What a fighter and a General,just amazing,it is a big loss and very sad for the nation of Eritrea if such great person/hero cannot live in his country for which he sacrificed a lot and give his experiences to the young generations.General,you did your part and executed it with utmost success but we the people have failed to preserve and protect what you and your comrades fought and sacrificed for namely our freedom and liberty.and Antonio ,i appreciate for making this possible.
@Abera You are absolutely right we as à nation lost à man à gedim fighter à war artist experienced fought à million battle wounded many times Educated smart and intelligent individual I agree with you my Bro.
Every week he comes with more Captivating history of his leadership, problem solving, innovation, resilience, and Commitment to excellence. Jigna Abona wedi Haile, Abo Haki, abo Fithi, we love you❤❤
Mesmerizing Story. Can you please tell your listeners when will your BOOK be published? You embody the SPIRIT of greatest Eritrean generation. I venture to say there was NO Eritrean generation such as yours and I doubt there will never be as selfless as your generation. Such generation in the history of people come once in a century or Millennia. Keep the good deeds. Your history is the pride of the people you love. Nothing in life is more rewarding than that.
@@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ selfi bzeyka n bixayka miktal entay tekmi neriwo zigerm eyu ab western world enda tekemtkum eti riesukum si still ab sahil eyu zelo shame
ብጣዕሚ ዝነኣድ ገለጻን ብሱል ትንተናን በሊሕ ሓታታይን ተዋሃሂዱ ታሪኽ በቲ ክቐርቦ ዝግቦኦ ኣስተምህሮ ፡ብቕዓት ተኸስተ ሓይለ ካብቲ ዝውረየሉን ዝንገሮን ንላዕሊ ብቑዕን ውፉይን ኣብ ቀንጠብጠብ ሕኸኸኒ ክሓከካ ዘያምን ተባሂሉ ዝንገረሉ ንላዕሊ ካብቲ በሊሕ ማህደር ተዘክረኡን ጥንቁቕ ኣቃራርባኡን ድርብ ቃልሲ ይመርሕ ከምዝነበረ ንርዳእ፡
Thank you b.g.tekeste hayle for your service and media antonyo tesfay 👍👍👍
I never seen a leader as sharp as this hero.. very good explanation and amazing clarity !!!!!!❤️❤️❤️
.
ዕደመን ጥዕናን ይሀብካ ጅግናአ ወዲ ሀይለ 🇪🇷
ማራ እየ ዝፈትዎ ባባ ሃይሌ❤️
Haqi behaqi Wedi Hayle kebtom arkanat gadli hizbi Eritrea bqedamay dereja zhaze jigna mhur lebam eyu.Thank you so much for this great information.
What a fighter and a General,just amazing,it is a big loss and very sad for the nation of Eritrea if such great person/hero cannot live in his country for which he sacrificed a lot and give his experiences to the young generations.General,you did your part and executed it with utmost success but we the people have failed to preserve and protect what you and your comrades fought and sacrificed for namely our freedom and liberty.and Antonio ,i appreciate for making this possible.
@Abera
You are absolutely right we as à nation lost à man à gedim fighter à war artist experienced fought à million battle wounded many times
Educated smart and intelligent individual I agree with you my Bro.
ወዲ ሀይለ ዖድመን ትኦናን ይምነየልኻ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Every week he comes with more Captivating history of his leadership, problem solving, innovation, resilience, and Commitment to excellence. Jigna Abona wedi Haile, Abo Haki, abo Fithi, we love you❤❤
Thank you as always B.G. Wedi Haile.
Well come Eritrean hero never finish Eritrean fighters history good to hear your voice 👏
ብቀዳምነት ነዚ ታሪኽ ከተዞንቱ ክሳብዚ እዋን ዚ ብምጽናሕካ ንልዑል ፈጣሪ ምስጋና ይኹኖ ። ዕድመን ጥዕናን ከብዝሓልካ ድማ ይልምኖ። ካብ 1976 ክሳብ 1988 ዳብል ቃልሲ ከም ዘሕለፍካ ፍሉጥ ኢዩሞ ክብርን መጎስን ይብጻሕካ ብጻይ ተከስተ ሃይለ።
ነዘን ዝስዕባ ሕቶታት ብተገዳስነት ክትምልሰለይ ብትሕትና ይሓተካ,,,,,,,
1, ብዛዕባ መስዋእቲ መኮነን ነጻጊ ትኪ ምስ በዓልቲ ቤቱ ሳራ ምሕጹን ኣብ ሓደ መዓልቲ ከምዝነበረ ይስማዕ ኢዩ ሞ ብዛዕባዚ ገለ በለና።
2, ብዛዕባ ብርጌድ ባርዕ ኣብቲ ናይ መጀመርያ ቃለመጠይቕካ ኣስፊሕካ ከም እትገልጾ ተዛሪብካ ኔርካ ኣነ ብወገነይ ብዛዕባ ብርጌድ ባርዕ ዝገበርካዮ መግለጺ ኣይዓገብኩን ምኽንያቱ ብፍላይ ምስታ ካብ ክፍለ -ሰራዊት 70 ዝወጸት ኣሃዱ ብዙሕ ተዘክሮታት ስለዘለኒ ። ሰመረ ወዲ በራኺ ማ/ ሓይሊ ምስታ ካብ ክ/ሰ 70 ዝወጸት ኣሃዱ ድዩ?
