Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
😢😢😢😢😢😢 መድሃኔኣለም ኣቦይ ምሕረትካ ኣውርደልና ልብና ቆሲሉ እንታይ ክንብል ቤተ ክርስትያና ብደቃ ትጽረፍን ትህረምን ኣላ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልና እመብርሃን ጽላላ ተንብረልኩም
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኦ ጎይታ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢና'ሞ ይቅረ በለልና። እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ!!!
ተመስን መድሃኒ አለም ምሕረትካ ዝኸበረን ዝዓዘዘን ይኩን። ነቶም ግብሪ እኸይ ውን ምሕረት የውርደሎም ።❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ነቶም ገበርቲ እከይ መሕረት የዉርደሎም ንንስሓ ዝከዉን ግዜ ይፍጠረሎም እንተ ንዓኩም ከአ ሓይሊ ይሃብኩም ፍትዋት ኣሕዋት ቤቴክርስትያና መሰረታ ጽኑዕ እዩ ኣይትናወጽን እያ ❤❤❤❤
እግዚኣብሔር ምሕረቱ ይልኣኽ ክብራት ኣቦታት ኣዴታት ኣሕዋት ኣሓት ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም ።
Egziabhier Amlak netom Nbetiekerstyana Egziabhier yqre belelom 😢😢😢😢😢😢😢😢😢 Ajokum zhawey Qal hiwet yesmealna O goyta zgebrwo Ay feltun eyom yqre belelom 😢😢😢
ኣየ ምሕረት ከመይ ዝበለ ምሕረት እዩ ኣየትዕግስቲ ከመይ ዝበለ ትዕግስቲ እዩ ኣምላኽ ኣቦታትና ይክበር ይመስገን እመብርሃን ኣዴና ውዕለትኪ ቡዙሕዩ ድቅዩ ትኣምርኪ ፉሉይ ዩውዕለትኪ ንህዝብኪ ኣድሕንክዮ እኪ እሞ ክብርን ምስጋናን ንዓኪ ይኩንቤት ኣምላክ ካብ ከራን ጎዞሞን ንላዕሊ ዝበልሕ ቃል ኣምላክ ኣለዋ ካራን ጎዞሞን ኣየድልያንዩ ምክንያቱ ቃሉ ካብ ክልተ ዝኣፉ ሴፍ ዝበልሕ እዩ😢😢😢
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይቕረ ይበለልና ንዓኹም ድማ ሓይልን ብርተዐን ይሃብኩም ነገር ግን ቤተ ክርስትያን ኩሉ ግዜ ኣብ ፈተና እያ እሞ ኩሉ ግዜ ኣብ ኣሰር ኣቦታትና ክንህሉ ኣምላኽ ብጸግኡ ይደግፈና
ንህነሰ ንሰብኽ ክርስቶስሃ ዘተሰቕለ እግዚኣብሔር ሓይሊ ይሃብኩ ኣጆኹም። ቅዱስ ኣግናጦዎስ ከምዝበሎ ከሕዱና እዮም ዝኽእሉ እበር ንኦርቶዶክስ ከጥፍእዋ ኣይክእሉን እዮም፡እቲ ምታይሲ ክርስቶስ ዝለ ዝመስረታ፡ ብዓል ስልጣን ሓስዉቲ መስሓት ግን ኢዶም ብእግዚኣብሔር ይርከብዎ።
ኣምላከ ቅዱሳን ምሳኹም ይኹን ደቂ ቤተክርስቲያን ፡እዞም ካሕዳማት ግና ወይልኦም ኣምላክ ይፈርድ እዩ እሞ ወይልኦም፡ካብ ዘይኣመንቲ እትጽበዮ ፡ብኣመንቲ ኢና ዝብሉ መሲል ዝኮኑ ደቃ ከምዚ ክትፍደ ዓገብ ስልጣን ዝብሉኻ ቆልዓ...ኣምላክ ይርኢ እዩ።
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላኽ ምሕረቱን ሰላሙን ይልኣኸልና
ክብረት ይሃብካ ንጹርርን ጽፉን ሓበረታ ንህዝቢ ምቅራብካ ።ንመወቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንስድራ ከኣ ጽናት ይሃቦም ንህሩማት ከኣ ምሉአ ምህረት ይግበረሎም ፈታሪ
ጽቡቕ መልእኽቲ! ኣብ ሰዓቱ። ኣምላኽ ንቤቱ ብምሕረቱ ይሓልዋ...
ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረትካ ኣውርደልና ነዚ ሕማቅ ሓሳብ ትገብሩ ዘለኩም ክኣ ኣምላከ እስራኤል ዓይነ ልቦናኩም ይክፈተልኩም
እግዚኣብሄር ነቶም ሕማቅ ዝሓስቡ ምሕረቱ ይስደደሎ ንዓኩም ክኣ ጽንዓት ይሃብኩም ኣጆኩም
ቃል ሂወት የሰመዓልና ስለ እቲ ህዝብና ተሻቂሉ ኢልኩም መብርሃ ዝሃብኽም
ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ይሃልኹምእበር በዓል ስልጣን ሲ ኣንጻር ቤተክርስትያን ካብ ዝኸዱ ዓመታት ኣቈጺሮም እዮም ኣምላኽ ይቅረ ይበለሎም
እግዚኣብሔር በረኸቱ የብዝሓልኩም በርትዑ ኩሉ ግዜ ሓቂ ትግፋዕ ኢያ ትጽረፍ ኢያ ፍሬኣ ግን ምቁር ኢዩ ኣብ ሰማያት❤🎉😊።
ተዋህዶ ኣይትናወጽን እያ፥ኣጆኩም ማሕበር።!
ዕልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልል እንቃዕ ጥራይ ንስኩ ናጻ ኮንኩም ባዓል ስልጣን ዳኣ ዘይ ምስ ዝነፈሰ እዮም ዝነፍሱ ዘለዉ ምምላሶም የርእየና ❤❤❤❤❤ እንቃዕ ኣብ ግዘኩም መለስኩም እመ ብርሃን ከምቲ ን ቱፋንያ ሓይላ ዘገለጸቱሉ ታምራ ትግለጽ
ኣጆኹም በርትዑ ጽንዑ ሰብኡት ኩኑ ኣብ ቅድስት ቤተክርስትያንኩም ክሳዕ መወዳአታ ጽንዑ አቲ ክሳዕ መወዳአታ ዝዕገስ ክድሕን ኢዩ
Amlaek. Netom. Himak. Hasan tegbar. Hizom. Zigazu. Mihretka. Yewrdelom. Nisha. Yebkiayom. Amlaekey. Sidetna. Yehsrelna. Amen 🙏🙏🙏😭😭😭
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስምዓልና ።
ነታ ፍረ ዘለዋ ገረብ ኩሉ ኢዩ እምኒ ዝድርብየላ ፥ ከመይ ከምቲ ቁሪ ናበይ ደሊኻ ምስ ተባህለ ናብቶም ክዱናት እቶም ዕሩቓት ከ ንሶም ደኣ ትሑዛት ዝበሎ ፥ሕጂ ከኣ ሰይጣን ነቶም ብዝተፈላለየ ፖሎቲካዊ ኣራኣእያ ካብ ቤቶምን እምነቶምን ዘንደልሃጹን ፍቓዱ ኣብ ምፍጻም ዝወፈሩን ሰላም ሂቡ ናብዛ ቤት ምምጽኡ መርኣያ ቅንዕነኣን ጽኑዕ ኣካይደኣን ኢዩ ስለዚ ""ዓስብኹም ኣብ ሰማያት ብዙሕ ስለ ዝኾነ ተሓጎሱ ባህ ውን ይበልኩም"" ኣሜን!!!
Kale hiwet yesmalna
ኣምላክ እስራል ኣቦይ ምሕረት የውርደልና እዝግኦኦኦኦ ንበል
Amen amen amen Egziabiher mhretu yhabena. Nakum ka hayli yhabkum.
ንሕናስ ርእና ሰምዕና ንገብሮ የለን ልዑል እግዚአብሄር ባዕሉ ጽላሉ የንብረልኩም ነቶም ሕማቕ ዝገበሩ ከኣ ልዑል እግዚአብሄር ንልቦም ይምዓድ። ንዝተገብረ ድፍረት ንኹኒን ዓገብ ንብል።
ሓሲት ንግዚኡ ጥራይ እያ ተገልግል ዕምሪ የብላን ዳሓን ካኣ ናይዛ ዝገብሩዋ ዘለዉ ይንዋሕ ይሕጸር ዋጋ ክኸፍሉሉ እዮም ብሓይሊ እግዚኣብሄር ሓሶቶም ተቓሊዑ'ሎ ብደሙ ይሸፍንኩም የሕዋት ካብ ገባሪ ኩፉእ እግዚኣብሔር ይሓልኹም እምበር ተሕልፍዎ ዘለኹም ዝተዋደደ ጸለመን መቕተልትን መሕረድትን ንሪኦ ኣለና
ቃል ሂወት የስምዓልና ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ
እመንርሃነይ ምሳኩ ትኩ የሕውተይ መዓረይ😢😢😢😢
ወ፡ማቴ 5፡11 ምእንታይ እንተ ጸረፉኹምን፡እንተ ሰጎጉኹምን፡ኩሉ ኽፉእ ዘበለ ድማ ብሓሶት እንተ ተዛረቡልኩምን፡ብጹኣን ኢኹምወ፡ማቴ 24፡6 እዚ ኩሉ ግድን ክኸውን እዩ ኤፌ 6፡10 ብዝተረፈስ የሕዋተየ ፡ ብጎይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዑ፡፡ወ፡ሉቃ 23፡34 እየሱስ ድማ"ኦ ኣቦይ፡ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮምሞ ሕደገሎም በለ፡፡ 😢😢😢ኣምላከ ቅዱሳን ምሕረቱ ይልኣኸልና ኣጆኩምቤተ-ክርስትያን ድማ ትፍተንምበር ኣትወድቅን መኽንያቱ መሰረታ ክርስቶስ ስለ ዝኾነ ። ❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓይሊ የሃብኩም ዞምሕዋተይ።ኣምላኽ እስራኤል ምሳኹም እዩ።ንዝመቱ ኣቦታት ኣሕዋት ድማ ሃገር ቅድስት መንግስተ ሰማይ የውርሶም።
Yehiwatey. Marey. Abotatey. Adetatey. Agekum. Dingil. Maryam. Ms. Weda msakum. Eya. Damnom. Yelen. 🙏💒💒💒🙏😭😭😭
Amen 🙏🏽 kale hiwet yesmalna deki eme brhan Ajekum tguh gasayna atkesn eyu 🙏🏽eta amanawit axnafawit betekrstyan gn hji akonun zexelmwa zelewu abti hakena mkonan zeymkqnan bezatom tmzen akonetn ajokum 🙏🏽❤️🙏🏽kab fkri krsotos zfelyeni menyu mekerado sgrdyu enabelkum kabza kneti emetkum xneu🙏🏽
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓዉና። ጸለመ ወዲ ሰብ ተምኒይዎም ሕጂ ዉን ናብታ ቅድስቲ ቤት ኣምላኽ በጺሖም ኣለው። ካብዚ ዓይነት ክፉእ ጸለም ይሰዉረና። ንዕኦም ዉን እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለሎም። እምበር ቤተይ ቤት ጸሎትሲ ከም ቀደማ እያ ዘላ።
ኦ ኣምላኽ ዓይኒ ዝፈጠርካ ኣይትርእን ዶ !!!!
