መልሲ ንመናፍቕ ተክለማርያም Eritrean Orthodox Tewahdo tmhrti ብስልጣን ከሰተ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 ноя 2024

Комментарии • 1,1 тыс.

  • @fitsumabraha8881
    @fitsumabraha8881 4 года назад +226

    ሓወይ መምህር ስልጣን እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ኣጆካ ቀጽሉኦ ብዙሓት ነብሳት ተድሕን ከም ተድሕን ዘለካ መጠን እንበር ናይ መናፍቃንስ ንሰምዖ ኣለና ሰብ ዘይፈልጦ ቃንቃ ኢልካ ኣሎ ኣታ ህዝቢ ኣስተውዕል ዘመኑ ክፉእ ዘመን እዩ ብድጋሜ ቃለ ሂወት ክቡር ሓው

    • @wediteseney1173
      @wediteseney1173 4 года назад +3

      Hawey natey egzabher amlki ni amaliktey enber ni melaiktey aytesgediu aybelen amalkitin melaikten felalika yeayo

    • @myxexer1011
      @myxexer1011 4 года назад

      @@tememultimedia5967 1 amlak u zelena eti" kaleot amalkti ab kdmey iyhalwka" zbl ka kem ab teot meman nmrde u kale trgum inhabo,egzabher iyne lbonana ykfetelna Amen!

    • @liyagessesse7435
      @liyagessesse7435 3 года назад

      @@myxexer1011 mistiwal yigabka/ki

  • @shh6205
    @shh6205 3 года назад +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ሱልጣን ሓውና አግዚአብሔር አምላክ ናይ አጎልግሎት ዘመንኻ ይባርከልኻ ባሓቅ ቃል ህይውት ያስመዐልኻ አብ ቤቱ ብፀጋ መንፈስ ቅዱስ ያፅንዕኻ
    ባሓቅ አነ መግለፅ ቃላ የብለይ
    ብድጋሜ ቃል ህይውት ያስመዕልኻ ኩቡር ሓውና
    AMEN AMEN AMEN

  • @rahawatuemay2699
    @rahawatuemay2699 4 года назад +145

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ንዓናም ምስትዋዓሉ ይሃበና አምላከ ቅዱሳን አሜን

    • @robelyohannes7781
      @robelyohannes7781 4 года назад

      Kal hiwet yesmalna

    • @abrhaletsegay1944
      @abrhaletsegay1944 4 года назад +4

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እዋይ ተክለማርያም ሓውና መጀመርታ እቲ ሰምካ ትጽውዓሎ ስም ዘላካ ናይ መን ምካኑ ፍለት ሽዕ ብስም ቅዱሳን ክትዛረብ ፈተን እንበር ባዓልካ ጥፍኣትካ ኣይትኣዝዝ እግዝኦ ማሓረና ክርስቶስ ተክለማርያም ሓወይ እግዝኣቡሔር ኣምላክ እቅረ ይበለልካ እዋይ ሓወይ

    • @brtukhanhabtom4108
      @brtukhanhabtom4108 4 года назад +1

      Thanks 🙏 for everything.

    • @kesetexegu3882
      @kesetexegu3882 4 года назад +2

      አቤት ተኽሊማርያም ተጠምቅካስ ንማርያም ትኽሕድ!!!! ኦ አቦይ ዝገብርዋ አይፈልጡን እዮም እሞ፣ ይቅረ በለሎም።

    • @awetgebreslase6710
      @awetgebreslase6710 4 года назад +1

      እ/ር ቃለ ሂወት የስመዐልና።ዕድመን ጥዕናን ወሲኹ ወሳሲኹ የንብረልና ።ኣቤት ዕድሎት ፈጣሪ ይሓሊወልና ክፋእ ኣይርከብካ ።ኦርቶዶክሳውያን ኣባጊዕ መሲሎም ተዃሉ በዚሖም ኣለው ተጠንቀቁ።ኦ እ/ር ጎይታ ንስሃ ኣእቲካ ምርሐና።መንገዲ ንዝስሓቱ ወገናትና ናብ ልቦም ምለሰልና።

  • @glinkteam4032
    @glinkteam4032 4 года назад +75

    እዝግዮ ምሓረና ጎይታ፣
    ሓሰውቲ ነብያት ገና ክፍትኑና እዮም።
    ህዝቢ ተዋህዶ ልዕሊ ማንም ግዜ ክንጸንዕ ኣለና።

  • @בתי-י4ל
    @בתי-י4ל 4 года назад +52

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን
    ሓወይ ጅግና ወዲ ተዋህዶ
    ብሓቂ ብዙሕ ተማሂረ ካባኻ
    ኣጆኻ ቀጽሎ እግዚኣቢሀር
    ጻማኻ ይሃብካ
    ኦርተዶክስ ተዋህዶ ናይ ጥንቲ
    ናይ ኣቦታተይ ክትነብርያ ንዘልኣለም
    (ኣይትናወጽን ያ ተዋህዶ
    ኣይትናወጽን መሰረታ ጽኑዕ ዩ ሞ
    ኣይትናወጽን
    ክሳብ መወዳታ ኣብ ኢዮሩሳሌም
    የጽንሓና እግዚኣቢሀር የሕዋተይ ኣሜንንን