3, ካልእ ብዛዕባ ጊል ወልዳይ ማ/ ሓይሊ ዝነበረት ኣፍልጦ እንተለካ ።
ብዛዕባ ብርጌድ ባርዕ ምስኣ ዘይነበርኩ ክንሰይ ነዞም ኣብላዕሊ ዝጠቐስኩዎምን ነቶም መተዓብይተይን መጋድልተይን ደቂ ኣሃዱየይን ዝነበሩ ደስበለን ሰልጠነን (ክ/ሰ 70) ነበር ስለዝዝክር ከምዛ ምስኣ ዝነበርኩ ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኒ።
ጅግና ሐው ተከስተ ሃይለ ካብ ቡሱል ጥረ ከምዝባሃል ካብዚኩሉ ሽግር ወፂኻ እዚ ኩሉ ታሪኽ
ትህበናዘለካ ብጣዕም ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ብጣዕሚ ዘሕዝን ወዲ ሓምቢር እዚ ኹሉ ተቓሊሱ ንናጽነት ዘይምርኣዩ ብጣዕሚ የሕዝን
ኡንቃዕ ደሓን መጻኩም ግዜጥይኛ ኣንቶንዮ ተስፋይን ምስ ጅግና B/G ተከስተ ሃይለ!
ወዲ ሃይለ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ። እቲ ሕቡእ ሰልፊ ቅድሚ ምስላፍካ ዝነበረ'ዩ ረቂቅ ኣሰራርሓ ድማ'ዩ ነይርዎ። ንኩሉ ዝመርሕን ዝቆጻጸርን እሙን እቲ ኣባል ሰልፊ'ዩ። ኣብ'ቲ ንስካ ትመርሖ ዝነበርካ ኣሃዱ ተራ ተጋዳላይ ከይተረፈ ኣባላት ሰልፊ ኮይኖም ጸብጻብ ናይ'ቲ ኣሃዱ ይኩን መምርሒ ዝቅርቡ ንሳቶም ጥራሕ ምንባሮም ከም ርዱእ ክውሰድ ዘለዎ እዩ። ኣብ ምእራጉ ወይ ምድስካሉ እዮም ጸምቢሮሙኻ። ኣብ መወዳእታ ጸይቆሙኻ ብኻ ምተረፈካ። ኣይፈለጥኻዮምን ዘለኻ።
Habtu zibehal hawaboy siwue tegadelay 73/74 ziteselefe eyu mesleni bitsaika Tegadely Habtu shim Abue sile zeysemaku hawaboy do yikewin ele hasina.
Haw aboy Habtu Weldegergis yibehal aflito enteloka
Bitihtina yihatit
Misbizuh akbirot🌷
Habtu gebredrias eyu zebahal heji halfi keflesrawit 15 zelo eyu
@@tesfagabrdesta4759 qanqu
ልዕሊ ኩሉ ዘሕዝነኒ ናይ ወዲ ሓንቢር ንናጽነት ልክዕ ንፋሳ ታሃሪሙ ሙቆታ ግን ኣይረከበን ንናጽነት ክርኢ 2 ለይቲ ምስ ተረፋ መስዋእቱ ውን ፍጹም ክዋሓጠልካ ዘይክእል ኣሰዋውኣ ኢዩ ድሕሪ ንወዲ ሓንቢር ዝሃረመት ጥይት ተኩሲ ኣይነበረን ኢልካ ከ ዘረና ኣሎ ድዩ
እዋይ መስኪን ተራ ተገዳላይ ሓንቲ ከይፈለጠ ዝተሰውኤ 😭😭 ህዝባዊግንባርን ጉዱን!!