ብሓቂ እዚ ዝብሃል ዘሎ ዘሕዝን ልቢ ምእመናን ዝትንክፍ ናይ ድፍረት ኃጢኣር እዩ። እግዚአብሔር ፍርዱ ይሃብ።እከይ ኣብ ማሕደሮምን ኣብ ውሽጦምን ኣሎ እሞ፣ሞት ብድንገት ይምጽኣዮም፣ብህይወቶም ከለዉ ናብ ሲኦል ይውረዱ።: ኣነ ግና ናብ ኣምላኽ እምህለል ኣሎኹ፣ጐይታውን ክድኅነኒ እዩ። ምሸትን ብጊሓትን ቀትርን እቚዝም እህህውን እብል ኣሎኹ፣ንሱ ኸኣ ድምጸይ ይሰምዕ እዩ። ዚቃወሙኒ ብዙሓት እዮም እሞ፣ካብ ውግእ ንነፍሰይ ብሰላም ኣናግፋ።መዝ.55፣15-18/
Amlak xlalu yenbrelkum ❤😢😢😢
እግዚኣብሄር ሓይሊ ይሃብኩም እንተ እቶም ገበርቲ ኢከይ ግና እግዚኣብሄር ይግናሓዮም ስልጣን ከሰተ ከኣ ፖሊትካ ኣምሲሉ ንቤተ ክርስትያን እንተኣጸለመ ሓስት ንግዚኡ ኢዩ ሓቂ ግና ነባሪ ኢዩ እዚ ሓቂ ምስ ሰመዓስ እንታይ ኢሉ ይኸውን
ይቅረታ ቶም ዝተሃረሙ ምህረት የውርደሎም ቶም ዝመቱ ካኣ ኣብ የማኑ ይንብሮም አቲ ሓውና ኣቦና ያቆብ ኮይኑ ዝዋሳእ ዝነበረ ከ ዳሓን ዱ ብልክዕ ናት ምስሊ ጥራይ አና ኣለሊና ኣጆኩም ኣብ ጾሎት በርትዑ እመ ብርሃን ዝሓዘ ዝሓፈረ የለን
Selam dahan eyu amlak ymesgen
Egziabhier amlak nbietu balu sle zhlwa aytnawexn eya
amen amen amen qale hiwet yesmaalna netom betekrstyana zexelemu amlak yqre ybelolem
Abet egzo meharena Nebel nmhlel egzabher mhretu yewrdelna
Amen amen amen
ስለ ቤተ ክርስቲያኖም ደው ኢሎም ዝምስክሩ ሓቀኛታት ኣመንቲ ጠፊኦም ንዝሓልፍ ሃገር ክንብል ንዘይሓልፍ መንግስቲ አምላኽ ኣይንክሰር የሕዋት ሓደራ ምሕረት ካብ አምላክ ንለምን ንማህለል
እግዚኣብሔር ይግነሓዮም ነቶም ገበርቲ እከይ
እግዚኣብሔር ኣምላኽና ሰላሙ ይሃበና።ቤተ እግዚኣብሔር ግና ኣብ ጽኑዕ ከውሒ ስለ ዝተሃንጸት ዝመጸ እንተ መጸ ኣይትናወጽን እያ
Egzabiher netom hemaq zehsbu nebtkrstyan balu mehret yewrdlom Ajkum kubrat yehwat amlak alo
Egziabihier mihret yewuridelina ember kemizi endia bejakum kulatina tselot nigiber medihanie alem selamu kewurudelina
✝️🙏⛪️❤
ንቤተክርስቲያን ዘጸልም ውዒሉ ሓዲሩ ብኣምላኽ ክጽልም እዩ ካብ ዓይን ኣምላኽ ኣይክወሉን እትም ዋና ቤተክርስትያን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣዩ ኣምላኽ ይምሓረና ይምሓሮም
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeal
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ
ቃለ ሂወት የስመዓልና ንበተክርስቲያን ፋሕፋ ንብባል ዝተጳጥቁ ስለ ዘለዉ ኢዮም ኢዞም ዝበላዮ ሰባት ናይ ናዓቢ ሰባት ኢዮ ኢዚኦም ድማ ይሁዳ ታት ኢዮም ንበተክርስቲያኖም ይሕሊፎም ዝህቡ ናይ ገንዘቦም ጥራይ ኢዮ ዝሪኡ ክንደይ ሰብ ሪኢለይ ኢምበር ኢንታይ ይገብር አለኩ ኢሎም ዘይስተዉዕሉ ስልጣን ካሳሁን በተክርስቲያና ድማ ህዝበይ አስተዉዕል ክልተ ግዘ ሕሰብ
ኩቡራት ኣቦታትና ኢግዛቢሀር ባዕሉ ይፍደዮም ኣእምበር በተክርስትያን ሲ ንዋየ ቁድሳን እበር ኣጽዋር ከም ዘይ ትሕዝ ኩሉ ይፈልጥ ኢዩ ንሃገርናን ሃይሞኖትናን ህዝብናን መንግስትናን ይሓልወልና ፡ንዓኹም ከኣ መዋጾ ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤
Naybehaki kal hiwet yesmealna amlak alo ajokum
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም😢😢😢
Xbuq mebrhi ❤❤❤ ember dfret hasotn bezihu egziabhier yqre ybelela
tsegakum yebzhalkum
አግዝብሄር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹም ይሐዋተይ ንገባር አከይ ናይ አዶም ኣይሰኑ ኣምላኽ ኣሎ ንኹሉ ዝርአ
Amen amen amen qal hiwet yesmalna egizabher amlak mhrat ywerdelan ❤❤❤❤
እስከ እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን እንታይ ክንብል ኣሕዋተይ መዓረይ😢😢😢😢😢
