ሰበር ዜና🔥 ወተሃደራት ኤርትራ ኣምሊጦም/ ትግራይ ድርብ ዜና ዓወት/ ጀ/ፃድቃን ዘረባ ሸቲኹዎ ?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 янв 2025

Комментарии • 263

  • @kebedeberihu1243
    @kebedeberihu1243 29 дней назад +30

    ዳኒኤል ክብረት ከሚመራው ሚድያ ከዚህ በላይ ይጠበቃል።ትግራዎት ልቢ ንግበር።

  • @AwAw-hk6vf
    @AwAw-hk6vf 29 дней назад +25

    ተጋሩ ንሽዋ ተማዓድዉ ካብ ስኪት ንጉስ ተምሃሩ ኢ/ያ ንትፋኣያ ተጋሩ

    • @ደላይሰላም
      @ደላይሰላም 29 дней назад

      ኤርትራን ዓፋርን ኣምሓራን መሕለፊ የብልኩምን ስለዚ ከመይ ጌርካ እዩ ምፍታሕ??? ምስ ኩሉ ተባኢስኩም ብተንኮልኩም ስለዚ ስሓንዋ ድኣ.😮😮😮

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 28 дней назад

      @@ደላይሰላምሑሞራ ብስሮም ይድምስስዋ አይትሰከፍ ብርጌድ ንሐመዱ መራሒ ውፍይ፥ ባዱር መራሕቲ ምስ ኮኑ ትግራይ ብሪፈረንደም ጌርና ናብ ኤርትራ ንሐውሳ ተዘይደልዩም ድማ ብባጽእ ተዱልዩም ብ ፎሮ፥ ትዝቀረበ ባዳ ይጥቀሙ አይትሰከፍ ሕግደፍ ረሳሕ ሐደ አብነት ካብ 35 ክፍለ ሰራዊት ብ ሐንሳብ 150 ሰራዊት ጁብቲ ምእታው ክሳብ ክንደይ ውድቀት ቅንጮ ሕግደፍ የርእዩካ

  • @Girmay-g9r
    @Girmay-g9r 29 дней назад +15

    ኢትዮጵያ ከምዙይ እያ ተጋሩዋኒ

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 29 дней назад +12

    ለትግራይ የማይተኙ የጠላትነት ልምድ ያላቸው ወራዶች ኢ/ያ በጀግንነት እንድትታወቅ ያደረጓት የትግራይ ጀግኖች ናቸው ሌላው በምላስ ብቻ ነው።

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros 29 дней назад +13

    እንካእ ሐጎሰክ ጅግና ሀገር ትግራይ ዝባሀል ዘሎ ኑዙይ እዮ

  • @SijoSilo-b4i
    @SijoSilo-b4i 29 дней назад +7

    ጅግና ተባዕ ዶክተር ደጀን

  • @teklitHaylu-v8q
    @teklitHaylu-v8q 29 дней назад +2

    እንካእአሐጎሰክይ

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 29 дней назад +2

    ኳዕ ደስ በለኪ ስኬት ጅግና።

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f 29 дней назад +10

    ናይ በሓቂ መራሕቲ ትግራይ የሕዝኑ እዮም በዝሕጂ ምስ ዛኸዳዕ ሃገር ክንቅፅል ከመይ ገይሮም ይሓስቡ ኣለዉ

    • @ደላይሰላም
      @ደላይሰላም 29 дней назад

      ተጋሩ ጸገሞም ብክቱር ርእሰ ምትሓት ስለ ዝሳቐዩ ካብ ጊዜ ሃጸይ ዮውሃንስን ኣሉላን ማዓኮር ኢትዮጵያውያን ምልሓስ ይፈትዉ እዮም.. ብኡ እዩ "ቅሌትና ቀለቤት ከትግሬ አይጠፋም" ዝተባህለ. ርእሰ ምትሓት ምስ ኩሉ የባእሰኩም ዓሻ ተንኮልኩም ድማ ተመሊሱ የጥፍኣኩም 😮😮😮