    • @f_teame1807
      @f_teame1807 4 года назад +1

      Amen amen amen kal hiwet yesmalna egzabiher kmlak xsegu yebzhalka zihawey

    • @tememultimedia5967
      @tememultimedia5967 4 года назад

      እግዚኣብሄር ድማ እዚ ቓላት እዚ ዅሉ ኸምዚ ኢሉ ተዛረበ፡
      ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ።
      ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
      ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። {ዘጸአት 20:1-4} ...........
      ኣነ ኸኣ፡ ክሰግደሉ ኢለ፡ ናብ ቅድሚ ኣእጋሩ ፍግም በልኩ። ንሱ ድማ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ምስክር የሱስ እቲ መንፈስ ትንቢት እዩ እሞ፡ ኣነስ ከማኻን ከምቶም ምስክር የሱስ ዚሕዙ ዘለዉ ኣሕዋትካን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። {ራእይ ዮሐንስ 19 -10} ......
      ነዚ ነገር እዚ ዝሰማዕክዎን ዝርኤኽዎን ኣነ ዮሃንስ እየ። ምስ ሰማዕኩን ምስ ርኤኩን ከኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋር እቲ ነዚ ነገር እዚ ዘርኣየኒ መልኣኽ ክሰግድ ፍግም በልኩ።
      ንሱ ኸኣ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ኣነስ ከማኻን ከምቶም ኣሕዋትካ ነብያትን፡ ከምቶም ንቓላት እዚ መጽሓፍ እዚ ዚሕልዉን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። {ራእይ ዮሐንስ 22:8-9}

    • @brktifshaye596
      @brktifshaye596 4 года назад +1

      Egziabher msaka ykun tesfa zelaka seb eka kemaka ybzuhu.

  • @kndahaftitesfay9066
    @kndahaftitesfay9066 4 года назад +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሃልካ ኽቡር ሓውና

  • @ብርሃነደስታ
    @ብርሃነደስታ 4 года назад +53

    ኦ ጎይታ ክብርን ምስጋናን ንኡ ይኹን ናይ ድንግል ማርያም አማላጅናት አይፈለይ ተዋህዶ ንዘለአለም ትንበር ኣሜን(፫)

    • @slamslam8679
      @slamslam8679 3 года назад

      አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና

  • @dehabsolomon3617
    @dehabsolomon3617 4 года назад +38

    ኦርቶዶክስ ንዘልአለም ትንበር ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሰልጣን ሐውና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ እግዚኦ እግዚኦ እግዚኦ

    • @ANBESINO
      @ANBESINO 4 года назад +1

      Amen Amen Amen 🥰👏

    • @adentedela5358
      @adentedela5358 4 года назад

      ቃል አምላኽ ንዘልአለም ይንበር

  • @ኩሉጊዜአለውኩሉጊዜአለው

    አነ ሕጂ የ ፈሊጠኻ ተባዕታይ ሰባኪ ዳሕደሐዬ ክብሪ ን ኦርቶዶክስ ክብሪ ን እግዛቤሄር ይኩን

    • @kabrtyss5863
      @kabrtyss5863 4 года назад

      Amen Amen Amen Kal hiwet yesmaenlna Memhrrna sultan Aejoka Aebgonka Aelna

    • @amenamen4709
      @amenamen4709 4 года назад

      🤭🤣

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-ወ3ሸ

    ናይ ባሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ በረከቱን ያዘሐልካ ክቡር መምህረና እግዚአብሔር አምላኽ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርከልካ🙏🙏🙏

  • @ተመስገንካጎይታይ-ኀ4ወ
    @ተመስገንካጎይታይ-ኀ4ወ 4 года назад +44

    ናይ ባሓቂ እግዛኣቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ቃል ሂወት የስማዕልና ሓወይ ናተይ ካብ ከምዚኦም ሰባት የድሕነና