ኣምላከ ምሕረቱ ይላኣከልና ❤
Ayni zfeteres ayren do!! Halawina aytakesn eu letu sbhat❤😢
Egzabher amlk mihret yewrdlom 😢😢😢
Amen amen abona 🙏💒❤️❤️🙏
ሰባት ንኽቓተሉ ገንዘብ እንዳሃብካስ፡ ግርም"ባ ሓቐኛ ክትመስል ምፍታን፡ ንቐተልቲ ዶከ ገንዘብ ይዋሃብ"ዩ ተሕዝኑ
ከምዛ ቪዶ ገይራ ዘግሃየትኒ የላን ፡ ኣብ ልዕሊ፡ቤተ ክርስትያነይ ከምዚ ምስ ራእኩ ፡ ብጣዕሚ ሓዝነ።
Kndey ychknu eyom etom nbetekrstyan ezi ztemeneyu 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እግዝኣቢሄር ሓይልን ብርተዐን ይሃብኩም ፡እቲ ዘይታኸስ ጓሳ ወትሩ ኣብዝርያኩም ይኹን፡እቶም ብዝይፍላጥ እትዛረቡ ካብ ጸለመ ክትርሕቁ ኣለኩም፡ንኩሉ ህዝቢ ካኣ ዕርቂ ሰላም ይልኣክልና
Amen❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓይሊ የሃብኩም ፡ ነቶም ገበርቲ ኢከይ ካኣ እግዚኣብሔር ይግናሓዮም
ቃል ሂወት የስመዓልና ማ/ማርያም
ከምቲ ሊቀ ነብያት ሙሴ "ስም ኣምላኽ ብሰንክኹም ኣብ ኣህዛብ ይጽረፍ ኣሎ" ዝበሎ'ዩ፡ እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ይቕረ ኢሉ ቤቱን ህዝቡን ይሓሉ።
ክብርት ስድር እንኮዕ እትስምይን ምድርን ዝፍጠር ኣቅልልእክም🙏🙏🙏🙏
ajokum yhwatey marey Egzabher Amlak alo 😢😢😢
Egziabihier amlak nsnay zhasb lbona yhabena amlak selam yehab❤❤
Amlak yhalwa amber betekrstyansi ayteaman
መርሓባ ደቂ ተዋህዶ እቲ ንሰይጣንን ኣገልገልቱን ዘሰንብድ ደጎድጎዳዊ ድምጽኹም ዘስምዓና መድሃኔ አለም ይኽበር ይመስገን።
❤❤❤
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ክንደይ ተፈቲንኩም ኢኩም እሞ ከምኡ ድማ እንዳ ደመቅኩም ትሓድሩ ኢኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
Egziabher ygesxom Nakum keaAb emnetkum yexnkum yhwatey
ሓወይ ብሰንኪ ዘይምርዻእኩም ቤተ ክርስትያና ኣድፊርኩሞ ክትዛረብ ንስካ ክማን ሕፈር
Egzabher aboy mihretka sdedelna 😢😢😢😢😢
Tay. Hamanot. Ayfeltun. Eyom. Giersedemawuyan. Eyom. 🙏💒💒💒🙏😭😭😭
Ezgabher mhretu ysdedelna
ካበይ ድኣ ኣምጺአሞ ዝኹሉ ፋስን ካራን ርኩሳት ሓሰውቲ😢😢😢😢
Egzabiher yihalukum.
Amen.
እዞም ሉኡዃት ተሃድሶ ብገዛእ ፍቃዶም መሳርሒ ሰይጣን ኮይኖም ደለዉ እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለሎም።
Way. Amlakey. Sik. Elka tiriom. Aleka. Bet. Mekdes Gigizemo. Ageb. Ageb. Ageb. Nbelom. 😭😭😭🙏🙏🙏
እቲ ንኣቦና ኣብርሃምን ነዴና ቅድስት ሶሱናን ዘጸለመ ዲያብሎስ ሎሚ'ውን ተላዒሉ ንቅድስት ቤተ ክርስቲያን የጸልማን ይቋወማን ኣሎ። ግን ኣብ ከውሒ'የ ተመስሪታ በልዎም! ብደሙ እያ ተሃኒጻ በልዎም። ኣይትናወጽን እያ በልዎም።
😭😭😭😭😭😭😭😭
ከምቲ እግዚኣብሔር ንቤቱ ኣብ ዘይ ናወጽ ከውሒ ዝመስረታ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓይሊ እግዚኣብሔር ዘይ ናወጽ ህዝቢ መስሪቶም ኢዮም ። ስለዚ ማሕበረ ማርያም ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ኣለም ድማ ካብ 2009 ክትምስረት ከላ ኢዩ ፈተነ ኣጋጢምዋ ነገር ግን ንብዙሓት ሄሮዳሳውያ ብሓይሊ እግዚኣብሔር ድንግል ማርያም ናይ ሓደራ ኣዳናን ንኹሉ ነቲ ፈተነ ትስዕሮ ኣላ። ብሳላ ጸሎት ናይ ቅዱሳን ምስ ኮውሒ ምርጻም ከይ ኮነኩም ልቢ ግበሩ ። 9:34 9:36
ባዓል ክፉኡ ሓሳባት ዕድመ የብሉን ሓደ ማዓልቲ ናይ ኢዱ ክረክብ ኢዩ ። ዳሓን ግን እቲ ዘይታከስ ጋሳ ምሳና ስለ ዘሎ ውል ሓንቲ ኣይንከውንን ኢና ጸሎት ጥራይ ነጽዕቅ ።
Egziabher amlak mlue mhret yewrdelna gziu ymelselna ngeberti ekey kea egziabher ygnhayom
Egzabiher balu xegu yebizihalkum.