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 29 дней назад +4

    እዚኢና ንብል ዘለና ዕድሚኦም ካብ ርእሶም ከምዘየውጹኡና ይርዱኡ ደናቁር መራሕቲ አለውና

  • @KirosBerhan
    @KirosBerhan 28 дней назад

    ጅግና ቀፀልሉ

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 27 дней назад

    Getachew & tsadkan awriduwom! Hiji girim deki tigray jeganu weyn❤❤❤

  • @gebrehiwotgebremedhin6118
    @gebrehiwotgebremedhin6118 29 дней назад +2

    ❤ ጠጎበዝ

  • @bereketrufael8201
    @bereketrufael8201 28 дней назад

    ጅግና ዶር ደጀን

  • @Aduniahope
    @Aduniahope 29 дней назад +5

    ስኬት ሓፍትና እንኳዕ ደስ በለኪ🎉🎉🎉❤፣ንዓኺ ክብል ቲክቶክ ከፊተ ብፃውዒትኪ repost እላገበርኹ ነይረ፤ተጋሩ እንትንሓብር ኩሉ ግዘ ተዓወቲ፣እንትንበታተን ፀላእቲ ይዕንድሩልና። ኣቱም ፈተውቲ ኢትየጵያ ተጋሩ የሕዋትና ንቅሑ ኣስመሳይነት ኢ/ያውያን አይትረስዑ ናይ ዘለኣለም ፀላእቲና ዮም

  • @OsGh-pu6xh
    @OsGh-pu6xh 29 дней назад +3

    እንኳዕ እሕጎሰኪ ስኪት

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 28 дней назад

    Proud of you keep up your great job scaet 💐💐💐💐💐

  • @TarikuGher
    @TarikuGher 28 дней назад

    ጅግና ደጉተር ደጀን❤❤❤

  • @KoremadeyiBogal
    @KoremadeyiBogal 29 дней назад +2

    ካብ ኦሮማራ መኣዚ ከምንዝወፅዕ ኣንፈልጥን እምበር ሃፍተይ እንኳዕ ኣሃጎሰኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon 29 дней назад +3

    ጻድቃን ዓዕርዩ ቃሓር ይሓዞ ትግረዋይ ጌታቸው ይውረድ እዩ ዝብል ዘሎ ንትግራይ ዘዋረደ ሰብ እዩ

  • @HailekirosFasil
    @HailekirosFasil 27 дней назад

    እንዃዕ ደስ በለኪ ዋዕሮ ትግራወይቲ💪💪💪🙏🙏🙏🌹🌹🤙🤙

  • @Tadesse-ht9ob
    @Tadesse-ht9ob 29 дней назад +4

    ልክእ ዶግተር

    • @Tadesse-ht9ob
      @Tadesse-ht9ob 29 дней назад +1

      ጀነራል ፃድቃን.ልቢ.የሐብካ አምላክ

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 29 дней назад +2

    Historical milestone.

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 29 дней назад +2

    ☑️☑️Yes 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 28 дней назад

    Selam. ❤❤

  • @solomonworku6866
    @solomonworku6866 29 дней назад +1

    እንኳን ደስ አለሽ

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 27 дней назад +1

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖👍👍👍

  • @yhdegomichael6924
    @yhdegomichael6924 27 дней назад

    😂😂😂😂😂 Eka hade aytbln... Gena ab eroup alena.. Xbah ab mekele.... ❤❤ Adeka selama kitrekibya 😂😂

  • @AdaneAlebachew
    @AdaneAlebachew 28 дней назад

    በጣም ነው የሚገርመው ዳንኤል ክስረት የሚመራው ወራዳ ፀረ ተጋሩ ሚድያ

  • @YibrahYb
    @YibrahYb 28 дней назад +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ዋዕላ ንመፃኢ ትግራይ
    ናይ ሓሳብ ልዕልና
    ናይ መድረክ ስነ-ምግባር ዘርኢ እዩ

