Teddy Press ናይ ምዝራብን ፕረስን ነጻነት

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 окт 2024
  • ብመሰረቱ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ፡ እቲ ቀዳማይ መመሓየሺ (First Amendment)ናይ መሰላት እማመ፡ ናይ ምዝራብን ፕረስን ነጻነት ካብ መንግስቲ ንኽሕሎ ተባሂሉ ዝቖመ እዩ። በዚ መስረት ሓደ ሰብ ወይ ትካል ሓበሪታ ናይ ምቕባልን ምዝርጋሕን ሙሉእ መሰል ከለዎ ክነሱ፡ ዘሰክሞ ሓላፍነት ኸኣ ኣለዎ። ማለት እቲ ሕጊ ክከላኸለሉ ዘይክለሉ ኩነታት ከጋጥም ይኽእል እዩ። ነዚ ብዝያዳ ንምብራህ፡ ናይ ሕጊ ምሁር በረኸት ሃ/ማርያም ከብርሃልና እዩ።

Комментарии • 11