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
Egziabhier Amlak mihret yewredelna⛪⛪⛪⛪⛪
😭😭😭😭😭
የሕዋተይ እግዘኣቢሔር ኣምላኽ ይሓልኹም ካልእ ዝበሃል የለን እቲ ቀንዲ ሽግር ኮይኑ ዘሎ እቶም ተጋሩ ፍላሻ ኣብቲ ሓላፍነት ስለዘለዉ እዩ ዝኾነ ፖሊስ ክሰመዓኩም ዝኽል የለን ኮነ ኢሎም እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ እቲ ምስኦም ዝመጸ ቀንዲ ተሓባባሪ ናይቶም እከያት ምኻኑ ዘይምዝንጋዕ እግዘኣቢሔር ኣምላኽ ቅድስት ቤተክርስትያና ይባርኽ ኣሜን
Nay behaqi seb rugum eyou
😢😢😢😢😢😢 መድሃኔኣለም ኣቦይ ምሕረትካ ኣውርደልና ልብና ቆሲሉ እንታይ ክንብል ቤተ ክርስትያና ብደቃ ትጽረፍን ትህረምን ኣላ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልና እመብርሃን ጽላላ ተንብረልኩም
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኦ ጎይታ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢና'ሞ ይቅረ በለልና። እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ!!!
ተመስን መድሃኒ አለም ምሕረትካ ዝኸበረን ዝዓዘዘን ይኩን። ነቶም ግብሪ እኸይ ውን ምሕረት የውርደሎም ።❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ነቶም ገበርቲ እከይ መሕረት የዉርደሎም ንንስሓ ዝከዉን ግዜ ይፍጠረሎም እንተ ንዓኩም ከአ ሓይሊ ይሃብኩም ፍትዋት ኣሕዋት ቤቴክርስትያና መሰረታ ጽኑዕ እዩ ኣይትናወጽን እያ ❤❤❤❤
እግዚኣብሔር ምሕረቱ ይልኣኽ ክብራት ኣቦታት ኣዴታት ኣሕዋት ኣሓት ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም ።
Egziabhier Amlak netom Nbetiekerstyana Egziabhier yqre belelom 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Ajokum zhawey Qal hiwet yesmealna O goyta zgebrwo Ay feltun eyom yqre belelom 😢😢😢
ኣየ ምሕረት ከመይ ዝበለ ምሕረት እዩ ኣየትዕግስቲ ከመይ ዝበለ ትዕግስቲ እዩ ኣምላኽ ኣቦታትና ይክበር ይመስገን እመብርሃን ኣዴና ውዕለትኪ ቡዙሕዩ ድቅዩ ትኣምርኪ ፉሉይ ዩውዕለትኪ
ንህዝብኪ ኣድሕንክዮ እኪ እሞ ክብርን ምስጋናን ንዓኪ ይኩን
ቤት ኣምላክ ካብ ከራን ጎዞሞን ንላዕሊ ዝበልሕ ቃል ኣምላክ ኣለዋ ካራን ጎዞሞን ኣየድልያንዩ ምክንያቱ ቃሉ ካብ ክልተ ዝኣፉ ሴፍ ዝበልሕ እዩ😢😢😢
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይቕረ ይበለልና ንዓኹም ድማ ሓይልን ብርተዐን ይሃብኩም ነገር ግን ቤተ ክርስትያን ኩሉ ግዜ ኣብ ፈተና እያ እሞ ኩሉ ግዜ ኣብ ኣሰር ኣቦታትና ክንህሉ ኣምላኽ ብጸግኡ ይደግፈና
ንህነሰ ንሰብኽ ክርስቶስሃ ዘተሰቕለ እግዚኣብሔር ሓይሊ ይሃብኩ ኣጆኹም። ቅዱስ ኣግናጦዎስ ከምዝበሎ ከሕዱና እዮም ዝኽእሉ እበር ንኦርቶዶክስ ከጥፍእዋ ኣይክእሉን እዮም፡እቲ ምታይሲ ክርስቶስ ዝለ ዝመስረታ፡ ብዓል ስልጣን ሓስዉቲ መስሓት ግን ኢዶም ብእግዚኣብሔር ይርከብዎ።
ኣምላከ ቅዱሳን ምሳኹም ይኹን ደቂ ቤተክርስቲያን ፡እዞም ካሕዳማት ግና ወይልኦም ኣምላክ ይፈርድ እዩ እሞ ወይልኦም፡ካብ ዘይኣመንቲ እትጽበዮ ፡ብኣመንቲ ኢና ዝብሉ መሲል ዝኮኑ ደቃ ከምዚ ክትፍደ ዓገብ ስልጣን ዝብሉኻ ቆልዓ...ኣምላክ ይርኢ እዩ።
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላኽ ምሕረቱን ሰላሙን ይልኣኸልና
ክብረት ይሃብካ ንጹርርን ጽፉን ሓበረታ ንህዝቢ ምቅራብካ ።ንመወቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንስድራ ከኣ ጽናት ይሃቦም ንህሩማት ከኣ ምሉአ ምህረት ይግበረሎም ፈታሪ
ጽቡቕ መልእኽቲ! ኣብ ሰዓቱ። ኣምላኽ ንቤቱ ብምሕረቱ ይሓልዋ...
ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረትካ ኣውርደልና ነዚ ሕማቅ ሓሳብ ትገብሩ ዘለኩም ክኣ ኣምላከ እስራኤል ዓይነ ልቦናኩም ይክፈተልኩም
እግዚኣብሄር ነቶም ሕማቅ ዝሓስቡ ምሕረቱ ይስደደሎ ንዓኩም ክኣ ጽንዓት ይሃብኩም ኣጆኩም
ቃል ሂወት የሰመዓልና ስለ እቲ ህዝብና ተሻቂሉ ኢልኩም መብርሃ ዝሃብኽም
ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ይሃልኹም
እበር በዓል ስልጣን ሲ ኣንጻር ቤተክርስትያን ካብ ዝኸዱ ዓመታት ኣቈጺሮም እዮም ኣምላኽ ይቅረ ይበለሎም
እግዚኣብሔር በረኸቱ የብዝሓልኩም በርትዑ ኩሉ ግዜ ሓቂ ትግፋዕ ኢያ ትጽረፍ ኢያ ፍሬኣ ግን ምቁር ኢዩ ኣብ ሰማያት❤🎉😊።
ተዋህዶ ኣይትናወጽን እያ፥ኣጆኩም ማሕበር።!
ዕልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልል እንቃዕ ጥራይ ንስኩ ናጻ ኮንኩም ባዓል ስልጣን ዳኣ ዘይ ምስ ዝነፈሰ እዮም ዝነፍሱ ዘለዉ ምምላሶም የርእየና ❤❤❤❤❤ እንቃዕ ኣብ ግዘኩም መለስኩም እመ ብርሃን ከምቲ ን ቱፋንያ ሓይላ ዘገለጸቱሉ ታምራ ትግለጽ
ኣጆኹም በርትዑ ጽንዑ ሰብኡት ኩኑ ኣብ ቅድስት ቤተክርስትያንኩም ክሳዕ መወዳአታ ጽንዑ አቲ ክሳዕ መወዳአታ ዝዕገስ ክድሕን ኢዩ
Amlaek. Netom. Himak. Hasan tegbar. Hizom. Zigazu. Mihretka. Yewrdelom. Nisha. Yebkiayom. Amlaekey. Sidetna. Yehsrelna. Amen 🙏🙏🙏😭😭😭
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስምዓልና ።
ነታ ፍረ ዘለዋ ገረብ ኩሉ ኢዩ እምኒ ዝድርብየላ ፥ ከመይ ከምቲ ቁሪ ናበይ ደሊኻ ምስ ተባህለ ናብቶም ክዱናት እቶም ዕሩቓት ከ ንሶም ደኣ ትሑዛት ዝበሎ ፥ሕጂ ከኣ ሰይጣን ነቶም ብዝተፈላለየ ፖሎቲካዊ ኣራኣእያ ካብ ቤቶምን እምነቶምን ዘንደልሃጹን ፍቓዱ ኣብ ምፍጻም ዝወፈሩን ሰላም ሂቡ ናብዛ ቤት ምምጽኡ መርኣያ ቅንዕነኣን ጽኑዕ ኣካይደኣን ኢዩ ስለዚ
""ዓስብኹም ኣብ ሰማያት ብዙሕ ስለ ዝኾነ ተሓጎሱ ባህ ውን ይበልኩም"" ኣሜን!!!
Kale hiwet yesmalna
ኣምላክ እስራል ኣቦይ ምሕረት የውርደልና እዝግኦኦኦኦ ንበል
Amen amen amen Egziabiher mhretu yhabena. Nakum ka hayli yhabkum.