  • @adwawoldearegai
    @adwawoldearegai 28 дней назад +1

    ተጋሩ ኩልሻዕ ብጻዕሮምን ብቓልሶምን ጥራሕ ዓወቶም ዘረጋግጹ ንምኴኑ ታሪኽ ይሕብረና ::. ብቓልስኺ ኣብዝዘመን ዝኹልዑ ካብዘለዉ ናይትግራይ ሽምዓ ጀጋኑ ሓንቲ ብምኴንኪ ዝተሰምዐኒ ሕስሆስ ደረት የብሉን:: እንኴዕ ደስ በለኪ ሕብንቲ ሓፍተይ :: ዶክተር ደጀን ይበል ይበል ቁርጺ እንክትከውን እንተላ ደሚቑ ዝወጸ ጅግናን ብሄረተኛ:: ትግረዋይነት ትዕግስትን ምስትውዓልን እምበር መንነትካን ክብርታትካን ምሻጥ ዘይምኴኑ ንዞም ከዳዓት ግሁድ ብምግባርካ ትግራይ ብኣኻን ብኸማኻን ትኹራዕ ::
    ሓደ ኣባል ውናት ጌርካ ኣሰሊፍካንኒ ኣለኻ ይቐንየለይ ::
    ትግራይ ጀጋኑ ብስርሖም ዝልክዕን ዘኽብርን ሰብ ክብርክተላን ክኽበረላን እያ እትደሊ ::
    ይበል !!!

  • @AnaniulAsefaa
    @AnaniulAsefaa 28 дней назад +1

    Dr ደጀን ክብሪ ይግባኣካ long live

  • @weldayyhdego7171
    @weldayyhdego7171 28 дней назад

    ንኒ ጌታቸው እና ፃድቃን እስኪ ላአኽሎም እንተተ መሃሩ

  • @Elenigmeskel
    @Elenigmeskel 29 дней назад +5

    ንዓይ ብወገነይ ድማ ኣብዛሕዚ እዋን ቑፅሪ ሓደ ክስራሕ ኣለዎ ዝብሎ ኣብ ሞንጎ መራሕቲ ትግራይ ኢና እናበሉ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ከቢድ ድንግርግርን መከራን ጥሒለምዎ ዘለዉ ኣፈላላዮም ኣፅቢቦም ብምክእኣል ምእንተ ህዝቢ ኢሎም ከመዓራርዪ ይግባእ ይብል

  • @HdhHdh-wk6rk
    @HdhHdh-wk6rk 29 дней назад +1

    ጅግና ቀፅለሉ ክልክም ሓደ ክኑ❤❤❤

  • @MbarMbar-z5l
    @MbarMbar-z5l 29 дней назад

    ግበዝ ደ/ር

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 28 дней назад

    ፍትህ ፍትህ አክስም ሙስሊም❤❤

  • @elsagebredingle5315
    @elsagebredingle5315 29 дней назад +10

    Getachew banda must go

  • @AbrahleyGebreslase
    @AbrahleyGebreslase 29 дней назад

    ዶ ር ደጀን ጀግና

  • @JermenJermen-z2g
    @JermenJermen-z2g 27 дней назад

    ጅግና፡ቀፅለሉ፡፡ጎለ፡ሕዋሓት

  • @samson4774
    @samson4774 28 дней назад

    Dr. Dejen 👍

  • @leakewoldu6037
    @leakewoldu6037 28 дней назад

    ዶክተር ዝሃብካዮ ሃሳብ ሃናፂዮ እሞ ነዊሕ ዕድመ ይምነየልካ ፡

  • @nigushindeya
    @nigushindeya 28 дней назад

    ይዕፀይኹም የህ 👊

  • @GbremedhiGebreslasy
    @GbremedhiGebreslasy 28 дней назад +1

    ዘፈተወካ ምፍታ ሐርኢ ግጠጥ እዩ ነፃነት አዩ ሐርነት ።

  • @estifotekle-ij1ee
    @estifotekle-ij1ee 29 дней назад +1

    ጻድቃን አንተም ጌታቸዉም መዉረድ አይደለም አይናቹ ይጥፋ

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 28 дней назад +1

    ፅቡቅ ኣዘራርባ እወ ይውረድ ምንም ዝገበሮ ቁም ነገር የለን እቶም ስደተኛታት ናብ ቦቱኢ ይመለስ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 28 дней назад

