Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
#ብሩክ ቢንያም ንእሽተይ ሓወይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ከግንየካ እየ ዝደሊ ቀፅለሉ ናተይ ጀግና🥰
wow,,, ዝገርም ዝተሓብአ ድምፂን ድምፃውን,,, ሰለሞን ሃይሉ,,,በርትዐልና
ተወዳዳሪ ብሩክ ብንያም ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣጆካ ቀጽሎ።
ኣብ ትግራይ ኣይዶል ቅድሚ ኩነታት ምፍጣሩ ተወዳዳሪ ዝነበረ ንእሽቶ ወዲ ብሩኽ ብንያም ኣበይኮን ይህሉ ይብል ነይረ እንኳዕ ከምዚ ኢልካ ርኣናካ🤲.ካብቶም ፍትዋት ዝነበሩ ቆልዑ ኢዩ ነይሩ ሎሚ ጎቢዙ መጺኡና።ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ 😊😊
Abrarr osman zedegeme kola ambesa eka wedno❤❤❤❤❤
ገለ ዓይነት ድምጺ ብሩኽ ተዓዊቲ ኢኻ ኣብ መወዳታ for sure
ፍሉይ ናእዳን ክብርን ኣለኒ ነዚ ኣይዶል እዙይን ነዞም ዳያኑን። ስነ ጥበብ ትግርኛ ኽብርኽ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ገይሮም እዮም ብዙሓት ኸየንቲ እውን እዚ ውድድር እናተዓዘቡን እናተሳተፉን ብዙሕ ፍልጠት ይቐስሙ ኣለው እዮም እሞ ተሓበኑ🙏🙏🙏❤
ተጋሩ ግን ናይ ብሓቂ ሕማቃት ኢኹም ናይ ባዕልኹም ቻነል ክንዲ ተዕብዩ ኣብ ካልኦት ዘይጠቅም ግን 24 ስዓት ትዉዕሉ
ውውውውው ገለ ዓይነት ደስ ኢላትኒ እዛ ደርፊ ኣብራር ኣፍሪዩ ኩሉ ነገር ጡዑም ደርፊ ብሓቂ
ብሩክ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ በፂሕካ ንሪኤካ ንደሊ ኢና ቀፅለሉ 👌👌
Really nifie dimixawi nay abirar zidegeme❤❤❤🎉🎉
ብሩክ ብጣዕሚ ዘደንቅ ድምፂ እዩ ❤❤❤❤❤❤
ተጋሩዋኒ አበይ. አለኩም ነበረታትዓዮም ላይክ ባ አይነውሕድ ዳይ❤❤❤❤❤እንካዕ ደመና መፃእኩም❤❤
Nay eretra derfi slezderefu dyu kneberateom 😂 eta nay tigray zderefet dea dmtsa kemzeysmae geyremo gahaf zkone hzbi
ብረከይ ገብዙ ዝያዳይ አብ ላዛ አይዶል ይካታተሎ ነይረ መሰረት ሓዱሽ ሕውየት ትነጥፍ ዘላ ክትፈትዋ ነበረት ❤❤❤❤
Bruk biniam is so great and wise songer so we have to motivate and intitiate him in order to be keep it up your talented works.❤❤❤❤❤
Wawww fantastic 🎼❤️nay abrar osman ziderefkaya
ዋው ይበል ድምፂ ደቂ ትግራይ ማዓረይ♥️💛 ቀፅልሉ በርትዑ🥰🥰🥰🥰
Eway eskum eba brukat nay eritrean derfi deytselau nfuaet deyanu 👍
Selam Zema Yared hawkum kab Eritrea❤ btaemi xbuq srah, nay Feben gn eta derfi aytsmaen ala ab beyney keykewn gn sorry❤
Well done!
ከምዚ ኣነ ብሃንቀውታ ትጽበዩ ዝቀነኹም❤ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቅኑዓት ልኮንኩም ብቅንዕና ሳብስክራይብ🙏
Berukey welelay enkae Des belka hasab lebka yesmer zehawey❤
ሰለሞን ብጣሚ ጽቡቕ ድምጺ ኣለዎ ተስፋ ንገብር ሓያል ደራፊ ኮንካ ክንርየካ ቀጽሎ ።From eritrea
Nay Abrar Osman zdegema Bruk ktbl dika? Eske n Bruk smayo
nay Feven aysimaen
ብሩክ 💙👌💙ሰልየ
ዝገርም ድምፃዊ ብሩክ ❤❤❤❤❤❤ቀፅለሉ
Bruk binyam ..btaemi zgerm dmtsi aleka ❤❤❤
Brukey Harif dmtsi eyu haweni ❤
Bruk biniyam 👌👌👌
BRUK BINYAM YBEL DMTSI 🎉🎉
Bravo Bruk!! N Abrar Osman des abilkayo zbl emnet sleni!!