Mesmerizing Story. Can you please tell your listeners when will your BOOK be published? You embody the SPIRIT of greatest Eritrean generation. I venture to say there was NO Eritrean generation such as yours and I doubt there will never be as selfless as your generation. Such generation in the history of people come once in a century or Millennia.
Keep the good deeds. Your history is the pride of the people you love. Nothing in life is more rewarding than that.
GEBRIHIWET HANBIR WEDI HANBIR JIGNA NAY JEGANU TARIKU TESENIDU LO MERIYET HAMA AB KARNESHIM HAWELTI KINSERHALUYNA.
*Welcome back kbur ayana jigna (General) Tekste Haile! Bzeaba werar weyane qrub gele ente tblena xbuq neyru*
Btaemi xbuq alo kulu tarik, n Ahmed Qeysi bkemzi melke interview keteqrbo tkel do ,,,
Klae gdefena tuy aslamay yelen hmam mslmna zelewom eyom kulom gn lbna sle zfeletwo ab wshtom habiomo newih eyom zkedu kanser hager
@@ZACRO-y4n tarik bkulu wegenu ktsemeo xbuq eyu ,,aslamay kstanay aytbel abi seb
Pls 🙏 nay bAl Abeto, Napoleon, b.44 ab gzye kunetat Salina 1977 merhahti boToloni tarikom kemu eyun Hayle jebha mulue tarikom dhar eke abey abelu ngerena. Thanks 👍
ሓታታይ ጋዜጥኛ ነቲ ኣቶ ተኽስተ ዝብሎ ዝምልሶ ብዡሕ ግዜ ትርስዖ ኣሎኽ ደጋጊምካ ዉን ንድሕሪት ትምልሶ ኣሎኻ ንስማዒ ክስልችዎ ኣኽእል ዩ ጽብቕ ኣይኮነን ?
ኣብ ቃላት ውን ጊጋታት ኣሎካ ን ኣብነት "ስለላ " ኣይብሃልን ዩ "ስለያ" ዩ ዝባሃል' ተዘይ ትፍለጦ ኮንካ ካብ ኣቶ ተኻስተ ዉሰዶ ማለት ኮፒ ግበሮ ምስ ኣኽብርት ፧፧
0)
ንዝሓቶ ሕቶ ኣስተውዒሉ፡ተዳልዩ ዝመጽእ ኣይመስልን ኢዩ።
ኩቡራት/ን ብዓቕሙ ጥራይ ዘይኮነስ ልዕሊ ዓቕሙ ሃገራዊ እጃሙ ይስንድ ኣሎ ኣተንዮ።ስለዚ ወይ ንስራሕ ወይ ነስርሕ።
ንዝገብሮ ዘሎ ናይ ምስናድ ስራሕ ኩሉ ግዜ ምስ ኣመስገንክዎ እየ፡ኣታሓትትኡ፡ኣገባቡ የማሓይሽ ምባል ንናቱ ኣሰራርሓ ዝጠቅም እምበር ዝጎድእ ኣይኮነን።
Welcome 🙏🏾 Wedi general haile, I been waiting for you and it feel like a year !!!! 🌹🌹🌹🌹
እታ ውድባዊ እምነት ኣበሃህሎኦም ብተዘዋወሪ ንእስያስ ምእማን ማለቶም ኢዩ ኣነ ከምዝርደኣኒ
