Kber Abona ! We all Eritrean people proud of you,. We are very sorry left you to safer all these years. But god always with you. You are always in our hearts. God bless all of us and our country Eritrea.
Medre Canaan you have done a great job in bringing this historical service in Adi Felesti Sefaa. The people, the priests, deacons have ignored the threat of the dictator from Tabia Koraro.
ንመዘከርታ ትኩነለይ
ግዕዝ ጉባኤ ቃና
ብካያ ትበኪ ምዕራፈብዙኃን ገዳም።
እንጦንዮስ አብ ለእመይፃሙ ዮም።
ዘአምላኪየ
ቀኖና ትብለከ ትሀድገኒ ለመኑ።
እንጦንዮስ ብእሴትህትና ለያይቆብ ፀወኑ።
በአብዝሆ ገድል ብዙኅ ለእመተሀልፍ ቦኑ።
ኣቦየ መዓረይ ወትሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና
ትርጉም እባ ግበሩላ ይቅርታ
በረኮቶም ይሕደረና ቡጹእ አቦና
H.H Abune Antonios Rest In peace Holy Father 🙏🏻
Prayer's from India 🇮🇳
Indian(Malankara) Orthodox Syrian Church!
GOD bless you
ዋላ ኦርቶዶክስ ኣይኹን ጽድቂ ናይ ኣቦና ቀኒኤሉ ብዘይ ቃል-ዓለም::
ኦርቶዶክስ ተዘይ ኮኑ ከመይ ጌሮም ኣብዚ ዓቢ ስፍራ ተቐቢሮም
@@tesfaydaniel7069 ንሱ እዩ ዋላ ኦርቶዶክስ ኣይኩን ዝብለካ ዘሎ ብናይ ኣቦና ጽድቂ ቀኒኤይ ይብለካ ኣሎ
ኣምላክ ድማ ይባርከካ ክቡር ሓወይ Ephesians 4 (ትግ) - ኤፌሶን
5: ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡ ኦርቶዶክስ እያ መንገዲ ሓቂ ⛪️❤
እሞ ህጂ ተግባርን ታኣምርን ናይ ኣምላኽ ኣብ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ሪእክዮ ሪእክዮ ስለዘለኺ ሲ ህጂ ናብ
ናብ ኦርቶደኩስ ኪ ተመልሲ ❤❤❤
ቅኑዕ ኦርቶዶክስ ጳጳሳን ቅድስን እዮም
- እንዘ ይብሉ ሃሌ ሉያ
- ወኣብእዎ ኢየሩሳሌም
ክቡር ሞቱ ለጻድቅ በቅድመ እግዚኣብሔር
❤️
ኩቡር ኣቦና ናዓና እንበር ናዓኹም፡ዳኣ ዕረፍቲ ክብዛ ቅኑዕፍርዲ ዘይብላ ዓለም ዳኣ ዘይእቲ ካብ ቀድም ን17 ዓመት ዝተሳቀኹሞ ነዚ ኣምሰሉ ዝኮነ ህዝቢ ቀኑዕ ኣቦ መንብዩ መምዩ ዘይፈልጥ እንዳልኩም ፡ እቲ ኣምላኽ ዝብሎ ክትፍጽሙ እንዳልኩም ኣብዛ እሾኽን ምድንጋርን ዓመጽን ዝበዛሓ ዓለም እዚ ኩሉ ስቃይ ዘሕለፍኩም ኣቦና በረከትኩም ኣይፍለየና 😢😢😢😢
ፅኑዕ ኣቦ በረከቶም ይሕድረና 😭😭 የሕዋተይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ትብሉ ዘለኩም ኣይበሃልን ብርክቶም ይሕደረና እዩ ዝበሃል