ሰላም ሰላም ዜማ ያሬድ ❤❤❤❤❤❤❤
ቡሩከይ ሓወይ ናየ ጀግና በርትዐለይ 💪💪🥰🥰🥰🥰🥰
Buruk u have amazing voice keep it up !!!i like it
ደስ ዘብል እዩ ብሩክ
tama Nay Mewedaeta Dmxi Zeyele
ብሩክ well done bro😊ፌቨን ግን ተርባጽ ኣወግዲ😅 ናይ Musicርድኢትኪ ግን ኣዝዩ ላዕሊ'ዩ።ርኢቶ-ተተኻኢሉ 5-6 ተወዳደርቲ እንተተብጽሕዎም ደስ ዝብል ኮይኑ ይስመዓኒ።❤
ናይ ቴክኒክ ፀገም ድዩ ትድምፂ ዘይስማዕ
ናይ ኣብራር ደግምካያ ❤
ቀፅሉሉ ❤
Congratulations bro you did perfect from❤( akeleguzy )
ንፉዓት ዳያኑ ዜማ ያሬድ ተወዳደርቲ ግን ኣይተውሕዱ ❤❤❤❤
Zema Yared❤❤
ብሩክ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ
ዳኛታት ለስላሳ ቃል ተጠቅሞኩሞ ተጎዳአይ ሞራል መንእሰያት አብ ግሞት ኣእቲኹሞ ሰለትፈርዱ አድንቀኹሞ። አነ ተሞሓራይ ኮይነ ናይ ሒሳብ መሞሐር ዝነበረ ጉንዲ ኢሉኒ እቲ ቃል ናብ ወሽጢ ሕሊናይ ፀሪፁ አትዩ ብሒሳብ ጉንዲ ኾይነ ቀርየ። ቃል ይሰብር ይጥግን እውን እዩ ንሞባል እየ ይበል ዳኛታት። ካብ አሜሪካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፊደል እውን ኣይመለኽካን ኔኻ። ናይ ቋንቋ መምህርካ ኸ እንታይ ኢሉካ ነይሩ?
Are bruk zebahal kola ykel eyu❤❤❤
ሰሎምን ❤
ብሩክ ዋው
We can’t hear anything from 28:22 till 33:13. Fix the problem the sound!!!
RUclips እዩ copyright ሒዝዎ ዝድምፂ
Bruk lgerm bkat 👍👍👍
ሰላምሰላም ሰላም
#ቡሩክ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ቃላትየብለይን።
Feven ኣርቴፍሻል ድምፂ እየ ተውፅእ ነይራ ኣብ ቀፃሊ ግን ክተመሓይሽ ይትስፎ,
ብሩኽ ግርማይ 👌👌👌
Brku awet nayka eya
soll batemi konjo ❤❤❤❤❤❤❤ andgay
Bruke zgerm ahegiskani ❤❤❤❤
መጀምታ ሰለምይ ብለኩ።ኣነ ማራ ትክልኩ እየ። ንምጂመሪታ ኣድኒቲ ናይ ዞም ድያኑ እይ። ብጣዕሚ እዪምዮ ብሱልት ክብሪት ትሕና ዝመልኦም። ምዚቃ ዝይድቦሞ ቅፀልሉ ማራ ይምስግነኩም❤❤❤❤
መምህር ትግርኛኺ/ካ ምንግስተ ሰማያት ኣይኣቱን ኸብዳ ተበቲዓ ትግርኛና ኣብዚ
ሰሙን ሙሉእ ሰብ ኣጸቡኩምስ 3 ተወዳድርቲ ጥራይ ሒዝኩም መጺኩም ባእ ሽም ያኸ በውሕዱ 5 ሕዝኩም ሙጹ
እዚ ቡሩኽ ዝባሃል ቆላዓ ግን ቅድሚ ሕጂ ናይ እያሱ በርሀ ኣብ ትግራይ ኣይዶል ዶ ጹቡቕ ጌሩ ደሪፉዋ ኔሩ ወላስ ኣነ እየ ተጋግየ ኑፉዕ ድምጻዊ ክኸውን እዩ ድሮ ውን ጀሚርዎ ኣሎ❤❤❤❤
2y gze u abzi nay mewedata tewadaderti mnm dmtsi yenlun da daynet kthbu kelekum bcha dmtsi ymetsie entay u eti tsegem😊?