እወ ብቀጥታ እሙናት ንቲ ሒቡእ ሰልፊ ብተዘዋዋሪ ንእሰያስ ሓንሳእ ሓደ ብጻይና ድሕሪ ናይ ባጽዕ ገለ ተጋደልቲ ብባኒ ክደራበዩ በቲ ባኒ ክጻወቱ ምስረኣየ ከም ሪእቶ ኣብ ነቀፈታ ብምጻእ ጋባር ጠምዮም ክልሙኑ እነመጽኡ ካብቲ ንዖም ኢሉ ዝመጽኣ ረድኣት ስርናይ እናበላዕኩም ከይኣክል ብእኽሊ ትደራበዮ ኢሉ ሓሳቡ ምስ ሃበ ወየ ካድራት እናተስኡ ውድብና ካብ ኣፍ ገባር ኣይምጥልንዩ እናበሉ ውድብና ውድብና ኣብዘሒ ዎየ ዘይዓጦ ኣልኣዛር በሉ ንሕናኸ ናይ መን ኢና ንገሩና ውድብና ውድብና ትብሉ ኣለኹም ብዶሕሪኡ ክንዕልል ከለና ኣነን ዓርከይን ሓደ ዘይን ፈልጦ ሑቡእ ነገር ኣሎ ብምባል ኣብመደምደምታ በጻሕና ንምድምዳም እቲ ዉድባኢ እምነት ናታ ናይ እሰያስ ሕብእቲ ሰልፉ እዩ ትኽኽክል ኣለኻ ንምባል እየ።
We love you Baba General 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yekeniyeley Tefagabir Desta 👍bizuh yemesgin
Proud of u BG wedi hayley u r amazing
waw Wedi Haile you the best
ንኣብነትን መረዳእታን ንምዝራብ ዝኣክል: እዞም ጀመርቲ/ገዳይም ገድሊ ዝኾኑ ተጋደልቲ 'ንወዲ ሓንቢር' ሓዊስካ ማለት'ዩ: ኣዒንቶምን ደምን ዓጽምን ናይ ካልእ ኩሉ ኣካላቶምን (ኣብ'ቲ ኣካላዊ መዳይ ማለት'ዩ) ብዘይ ብምንፋግን ብዘይ ዓቀንን ብዝልዓለ ደረጃ ዝኸፈሉ ደቂ-ሰባት 'ውድባዊ እምነትን ተወፋይነትን' እናተባህለ: ብዘይካ'ቲ ግኡዝ ኣካሎም: ብኣእምሮኦምን (ትምህርቶምን ፍልጠቶምን ግንዛቤኦምን ባህርያዊ ልቦናኦምን) ሕልናኦምን ርእይቶኦምን'ውን ብልቢ ክሳተፉን ከበርክቱን ብምህቃኖም: ከም ኣዝዮም ብዙሓት ካልኦት ተጋደልቲ: ንነዊሕ ዝተገለሉን ዝተኻሕዱን ስለ ዝኾኑ: ብዛዕባ ዝስምዖም ምረት መግለጺ ወዲ-ሃይለ ምግማቱ ኣሸጋሪ ኣይኮነን።
Thank you.
welcome G/wedi haile kem wetru 👍🇪🇷🇪🇷
ክቡር ብሪጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ነዛ ሃገር ተቃሊስካላ ተወጊአካላ ፣ እቲ ዝነበረ ታሪክ ዉን ተዘንትወልና አለካ ። ታሪክ ኤርትራ ሓደ ካብ ሃገራዊ ክብርታትና እዩ እሞ ፣ ክብሪ ይሰማዓካ። ኣንቶዮ ዉን እዚ ትገብሮ ዘለካ ጻዐሪ ሃገራዊ ክብሪ ኣብ ምዕቃብ ዓቢ ኣስተዋጾኦ እዩ እሞ ክብሪ ይሰማዕካ። ሰብ ኣለዋ እኮ እዛ ሃገር ✌.
Zkeberka B/G meswaeti Mekononen Barya tetgeltselna tsbuk neru: Wedi hambir ke tekebilwo do abrhalna det
Msnay akbrot, yekenyeley
ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣቦ ታሪኽን ጽንዓትን። ህግደፍ ነዚ ክሰምዑ እንከሎ ማዓንጣ ከብዶም ክሓሩ እዮም።
Entay zibelwo tsiwtsiway hizbawi ginbar eu wedey eway wedi hayle enqae aytesewaeka ezi eka semienayo you are fearless General
god bless you wedi hayle
'እቲ ፐርሰነል ናይ ብርጌድና: እቲ ሓላፊ ናይ ዋህዮ: ናይ'ቲ 'ሰልፊ' ብኻልእ ኣዘራርበ'ሲ ሓላፊየይ'ዩ ነይሩ ማለት እዩ። እዚ ኩሉ እዋን ሓላፍነተይ'ሲ እንታይ'ዩ ነይሩ ማለት'ዩ? ይገረም'ዩ: ዘይስምዓኒ ክኣ ኣይኮነን: ሕጂ ብጣዕሚ'ዩ ዝስምዓኒ: ኣሰራርሓኦም ይፈልጦን ይዕዘቦን ነይረ'ንድየ: እንተኾነ ግን ንምንቅስቃሶም ብዘይዕንቅፍ መንገዲ'የ ክኸይድ ጸኒሐ: ንሶም'ውን ከምኡ: ብዉሑዱ ንዓመትን ገለን ኣብ ልዕለይ ጸቅጢ ይኹን ምቁጽጻር ኣይነበረን: ኩሉ ግዜ ጥንቃቀ ግን የድልየካ!' ይብል ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ።
Thank you.