ንሕናስ ርእና ሰምዕና ንገብሮ የለን ልዑል እግዚአብሄር ባዕሉ ጽላሉ የንብረልኩም ነቶም ሕማቕ ዝገበሩ ከኣ ልዑል እግዚአብሄር ንልቦም ይምዓድ። ንዝተገብረ ድፍረት ንኹኒን ዓገብ ንብል።
ሓሲት ንግዚኡ ጥራይ እያ ተገልግል ዕምሪ የብላን ዳሓን ካኣ ናይዛ ዝገብሩዋ ዘለዉ ይንዋሕ ይሕጸር ዋጋ ክኸፍሉሉ እዮም ብሓይሊ እግዚኣብሄር ሓሶቶም ተቓሊዑ'ሎ ብደሙ ይሸፍንኩም የሕዋት ካብ ገባሪ ኩፉእ እግዚኣብሔር ይሓልኹም እምበር ተሕልፍዎ ዘለኹም ዝተዋደደ ጸለመን መቕተልትን መሕረድትን ንሪኦ ኣለና
ቃል ሂወት የስምዓልና ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ
እመንርሃነይ ምሳኩ ትኩ የሕውተይ መዓረይ😢😢😢😢
ወ፡ማቴ 5፡11
ምእንታይ እንተ ጸረፉኹምን፡እንተ ሰጎጉኹምን፡ኩሉ ኽፉእ ዘበለ ድማ ብሓሶት እንተ ተዛረቡልኩምን፡ብጹኣን ኢኹም
ወ፡ማቴ 24፡6 እዚ ኩሉ ግድን ክኸውን እዩ
ኤፌ 6፡10 ብዝተረፈስ የሕዋተየ ፡ ብጎይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዑ፡፡
ወ፡ሉቃ 23፡34 እየሱስ ድማ"ኦ ኣቦይ፡ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮምሞ ሕደገሎም በለ፡፡ 😢😢😢
ኣምላከ ቅዱሳን ምሕረቱ ይልኣኸልና ኣጆኩም
ቤተ-ክርስትያን ድማ ትፍተንምበር ኣትወድቅን
መኽንያቱ መሰረታ ክርስቶስ ስለ ዝኾነ ። ❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓይሊ የሃብኩም ዞምሕዋተይ።
ኣምላኽ እስራኤል ምሳኹም እዩ።
ንዝመቱ ኣቦታት ኣሕዋት ድማ ሃገር ቅድስት መንግስተ ሰማይ የውርሶም።
Yehiwatey. Marey. Abotatey. Adetatey. Agekum. Dingil. Maryam. Ms. Weda msakum. Eya. Damnom. Yelen. 🙏💒💒💒🙏😭😭😭
Amen 🙏🏽 kale hiwet yesmalna deki eme brhan Ajekum tguh gasayna atkesn eyu 🙏🏽eta amanawit axnafawit betekrstyan gn hji akonun zexelmwa zelewu abti hakena mkonan zeymkqnan bezatom tmzen akonetn ajokum 🙏🏽❤️🙏🏽kab fkri krsotos zfelyeni menyu mekerado sgrdyu enabelkum kabza kneti emetkum xneu🙏🏽
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓዉና። ጸለመ ወዲ ሰብ ተምኒይዎም ሕጂ ዉን ናብታ ቅድስቲ ቤት ኣምላኽ በጺሖም ኣለው። ካብዚ ዓይነት ክፉእ ጸለም ይሰዉረና። ንዕኦም ዉን እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለሎም። እምበር ቤተይ ቤት ጸሎትሲ ከም ቀደማ እያ ዘላ።
ኦ ኣምላኽ ዓይኒ ዝፈጠርካ ኣይትርእን ዶ !!!!
ብሓቂ እዚ ዝብሃል ዘሎ ዘሕዝን ልቢ ምእመናን ዝትንክፍ ናይ ድፍረት ኃጢኣር እዩ። እግዚአብሔር ፍርዱ ይሃብ።
እከይ ኣብ ማሕደሮምን ኣብ ውሽጦምን ኣሎ እሞ፣
ሞት ብድንገት ይምጽኣዮም፣
ብህይወቶም ከለዉ ናብ ሲኦል ይውረዱ።
: ኣነ ግና ናብ ኣምላኽ እምህለል ኣሎኹ፣
ጐይታውን ክድኅነኒ እዩ።
ምሸትን ብጊሓትን ቀትርን እቚዝም እህህውን እብል ኣሎኹ፣
ንሱ ኸኣ ድምጸይ ይሰምዕ እዩ።
ዚቃወሙኒ ብዙሓት እዮም እሞ፣
ካብ ውግእ ንነፍሰይ ብሰላም ኣናግፋ።መዝ.55፣15-18/
Amlak xlalu yenbrelkum ❤😢😢😢
እግዚኣብሄር ሓይሊ ይሃብኩም እንተ እቶም ገበርቲ ኢከይ ግና እግዚኣብሄር ይግናሓዮም ስልጣን ከሰተ ከኣ ፖሊትካ ኣምሲሉ ንቤተ ክርስትያን እንተኣጸለመ ሓስት ንግዚኡ ኢዩ ሓቂ ግና ነባሪ ኢዩ እዚ ሓቂ ምስ ሰመዓስ እንታይ ኢሉ ይኸውን
ይቅረታ ቶም ዝተሃረሙ ምህረት የውርደሎም ቶም ዝመቱ ካኣ ኣብ የማኑ ይንብሮም አቲ ሓውና ኣቦና ያቆብ ኮይኑ ዝዋሳእ ዝነበረ ከ ዳሓን ዱ ብልክዕ ናት ምስሊ ጥራይ አና ኣለሊና ኣጆኩም ኣብ ጾሎት በርትዑ እመ ብርሃን ዝሓዘ ዝሓፈረ የለን
Selam dahan eyu amlak ymesgen
Egziabhier amlak nbietu balu sle zhlwa aytnawexn eya
amen amen amen qale hiwet yesmaalna netom betekrstyana zexelemu amlak yqre ybelolem
Abet egzo meharena Nebel nmhlel egzabher mhretu yewrdelna
Amen amen amen
ስለ ቤተ ክርስቲያኖም ደው ኢሎም ዝምስክሩ ሓቀኛታት ኣመንቲ ጠፊኦም ንዝሓልፍ ሃገር ክንብል ንዘይሓልፍ መንግስቲ አምላኽ ኣይንክሰር የሕዋት ሓደራ ምሕረት ካብ አምላክ ንለምን ንማህለል
እግዚኣብሔር ይግነሓዮም ነቶም ገበርቲ እከይ
እግዚኣብሔር ኣምላኽና ሰላሙ ይሃበና።