    • @chhg3226
      @chhg3226 4 года назад +1

      Amen amen amen amlakh edmen tenan yhebka

    • @Tariksolomon
      @Tariksolomon 4 года назад +1

      @@chhg3226 hy

    • @tememultimedia5967
      @tememultimedia5967 4 года назад +2

      እግዚኣብሄር ድማ እዚ ቓላት እዚ ዅሉ ኸምዚ ኢሉ ተዛረበ፡
      ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ።
      ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
      ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። {ዘጸአት 20:1-4} ...........
      ኣነ ኸኣ፡ ክሰግደሉ ኢለ፡ ናብ ቅድሚ ኣእጋሩ ፍግም በልኩ። ንሱ ድማ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ምስክር የሱስ እቲ መንፈስ ትንቢት እዩ እሞ፡ ኣነስ ከማኻን ከምቶም ምስክር የሱስ ዚሕዙ ዘለዉ ኣሕዋትካን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። {ራእይ ዮሐንስ 19 -10} ......
      ነዚ ነገር እዚ ዝሰማዕክዎን ዝርኤኽዎን ኣነ ዮሃንስ እየ። ምስ ሰማዕኩን ምስ ርኤኩን ከኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋር እቲ ነዚ ነገር እዚ ዘርኣየኒ መልኣኽ ክሰግድ ፍግም በልኩ።
      ንሱ ኸኣ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ኣነስ ከማኻን ከምቶም ኣሕዋትካ ነብያትን፡ ከምቶም ንቓላት እዚ መጽሓፍ እዚ ዚሕልዉን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። {ራእይ ዮሐንስ 22:8-9}

    • @habtomgebrab3271
      @habtomgebrab3271 4 года назад

      qalhweut yesman

  • @ሒወትኣክሱማዊት
    @ሒወትኣክሱማዊት 4 года назад +18

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህር ስልጣን ሓወይ ዘዐግብ መልሲ አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ
    አብታ አፅናፋዊት ቅንዕቲ እምነትና የፅንዐና እግዚአብሔር
    ንዝጠፍኡ ከኣ ናብ ቤቱ ይመልሶም

  • @NoName-ru1tx
    @NoName-ru1tx 4 года назад +158

    ከመካ ዝበለ የብዝሐልና ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @ጋልትግራይ-ከ3ጀ
    @ጋልትግራይ-ከ3ጀ 2 года назад +1

    በሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና መምህር ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @abindorkloko5818
    @abindorkloko5818 4 года назад +23

    ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩክ ሓው ተዋህዶ ሓንቲ ኢያ ኣሜን መናፍቃን ድማ ክምለሱ ተስፋ ኣለኒ ንፈጣሪ ክጻረሩ ዓቅሚ የብሎምን ኣብዚ እዋን ዝነቅሓ ካብ ሓጥያትን ሞትን ክድሕን ጸጋ እግዛቢሃር ምስ ደቂ ተዋህዶ ይኩን

    • @tememultimedia5967
      @tememultimedia5967 4 года назад +1

      እግዚኣብሄር ድማ እዚ ቓላት እዚ ዅሉ ኸምዚ ኢሉ ተዛረበ፡
      ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ።
      ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
      ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። {ዘጸአት 20:1-4} ...........
      ኣነ ኸኣ፡ ክሰግደሉ ኢለ፡ ናብ ቅድሚ ኣእጋሩ ፍግም በልኩ። ንሱ ድማ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ምስክር የሱስ እቲ መንፈስ ትንቢት እዩ እሞ፡ ኣነስ ከማኻን ከምቶም ምስክር የሱስ ዚሕዙ ዘለዉ ኣሕዋትካን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። {ራእይ ዮሐንስ 19 -10} ......
      ነዚ ነገር እዚ ዝሰማዕክዎን ዝርኤኽዎን ኣነ ዮሃንስ እየ። ምስ ሰማዕኩን ምስ ርኤኩን ከኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋር እቲ ነዚ ነገር እዚ ዘርኣየኒ መልኣኽ ክሰግድ ፍግም በልኩ።
      ንሱ ኸኣ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ኣነስ ከማኻን ከምቶም ኣሕዋትካ ነብያትን፡ ከምቶም ንቓላት እዚ መጽሓፍ እዚ ዚሕልዉን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። {ራእይ ዮሐንስ 22:8-9}

    • @suzimebrahtu2426
      @suzimebrahtu2426 4 года назад

      @@tememultimedia5967 meliektika entay u nmntay ke ab nay sebat atika txih aleka eske meliektka abrhalna ab nay bzuhat sebat eza xihfti ktdegma rieka aleku

  • @nha5412
    @nha5412 3 года назад +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓል ናይ ዘመን ኣግልግሎትካ ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላክ ከመካ ዘበሉ የብዘሐልና ኣምላክ

  • @kbriabhaway3791
    @kbriabhaway3791 4 года назад +12

    ናይ በሓቂ ፈጣሪ ይቅረ ይበለልና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ንዓኻ ድማ ጽጉኡ የብዝሓካ ቃለ ሂወት የስሚዓልና

  • @meazuaregawi4768
    @meazuaregawi4768 3 года назад +2

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    ቃል ህይወት የስመዐልና ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር

  • @kahsaihaile6285
    @kahsaihaile6285 4 года назад +109

    ቃል ህይወት የስመዓልና ሓውና፡፡እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ።ነዞም ዝጋገዩ ዘለው ፡እግዚኣብሄር በዓይነ ምሕረቱ ጠሚቱ፡ናብ ልቦም ይምለሶም።ነቶም ኣብ እዛ ቅድስት እምነት ዘሎና ከኣ ጽንዓት ሃይማኖት ሂቡ፡ፍጻሜ ይሃበና፡፡ሓውና ከም ርኢቶ ግና እዚ ብድሕሬኻ ዘሎ ደህረ ገጽ(back groud) ናይ ቅዱሳን ኣሳእል እንተ ዝኸውን፡ብጣዕሚ ጽቡቅ ነሩ።1፥በረኸት ትኻፈል 2፡ከኣ ምስ እቲ ትምህርቲ ዝለ ዝኸይድ፡፡ስለ ድፍረተይ ይቅረታ እንዳ በልኩ፡፡እግዚኣብሔር ንኹልና ብረድኤት ይሓልወና።

