ትገብርዎ ዘለኹም ቃልሲ ቀፅልሉ ኣዚና ነመስግነኩም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ❤️💛💪
ተጋዳላይ ብርሃነ ቀጽለሉ በርትዕ ቀጽለሉ ከይትጠፍእ ዓወት ንሓፋሽ !!
❤❤❤❤❤ ብሬ ሰማዕ ዝሳአንካ
Atsede Gidey: Selam dear. Good to see you!
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 thanks 👍 dear brothers
አቶ ብስራት በርቲዕኻ ቀፅሉ ጅግና ትግረዋይ ኢኻ ነምስግነካ !!
Viva berehin gagena
እንኳን ዳሕና መፀኹም።
👍👍
The King of TIGGER TIGRIYANS TIGRAY TPLF❤The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless Genius tough faster fighter in the world our GENERALS CORENIALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY ❤❤❤ ብስሬና ብቅልፅምና❤
Thank you very much Bisrat and Berhane you are doing great job. Tigrai will prevail as usual
Thank you, Bisrat!
ብርሃንጅግና❤❤❤
Thank you Birhane jigna tigraway 🎉🎉🎉
Bisrat hawena'n Berhane hawena bitami yekenelena for this timely & necessary conversation.
Just like the wheat has to be separated from the tares (enkirdad) I hope & pray those who are working against and for Tigray will be known soon, so that Hizbi Tigray can decide what to do for itself!!! Nyi dege wachiwachi isn't going to do a thing for Tigray!!! We (on the outside) can only support your genuine struggle & fight for your freedom, peace, and true prosperity that is not based on destroying others like our enemies are doing. Amlak yihagezkum bikulu, mewatsi yifterelkum!!!
Berhane hawena'n kemekha zibele yebizehela Tigray!!! Please take care of yourself! Amlak yihaliwaka ❤💛🙏🏾
እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ብሬ
ብስራተይ ንህዝብኻ ንትገብሮ ቃልሲ ኹሉ ዓብይ ኽብሪ ኣለና ኣብዚ ፅንኩር እዋን እንቋዕ እስኹም ሃለኹምልና ኣሕዋቶና
ብሬ ፅቡቅ ዝኾነ ፖለቲካ ትንተነ እዩ ብድፍረት ንዝግበኦ መሃብ ንጅግና ጅግና ምባል ንዝበሰበሰ በሲብሰካ ምባል ብፍልጠት ዝተመለአ ጅግንነ እዩ👍
ጀግና ሀውና ብርሀነ በትክክል ገልፅካዮ እዞም ከድሀት ጌታቸው ካሄድ ጀነራል ፃድቃን ባንዳታት ንትግራይ ህዝብ
ከመ ይ ትክህዶ ወራዳታት
Well come our hero Berhane thank your for your service ❤❤❤❤❤
ቀፅለሉ
ብስራት ፆቡቅ ስራህ ወይም ምግዳል ትገብር ኣለካ ግንድማ ህዝቢ ትግራይ ሆሉ ሰላማዊ ሰልፊ ክንድዝገብር ካልኣይ ጆኖሳይድ ካልኣይ ወለድና መይሰድየን ክድፈራ❤
ሐውና እግዚአብሔር ይመሰገን ንአካን ከማካንዝሓበና
ብሰሩ እንታይ ኣንፈት የድልየና ኩሉ ነገር እፁው እየ ዘሎ።
U R AMAZING BIRHANE
ሕቶ አላትኒ ንተጋደላይ ብርሃነ ሕቶይ እቶም ኣብ ትግራይ ተቃወምቲ ዉድባት እቲ ናይ ሐዚ ኩነታት ከመይ ይሪኡወ
ብርሐነ ዚአገብካ ይመሲለኒ ንሂና እዉን አጊቢናሉ❤❤ህዉሐት ኪቂልጢፍ አለዎ ትግራይ ተዋሪዳ ብተጋሩ መሂዘኒ😢😢
Hulufat bilitsigena Eyom da Getachew i hope people in Tigray
👋👋👋👋👋👋👋👋❤️❤️❤️❤️❤️
Good job guys ❤❤
👉Well done!!
We are proud of you!!👌👌👌👍
Berhan ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏
long live
bire
❤
💪💪💪💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹❤💛❤💛
It is heartbreaking how they can betray their people who are suffering 😔
ገለ መናእሰይ ክተስተውዕሉ ይግባእ ብስምዒት እትጫድሩ ዝነበርኩም ፅባሕ ታሪኽ ከይሓተኩም።
ሰላም ትግራይ ፕሬስ!
