ምንባር ስኢና እምበር ጠሚና ኣይተሰደድናን!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 ноя 2024

Комментарии • 27

  • @ፍትሒንህዝቢኤርትራ-ኀ9ቨ
    @ፍትሒንህዝቢኤርትራ-ኀ9ቨ 5 месяцев назад +1

    ምሉየ ምንባር እንተሲእና እዉን ጠሚና ኣለና ኣነ ከም ተረዳእኩኻ ብዉልቃዊ ትሪኦ ኣለኻ ንዘይጠቅማ ባኒ ኣብ ጸሓይ ተሰጢሕና ከም ንዉል ዝነበርና ዘንጊዕካ ኣለኻ ሕጂ እዞም ባራዩ ዝዛረብዎ ኣይጠመናን ይብሉኻ እቲ ሕቶ ርዱእ ዩ ዘይጠመየ ካብ ሃገሩ ኣይስደድን ኣብ ዓዱ ኮይኑ እዩ ህዝቡን ሃገሩን ዝሃንጽ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @mulugetatumuzghi
      @mulugetatumuzghi  5 месяцев назад

      እቲ ጻዕራም ህዝብና እታ ዝሓርሰላ ግራቱ ተኸሊኡ እምበር ኣይምጠመየን ስለዚ ወላ ነቲ ጥሜት ውንኮ ኣካል ፖለቲካዩ የግዳ መሬትና ደሪቑ ዘይኮነ ድሩቕ ስርዓት ስለዘለናዩ።

  • @yorsalemgebremedhn3193
    @yorsalemgebremedhn3193 5 месяцев назад +2

    Bravo ❤❤❤❤❤

  • @mulugetahaile3114
    @mulugetahaile3114 5 месяцев назад +1

    Yes great

  • @negutesfa
    @negutesfa 5 месяцев назад +1

    ጅግና ከስከስ ምላሽ

  • @kiflomtumzgi699
    @kiflomtumzgi699 5 месяцев назад +1

    No one leaves his country unless forced to. So we left our country for better choices and our future. nevertheless we have to be harmonized for a better country.

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 5 месяцев назад +1

    ሓሳዊ ወላ ኣብ ሃገርና ከለና ጠሚና ናብ ጋሽ-ባርካ ተሰድድና ንስካ ከማን ካብ ሰንዓፈ ናብ ኢሰራኤ ዝሃደምካ

    • @mulugetatumuzghi
      @mulugetatumuzghi  5 месяцев назад

      ንስኻ ጠሚኻ እምበር ንሕና ኣይጠመናን

  • @aryanagasi4754
    @aryanagasi4754 5 месяцев назад +1

    Selam geta xbuq jmaro zarkey

  • @kiflomtumzgi699
    @kiflomtumzgi699 5 месяцев назад +1

    Yeah indeed.

  • @MayoMayo-lo1yc
    @MayoMayo-lo1yc 5 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 5 месяцев назад +1

    ሞልየ ጽቡቅ ትንተና ግን ኤርትራ ሓዳሽ ዝብሉና ሻዕብያ ምስቲ ናቶም ክሰርሕዎ ዝደለይዋ ሓሳብ ክጥዕመሎም ዮም ሓዳሽ ሃገር ኢሎም ኣታሊሎሙና ኢንበር ከም ሕብረተ ሰብ ኣሽሓት ዓመት ዝገበረን ስልጣኑኡን ፊደሉን ታቦቱን ዓቂቡ ዝጸንሕ ጥንታዊ ማሕበረ ሰብ ዩ።

    • @mulugetatumuzghi
      @mulugetatumuzghi  5 месяцев назад

      ተረዲአካ ግን ሕጋዊ መንግስቲ ካብዘይንውንን ሓደስቲ ኢና።

    • @dahlak3739
      @dahlak3739 5 месяцев назад +1

      @@mulugetatumuzghi ትእክል ሞልየ ኣባህላይ ንምንታይ ድየ ኤርትራ ሓዳሽ ያ ዝብሉ ደገፍቲ ኣለዉ ብኡ ተቃንዮም ቅድሚኡ ዝነበረ ኣመጻጽኣ ኣይንታዮምን ዩ።ሻዕብያ ከኣ ሕሉፍ ሕብረተ ሰብና ኣቋዉሙኡ ክፍለጥ ኣይደልን ዩ ካብዛ ናይ ገድሊ ናብዚኣ ጥራይ ታሪኽ ከም ዘሎ ዮም ዝሰርሕሉ ታሪኽ ህግ ጥራይ ክዝንቶ ይደልይዎ ።ነቲ ሕሉፍ ይቀብሮ ዩ ኢዚ ሓዳሽ ሃገር ዳበሉ ዝዛረብሉ ንምባል የ ።

  • @mulugetatumuzghi
    @mulugetatumuzghi  5 месяцев назад +1

    ሃናጺ ርኢቶኹም ክጽበየ።

    • @seamhagos773
      @seamhagos773 5 месяцев назад +1

      ርእስና ኣብ ስደት ንሕና ኣብ ዓዲ በቓ

  • @MosesKhamisHilal
    @MosesKhamisHilal 5 месяцев назад

    Hadi gohafe eka muhur donkoro eka kehadi derbay agam guzay agam guzay agam guzay agam guzay agam guzay agam guzay agam

  • @fyoriberhe9398
    @fyoriberhe9398 5 месяцев назад

    Fact kem eritreawi ab alem denkoro yelon bflay ezom barayou bzaba isayas enber bzaba hager zeyhasbu ensisatat::

  • @eritreaweteyeeritreaweteye8589
    @eritreaweteyeeritreaweteye8589 5 месяцев назад

    አታ ኸዳዕ ሎሚ ተፈሊጥኻ

    • @mulugetatumuzghi
      @mulugetatumuzghi  5 месяцев назад

      ከዳዕ ንስርዓት ኢሳይያስ ዝድግፍዩ!!

    • @eritreaweteyeeritreaweteye8589
      @eritreaweteyeeritreaweteye8589 5 месяцев назад

      ኤልሳ ጩሩም ጺሒፋ ምተሐጎስኻ እምበር እንታይ ዝዕብድ አለኻ? እሞ ናይዚ ዝግበር ዘሎ አብ እስራኤልሲ ተሐጉስኻ አለኻ ማለት እዩ።

  • @senaitgerei
    @senaitgerei 4 месяца назад

    አታ ኸዳዕ ሎሚ ተፈሊጥኻ🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮

    • @mulugetatumuzghi
      @mulugetatumuzghi  4 месяца назад

      ንኢሰያስ ዝድግፍ ጥራይ’ዩ ኸዳዕ