Wedi Haile you are a really hero GOD blessed you and your family
wedi hayle nwedi danieln, wedi hansn degagimka tteksom ab eritrea kea eyom zelewu,komue wun ngeganu swuat wuchu wedi hambir zameslu slmntay ika nezi hegi ab eritrea u zelo aytekson zebelka.ab gziye swera kulkum neritrea ikum tserhu nerkum slzi gigna ngigna ahlifu ayhbon u ezi kea tarik selzkone tnkake yhatt u.msnay akbrot
እቲ ዝገርም ናይዞም ጀጋኑ ተጋደልቲ ኢሰያስ አብ ቅድሚ እዚኦም ወላ ክንዲ ጽፍሪ እውን አይገበረን አብቲ ገድሊ ብጀካ ውዲትን ብቃጻ ጀጋኑ ምቅታልን
ሞኮነን ብርሃነ!
ኣነስ ኢባ ኡንቃ ብክብሪይ ሓለፈ ይብል ሜክብያቱ ኢትይ ዕድመ ንስነቱ ዝተቃለሰላ ሃገር ናይ ዊሕዳት ኢንደሉ ዝጥቅሙላ ዘለው!ኢሞ ምጎሃየ ወይ ኣብ ካልይ ምበጸሕ ኣብ ኣፍደገ ናጽነት ግን ናይ መወዳታ መድፊዕ ረክባቶ ንዘል ኣለም ድማ ይዝከር ኣሎ ብክብሪይ!!
The young Eritrea people are learning a lot from you thank you
Gigna Brgader general tekeste haile wedi haile gigna Arha edmen tenan nmneyelka
Welcome wedi Haile jgna ane hbun eye beaka Edmen tienan yhabka fetari
hade kab akranat sewra General wedi hayle nay bhaki haftam temekro tarik mulue tiena ymneyelka
ብመጀመርያ ደጊመ ከመስግነካ ኩቡር ብ/ጀ እቲ ዘይ ሕለልን ዘይጸዓድን መንፈስካ ነዚ ኩሉ ተነጽሎን ተጽዕኖን ጸይርካ ምግዳልካ።
1ይቲ ሕቶይ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ 30 ዓመት ክወስድ ይግቦኦ ዶ ኔሩ ሕጂ ክትግምጎ ከለ።ስለምታይ ዩ 30 ዓመት ወሲዱ?
2ይቲ እቲ መሪሕነት ሓንሳብ ምስ ሓዝዎ ንምንታይ ዩ ዘይተኻኻእ ኔሩ።ስልጣን ኣብ ታሕቲ እምበር ኣብ ላዕለዎም ምቅይያር ኣይነበረን ስለምንታይ?
👏⚘⚘welcome BG wedi hayle hero.
Nice weekend wedi Haile & TV sened,
Too low volume.
Welcame b/general tekeste hail edmen tinan yhbka
Wedi haile jigna edmen tenan yhabka amlak btaemi abi memhr jigna
Wel come eritrean hero!!!@!
ቲቪ ሰነድ እስከ ንወዲ ሃይለ ብዛዕባ ሓደ ሓላፊ ሕተተለይ በፍጹም ንምንታይ ኢዩ ስሙ ክዝክሮ ዘይደለየ ወዲ ዳኒኤል 10 ግዜ ክዝክሮ ከሎ ካላኣዩ ንወዲ ዳኒኤል ወዲ ሃሽም ዝበሃል ዝነበረ ኣብ መጀመርታ 91 ካብ መደቀሲኡ ኣብ ግምባር ጊንዳዕ ማይ ኣድከሞም ተጨውዩ ዝጠፍኤ ብለይቲ ምስ ክልተ ኦፕረተራቱ እቶም 2 ኦፕረተራት ድሕሪ ሓደ ዓመት ሰዲደሞም ብዛዕባ ወዲ ሃሽም ትፈልጦ ተለካ በለልና
ንእትገብሮ ዘለኻ ዛታ ውዕለት ተጋዳላይን ህዝቢ ኤርትራን ክትድነቅ ይግባኣካ ጥራሕ ዘይኮነስ ጅግና ናይ ጀጋኑ ኢኻ።
ኣብ መርገጺታትካ ብዓል መትከል
ብስራሕካ እሙን
ብትብዓትካ ፍሉጥ ኢኻ እሞ፡
ንዓኻ ዝመስሉ ካብ'ዚ ናይ ሎሚ ወሎዶ ኣፍሪኻ ዶ ትብል? ? ?