ለባም ብህሎ ተባረኺ
Haki eki ezi abona butun kdusn eyu nana dea mhret ylemulma enber ewe berektom yehderna Amen😔🙏🙏🙏
ትክክል
በረከት ናይ ብጹእ ኣቦና ይሕደረልና
ብጣዕሚ ነመስግን ምድረ ከንኣን ቀጽልዎ ❤️✝️⛪
እዛ ምድረ ከንኣን ትብል ቻነል በሓቂ እግዚኣብሄር ዝባረኻ ኢያ ክብረት የሃብካ ዝሓወይ የቀንየልና ኣቦና ኣዕሪፍኩም በቃ በረኸትኩም ይሕደረና ኣሜን
እዞም ጽኑዕ ኣራያ ጽንዓት ዝኮኑ ኣቦ በረከቶም ክሕደረና ❤❤❤ ውሉድ ክርስቶስ ብጻይ ሰማእታት ብዓል ዮውሃንስ መጥመቅን ዮውሃንስ ኣፈወርቅን።
በረኮቶም ይሕደረና ክብር አቦና አባ እንጦንዮስ ሓቀኛ አቦ ከማኹም ዝበለ የተንሰአና እምር እንተ ዘለዊ ጳጳሳት ግን ንርኦም አና ምሕረቱኻ ላአኸነ አምላኽ ቅዱሳን አቦታትና
ቅዱስ ብሰላም ይዓርፍ እምበር ኣይመውትን ጾሎት ኣቦና ምስ ኩሎም ደቁ ይኩን 🙏🙏🙏
ነቦና ዕረፍቲ ነብሲ ይሃቦም ጠሎም በረከቶም ይሕደረና ናይ በሓቂ ሰማዕት ኣቦና
ተመስገን ፈጣሪ እዞም ኣቦ እንቃዕ ኣብታ ገዳሞም ሓመድ ኣዳም ለበሱ 🙏🙏🙏እንበር እቲ ዝተገብረስ ግብሪ ኣይኮነን መናፍቅ ተባሂሎም ሲ ኣብ ገዛ ትዓጽዮም ኔሮምስ ካብ ጸሎትን ቁዱስ ቁርባን ተኸልኪሎም እግዝኣብሄር ፈራዲ ከ ከም ግብርና ክፈርደና ዩ 🙏🙏🙏
"በትሪ ሓቂ ትቐጥን እንበር ኣይትስበርን!!!"ካብ በረከት ኣቦና የካፍለና።ኣሜን።
በረከቶም ናይ ኣቦና እጦኖስ ኣይፈለየና ክብረት የሃበልና ምድረ ከናኣን ቀጽልዎ።.💒✝️❤️🙏🙏🙏
እግዚኦ
ተዘከረነ
በውስተ
መንግስትከ
በረከር ብጹእ ኣቦና ኣይፈለየና
ኣቦየ ማዓረይ 😭 ብገዛእ በረኸትኩምን ስልጣንኩምን ምስሞትኩም ከቢርኩም እዚውን ብሓይሊ ኣምላኽን ብበረኸቶምን እምበር ህግደፍ ነመስግነሉ የብልናን ነቦና ዕረፍቲ ዘልኣለም ይሃቦም ፈጣሪ ነቶም ሓቀኛታት ገዳማውያን ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ንዓና ደቆም ጸገኦምን በረኸትምን ነቶም ኣሰርቶምን ገፋዕቶምን ፍርዶም ይሃቦም 🙏🏽
ኣቦና አይመቱን ነቲ ህያው ምስ ምውታአን አይትድለያዎ።
ንሕና ግን አብ እቶም ህያዋን ክንቁጸር ክንጋደል አለናአ።ቅዱስ አቦና እንጥንዮስ አብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ቅዱስ አቦና፡💒✝️🙏🥰💞🕊️
መንግስተ ሰማይ የዋረስ ኣቦና አንቓዕ ብሰላም ኣብታ ክብርቲ ግዳም ኣቡነ ኢንድርይስ ይዕረፍኩም ክቡር ዲያቖን በረክት ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ናይ ኣቦና ኣብነ እንጦንዮስ በረኾቶም ይሕድረልና ፈጣሪ ክኣ ምሕረቱ ይልኣኸልና🙏🙏🙏💙💙💙
Amen 🙏
ቡፁእ ኣቦና በረከትኩም አይፈለየና መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ቡፁእ ኣቦና