እቲ ምስ ተ/ብርሃነ ትግራዋይነት ዝመለኦ ዝገበርክምዎ ግልጺ ክትዕ ጽቡቕ/ይበል ኢዩ።
ፖለቲካን ትግራዋይነትን ንዝርዳእ ንልፍዓተይ ንክርድኦ ሰኮንድ ኣይወስደሉን።
ኣነ ንልፍዓተይ ዝፍልጦ ካብ 2012 ዓ/ም ፈረንጂ ኢየ።
ካብ ልፍዓተይ ዝተዓዘብክዎ ድማ ከመይ ታሪክ ትግራይን ትግራውነትን ምዕቃብ ኢዩ። ብፖለቲካን ትግራውነትን ድማ ብሱል ብሱል ኢዩ።
እሞ ከምዚ ተጋሩ ንተጋሩ ልዝብን ክትዕን ብጣዕሚ ኣድላይ ኢዩ በርትዑ ቀጽልሉ!!
ናይሊ ጌታቸው ካብ ህዝባውነት ምውጻእን ናይሊ ደብረጽዮን ዝሑል መሪሕነትን ግን ተስፋ ቖሪጽና ኢና!!
ከምቲ ልፍዓተይ ዝበሎ ህወሓት ውን ናብ ሚድያ ወጺኦም ህዝቦ ከንቅሑ ይግባእ!!
ወይ ድርዕም ወዲ ረዳ I couldn't believe it
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
The more I listen about the traitors what they have been doing against Tigray but the pain is unbearable
ኣየ ብሬ ወድ ቀይሕ ኮኾብ ኣነ ንማንም ኣይድግፍን ኩሎም ለያቡ እዮም ናይካ መዓንጣ ግን ከየድነኩ ኣይተርፎን
ጌቾ ደፋፍኦም ዘእተውዎ ይመስለኒ በፀል ፃድቃን ደይ መደይ
Actually, it is now possible to say no to them. Otherwise, they should fight for their rights. They shouldn’t keep quiet.
ብርሃነ ቀፅለሉ ካብ ቀደም ማለት ነገራት ምስ ሓመቁ ይክተለካ እየ እና ሰለ ሓቂ ትቃለስ ሰለ ዝኮንካ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ሰለ ሓቂ ገዲፎም እንኳን ይከራከሩ አለው መሕዘኒ ዝኮነ ግዘ ግጓ ግዘ ይቅየር ከም ዝኮነ ዘይርድኡ
I knew this for years. It is absolutely a red flag. I can see many unanswered questions. The fight is not yet begin. This issue is not solved. Unfortunately, it is going to take longer for the people of Tigray to understand that is now escalating and keeping going for future a head.
❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤
ካሊእ ህዝቢትግራይ ከንሓት ሪኢቶክንህብ ንሚዲያ ታት ትግራይ ሕተተልና መዝገብ ተቋቂሙ ን2ቲኦም ጉጅለ ብሚድያ መልስ ይሃቡ ሰላማዊ ቃልሲ ይካየድ
❤❤
ዝኹሉ ገበናት ሰሪሖም ዳአ ከመየይ ጥዐና ክርከብ ይካአል? ገበናቶም ስለ ዘሕትቶም ፣ ና ፒፒ ምፅግዖም ሓቆምዮም ፣ ግን መጨረሽኡ አይልቀቁን።
🎉
Birye jegna
It’s so painful to listen to All this sabotage that happened to our innocent youth that clearly just trying to protect our people 🙏🏽
ዋይ ውርደት ቶም ሰማእታታ እኳዕ ነቂሖም ዝርእይዎ አይኮነ የሕዝን ።
ብስራት ከም ስምካ ትግራይ ክትብሰርያ አጀኩም ትግራይ አብ ድክመታ ሕማቃት ይብለፅዋ ይከድዕዋ ግን አጀና።
እዚኦም ተጋሩ ኣይኮኑን፡ ብዝካል መጥኝ መኝኘኘቶም ዘይፈለጡ አዮም
ህወሓትን ሰራውት ትግራይን ኮነ ተባሂሉ ሽሞይጠፍእ ኣሎ ግን ክሳብ ምኣዝ? እት ተባረረ ጉጅለ ክሕደት ብዘይ ዋዓል ሕደር ክባረር ኣለዎ፣ብሄራዊ ክሕደት ዝፈጸን ዝፍጽም ዘሎን እዩ ንዙይ ትጽቢት ወይ ትዕግስቲ ኣየድልን።ህጹጽ ስጉምቲ ናይ ግድን እዩ ምኽንያቱ እት ጽግዕተኛን ከዳዕን ጉጅለ ጠንቂ ንቤሄራዊ ህዝቢ ትግራይ ይሰርሕ ስለዘሎ ምጽባይ ፍጹም ኣየድልን፣ግዜ ብዘተዋሃበ ቁጽሪ ጉድኣት የብጽሕ ኣሎ።
🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️
ኣፀደ ግደይ ብሬ ሰማዒ ዝሰኣነ ተጋዳላይ ኣይኮን ምኽንያቱ ንስኺ እኳ ሰሚዕኽስ መልሲ ክትህቢ ትረአይ አለኺ።
እቲ ዘሎ ክሳዕ ዕጥቁ ዘርግፍ ኮነ እስካዕ ዘተራግፍ እውን ብቅልጡፍ አብ ትሕቲ ግምት ይኹን ማለት እዩ ምስ ዲዲአር አይጋጮን እንዲያውም ይስማዕማዕ ከምድላዮም ንምግባር ዝዓለመ እዩ።
ስዲ መዕበዪ ዝበደሎ
ብስራት ሓወይ ናይ ዉድብ ህወሓት መግለፂ ደንጉዩ ምዉፅኡ ብጣዕሚ ጠቂሙና ባሃሊ እየ ምኽንያቱ ናይ ክልቲኦም ሓይልታት መርገፂ ንህዝቢ ግልፂ ኣብ ዝኾነሉ ሳዓት ስለ ዝኾነ።
Tks.to your service and dedication to tigray you are realy a Hero.but in politics i advice you not to biased to any party try to be nuetral and stand to the innocent people of Tigrian people.