    • @tememultimedia5967
      @tememultimedia5967 4 года назад +1

      እግዚኣብሄር ድማ እዚ ቓላት እዚ ዅሉ ኸምዚ ኢሉ ተዛረበ፡
      ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ።
      ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
      ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። {ዘጸአት 20:1-4} ...........
      ኣነ ኸኣ፡ ክሰግደሉ ኢለ፡ ናብ ቅድሚ ኣእጋሩ ፍግም በልኩ። ንሱ ድማ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ምስክር የሱስ እቲ መንፈስ ትንቢት እዩ እሞ፡ ኣነስ ከማኻን ከምቶም ምስክር የሱስ ዚሕዙ ዘለዉ ኣሕዋትካን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። {ራእይ ዮሐንስ 19 -10} ......
      ነዚ ነገር እዚ ዝሰማዕክዎን ዝርኤኽዎን ኣነ ዮሃንስ እየ። ምስ ሰማዕኩን ምስ ርኤኩን ከኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋር እቲ ነዚ ነገር እዚ ዘርኣየኒ መልኣኽ ክሰግድ ፍግም በልኩ።
      ንሱ ኸኣ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ኣነስ ከማኻን ከምቶም ኣሕዋትካ ነብያትን፡ ከምቶም ንቓላት እዚ መጽሓፍ እዚ ዚሕልዉን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። {ራእይ ዮሐንስ 22:8-9}

  • @Robielm
    @Robielm 4 года назад +23

    ባሓቂ ጽቡቅ መልሲ ክቡር ሓወይ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር

  • @سميرةالفيفي-خ4ح
    @سميرةالفيفي-خ4ح 3 года назад +3

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓውና ፀጉኡ በረኸትን እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልካ

  • @ትግራይዓደይፈቃርኡዩልባ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ፀጋ እግዚኣብሔር ኣምላክ የብዛሓልካ ክቡር ሓዉና ስልጣን ተከስተ ናይ ብሓቂ ግዚኡ ኡዩ ድያብሎስ ቡዙሓት ሓሰውቲ ነብያት የላዕለልና ኣሎ ኣቱም ቅዱሳን ኣቦታትና እግዚኣብሔር ዝሓረየኩም ኣድሕኑና ማሃርኑ ኣብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ክንነብር እግዚኣብሄር ኣምላክ ይደግፈና 👏👏👏💕💕💕💕

  • @lechmabrah7439
    @lechmabrah7439 4 года назад +30

    እኔ ምን እንደሚል አለቅም ቃላት ያጥረኛል እግዚአብሔር ረጅም እድሜ ና ጤና ይስጥህ ቃለህይወት ያሰማልን አሜን አሜን አሜን 🙏💚❤💛

  • @LoloSolomun-qc5kg
    @LoloSolomun-qc5kg 5 месяцев назад +1

    ቃል ህይወት ያስመዕና ናይ ስደት መምርይ

  • @ተመስጌንፈጣሪአስፉመስረት

    ፈጣሪ ይመስገን ስልጣን ሓውና ንዓካ ዝሃበና ፈጣሪ ፀጉኡ የብዝሓልካ ብኦነት ብጥዓሚ ዝዕግብ መልሲ እዩ😍😍

  • @rahwaamahadari2338
    @rahwaamahadari2338 2 года назад

    ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ስልጣን ሓወይ እግዝኣብሄር ናይ ኣጎግሎት ዘመንካ ይባርከልካ🙏🙏🙏

  • @shewitsium5514
    @shewitsium5514 4 года назад +48

    ነሃፍታማት ጠንቆልትን ክሰግዱ እናዋዓሉስ ነቶም ክብሪ ኣምላክ ሒዞም ዝመጹን ዝጋዓዙን መላክትን ቅዱሳንን ሲ ተሰጊድሎም አሎም ክዛረቡስ ይገርም ኢዩ ናብ ልቦም ይምለሶም ነዓካሞ ሃውና ክብሪ ይሃብካ ፈጣሪ

    • @merhabameksenkoreda1026
      @merhabameksenkoreda1026 4 года назад +3

      ኣየ እወ ሓቅካ ሳንጥኦም ገንዘብ እንዳ መልኡ ነብያትን ሃዋርያትን እንዳ ተባህሉ ኣዋልድ ከይተረፋ ፓስተር ኮይነን ዘይታደነ ገንዘብ ካብ ክንደይ ድኻዳታት ብጥንቆላ ናብርኦም እንዳመርሑ ክንደይ ሰባት እንዳኣይፍኡ ነዞም ሑሩያት ኣምላክ ክጸርፉስ የሕዝነካ ኢዩ።