Copyright eyu
ዝነአድ ቆልዓ❤❤❤❤
ፈለማ ዓይነይ ኢኪ እዩ ተወዳዳራይ 😅
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
What happened to fevan performance there no sound
@@Gumolovocal እሺ የቀንየልይ
💙👏🏾
ብሩክ ጎቢዙ ኣብ ኣይዶል ትግራይ ኢና ንፈልጦ ቅድሚ ኩናት
link እባ ልኣኸለይ ክሪኦ ደልየ
Bruk 👌👌👌👌👌
ሰሎምን ሲ ፍሬሰላም ይመስል
ኣሮና ኣብርሃም አምበር ይመስል 👌
@@TIGRINYA449ewe
❤❤❤🎉🎉🎉
Solomon hailu❤❤❤❤
ድምፂ ናይዛ ጓል ኣንስተይቲ ኣይስማዕን 🙄
እቲ ድምፂ ግን ኣስተኻኽልዎ በጃኹም ኣብ ዝሓለፈ 1ይ ዙር ከምኡ ሐዚ እውን ከምኡ። እንታይ ኣይትከታተልዎን ዲኹም? ናይ ኮሜንት ጥራሕ እዩ ዝስማዕ ዘሎ
ከብ ዳኛታት ብዙሕ እማሐር አለኹ። እቲ መስፈርቶሞ አገላልፀኦሞ ዝገርሞ እዩ ብተወሳኺ ደማ ሞራል መንእሰያት ከይተንከፋኩሞ ሞድናይ ዝገርሞ
አነ ተሞሓራይ ኮይነ ሐደ ናይ ሒሳብ መሞሐር ጉንዲ ኢሉኒ አብ ንኡስ ሰነ-ልቦና፣እታ ቃል ውሽጢ እሞሮይ አትያ ብሒሳብ ጉንዲ ኾይነ ቀርየ። ልሱልስ ቃል ይጥግን ሐርፋፋ ቃል ይሰብር እዩ ነሞባል እየ። ካብ አሜሪካ። ❤❤❤
Mzgeba tewedieudyu gena
❤❤❤❤❤❤❤
selemun mara eyu nfue kulu mulue 1111111111
ሰሎሙን ዝበለፀ
ተተኻኢሉ 6_7ተወዳደርቲ እንተተብጽሕዎ ደስ ዝብል ኮይኑ ይስመዓኒ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ፌቨን ንዓይ ጥራሕ ድዩ ዘይስማዕ ኔሩ
ድምፂ የለይ ኣይስማዕሎይ
Bruk ab awet ktbexeh tesfa ygeber so xubuk medeb gen nayza gal dmxi ysemae aneberen why?
Burukey lgerm dmtsi
ኣብ ቀረፃ ግን እቲ ናይ 1ይ ዙር እዝን ናይቲ 3ይ ዝተወዳደረ ድምፂ ኣብ ኤዲቲንግ እዩ ይመስለኒ ኣይስማዕን ኣብ መጨረሽታ ደያኑ ኮሜንት እንትህቡ ጥራሕ እየ ሰሚዐ። ኣብ ሓደ ዙር ግን 3ተ ተወዳደርቲ ጥራሕ ምውድዳር ኣይውሕዱን ዶ
Demxi nai feben yellen please check gebrwo
atababewom
Dajatata getsom aserti eyom wez habiwo eti medebkum
Tegaru dikum nmukanu entay koynkum nay ta tigraweyti zderefet dmtsi atfiekumwo foe Nabse mthatkum kkefe gohafat
ዜማ ያሬድ ይከታተሎ እየ ነገር ግን ንካልአይ ግዜ መበል 3ይ ዘለዋ ደርፍታት ድምፂ አልባ እዩ ዝተሓላለፍ ዘሎ እሞ አስተካክሉ ኢኩም
RUclips እዩ copyright ሒዝዎም
ቅድሚ ኩነታት ትግራይ አይዶል ብናይ ዘመን አለምሰገድ ተዋዳዲሩ ወዲ 13 ዓመት ኔሩ ይገርም ብሩክ ከምዚ እንተቀፂልካ ተሸላሚ ከምትኮን ርግፀኛ እየ ይበል ድምፂ
ኣታ እዞም ትግራዎትስ ብደርፊ ኤርትራውያን ጥራይ ይውዳደሩ። ህዝቢ ኤሪትራ ብቐሊል ከም ዘይ ርከብ ኣዋርቕ ምኻና ኣሚንኩም ዶ።