    መራሕካ አፅድፈና ጌታቸዉ ትኮይኑ ይክል

  • @sabalegese762
    @sabalegese762 28 дней назад

    መሰናክል ከይ ሕለፍካ ዓወት የለን አንካዕ ተዓወትኪ ትግራወይቲ ❤💛🎉🎉🎉💝💝💝

  • @kassa-sn4hi
    @kassa-sn4hi 28 дней назад

    ስኬት እንኳን ደስ አለሽ ኢቢስ ያደረገው ያሳዝናል

  • @brhanearam1741
    @brhanearam1741 28 дней назад

    ይውረድ

  • @genocidalstate
    @genocidalstate 29 дней назад +2

    ካብቶም ሓረድትና: ወይከ ሰናይ ነገር ኣይትፀበዩ።

  • @berhanegebreselasie2639
    @berhanegebreselasie2639 29 дней назад +1

    I pray for you.

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 27 дней назад

    ፈሽኳላት ከደምቲ ሽዋ፣ ፀረ ብሄረ ትግራይ ፣ ፀረ ሃገረ ትግራይ ኢኹመ

  • @Wadhagashagas
    @Wadhagashagas 29 дней назад +1

    እታይ ገራም ንሳም እዛም ተካላት መራሕትና እዮም ዘዋርድና ዘለዉ ዓክ😢 ኣረ ፍትሒ ንተጋሩ

  • @DawitWm
    @DawitWm 29 дней назад +1

    አብ ሓፍትና ዝበፀሐ ዓፈና ናፈለጥና ንምንታይ ምስ ፀላእቲ ንልጠፍ አለና ግምት መሕፈርቲ ኢዮም

  • @Kngodab
    @Kngodab 29 дней назад +1

    የስ የስ ደኩተር

  • @goytomredae-he4wr
    @goytomredae-he4wr 29 дней назад

    ኢትዮጵያዊነትኩም ዘይተፀንቀቕኩም ተጋሩ(ጥሩ ትግሬ)

  • @AsfawBelay-ub9gx
    @AsfawBelay-ub9gx 28 дней назад

    በጣም ያሳዝናል Ebc ድምፅዋን የምን ዘጋጁት የሄ ኢትዮጲያዊነት እንደዚ ነው ምንአይነት አምባገነን ነው

  • @weldebrhankassa4314
    @weldebrhankassa4314 29 дней назад +1

    ኢ/ያ ሃገርና አይኾነትይ ተጋሩ አሕዋተይ እዚአ እንዶ እንእመን

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 28 дней назад

    ናብ ህወሓት ፅግዕግዕ ኣይትበሉ ከደምቲ

  • @sibhatberhane
    @sibhatberhane 28 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @binyamberihu-r7e
    @binyamberihu-r7e 27 дней назад

    congra

  • @Tamekebe-o3u
    @Tamekebe-o3u 28 дней назад

    ስኬት ንጉሰ እንኳዕ ደስበለኪ ጅግና ትግራወይት ኢኺ።
    እታ ረሳሕ ኢትዮጵያ ትባሃል ሀገር ግን ንተጋሩ አይትኾንን እያ ንሕና ተጋሩ ግን በደልና አይንረስዕ ፣ መራሕቲ ትግራይ በጃኹም አይተዋርዱና ናብ ሽዋ እንዳኸድኩም ጉብሕ ጥልዕ አይትበሉ።
    ትግራይ ትስዕር❤❤❤❤❤❤