🖐🖐🖐
Really shocking
ክቡር ሓው ብስራት! እቲ ብቐፃልነት ምስ ኣይተ ብርሃነ ዝተሕልፍዎም ዘለኹም "ሓበሬታታት" ወድዓዊነቶምን ሓቅነቶምን ክሳብ ክንደየናይ እዩ?
ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ ወዲ ወረደ፣ ወዲ ኣሸብርን ካልኦት ጠላማት ኣባላት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቀተልቲ ህዝቢ ትግራይ ብሕጊ ንኸይሕተቱ ፈቲሖም ዝሰደዱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ገበን ብሕቡራት መንግስታት ዝግበር ዝነበረ ምርመራን ምርግጋፅ ተሓታትነትን ንኽቋረፅ
ዝገበሩ ባንዳታት ንህዝቢ ትግራይ ምሳኻ ኣለና እናበሉ ብእንግድዑ ዝወግእዎ ገበነኛታት እዩም። ጌታቸው ረዳን ኣባላት ግ.ም.ት ዝኾኑ ሓገዝቱን ብገንዘብ ኣብይ ኣሕመድ ተደሊሎም ንህዝቢ ትግራይ ካልኣይ ዝቐተልዎ ጠላማት እዩም። መስዋእትን ደምን ህዝቢ ትግራይ ግና በኸንቱ ፈሲሱ ኣይተርፍን! መዓልቶም ይፀበዩ። ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ ከይረኸበ ክሳዱ ኣድኒኑ ኣይነብርን! ዘበት!
ፃዲቃን መሳርሕቱንናይ 3ተ ቃልሲን መስዋኣትን ዝኻሓደ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ምዃን ግን ንምታይ
ነዞም ግምት ወይ ተላአአክቲ ብልፅግና ደገፍ ምዕራባውያን አለዎም ድዩ?
ኣቱም ሃሽከር ሻዕብያ ግደፉ ☝ ህዝቢ ትግራይ ክድርብየኩም እዪ።
ዝተነፀገ ሓይሊ ! ድዩ ዝበለ ብርሃነ? እዚኣ ናይ ተኸፈልቲ ኣበሃህላ እያ። ተኺኢልካ ከም ሓጂ ቡሽራ ያሕያ ዝበለ ሓቀኛ ማእኸላይ ሰብ ኣቕርበልና።
የሕዝን ግን ጋሃድ ምውፃኡ ፅቡቅ እዩ
ንዚ፡ናይሰብ፡ስጋ ዝበልዕ በላዕ ነፍሲ
ስሒቦም እንፃድቃን ከምፅእዎም ምስማዕ መን ከሓስቦ
እንተስፋይ ታደሰ ሪኢቶኹም ሃቡ
ብሬ ኣብ ልቢ ሕዝቢ ትግራይ ኢኻ ሓወይ
ህወሓት ብቀጻላይ ወለዶ እናተኮለኧ ዝምርሽ ውድብ ሕዝቢ ኢዩ !!!
እዙይ ማለት ካለኦት ውደባ አይሓልዋ ማለት አይኮን ስልጡናት መማረፂ ክሕልወና ይግባዕ ኢላ ውድብና ሰለ ትአምን ኢያ አብ ትግራይና ይኹን አብ ኢትዮጵያ ብሕጋዊ አፍልጦ ተጣየሻ ።
ግና አብተን ካለኦት ዶ ከምትግራይና ዝናሓናሓ ውድባት አለዋ ?
እስኻ 50ሽሕ ብወርሒ ትበልዕ ወጣት ትግራይ ክሞተልኻ
Banda
ጅግና ዘቅነእኩም