መሕፈርቲ ኣብ ሓደ ሰብ ጥራይ 15 ደቂቃ ማኣስዩ እቲ ዝተረፈ ሰብ ዕዱል ክረክብ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
#ብሩክ ቢንያም ንእሽተይ ሓወይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ከግንየካ እየ ዝደሊ ቀፅለሉ ናተይ ጀግና🥰
wow,,, ዝገርም ዝተሓብአ ድምፂን ድምፃውን,,, ሰለሞን ሃይሉ,,,በርትዐልና
ተወዳዳሪ ብሩክ ብንያም ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣጆካ ቀጽሎ።
ኣብ ትግራይ ኣይዶል ቅድሚ ኩነታት ምፍጣሩ ተወዳዳሪ ዝነበረ ንእሽቶ ወዲ ብሩኽ ብንያም ኣበይኮን ይህሉ ይብል ነይረ እንኳዕ ከምዚ ኢልካ ርኣናካ🤲.ካብቶም ፍትዋት ዝነበሩ ቆልዑ ኢዩ ነይሩ ሎሚ ጎቢዙ መጺኡና።ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ 😊😊
Abrarr osman zedegeme kola ambesa eka wedno❤❤❤❤❤
ገለ ዓይነት ድምጺ ብሩኽ ተዓዊቲ ኢኻ ኣብ መወዳታ for sure
ፍሉይ ናእዳን ክብርን ኣለኒ ነዚ ኣይዶል እዙይን ነዞም ዳያኑን። ስነ ጥበብ ትግርኛ ኽብርኽ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ገይሮም እዮም ብዙሓት ኸየንቲ እውን እዚ ውድድር እናተዓዘቡን እናተሳተፉን ብዙሕ ፍልጠት ይቐስሙ ኣለው እዮም እሞ ተሓበኑ🙏🙏🙏❤
ተጋሩ ግን ናይ ብሓቂ ሕማቃት ኢኹም ናይ ባዕልኹም ቻነል ክንዲ ተዕብዩ ኣብ ካልኦት ዘይጠቅም ግን 24 ስዓት ትዉዕሉ
ውውውውው ገለ ዓይነት ደስ ኢላትኒ እዛ ደርፊ ኣብራር ኣፍሪዩ ኩሉ ነገር ጡዑም ደርፊ ብሓቂ
ብሩክ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ በፂሕካ ንሪኤካ ንደሊ ኢና ቀፅለሉ 👌👌
Really nifie dimixawi nay abirar zidegeme❤❤❤🎉🎉
ብሩክ ብጣዕሚ ዘደንቅ ድምፂ እዩ ❤❤❤❤❤❤
ተጋሩዋኒ አበይ. አለኩም ነበረታትዓዮም ላይክ ባ አይነውሕድ ዳይ❤❤❤❤❤
እንካዕ ደመና መፃእኩም❤❤
Nay eretra derfi slezderefu dyu kneberateom 😂 eta nay tigray zderefet dea dmtsa kemzeysmae geyremo gahaf zkone hzbi
ብረከይ ገብዙ ዝያዳይ አብ ላዛ አይዶል ይካታተሎ ነይረ መሰረት ሓዱሽ ሕውየት ትነጥፍ ዘላ ክትፈትዋ ነበረት ❤❤❤❤
Bruk biniam is so great and wise songer so we have to motivate and intitiate him in order to be keep it up your talented works.❤❤❤❤❤
Wawww fantastic 🎼❤️nay abrar osman ziderefkaya
ዋው ይበል ድምፂ ደቂ ትግራይ ማዓረይ♥️💛 ቀፅልሉ በርትዑ🥰🥰🥰🥰
Eway eskum eba brukat nay eritrean derfi deytselau nfuaet deyanu 👍
Selam Zema Yared hawkum kab Eritrea❤ btaemi xbuq srah, nay Feben gn eta derfi aytsmaen ala ab beyney keykewn gn sorry❤
Well done!