ግብሪ ሃዋርያት 8፡
2፤ እግዚኣብሄር ዚፈርሁ ሰባት ድማ ንእስጢፋኖስ ቀበርዎ፡ ብርቱዕ ብኽያትውን በኸዩሉ።
ኣቦና ጸሎትኩምን በረከትኩምን ኣይግደፈና።ኣብ ልዕለኹም ዝፈጸምናዮ ዓመጽን በደልን ይቕረ በሉልና።
ኣታ ክንደይ ኣምላኽ ባሪኹኩም ቁዱስ ኣቦና ዘፋነኹም፡ ነዝኹሉ ኣቦይ ዝብል ዘሎ ህዝቦም ምስቁድሳን ኣሕዋቶም ኮይኖም ካብ ሰማይ ይሪኡዎ ክህልዉ ንልምን። ኣምላኽ ዕረፍቲ ቁዱሳን ኣቦታት ክገብረሎም ንልምን
💔😔🕯🙏
ናይ ኣቦና ጾሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣቦየ ኣቦየ ይቅረ በሉለይ ኣቦየ ይቅረ በሉልና
መከራ እንዳ ጸገብኩም ስቅ ምባልና
ኣቦየ ንሓቂ ደው ዘይምባልና
ኣቦየ መዓስ መሲልና ዘሕትተና
ባዕሎም ኣለውዎ እናበልና
ኣታዓሻሺና ንነብስና።
😭😭😭😭 ኣቦና ጸሎትኩም ኣይፈለየና
እቲ ጉዕዞኩም ክንቅጽሎ ኢና
ክሳብ ናይ ቄሳር ንቄሳር
ናይ ክርስቶስ ንክርስቶስ ዝከውን
ኣምላክ ሰማይ ከቅነዓልና ኢዩ'ሞ ንሕና ባረቱ ንኢዮሩሳሌም ተንሲእና ክንሃንጻ ኢና። ❤❤❤
ተመስገን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካባ ሓሶት ቀንጢጥካ ነዚ ዘርኣካና ።እቶም መናፍቅ እንዳ በልኩም ስም ኣቦና ተጸልሙ ዝነበርኩም ነዚ ሪእኩም ከይ ደቀስኩም ሕደሩ ሓሰውቲ ቅዱስ ኣብና መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም።
ሞት ጻድቕ ኣብ ቕድሚ አግዝኣቢሐር ኩቡር ኢዩ። በረኸት ናይ ኣቦና ይሕደረና 😭😍😍
ንኹሉ ኣማንን ፍርሃት እግዝኣብሄር ዘለዎ ፍጡሩን ዝሐጎስ ኣገባብ ፈነወ ኩቡር ኣቦና ቁዱስ እቡነ ኣንጦንዮስ ክዉን ንከኸውን ዝገበርኩም ክቡራት ሰዓብትን ኣገልገልትን ሃይምኖት ተዋህዶ: ክምኡ'ውን ኩሉኽም ጉድሳት ደቂ ሃገር ክብረት ይሃብኩም: ጻማኹም ድማ ብኣምላኽ ርኸብዎ : ንክቡር ኣቦና ድማ ኣብ'ቲ ዝይሓልፍ መንግስተ ሰማይ ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ብጹእ ቁዱስ ፓትራክ አቦና ብሰላም ዕረፉልና በረኽቶም እይፈለየና
ዝተወስደ ጨርቅን ስልማትን ኣይዝክሮን እዩ ዝዝክራ ሕጊ ቤተ ክርስትያን እየ ቃል ኣቡነ እንጦንዮስ በረከትኩም ይሕደረና ባዓል ኣቡነ ቄርሎስ ምስ ኣቡነ ሉቃስ ፈሽልኩም ንመን ከም ትጣበቁ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣትኩም ሕጂ እቲ ዘይፈለጠ ይፈልጠኩም።
አቦና ብፅዕ ሰማዕት እዩም እግዚአብሔር ነብሶም አብ አፀደ ገነት ይቀበሎም ነዚ ክብረት ዘብፅኦም አምላክ ነብሶም ምስ በአል አብርሃም ይቀበሎም ተመስገን ናይ 21 ክፍለ ዘመን ሰማዕት ብፁዕ አቦና አንጦኒዮስ
አሜን አምላክ ምሳኩም ይኩን ጾሎቶምን በረከቶም ናይ አቦና እቡነ እንጦንዮስ አይጋደፈና ድሓ አምላክ አይተገደፈናን ክቡራት አቦታተይ ገዳም እቡነ እንድርያስ አምላክ ጸጋ አብ ርእሲ ጸጋ ይሃብኩም ❤️😭💒😭🇪🇷💒😭🇪🇷