ቤተ እግዚኣብሔር ግና ኣብ ጽኑዕ ከውሒ ስለ ዝተሃንጸት ዝመጸ እንተ መጸ ኣይትናወጽን እያ
Egzabiher netom hemaq zehsbu nebtkrstyan balu mehret yewrdlom
Ajkum kubrat yehwat amlak alo
Egziabihier mihret yewuridelina ember kemizi endia bejakum kulatina tselot nigiber medihanie alem selamu kewurudelina
✝️🙏⛪️❤
ንቤተክርስቲያን ዘጸልም ውዒሉ ሓዲሩ ብኣምላኽ ክጽልም እዩ ካብ ዓይን ኣምላኽ ኣይክወሉን እትም ዋና ቤተክርስትያን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣዩ ኣምላኽ ይምሓረና ይምሓሮም
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeal
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ
ቃለ ሂወት የስመዓልና ንበተክርስቲያን ፋሕፋ ንብባል ዝተጳጥቁ ስለ ዘለዉ ኢዮም ኢዞም ዝበላዮ ሰባት ናይ ናዓቢ ሰባት ኢዮ ኢዚኦም ድማ ይሁዳ ታት ኢዮም ንበተክርስቲያኖም ይሕሊፎም ዝህቡ
ናይ ገንዘቦም ጥራይ ኢዮ ዝሪኡ ክንደይ ሰብ ሪኢለይ ኢምበር ኢንታይ ይገብር አለኩ ኢሎም ዘይስተዉዕሉ
ስልጣን ካሳሁን በተክርስቲያና ድማ ህዝበይ አስተዉዕል ክልተ ግዘ ሕሰብ
ኩቡራት ኣቦታትና ኢግዛቢሀር ባዕሉ ይፍደዮም ኣእምበር በተክርስትያን ሲ ንዋየ ቁድሳን እበር ኣጽዋር ከም ዘይ ትሕዝ ኩሉ ይፈልጥ ኢዩ ንሃገርናን ሃይሞኖትናን ህዝብናን መንግስትናን ይሓልወልና ፡ንዓኹም ከኣ መዋጾ ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤
Naybehaki kal hiwet yesmealna amlak alo ajokum
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም😢😢😢
Xbuq mebrhi ❤❤❤ ember dfret hasotn bezihu egziabhier yqre ybelela
tsegakum yebzhalkum
አግዝብሄር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹም ይሐዋተይ ንገባር አከይ ናይ አዶም ኣይሰኑ ኣምላኽ ኣሎ ንኹሉ ዝርአ
Amen amen amen qal hiwet yesmalna egizabher amlak mhrat ywerdelan ❤❤❤❤
እስከ እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን እንታይ ክንብል ኣሕዋተይ መዓረይ😢😢😢😢😢
ኣምላከ ምሕረቱ ይላኣከልና ❤
Ayni zfeteres ayren do!! Halawina aytakesn eu letu sbhat❤😢
Egzabher amlk mihret yewrdlom 😢😢😢
Amen amen abona 🙏💒❤️❤️🙏
ሰባት ንኽቓተሉ ገንዘብ እንዳሃብካስ፡ ግርም"ባ ሓቐኛ ክትመስል ምፍታን፡ ንቐተልቲ ዶከ ገንዘብ ይዋሃብ"ዩ ተሕዝኑ
ከምዛ ቪዶ ገይራ ዘግሃየትኒ የላን ፡ ኣብ ልዕሊ፡ቤተ ክርስትያነይ ከምዚ ምስ ራእኩ ፡ ብጣዕሚ ሓዝነ።
Kndey ychknu eyom etom nbetekrstyan ezi ztemeneyu 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እግዝኣቢሄር ሓይልን ብርተዐን ይሃብኩም ፡እቲ ዘይታኸስ ጓሳ ወትሩ ኣብዝርያኩም ይኹን፡እቶም ብዝይፍላጥ እትዛረቡ ካብ ጸለመ ክትርሕቁ ኣለኩም፡ንኩሉ ህዝቢ ካኣ ዕርቂ ሰላም ይልኣክልና
Amen❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓይሊ የሃብኩም ፡ ነቶም ገበርቲ ኢከይ ካኣ እግዚኣብሔር ይግናሓዮም
ቃል ሂወት የስመዓልና ማ/ማርያም
ከምቲ ሊቀ ነብያት ሙሴ "ስም ኣምላኽ ብሰንክኹም ኣብ ኣህዛብ ይጽረፍ ኣሎ" ዝበሎ'ዩ፡ እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ይቕረ ኢሉ ቤቱን ህዝቡን ይሓሉ።
ክብርት ስድር እንኮዕ እትስምይን ምድርን ዝፍጠር ኣቅልልእክም🙏🙏🙏🙏
ajokum yhwatey marey Egzabher Amlak alo 😢😢😢
Egziabihier amlak nsnay zhasb lbona yhabena amlak selam yehab❤❤
Amlak yhalwa amber betekrstyansi ayteaman
መርሓባ ደቂ ተዋህዶ እቲ ንሰይጣንን ኣገልገልቱን ዘሰንብድ ደጎድጎዳዊ ድምጽኹም ዘስምዓና መድሃኔ አለም ይኽበር ይመስገን።
❤❤❤
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ክንደይ ተፈቲንኩም ኢኩም እሞ ከምኡ ድማ እንዳ ደመቅኩም ትሓድሩ ኢኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
Egziabher ygesxom Nakum kea
Ab emnetkum yexnkum yhwatey