Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣሜን'ወ ኣሜን። ጥዑም መዝሙር
Seyyyyyyyyyyyy Amennnnnnnnn hallelujah ❤
ሕጉስ እየ ክርስቲያን ብምኻነይ
ንዓኻ እንተ ዘይረክብ ኣነ እንታይ ምኾንኩኣበይ ምሃለኹ እንታይ ምመሰልኩ(ሕጅግን ዕጻይ ምሳኻ ኮይኑለይናይ ዘልኣለም ሂወት ርስቲ ተዳልዩለይ)#2ሕጉስ እየ #3ክርስትያን ብምዃነይ ንክርስቶስ ብምስዓበይደስ ኢሉኒ #3ኣብ ቤቱ ብምምባረይ እንደገና ብምውላደይሳላ ምሕረትካ'የ ደው ኢለ ዘለኹኣነስ ድኹም እየ እፈልጥ ኣለኹ(ጸጋኻ በዚሑለይ ምምባረይ ጥዒሙኒእቲ ክቡር ዕጻ ንኣይ በጺሑኒ)#2ሕጉስ እየ #3ክርስትያን ብምዃነይ ንክርስቶስ ብምስዓበይደስ ኢሉኒ #3ኣብ ቤቱ ብምምባረይ እንደገና ብምውላደይኣብ ናይ ጭንቐት ባሕሪ እወ ምጥሓልኩዓቕለይ ጸቢቡኒ በረኻ ምተደርበኹ(ሕጂግን ንዓኻ ስለ ዝረኸብኩዕድለይ ፍሉጥዩ ከይተጠራጠርኩ)#2ሕጉስ እየ #3ክርስትያን ብምዃነይ ንክርስቶስ ብምስዓበይደስ ኢሉኒ #3ኣብ ቤቱ ብምምባረይ እንደገና ብምውላደይኣሁን ከሆንኩትለት በላይ እሆንለት ኣለው የእግዛብሄር ልጅ እኔ በፊቱ እሰግዳለው እልልም እላለው ኣሸበሽባለው /2/እንካን ክርስትያን ሆንኩን እሰይ እሰይይይይእንካን ክርስትያን ሆንኩን እልል እልልልልል /2/በልቤ ገብቶ ሰላምን ሰጥተህ ኣማኑኤልነብሴ የሚትወድህ ኣንተ ውደ እስኪ ልቀኝልህ እነስ ከልቤ የሱስ የሱስ ኣስሬ ትላለችነብሴ ባንተ ፍቅር ታይዛለች
ኣሜን'ወ ኣሜን። ጥዑም መዝሙር
Seyyyyyyyyyyyy Amennnnnnnnn hallelujah ❤
ሕጉስ እየ ክርስቲያን ብምኻነይ
ንዓኻ እንተ ዘይረክብ ኣነ እንታይ ምኾንኩ
ኣበይ ምሃለኹ እንታይ ምመሰልኩ
(ሕጅግን ዕጻይ ምሳኻ ኮይኑለይ
ናይ ዘልኣለም ሂወት ርስቲ ተዳልዩለይ)#2
ሕጉስ እየ #3
ክርስትያን ብምዃነይ ንክርስቶስ ብምስዓበይ
ደስ ኢሉኒ #3
ኣብ ቤቱ ብምምባረይ እንደገና ብምውላደይ
ሳላ ምሕረትካ'የ ደው ኢለ ዘለኹ
ኣነስ ድኹም እየ እፈልጥ ኣለኹ
(ጸጋኻ በዚሑለይ ምምባረይ ጥዒሙኒ
እቲ ክቡር ዕጻ ንኣይ በጺሑኒ)#2
ሕጉስ እየ #3
ክርስትያን ብምዃነይ ንክርስቶስ ብምስዓበይ
ደስ ኢሉኒ #3
ኣብ ቤቱ ብምምባረይ እንደገና ብምውላደይ
ኣብ ናይ ጭንቐት ባሕሪ እወ ምጥሓልኩ
ዓቕለይ ጸቢቡኒ በረኻ ምተደርበኹ
(ሕጂግን ንዓኻ ስለ ዝረኸብኩ
ዕድለይ ፍሉጥዩ ከይተጠራጠርኩ)#2
ሕጉስ እየ #3
ክርስትያን ብምዃነይ ንክርስቶስ ብምስዓበይ
ደስ ኢሉኒ #3
ኣብ ቤቱ ብምምባረይ እንደገና ብምውላደይ
ኣሁን ከሆንኩትለት በላይ እሆንለት ኣለው
የእግዛብሄር ልጅ እኔ
በፊቱ እሰግዳለው እልልም
እላለው ኣሸበሽባለው /2/
እንካን ክርስትያን ሆንኩን
እሰይ እሰይይይይ
እንካን ክርስትያን ሆንኩን
እልል እልልልልል /2/
በልቤ ገብቶ ሰላምን ሰጥተህ
ኣማኑኤል
ነብሴ የሚትወድህ ኣንተ ውደ
እስኪ ልቀኝልህ እነስ ከልቤ
የሱስ የሱስ ኣስሬ ትላለች
ነብሴ ባንተ ፍቅር ታይዛለች