ክቡር ወዲ ክቡራት ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡፡
Bitaeim dehzin kunet eu abi mongo baryan wedi hayle haniberi zitefexem merir eu asiteninka kithasbo
Yehzineka
ሰላም ቲቪ ሰነዲ ከም ኡ ብ ጅ ወድ ሃይለ።
ዝገርም ዛንታ 1973 ተስልፍካ ፈኩስን ከቢድን ስንክልና ዘስዓበ በሰላ ከም ስልማት ኢንዳ ተራኢየ ካብ ታራ ክሳብ መ/ ብርጊድ በጽሕካስ 1988 /10 ዊድባዉ ኢምነትካ ተኣምኑልካ ክትባሃል ክልተ ሞቲ ኡዩ ብዝኮነ ኢንቓዕ ኣተስዋኢካ ኢዚ ውን ተደፍኑ ምተረፍ።
Merhaba kibur harbenia BG Tekeste
Wedi hayle gzye enteleka kehateka mdleku
Eway gudam gezetena dhul
ነቲ 'ሰልፋዊ እምነት' ድዮም ቅድም ዝሰርዕዎ? ብዘይካ'ቲ ርኡይ ዝኾነ 'ውድባዊ እምነት ተጋዳላይ/ናትካ' ኢሉ ምስ ሓተቶ: 'ዴሞክራስያዊነት ዝብልዋ ክኣ አላ: ግን እታ ናቶም መለክዒ ዴሞክራሲ'ውን ሕብሪ የብሉን: በቲ ናቶም መግለጺ: ምኽንያቱ መን ንመን ናብ'ቲ ሰልፊ የእትዎ: መን ንመን'ከ ከይኣቱ ይኽልክሎ: ነዊሕ መስርሕ ኣሎ ኣብ'ዚ ይብል ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ። ብሓቂ ክትርእዮ ከሎኻ ግን: ድሕሪ'ዚ ኩሉ ዝሓለፈን ዘሎን: ወዲ ሃይለ ኣብ 'እንዳ ሻዕብያን ኣሰራርሖኦምን' ዝልዓለ እምነትን ኣኽብሮትን ከም ዘለዎ ኢና ካብ ጥንቁቅ ኣዘራርባኦ እነስተውዕል።
Thank you.
እዛ 'ዚ ጀነራል ዝጽንበራ ዘሎ: ንዕኡ'ውን ክትግምግሞ ዝጸንሐት ምስጢራዊት ጉጅለ/ዋህዮ ህ.ግ.: ንዝትሓቱ ኣባላት ናይ'ታ ንሱ ዝመርሓ ብርጌድ: ፐርሰነል: ስታፍ ምልክት: ኦፕሬተር: ሓላፍቲ ስንቂን ኤምዳድን ናይ'ቲ ዝሓቆፈት እያ። ግርምቢጥ'ኮ እዩ!
ብዛዕባ'ዚ ዓይነት ዝርዝር ኣገማግማ 'ውድባዊ እምነት' ናይ ተጋደልቲ'ሲ: ቤ/ት ሰውራ ነበር: ክፍለ ወዲ-ጾሮና: ጉዳይ ሰልፊ ከይጠቀሰ ከዕልለኒ ሕጂ ትዝ ይብለኒ።
ጉድ ናይ'ዛ ዝስዉኡ ተጋደልቲ ብስለያዊ ኣሰራርሓ ትፈላሊ: ሰልፊ ብዝብል መቀናጀውን መሸፈጥን ስም ዘቅርብዋ ውሽጣዊት ጉጅለ ሻዕብያ ዘረድእ ካብ 'TV ሰነድ' 8ይ ክፋል ቃለ-መሕትቱ ዝወሰድኩዎ ተመሳሳሊ ሓበሬታ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ'ውን ኣብ public Facebook account ናተይ ኣቀዲመ ዘርጊሐ ኣለኹ።
Thank you.
ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ: ኣብ'ዛ መወዳእታ ብዛዕባ'ታ ናይ ኢሳያስ ሰልፊ 'ካልእ ዝኾነ ንጥፈት ኣይርኣኹላን: ኣብ'ቲ መወዳእታ 1989 ኣብ ኣኼባ ናይ'ቶም ላዕለዎት ሓለፍታ: ንዓይን ንኣብርሃለይ ክፍለን: ከም ሓደስቲ ኣባላታ: ተሞክሮኹም ክዓቢ ተባሂሉ: ከም ትዓዘብቲ ተፈቂዱልኩም ኣሎ (ንዝተወሰነ ግዜ: ክሳብ ዓመት ወይ 2 ዓመት: ንመሪሕነት ክትምረጹ'ኳ ዘይክኣል እንተኾነ) ብዝብል ሓንቲ ኣኼባ ተሳቲፍና እንተ ዘይኮይኑ: ካልእ ዝኾነ ንጥፈት ኣይርኣኹላን: ኣብ 86/87 ከደስክልዋ'ዮም ድሕሪ ምባሉ: ጉባኤ ጌሮም ሓሊፋ: እዚ ኣብ 88: ንብዙሕ ሰብ ብጃምላ እዚኦም ገዳይምን ዝተረስዑን ገለን ኢልካ ዝተገብረ ሓዲሽ ናይ/ብ ሰልፊ ምኽታብ'ዩ ነይሩ' ክብል ዝተዛረባ'ሲ: ዘይተትሓሳስብ ኣይኮነትን።
Thank you.