ከምዚ ኣነ ብሃንቀውታ ትጽበዩ ዝቀነኹም❤
ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቅኑዓት ልኮንኩም ብቅንዕና ሳብስክራይብ🙏
Berukey welelay enkae Des belka hasab lebka yesmer zehawey❤
ሰለሞን ብጣሚ ጽቡቕ ድምጺ ኣለዎ ተስፋ ንገብር ሓያል ደራፊ ኮንካ ክንርየካ ቀጽሎ ።From eritrea
Nay Abrar Osman zdegema Bruk ktbl dika? Eske n Bruk smayo
nay Feven aysimaen
ብሩክ 💙👌💙ሰልየ
ዝገርም ድምፃዊ ብሩክ ❤❤❤❤❤❤ቀፅለሉ
Bruk binyam ..btaemi zgerm dmtsi aleka ❤❤❤
Brukey Harif dmtsi eyu haweni ❤
Bruk biniyam 👌👌👌
BRUK BINYAM YBEL DMTSI 🎉🎉
Bravo Bruk!! N Abrar Osman des abilkayo zbl emnet sleni!!
ሰላም ሰላም ዜማ ያሬድ ❤❤❤❤❤❤❤
ቡሩከይ ሓወይ ናየ ጀግና በርትዐለይ 💪💪🥰🥰🥰🥰🥰
Buruk u have amazing voice keep it up !!!i like it
ደስ ዘብል እዩ ብሩክ
tama Nay Mewedaeta Dmxi Zeyele
ብሩክ well done bro😊
ፌቨን ግን ተርባጽ ኣወግዲ😅 ናይ Musicርድኢትኪ ግን ኣዝዩ ላዕሊ'ዩ።
ርኢቶ-ተተኻኢሉ 5-6 ተወዳደርቲ እንተተብጽሕዎም ደስ ዝብል ኮይኑ ይስመዓኒ።❤
ናይ ቴክኒክ ፀገም ድዩ ትድምፂ ዘይስማዕ
ናይ ኣብራር ደግምካያ ❤
ቀፅሉሉ ❤
Congratulations bro you did perfect from❤( akeleguzy )
ንፉዓት ዳያኑ ዜማ ያሬድ ተወዳደርቲ ግን ኣይተውሕዱ ❤❤❤❤
Zema Yared❤❤
ብሩክ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ
ዳኛታት ለስላሳ ቃል ተጠቅሞኩሞ ተጎዳአይ ሞራል መንእሰያት አብ ግሞት ኣእቲኹሞ ሰለትፈርዱ አድንቀኹሞ። አነ ተሞሓራይ ኮይነ ናይ ሒሳብ መሞሐር ዝነበረ ጉንዲ ኢሉኒ እቲ ቃል ናብ ወሽጢ ሕሊናይ ፀሪፁ አትዩ ብሒሳብ ጉንዲ ኾይነ ቀርየ። ቃል ይሰብር ይጥግን እውን እዩ ንሞባል እየ ይበል ዳኛታት። ካብ አሜሪካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፊደል እውን ኣይመለኽካን ኔኻ። ናይ ቋንቋ መምህርካ ኸ እንታይ ኢሉካ ነይሩ?
Are bruk zebahal kola ykel eyu❤❤❤
ሰሎምን ❤
ብሩክ ዋው
We can’t hear anything from 28:22 till 33:13. Fix the problem the sound!!!
RUclips እዩ copyright ሒዝዎ ዝድምፂ
Bruk lgerm bkat 👍👍👍
ሰላምሰላም ሰላም
#ቡሩክ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ቃላትየብለይን።
Feven ኣርቴፍሻል ድምፂ እየ ተውፅእ ነይራ ኣብ ቀፃሊ ግን ክተመሓይሽ ይትስፎ,
ብሩኽ ግርማይ 👌👌👌
Brku awet nayka eya
soll batemi konjo ❤❤❤❤❤❤❤ andgay
Bruke zgerm ahegiskani ❤❤❤❤
መጀምታ ሰለምይ ብለኩ።
ኣነ ማራ ትክልኩ እየ። ንምጂመሪታ ኣድኒቲ ናይ ዞም ድያኑ እይ። ብጣዕሚ እዪምዮ ብሱልት ክብሪት ትሕና ዝመልኦም። ምዚቃ ዝይድቦሞ ቅፀልሉ ማራ ይምስግነኩም❤❤❤❤
መምህር ትግርኛኺ/ካ ምንግስተ ሰማያት ኣይኣቱን ኸብዳ ተበቲዓ ትግርኛና ኣብዚ
ሰሙን ሙሉእ ሰብ ኣጸቡኩምስ 3 ተወዳድርቲ ጥራይ ሒዝኩም መጺኩም ባእ ሽም ያኸ በውሕዱ 5 ሕዝኩም ሙጹ
እዚ ቡሩኽ ዝባሃል ቆላዓ ግን ቅድሚ ሕጂ ናይ እያሱ በርሀ ኣብ ትግራይ ኣይዶል ዶ ጹቡቕ ጌሩ ደሪፉዋ ኔሩ ወላስ ኣነ እየ ተጋግየ ኑፉዕ ድምጻዊ ክኸውን እዩ ድሮ ውን ጀሚርዎ ኣሎ❤❤❤❤
2y gze u abzi nay mewedata tewadaderti mnm dmtsi yenlun da daynet kthbu kelekum bcha dmtsi ymetsie entay u eti tsegem😊?