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 29 дней назад +1

    Getachew and his group must be go

  • @LetebrhanTeferi
    @LetebrhanTeferi 29 дней назад +2

    አብዝረብሕን ዘይረብሕን ኩሉ ብምዕፃውን ብምዕፋንን አብቆስሊ ትግራዋይ ዕንፀይቲ ምስዳድ ናይ ዝሐለፈ ውድቀቶም መቐፀልታ እዩ ሃየ ቃልስና ነጠንክር ።

  • @GebreAdishe
    @GebreAdishe 29 дней назад +1

    ደጉተር ደጀን በርትዕ ክንድግፈካኢና።

  • @takelegemechu7003
    @takelegemechu7003 29 дней назад +1

    በርትዒ

  • @FTSUMHadgu
    @FTSUMHadgu 29 дней назад +2

    ህዝቢ ትግራይ አምሓሩ እንታይ ከምዝምነዩሉ ንፈልጥ ኢና ህወሓት ባርዩም እዮም

  • @Gere-tt7dx
    @Gere-tt7dx 28 дней назад

    ጀግና ትግራወይቲ ኢኺ አይዞኺ ዕንኳዕ ደስ በለኪ

  • @YikunoGebretinsae
    @YikunoGebretinsae 29 дней назад +3

    ፃድቃን እኮ ከም ንትግራይ ዝሰርሕ ክህትፍ ከሎ እዩ ዘስሕቀኒ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 28 дней назад

      አዋን ካላኦት ንስልጣን እምበሪ ንኣኻ ወርቂ ዶ ገንዘብ ክቡኻ እዩም

  • @XxXTWH-em2zj
    @XxXTWH-em2zj 29 дней назад

    አጀንዳ ጌታቸውን ፃድቃን ፦ ተከተልቶምን አጀንዳ ህዝቢ ትግራይ ቀይሮም እዮም

  • @NaninaniHm
    @NaninaniHm 28 дней назад

    Are yimechiki kem zeynawi anka aykonki 🎉❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤

  • @Everyday-i7u
    @Everyday-i7u 28 дней назад

    ጅግና ኢኺ ናይ ብሓቂ እንቋዕ ነዚ ኣብቅዐኪ ዋዕሮና!

  • @engdagizaw3233
    @engdagizaw3233 29 дней назад

    TIGRAYE HULU GEZIE ANDEGNA ETEWODADARI YW
    ELELEWU MAHIBERESEBE....................................TIGRAYE...........................................

  • @kiflefisaha
    @kiflefisaha 28 дней назад

    ጀ/ል ፃድቃን ታሪኹ ይፅይቅ ኣሎ።

  • @NeguseGyohannes
    @NeguseGyohannes 28 дней назад

    ዋይ ዛረሳሕ ሃገር

  • @AbrahaTemalew
    @AbrahaTemalew 24 дня назад

    ኣጆኺ ደስ ኣቢልክና ንትግራይ ዝኸውን ሓሳብ ፍጠሪ እምበር እዛ ኢ/ያስ ንእግዚኣቢሄር ንግደፎ

  • @NuguseAsaali
    @NuguseAsaali 28 дней назад

    It is positive forwarding the idea that you support, & opposing what you dont.

  • @teklaykidanemariam
    @teklaykidanemariam 28 дней назад

    እዙይ ሪኦም ዘይማሀሩ ባዓል ፃድቃን ጌታቸውን ከም ፈንጂኣምካኒ ኣብልዒሊኦም ምስበፀሖም እዮም ክማሀሩ

  • @EthioAbay
    @EthioAbay 28 дней назад

    ኢትዮጵያ ንተጋሩ ኣይተድሊየናን ትጥፋእ

  • @tsehayberhe1063
    @tsehayberhe1063 27 дней назад

    Waay Tigrai kendey gize kinbekiy? Himkaat Merhatina.