    • @kibromtesfu5411
      @kibromtesfu5411 4 года назад

      Nice

  • @vnvv3454
    @vnvv3454 3 года назад +2

    ጎባዝ ናይ ብሓቂ መምህር ቃል ሂይወት የስመዐልና

  • @rahelzerazion874
    @rahelzerazion874 4 года назад +4

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ስልጣን ሓውናን መምህርናን ናይ ኣገልጉሎት ዕድሜኻ እዝግኣቢሄር ይሓሉወንካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @እግዚአብሔርይሴባኅ

    ብሓቃ ቃል ህወት የሰመዐልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ 🤲🤲🤲👏👏👏

  • @MyPhone-wl3kw
    @MyPhone-wl3kw 4 года назад +7

    ቃለ ሂወት የስመኤልና።
    መምህር ስልጣን
    ሓላዊኣ ለቤተክርስትያን ቅድስት!!!

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 3 года назад +1

    ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን ስልጣን ሓዉና ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐና ደቂ ተዋህዶ ቤተክርሰትያን ንጠንቀቅ ካብ መናፍቃን ብርሕቀት ንምሃር ዘለና ነሰተዉዕል ካብ መታለልቲ መንፈሳን

  • @goblelteklemichael6530
    @goblelteklemichael6530 4 года назад +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርኸልካ

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ 2 года назад

    አሜን ስልጣን ሓወይ መምህር ናይ ህወትና ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አጎልጉሎት ዘመንካ ትባርኮ ተመስገን ንዓኻ ዝሃበና ስልጣን ሓወይ

  • @ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም

    ብሓቂ ኣዕፅምቲ ዘለምልም ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነት ፀኒዕካ ክትነብር ዝሕግዝ ቃለ እግዚአብሔር እዩ ።ኣብ ፅላት ልብና ይፅሓፈልና በእውነት ቃለ ህይወት የስምዓልና ፀጋ እግዚኣብሔር የብዘሓልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @amlshaamlsha
    @amlshaamlsha 2 года назад +1

    ብሓቂ ስልጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣቤቱ የፅንዕካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @semeregebreslasie1991
    @semeregebreslasie1991 4 года назад +5

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና ኩላትና ከነስተውዕሎ ድማ መንፈስ ቅዱሱ ኣይፈለየና በረኸት እመ ብርሃን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን

    • @HhGg-kk6hx
      @HhGg-kk6hx 4 года назад +1

      ቃለ ህይወት የስመዐልና ክበሪ ሓዉና። በስአመ ወወለድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣህዱ አምለክ ከብዘይ መሕረና ከመዘይ እሎ ደዩ ተኣመሪ

    • @udfgxgff6045
      @udfgxgff6045 4 года назад

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 Год назад

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ስልጣን ፅጉኡ ይብዝሕልካ ፊጣሪ ኩሉ ዓለም

  • @tarkos7rkos131
    @tarkos7rkos131 4 года назад +13

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 4 года назад

      Amen (3) kale hiwet yesmealna kubur hawuna

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 2 года назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና.ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህረቲ እዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

  • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
    @ኤፍታህወለተሩፋኤል 4 года назад +10

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር ሓውና ስልጣን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ብጣዕሚ ዘዐግብ መልሲ እዩ ስልጣን ሓወይ

  • @tahgasbahlbi6659
    @tahgasbahlbi6659 3 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ኣምላክ ጸገ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዘሓልካ በሓቂ ዘሕዝን ኣምላክ ዓይኒ ልቦነኦም ይክፈተሎም ኣጆካ በርትዕ ክብር ሓው ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @ፍፁምብርሃንሃይሉንክርስቶ

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይቦርክ

  • @ብርሃነይኢኪድንግለይ
    @ብርሃነይኢኪድንግለይ 3 года назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዝሐልካ ሓውና ልዓና ድማ መስተውዐሊ ልቦና ይዓድለና እግዛቢሄር

  • @danieldanil6592
    @danieldanil6592 4 года назад +4

    Amen kalehiwet ysmealn bruk hawena. Ezom nmehar zelena dma lomis nlebem eba yaklena dedhri menafkan mguyay ksab meas ena shekem koynaya n’Kdesti emnetna kneber O fetari kulu alem Orthodoxe Twahado halwelnan barekelnan Amen 🙏🏼

  • @furtunamehansho8559
    @furtunamehansho8559 3 года назад +1

    ኣሜን ሰልጣን ሓዉና ኣምላክ ጸግኡ ይብዛሐልካ

  • @challenger104
    @challenger104 4 года назад +11

    ቃል ሂወት የስምዓልና ሓዉና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ነዖኦም ከኣ ናብ ልቦም ይምለሶም