Copyright eyu
ዝነአድ ቆልዓ❤❤❤❤
ፈለማ ዓይነይ ኢኪ እዩ ተወዳዳራይ 😅
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
What happened to fevan performance there no sound
RUclips እዩ copyright ሒዝዎ ዝድምፂ
@@Gumolovocal እሺ የቀንየልይ
💙👏🏾
ብሩክ ጎቢዙ ኣብ ኣይዶል ትግራይ ኢና ንፈልጦ ቅድሚ ኩናት
link እባ ልኣኸለይ ክሪኦ ደልየ
Bruk 👌👌👌👌👌
ሰሎምን ሲ ፍሬሰላም ይመስል
ኣሮና ኣብርሃም አምበር ይመስል 👌
@@TIGRINYA449ewe
❤❤❤🎉🎉🎉
Solomon hailu❤❤❤❤
ድምፂ ናይዛ ጓል ኣንስተይቲ ኣይስማዕን 🙄
እቲ ድምፂ ግን ኣስተኻኽልዎ በጃኹም ኣብ ዝሓለፈ 1ይ ዙር ከምኡ ሐዚ እውን ከምኡ። እንታይ ኣይትከታተልዎን ዲኹም? ናይ ኮሜንት ጥራሕ እዩ ዝስማዕ ዘሎ
ከብ ዳኛታት ብዙሕ እማሐር አለኹ። እቲ መስፈርቶሞ አገላልፀኦሞ ዝገርሞ እዩ ብተወሳኺ ደማ ሞራል መንእሰያት ከይተንከፋኩሞ ሞድናይ ዝገርሞ
አነ ተሞሓራይ ኮይነ ሐደ ናይ ሒሳብ መሞሐር ጉንዲ ኢሉኒ አብ ንኡስ ሰነ-ልቦና፣እታ ቃል ውሽጢ እሞሮይ አትያ ብሒሳብ ጉንዲ ኾይነ ቀርየ። ልሱልስ ቃል ይጥግን ሐርፋፋ ቃል ይሰብር እዩ ነሞባል እየ። ካብ አሜሪካ። ❤❤❤
Mzgeba tewedieudyu gena
❤❤❤❤❤❤❤
selemun mara eyu nfue kulu mulue 1111111111
ሰሎሙን ዝበለፀ
ተተኻኢሉ 6_7ተወዳደርቲ እንተተብጽሕዎ ደስ ዝብል ኮይኑ ይስመዓኒ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ፌቨን ንዓይ ጥራሕ ድዩ ዘይስማዕ ኔሩ
RUclips እዩ copyright ሒዝዎ ዝድምፂ
ድምፂ የለይ ኣይስማዕሎይ
Bruk ab awet ktbexeh tesfa ygeber so xubuk medeb gen nayza gal dmxi ysemae aneberen why?
Burukey lgerm dmtsi
ኣብ ቀረፃ ግን እቲ ናይ 1ይ ዙር እዝን ናይቲ 3ይ ዝተወዳደረ ድምፂ ኣብ ኤዲቲንግ እዩ ይመስለኒ ኣይስማዕን ኣብ መጨረሽታ ደያኑ ኮሜንት እንትህቡ ጥራሕ እየ ሰሚዐ። ኣብ ሓደ ዙር ግን 3ተ ተወዳደርቲ ጥራሕ ምውድዳር ኣይውሕዱን ዶ
RUclips እዩ copyright ሒዝዎ ዝድምፂ
Demxi nai feben yellen please check gebrwo
RUclips እዩ copyright ሒዝዎ ዝድምፂ
atababewom
Dajatata getsom aserti eyom wez habiwo eti medebkum
Tegaru dikum nmukanu entay koynkum nay ta tigraweyti zderefet dmtsi atfiekumwo foe
Nabse mthatkum kkefe gohafat