Amen Endryase abna kulu ayesanane abna ka berktome yegdfilen nay endryse abna mengdgne muwte eko yetse eyom emo temsegn betami eyu des elene nay endryse abye bemrayaye
በረከቶም ረዲኤቶም ናይ ቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን።
አሜን በረከቶም ይሕደርና ቅዱስ አቦና እንጥንዮስ ✝️✝️✝️🥰💞🕊️
ኩብር አቦና ብጹእ ቅዱስ አበነ አንጦንዮስ መንግስተ ሰማይ የወርስኩም ።
በረከትኩም አይፈለየና ፡
ጠለለትኩም ይግደፍልና 🙏🙏🙏❤️
እዚ ንእሽቶ ቀሺ በዓል ኦክያለ ባህ አይብልን ቀልባዕባዕ ይብል
አቦና ግን ጽድቆም አመሲኪሮም ሰባት ዘሕሰርዎም እግዝአብሄር ዘኽበሮም ይቅረ በሉልና በዲልና 🙏🌹❤🙏🌹❤🙏🌹❤🙏
"ክቡር ሞቱ ለጻድቅ በቅድመ እግዚአብሔር"
ኦ አምለኽ ነዛ ቤትካ ሠላም ሃባ!!! ቅዱሳን ብሞቶም ብዙሕ ሠላም ሕብረትን ኣስፊኖም እዮም እሞ፡ ነዓና ድማ ናብ ኃድነትን ሰላም ኣብጸሓና!!!
በረቀቶም ኣይ ፈለየና መንገዲ ሓቂ ኣርእኹምና ኣቦና ናይ ብሓቂ ኣቦ ጽንዓነት።
ኣቦና ጽድቆም ብሓቂ ሪእናዮ በረከቶም
ይሕድረና ኣብ የማኑ የብሮም
በረከቶም ረዲኤቶም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን
እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኩን
ናይ ዘመና ሐዋርያ ቅዱስ አቦና እንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና ብፀሎቶም ይምሐረና .
አቦና ናብ ዘይትሐልፉ ዘላለማዊ ህይወት ከይዶም ዓሪፎም ጸሎቶሙ አይጋደፈና ኹሉዂሙ ሑዙናት ኤርትራውያን ከአ ጽንዓት ይሆብኩም
ኣቦና መንግተ ሰማይ የዋርሶም በረከቶም ይሕደረና ጸግኡ የብዝሓልካ ክቦር ሓውና ካ ኣ
⛪️⛪️⛪️ 💐ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ብጹእ ወቅዱስ 3 ይ ፓትራሪክ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ምስ ኩላትና ይሕደር💒💒💒🌹🌹
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም 🕊️🕯️❤️ ኩቡር አቦና 😇😭🕯️🕊️
በረከት ብፅእ ወቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ይክፈለና አሜን
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ክቡርን ብጹዕን ኣቦና። በረኸትኩምን ጸሎትኩምን ኣይፈለየና።
በሰመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
1 ለቃለኣዋዲ ጥኡም ወምስለኣልህምት ዘስትየ።
2 ጸዊኣ ሌሊተ፡ ዘኢሰትየ።
3 ኣስተጋብኦቶሙ ለደቂቃ እምነከሃ ወዝየ።