  • @shhdehe9674
    @shhdehe9674 2 года назад +1

    ብሓቂ ካባኻ ብዙሕ ተማህርና እና እሞ በሪትዐልና

  • @berhaneteklehaymanot5721
    @berhaneteklehaymanot5721 4 года назад +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡር ሓውና ነቶም ዝተጋገዩ ከኣ ኣዕንቲ ልቦነኦም ይኽፈተሎም እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ኣብ እምነትና የጽነዓና

  • @asdfjhefrt2309
    @asdfjhefrt2309 4 года назад

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ካብዙይ ንላዕሊ ምስጢሩን ጥቦብን ይግለፅና አንሕና ውን 30 ፣60፣100 ፍረ ክነፍረ እግዚአብር አምላክ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን አሜን

  • @fretamay7608
    @fretamay7608 4 года назад +5

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር ስልጣን ሓወይ እግዝእትነ ድንግል ማርያም ኣዶ ጎይታይ መድሐኒና እየሱስ ክርስቶስ ትሓግዝኮ እግዚአብሔር ኣምላክና ምሳካ ሓድሩ ይምህረናሎ ጎይታ መድሓኒ ኣለም ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኮ

  • @mikihawey5348
    @mikihawey5348 4 года назад +2

    ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስትያን ዝኮንካ ስልጣን ሓውና እ/ሄር ጸጉኡ የብዛሓልካ ኣጆካ ቀጽሎ ብፍላይ ኣብ እዋኑ ዘለዉ ሕቶታት ዘይምሕማቅ ከምቲ ( 1ይ ጲጥ፡3፣15" እነሆ ንዝሓትኩም ግቡእ ምላሽ ንክትህቡስ ዝተዳለኩም ኩኑ ) ይብለና እሞ ድሉዋት ክንከውን ከኣ ዝምህሩ ከምዚ ከማካ
    ንወንጌል ምስፋሕ ሃዋርያዊ ተልእኮና ኩልና ኣይንረስዕ ነታ ጥንታዊት እምነት ኣበው ሃዋርያት ሰማእታት ቅዱሳን ኣብ ፈቀዶ ባዓቲ ዘለዉ ኣቦታትና ከይንሓድግ ኣማላድነት ቅድስተቅዱሳን ኣዴና ቅድስት ማርያም ረዲኤት መላእክት ምሕረት እ/ሄር ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን!

    • @efremkesete6305
      @efremkesete6305 4 года назад +1

      Miki Hawey ክቡር ሓወይ እቲ ስም እግዚአብሔር ሲ ምሉእጌርና ደኣ ንጽሓፎ ምስናይ ይቅረታ ግን

  • @kokilula9633
    @kokilula9633 4 года назад +5

    ንዓኻ ንኽቡር ሓውና ከኣ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ዝተባርኸ ይኹነልካ።

  • @nahomhailemariam8755
    @nahomhailemariam8755 4 года назад +1

    Qale hiwet yesmealna hawna nay agelglot zemenka ybarkelka .... nhna amenti eta tntawit betekrstyan dma bhgan qnue tmhrtan knwsen guyana biaa knzazm abia tseniena knebrn fetari kulu alem goytanan medhaninan eyesus krstos ydegfena ....... Qale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤

  • @habteberaki9271
    @habteberaki9271 4 года назад +3

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሕ
    ትምህርትነሰ እምነ ቅዱሳን መጻሕፍት ከም ዝቦሎ
    ቅዱስ ቄርሎስ
    ትምህርትና ቅዱሳን መጻሕፍቲ እዩ ብሓቂ ቅድስት ቤተክርስትያና ሕጂ እውን ምላሽ ኣለዋ
    ቅዱስ ኣውጎስቲኖስ
    ንሓደ ነገር ፈውሲ የድልዮ ኢልካ ኣብ ዝኣመንካሉ
    ሕማም ክትብሎ ኣይትሸገር
    ከም ዝበሎ ንሕና እውን ንቅዱሳን ክጸርፉ ካብ ሰማዕናዮም መናፍቃን ክንብሎም ኣየሸግረናን እዩ እግዚኣብሄር ኣብ እምነትና የጽንዓና

  • @ምብራቅምስራቅ
    @ምብራቅምስራቅ 2 года назад

    ኣሜን ስልጣን ሓውና ከማካ ዝበሉ የብዘሐልና እግዚኣብሄር ኣምላክና ኣሜን☘️🍀🍀🍀☘️☘️☘️☘️💐💐🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀💐💐💐💐🍀🍀🍀🍀ዝፎትወካ መምህረይ💐💐💐💐