Wedi hayle nezi tarich dezentu teref zeri bmrkabna edlegnatat ina eye zbl mekniatu tarik sewra eritrea bmulu aytegelsten zlo slzi amsgine tray eye zhalfo hgus eye meknyatu bkulu mulu eka wedi hayle hawey ane weie zagr eye adey ane botolni 3 kolka eye zfeltka bal qinat wina weki zagr bmulu nay krnshm eye zflt slzi
B.g wedi haile tarik endageletskas abti agalalitsa ninebsika kem fuluy geyrka netom butsetka minishaw abzihkayo ab azararibaka ab mesarhtika neber minAk minishaw amahaysho eti tarik gin ketsilelo
ኣብነት እስከ ግለጽ እቶም ዝተናሸው ዝበልካዮም።
Bkalie dea nqefo EMber nsus ksab hji xbuk eyu zelo weys kalie xlie eyu zeleka
Ezi sebay ezi kulu jigninetun bilhun sebay nay asebut kelos kalsi hizwo zimexe mistir gedlina ab adebabay kewxo aygdin.!!!
Temehar wedi Kazen
@@debesayseghid8173 Tim zeytbil ato Debesay men tewekeka dunkurinaka tenexifka yerif !!!
እንታይ ደኣ ደሊኻ ሒዝዎ ክመዉት ዓንዛር ረጋጽ ሓርኡ
@@ghirmaihaile4419 anti komal tim zeytibli denkoro.
@Misghina ዓንጃል፣ ሒዝዎ ናብ ሳንዱቕ ሬሳ ዘይከደ ዲኻ ደሊኻዮ፥
ሰላም ቲቪ ሰነድ ኣነ ክሓቶ ደልየ ዘለኩ በዛአባ ኣኮይ ተክለጽዮን በርሀ (ወዲ በርሀ)ብ 12/1978 ተሰሊፉ ፥ኣሃዱ ክ/ሰ 52 ዕለት መስዋቲ 14/7/1988 ቦታ መስዋቲ ቖጋይ ።ብዛዕባኡ ዝፈለጥ አንተ ኮይኑ ከትሓቱለይ ብትሕትና ይሓተት ።አንተ ወሓደ ከኣ መስ አዚ ኣሃዱ ዝነበሩ ከተራክቡኒ የምሕጸን ።(ካብ ተጋድሎ ሓርነት ዝተጸንበረ )ዓዱ ደቒ ሸሓይ
Wedi emami
he asked him too many stupid questions . Zeneberkuwo aythteteni teluka aythtet 2nd try to memorize. Tetemeliska zgeletso aythteto please
Eway wedi Haile bhankewta ntsbeyeka
This dude is a general?😅🤣😂🤣😅 can he even walk?
This doesn’t seem real! Unbelievable story and thank you General Tekeste!
ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ምስ ኩሉ ኣብ ልዕሌካ ዘለኒ ኣክብሮት ኣብ ቦትኡ ኮይኑ፤ ብዛዕባ'ዛ ሕብእቲ ሰልፍን ኣባላ ንክትከውን ዝነበረ መስርሕን ጌጋ ትዛረብ ኣለካ። ብዝኮነ ሰብ ዘይእመን ኣገባብ'ዩ፡ ምክንያቱ ንኩሉና ኣባላት ናይ'ቲ ሰልፊ ዝነበርና ዓይንና ከተዕውረና ፈቲንካ ኣለካ። ሓደ ውልቀ ሰብ ኣባል ሰልፊ ንክኸውን ክሰግሮ ዘለዎ መሳልልን ዝውሃቦ ሓበሬታን ብውልቂ ኮይኑ ካብ'ቲ ዝተሓተ ዋህዮ'ዩ ዝጅምር ንኩሉ ሓድሽ ኣባል ሓደ ኣገባብ እዩ፡፡ ንዓኻን ንስዉእ ጅግና ገብርሂወት ወዲ ሓምቢርን ዝተፈልየ ኣገባብ ክኸውን ብፍጹም ዝእመን ኣይኮነን ካብ መምርሒ ናይ'ቲ ሰልፊ ወጻኢ ትዛረብ ኣለካ። ኣብ'ቲ ውድብ ንነዊሕ ዓመታት ክሕልዉኻን ከም ተራ ህጻን ሰብአይን ሰበይትን ከዕልሉ ከለዉ ንውላዶም ደገ ተጻወት ኢሎም ዘባርርዎ፡ ንዓኻ ድማ ንዓመታት ክጻወቱልካ ከምዝጸንሑ ረሲዕካዮ ኣለካ እሞ ኣርሞ ኢኻ።
ተጋዳላይ ኣሕመድ ቀይሲ ፡ ሰልፊ እንተ'ዘይትነብር
ናጽነት ኣይምመጸን ወይ ምተዳናጎየ ክብል ሰሚዕናዮ፡ ብናትካ ትንታነንን ኣረኣእያን ከመይ እዩ። እዚ ናቱ ሓሳብ ትድግፎ ዶ ?