4 ምድረ ደብረ ጽጌ፡እመዚኣየ ።
5 ወይነንብኣሃዘን ዘዮሴፍ፡ ኣቅሪባ፡ ከመተኣዱ ምስሌየ።
6,,,,,,,
7,,,,,,,,፡
8 እንጦንዮስ ወልድ ኣቃቢ ኣባግኣክርስቶስ ኣቡየ።
9 ከመኢነሃዝን፡ ዘሰነየ።
እንዘምስለዋህድ እንድርያስ፡ ዘኢተሃከየ።
እረፍትከ ዘኮነ ሰማየ።
ዝጎደለ በኣፈ መላእክቲ ይተኣረመለይ
ኣሜን ዝሓወይ
እግዚኣብሔር ይባርካ፡ብትብዐት ዝቀዳሕካ ፡ኩሉኹም እግዚኣብሔር፡ሞጎስ ሂቡኩም ነዞም ክቡር፡ኣቦ ምሉእ፡ህዝቢ ፡ኤርትራ ብፁእ ወቅዱስ ፡ኣቡነ እንጦንዮስ ኣብ ክንዲ ኹሉ ዝግፋዕን ዝእሰርን ዘሎ፡ሃይማኖትን ዐሌትን ጾታን ከይፈለዩ፡ኣብ ክንዲ ሕጊ ቤተክርስቲያን ምሥዋዕቲ ዝኽፈሉ፡ዘፋኖኹም ዕስብኹም የሃብኩም።
ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ንቤተክርስቲያንን ሠላሞምን በረኸቶምን ይግደፉልና፡ንቤተ ክርስቲያን ከኣሠላማን ሥርዐታን ዝትቃለሱላ፡ብሥርዐትን ብፍቅርን ክትከይድ ጸሎቶምን በረኸቶምን፡ይርዳያ።
ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ሰላም ኣቦ ፍትሒ ኣቦና። በረኸትኩም ይሕደረና።
ስአላም ምድረ ከንኣን በረከት ኣቦና ይብዝሓልኩም ብሓቂ።
🥰🥰🥰
ክቡር ኣቦዊተይ በረከትኩም ይሕደረኒይ
መንግስተ ሰማይ የዋርስኹም ቅዱስ አቦና በረከቶም ይሕደረና አሜን ✝️🙏👏🤲
ኦ ጎይታይ ናዓይ ንሓጥያተኛ ይቅረ በለለይ ምጸሎቶ ይሕደረና
ኦ ኣባ ካብታ ብህወትኩም ዝተዛረብኩሞ፣ ዓለም ዘንደቅደቀ፣ እነሆ ዕረፍትኩም ብዕጽፍ በርቂ ኮይኑ ንትሰልማት የብሪህ። ንሓቂ መን ክቀብራ ይኽል? በልዎ ለእግዝኣብሄር ግሩም ግብርከ. በረከቶም ኣብልዕሌና ይኩን።
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ኣቦና ጸጋ በረክትኩም ኣይፈለየና።
Bereketomn selotmn ayfeleyena kudus Abona Abune Antonio’s
በረኸቶም ይሕደረና አቦና አብነት ጽንዓት መንፈሳውነት ፍትሒ ሓቂ እዮም አምላኽ ብየማኑ ይቀበልኩም አቦና :
ወይለኹም መርገም ንወለዶታትኩም ዝተሰከምኩም አጋፈርቲ ንኽትፍተው ነቦና ብዘይወዓልዎ ስሞም ዘጸለምኩም : ወይለኹም ሰብ መስቀል ጀነራላት አቡነ ቄርሎስ ወ መሰልቶም ብደውኩም ብሓይሊ አምላኽ ዋጋ ኽትከፍሉ ኢኹም :::
ኣሜን በረከት ኣቡነ እንጦንዮስ ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኹን።
ዳዊት 116
15፤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።
ቅዱሳን ኣቦታትና ዋላ ምስ ሞቱ ክብረት ኣለዎም ሞት ናይ ሓጥእ ጸዋግ እዩ።
በረከቶምን ጸሎቶምን ናብ ብጹእ ወቅዱስ ኣብነ እንጦንዮስ ይክፍለና
በረኸቶም ይሕደረና ኣቦና
በረከቶም ይሕደረና ክቡር ኣቦና ብሰላም የዕርፉ
በረከትኩም ይሕደረና ኣቦና ናይ ዘመና ሃዋርያ
Amen Amen Amen