  • @mhretab3986
    @mhretab3986 4 года назад +5

    ከማካ ይብዙሑልና ቃልሂወት የስማዓና ኩቡር ሓውና ኣሜን

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg 4 года назад +4

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ፍቁር ሓውና ጽግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፈጣሪ ዓይኒ ልቦና ይክፈተሎም አሜን።ቅዱስ ጳውሎስ ናብ ኣፌሶን 4~5ዘሎ ሐደ ጎይታ ፣ሓንቲ እምነት፣ሓንቲ ጥምቅት እያ ንሳ እውን ተዋህዶ እያ 100% ብሓቂ ። ንመላእክቲን ቅዱሳን ከመይ ዘይንሰግድ
    አየ ትሃድሶ ትግብርዎ ዘለኩም ሃይማኖት እናሓድስኩም ዲያብሎስ አብ ርእስምሓዲሩ ንቅዱስን ንመላእክት ናይ ጸጋ ስግደትን ክብርን አይግባእን ትብሉ ዘለኩም ብቀጥቲ ናብ እግዚአብሔር አምላክ ዲኩም ትራከቡ ደሊኩም እቲ አምላክ ብዓሉ ስልጣን ብብጸጎእም ዝሃቦም እከ ናበይ ክትሓድግዎ ደሊኩም

    • @mebrhatukesete8715
      @mebrhatukesete8715 4 года назад

      Egziabher zebenka ybarkelka hawey amen amen amen

    • @hiyab2.049
      @hiyab2.049 4 года назад

      Kale hewit yasmelin nay behakik zabnkei yaberik zahwey

  • @ሊሊጋልተዋህዶ-ሰ7አ
    @ሊሊጋልተዋህዶ-ሰ7አ 2 года назад +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣነይ ናዓኩምመማህራና ኣየስእነና እንዚይ ሰቂሉእዩ ዓይኒ ልቦንኡ የብረሀሉ

  • @zarahiwet1
    @zarahiwet1 4 года назад +10

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ፡ ንዝጠፍኡ ይምለሶም ፡ ኣብ እምነት ንዘሎና ድማ መንፈስቅዱስ ዘወትር ካባና ኣይልቀቕ፡
    እግዚኣብሄር ይቕረ ይበሎሉ ፡ ተኽለማርያም ትብል ስም እውን ኣይደልያን ከይብል

  • @እግዝብሔርይመሰገን
    @እግዝብሔርይመሰገን 3 года назад +1

    ከመካ ዝበለ የብዝሐልና ሰልጣን ሓወና
    ቃልህይወት የሰመዐልና አሜን አሜን አሜን

  • @tesfitwediwelye3451
    @tesfitwediwelye3451 4 года назад +3

    ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜካ ይባርክ ነቶም ዝጋገዩ ዘለው ድማ ናብ ልቦም ይምለሶም ነቶም ኣብኦርተደኩስ ተዋህዶ ዘለና ድማ ኣብታ ጽንዕቲ ዝኮነት እምነትና ጸኒዕና ክንቀውምእግዚኣብሄር ኣምላክ ብጸግኡ ይደግፍና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 2 года назад

    አሜን ቃል ህወት የስማዓልና
    ስልጣን ሓወይ ብጣዕም የዕጽምትካ ዝትንክፍ እዩ እሞ ጸጉኡ የብዛሕልካ።

  • @חוריטוולדה
    @חוריטוולדה 4 года назад +6

    ስልጣን ሓውና ቃል ሂወት የስምዓልና ስለቲ ኣጽፊፍካ ትምህረና ዘለኻ እዝግኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @hsjsbh8438
    @hsjsbh8438 4 года назад

    ብሓቂ ሓውና ድያቆን ሰልጣን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ነኩቡር ሓወና መምህርና ዕድመ ጥዒና ይሃበልና እግዝአቢሄር ከማኻ ዝበለ የፈርየልና

  • @tsedalmaryam9778
    @tsedalmaryam9778 4 года назад +12

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓዉና ዝሰማዕናዮ ኣብ ፅላት ልቦናና ይፅሓፈልና ሰማዕቲ ጥራሕ ከይኮነስ ተግበርቲ ይግበረና አሜን

  • @ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ
    ግን ኣይኮነን ዶ ንቁሳን መላእክት ናብ እግዚአብሔር
    ክልምኑልና ከተዓርቁና ንምህፀኖም ንዓበይቲ ኣቦ ኣዶ እውን ደኒንና እግሮም ንሳለሞም ኢና ምክንያቱ ዓበይቲ ስለ ዝኮኑ ክብሪ ምእንቲ ክምሩቁና

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ስልጣን ሓወይ

  • @slexyonsqaynbln
    @slexyonsqaynbln 4 года назад +2

    ናይ ብሓቂ መምህር ስልጣን ናይ ኣጎልግሎት ዕድመካ ይባርከልካ ፈጣሪ ጅግና

  • @Naodey577
    @Naodey577 4 года назад +8

    ኦርቶደክስ ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር ቃል ሂወት የስመዓልና ብሓቂ መሳጢ ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @mahariteame7564
    @mahariteame7564 4 года назад +2

    መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ፈጣር የንወሐልካ። ከማካ ኣሻሓት ይፈጠሩ።

  • @ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ

    ማርያምን እተስተምህረና ስብከት ክርደአካ መዓት ክንደይ ዘይፈለጥናኩም እግዚአብሔር ዝመረፀኩም ለካ አለኩም እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዘሐልካ በእዉነት