Pl, ወድሃይለ ምስ ግዜኻ ኣጻቢብካ መልሰልና።
ምበር'ከ ሰልፊ ዘይብሉ ሰውራ ዝተዓወተ ኣሎ ድዪ ኣብ ታሪኽ ዓለም ' ሰልፊ እቲ እንኮ ኣገዳሲ እዪ ኣብ ቃልሲ ግን ንጥቅሚ ውድብ ክኸውን ኣለዎ "
@@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ selfi bzeyka n bixayka miktal entay tekmi neriwo zigerm eyu ab western world enda tekemtkum eti riesukum si still ab sahil eyu zelo shame
@@ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv መጀመርታ ሰልፊ ብ ሰውራ ኤርትራ ኣይተጀመረን ፣ ኩሉ ሰውራታት ዓለምና ብሰልፊ እዪ ተካይዱን ተዓዊቱን ፣ ድሓር ንስካ ኢካ ሕማም ሳሕል ሳሕል ዘብል ሓሚምካ ዘለኻ ንኩንነት ክትቅበል ከቢድካ ፣ ኣባላት ሰልፊ ማለት ውፋያት ማለት እዪ ብምስጢር ኣብነት ነቲ ሰራዊት ይኮኑ ኣብ ግንባር ይኩን ኣብ ስራሕ ቅድሚ ሰብ ዝለፍዑ ማለት እዪ ፣ ነቲ ሰራዊት ሞራል ጌሩ ክቃለስ ዝጉስጉሱን ቀዲሞም ንመስዋእቲ ዝቀዳደሙ ማለት እዩ 90% ኣባላት ሰልፊ ብጅግንነት ተሰዊኦም እዮም ።
@@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ ዲግታተርነት ጊን ካብ መጀመርታ እዮም ባዕሎም ሒዞሞ ኣቴኦም::
ንወዲ ሃይለ ነቲ ኣባልነት እንተዘይ ተቀቢልካዮ ሓደጋ ክዎርዶ ከምዝክእል ነጊርዎ እቲ ሓላፊ:: ጊን እንታይ ዘያዳ ኣበርክቶ ልዓሊኡ ሰለ ዝግበሩ እዯም ከፉራሩሑካ ዝከእሎ:: እቲ ኣባልነት ናይ ሰልፊ ናዓይ ከም ዝርዳኣኒ ካብ ቅንዖና ዝተበግሰ ኣይኮነን::
@@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ kela nska humum kitkewun aleka mejemerta Neger eza sewra b Eritrea aytejemeren mara eya ashikatni emo kalieot hagerat kab geza hahade seb ziketla ente koynen si Eritrea kea kigdin hahade seb kitketil alewa dehray kea nbxayka selfi alo elu ente tezaribu ykitel minbaru tifelit dika neziom kemzi zigebru abalat selfis wuduyat eyom nerom tibleni minalbat xegem zeleka seb kitkewun aleka
እንታይ ዝበለ ጋዕጋዕ ኣሰራሓ ከም ዝነበሮም ኢዩ ዝሕብረካ፡ወጽኢት ናይቲ ጋዕጋዕ ተንኮሎም ድማ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘይ ወጾ ዓዘቅቲ የእትዮሞ።
እዛ ጓህማም ጥሮተኛ ባርያ ኢሰያስ ነበር፡ ነዚ እንተርቪው እቲ ናይ ጥሮታ ሽወደን ለሚና ትበልዖ መግቢ መሕቀቂ ድያ ትጥቀመሉ ዘላ።