በረከቶም ይብፃሐና
ናይ በሓቂ ነመስግን ምድረ ከንኣን ፡ክብሪ ንእግዚኣብሄር ይኩን ፡ኩሉ ህዝቢ ኩሎም መነኮሳት ክንደይ ክብሪን ናፍቆትን ከምዝነበሮም፡የርእየካ ።ቀዳምነት ይቅረታ፡ይሓትት፡
ሕቶ ኣላትኒ፡ እታ ትምህርቲ ንምንታይ የእትኩማ ፡ንመን ኢያ ከ ትውልክ፡ መክንያቱ ራኢ ዮውሓን ኣልዕሉ ይምህር ኣሎ ፡ወቀሳ ወይ ከኣ ግሳጸ ፡እግዚኣብሄር ኣምላክ ፡ነቶም መረሕቲ ቤተክርስትያን ዝነበሩ ኢዩ ፡ስለዚ ከም ዝተረደእቲ ንኩላትና እተኮነት ግን ፡ኖቦና ኮይና ትስምዓኒ፡።ወይ ከኣ ንሶም ከምዝመስከሩ ስለ ዝተዛረቡ ከም ዝተኣሰሩ እንተትከውን ግልጺ መኮነት።ግን ተጋግየ እንተኮይነ የቅረታ ይሓትት ኩቡራት ።
በረከት ናይ አቦና ቁዱስ እጦነስ ይሕደረና
Bereketom nay abona aygedefena 🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️Amen Amen Amen.
በረከቶም ይሕደረና ነብሶም ብሰላም ትዕረፍ ሃገረ ሂወት መግስተ ሰማያት የዋርሰልና ኣብኡ ይሕሽኩም ኣቦና ኣብ መሬትስ በዲሉኩምዩ ዙ በላዒ ሰብ ወዲ መድህን በራድዋ
ተመስገንካ ፈጣሪ ስለ ኩሉ ነገር 'ኣቦና በረከትኩም ኣይጋደፈና
Kber Abona ! We all Eritrean people proud of you,. We are very sorry left you to safer all these years. But god always with you. You are always in our hearts. God bless all of us and our country Eritrea.
Bxua kudus Abona Anxenos mengstesemay yewarsom amen!
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኩብር ኣቦና ብርከቶም ይሕደርና 😭😭😭🙏🙏
ኣግዛብሔር ኣምላክ መንግስተ ኣምላክ የዋርስኩም ኣቦና በረከቱም ይሕደረና
Temesgen amlak slenezi fxamizerakani abona xelotkuman bereketkuman ayigdefena neana dekkum 🙏🙏🙏😭😭😭❤️❤️❤️
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣቦና
በረከትኩም ይሕደረና ብፁእ ኣቦና
በረከትን ጸሎትን ቅዱስ ኣቦና የካፍለና።
ገድልን እምነትን ጽንዓትን ሓቅን
ቅዱስ ኣቦና እንጠንዮስ ኣብ ታሪክ ኤርትራ ነባሪ እዩ።
ከምቶም ቅዱሳን ኣቦታትና ቀዳሞት ዘሓለፉ ክብሪ ናኣምላክ ይኩን።
መንግሰተ ሰማያት የዋርሰኩም ክቡር አቦና
ግብኦም ዝፈጸሙ ቤተክርስትያን ናጻ ከይወጸት ብሕርያ ፈጣሪ ዝተፈጸመ እምበር ብጹእ ወቅዱስ 3ይ ፓትራሊክ ዘሃገረ ኤርትራ አቡነ እንጦንዮስ ነፍሶም ናብ አምላኻ እያ እትዓርግ እቶም ደም ዘምባዕኩምና ንምርቐኩም እምበር አይንረግመኩምን እቦና ራሕሲ ግደፉልና አሜን አሜን አሜን።
ንባዓተይ ሙቁጽጻር ሲኢነ