  • @AmanealTsegab
    @AmanealTsegab 27 дней назад

    ዝኽበርኩም ተጋሩ እሕዋተይ ኢትዮጺያ ትባሃል ሃገር ክትጠፈእ ኣለዋ ንሕና ካብ ንጠፈእ

  • @kebedeAsefa-n7o
    @kebedeAsefa-n7o 29 дней назад +1

    እረ ገና ጉድ ንሰሚኢና

  • @TafereHagos
    @TafereHagos 29 дней назад

    አይይ ክሳብ መዓዝ እዩ ከምዚልካ ክንነብር

  • @AlulaEngda-rc2rn
    @AlulaEngda-rc2rn 29 дней назад

    ፃድቃን ዝባሃል ሰብ ትግራይ ንምብታን ዝተሰለፈ ሰብ ምኻኑ ንኹሉ ግልፂ እዩ። ኩሉ ንትግራይ ዝሓስብ ሰብ ክቃለሶ ይግባእ። ደ/ር ደጀን ጌታቸው ይውረድ ዝብል ሓሳብ ሕቶ ህዝቢ ትግራይ እዩ።

  • @Lalba12
    @Lalba12 28 дней назад

    ደ/ር ደጀኔ ነታ ፀላም ፀለም ነታ ፃዕዳ ፃዕዳ ምባልካ እንእድ

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 28 дней назад

    ተጋሩ ሓደ ኩኑ መዋፅእና ብሓደ ጥራሓ እዩ::

  • @ahforomhaileahforomhaile
    @ahforomhaileahforomhaile 29 дней назад +1

    እዚ ውን ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ፡ ግን ብደንብ ክስራሓሉ እንተ ተካኢሉ ኢዩ ። 😢

  • @Teklu-z5d
    @Teklu-z5d 29 дней назад

    ደክተር ደጀን ብጣዕሚ ዘሐጉስ ዘረባ ተዛሪብካ ክብሪ ይግበአካ

  • @genetgebre480
    @genetgebre480 28 дней назад

    ❤❤❤❤

  • @russombaynesagn1266
    @russombaynesagn1266 29 дней назад +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @GuashGebrewahd
    @GuashGebrewahd 28 дней назад

    ዝገርም እዩ

  • @desalegnkiros6050
    @desalegnkiros6050 29 дней назад

    ተስፋቑረፁ ሓድነታውያን!!!

  • @Kngodab
    @Kngodab 29 дней назад +1

    ጌታቾው ንመሪሕነት አይኮነን ንዕርክነት እውን አይበቅዕን በቃ ። ነጥቢ ።

  • @NiguseBahre
    @NiguseBahre 24 дня назад

    ጉጅለታት ክድግፍ ድቃስ ሲኢኑ ዝሓድር ትግራዋይ እንታይ ይብሃል ለውጢ ማለ ጉጅለታት ምምራፅ ማለት ድዩ ብጣዕሚ ይሓዝን።

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 29 дней назад +1

    ዋዕሮ❤ንግስቲ ቲክቶክ ታሓባናልኺ ቓፅልሉ በርትዒ !!

  • @teklehaimanotgebreyohans
    @teklehaimanotgebreyohans 28 дней назад

    Who named this guy? Please send me his name. The guy who motivated us to focus only on the "Pretoria's agreement" he is our best model.

  • @AbebaGebrekidan-l5b
    @AbebaGebrekidan-l5b 28 дней назад

    Aye tigray ah mis amharu meneyu kinebr

  • @zufanabraha2824
    @zufanabraha2824 29 дней назад +1

    ብዛ ረሳሕ ሃገር ተሰፋ ዘይቆርፅ ትግራዋይ ዓሻ እዩ !!!!

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 29 дней назад

    ንዞም ዘይቋረጸሎም ተጋሩ ኢትዮጵያዊ ያን ጹቡቅ ትምህርቲ ዝረኸቡ ይመስለኒ