ነንነብስና ንንብዓላ እምበር ንሶም ግቡኦም ፈጺሞም ዮም ሓወይ ንዓና ግን ጋሳ ዘይብላ በጊዕ ኮንና
መንገስተ ሰማይ የዋርስኲም አቦና ንዓና እምበር ንስኲምሲ እንታይ ከይትስእኑ አብ መንገዲ ሓቂ ከለኲም ከድኲም ንሕና ደአምበር ፋሕፋሕ ኢልና ከለና
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም
ኣሰይ ኣቦና መሓዛ ቅዱሳን
Bereketomn rediatomn yekaflena komu win abi xnat mihrona bruk ab mengste semay zekuruna 🙏🙏🙏
ቅድስቲ ጸሎቶም በረከቶም ይብጻሓና
መዘከርታ ጻድቅ ንበረክውት ኢዩ
ኣየወ ይዋእ ዝተረፈ ንሶምስ ኣብ ሓቂ ጸኒዖም ዓሪፎም
ገዳምሞም ደቆም ምስናፍቖቶም ሰብ ክጭክን እሞ ድማ መስቀል ዕቲሩ እዝግዮ
ኣቦና በረከትኩም ኣይፍለይና ናይ ዘመና ሃወርያ
Mengste semay yewarskum khubur ebona🙏🙏🙏
ጽንዓትን መትከልን ዝምህሩ ኣቦ። ኣብ ምንጋጋ ሓርገጽ፡ ኣብ ማእከል ተዃሉ ኮይኖም ቃሎምን እምነቶምን ዘየጉደሉ። ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ን ኣቦና ማዕርገ ቅድስና ሂባ ንስሓ ክትኣቱ ጥራይ እዩ ዘለዋ። በረኸትኩም የካፍለና ኣቦና።
ኣሜን ናይ ኣቦና በረከቶም ረድአቶም ይሕደረና
ክቡር ሞቱ ለጻድቅ በቅድመ እግዚኣብሔር።በረኸት ናይ ኣቦና ይኽፈልና።
Medre Canaan you have done a great job in bringing this historical service in Adi Felesti Sefaa. The people, the priests, deacons have ignored the threat of the dictator from Tabia Koraro.
በረከቶም ይሕደረና ክቡር ኣቦና
🕯🕯🕯zkri kedamay ametkum ykuneley abo fqei 🕯🕯🕯🕯🕯
ኣቦይ መዓረይ ኣቦ ሓቂ ኣቦ እምነት ኣቦ ውጹዕ ፈጻሚ ወንጌል ጽኑዕ ተባዕ ብኣይ ብሓጥያተኛ ሞ እንታይ ዝግለጽ ቅድስናኹም ኣብታ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣቦይ መዓረይ በረኸትኩም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይሕደር
ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርኩም ፈጣሪ ኩሉ ኣለም
ዝህዝቢ ክጸድቅ ኣይደልን እዩ ብቆንቁኡ ዝሞተ እዩ ጨካን ዘፍቅር እዩ ብሓቂ ኣምላከይ ሒዘ ምካድ ኣለኒ 💔💔💔
ኢሳይያስ 3 (Isaiah)
10፤ ንጻድቕ፡ ፍረ ግብሩ ኺበልዕ እዩ እሞ፡ ተዐዊትካ በልዎ።ክብሪ ንእግዚኣብሄር ይኩን፡ንሊቃውንትና ውን ኣብ ምፍናው ነቲ ዕውት ጻድቅ ዝኮኑ ኣቦና ብጥዑም ዜማ ገርኩም ዝተፋነኩሞም ዕድመን ጥዕናን ይሃብሁም ኣሜን።
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ኣቦና 🙏🙏❤️🙏🙏
ኣቦይ😢😢