    • @briktigebrezgabher5348
      @briktigebrezgabher5348 4 года назад

      Amen (3)
      qali hiwet yesmeana

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 4 года назад

      @@tememultimedia5967 ወልደነጎድጋድ ፍቁረ እዝጊ ቁዱስ ዮሓነስ ወንጌላዊ መንዩ ፍለጦ ሽዑ ስለምንታይ ከምኡ ከምዝበሎ ክትፈልጥ ኢኻ 7 ሰማያት ሰንጢቑ ራእያት ዝረኣየ በቲ ደረጃ ቁዱሱንኡ ኣኽቢሩ ኣይትስገደለይ ተበሎ ምስኡ ክትወዳደር ደሎኻ እምበር እቲ ነቢ አያሱ ዝሰገደሉ መልኣኽ እኮ ንሱ ዩ ድሓር ክኣ ባዕልካኮ መልስካዮ ስለምንታይ ኣይትስገደለይ ኢልዎ ከሎ ካልኣይ ሻዕ ሰግድሉ ስለዝግብኦ ምኻኑ ባዕሉ ተመልስልካ ሎ ኣምላኽ ኣዒንተ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም

  • @WeldeMaryam185
    @WeldeMaryam185 4 года назад +1

    ኣሜን(3) ቃል ህይወት የስምዓልና።እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ስልጣን ሓወይ።ኣጆኹም ስልጣን ሓወይ ካባኹም ብዙሕ ኢና ንመሃርን ንፈልጥን ዘለና።
    እግዚኣቢሔር ዓይኒ ልቦናና ይኽፈተልና ንኹላትና።

    • @WeldeMaryam185
      @WeldeMaryam185 4 года назад

      ክበጽሖም ከም ዘለዎም
      ግበሩ ስልጣን ሓወይ።
      ኣምላኽ ልቦናኦም እንተኸፈተሎም።
      ኣብ ጾሎትና ድማ ንዘክሮም
      ዓይኒ ልቦናኦም ክኸፍተሎም።
      ናብዚ ቑኑዕ እምነት ኦርቶዶኩስ
      ተዋህዶ ምእንታን ክመልሶም
      እግዚኣቢሔር።

  • @eseyasmengstu372
    @eseyasmengstu372 4 года назад +16

    ቃለሂወይ የስምስዓልና ተባርክ ።

  • @teklekebede9456
    @teklekebede9456 3 года назад +1

    ቃል ህይወት ያሰማዕልና ሰልጣን ሓወና ፀጉኡ በረከት ይብዛሕልካ እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ ያፅንካ ጥበብ ሊዕሊ ጥበብ ይሀብኻ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️

  • @goitomande6594
    @goitomande6594 4 года назад +17

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓው እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ ኣሰይይይይይ እንቃዕ ናትና ኮንካ ደስስስ ኢሉኒ ንግሆ ምድሪ ቅዱስ ቃል ደስ ዝብል መልስን ብምስምዐይ እግዚኣብሔር ስለ ቃላቱ ይኽበር ይመስገን ብሩኽ ሰንበት ይግበርና ደጊመ ቃለ ሂወት የስምዓልና !!!

    • @hasanhasan-lr9nc
      @hasanhasan-lr9nc 2 года назад

      እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሓልካ ደስ ዝብል ትምህረቲ ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @አሉየማርያምልጅ
    @አሉየማርያምልጅ 3 года назад

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ🙏🙏🙏

  • @almaz2138
    @almaz2138 4 года назад +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣስብኹም ኣብ ሰማያት ይዓምብብ ፍቁር ሓዉና ነቶም ካብ መንገዲ ሓቂ ርሒቅና ዘለና ድማ ኣምላኽ ናብ ልብና ይምለሰና

  • @ኣሌጸግሽ
    @ኣሌጸግሽ 4 года назад +1

    ቃል ሂወት የስመኣልና ሃዉና አግዛቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎምጉሎት ዘመንካ ይባርካ

  • @rahawatuemay2699
    @rahawatuemay2699 4 года назад +37

    መምህረይ ክንድ ሽሕ ኩነልና ክቡረይ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

    • @senaytguosh5151
      @senaytguosh5151 4 года назад +1

      Ohhh egzabehr amlkey yenti lebnom keftlom

  • @kokilula9633
    @kokilula9633 4 года назад

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሐውና።ብሐቂ እቲ ዝመሃርካና እዩ አቦታትና እውን ንሱ እዮም አውሪሶምና።ስለዚ ንሕና ደቂ አቦታትና አብ መሰረቶም ተሃኒጽና ንአምልኾት ዝግብኦ ልዑል እግዜብሄር ንሰግድ፡ ንናይ ጸጋ ስግደት ዝግብኦም ንቅድስት ድንግል ማርያም፡ንቅዱሳን መላእክት፡ከምኡ እውን ናይ አኽብሮት ስግደት ዝግብኦም ከአ ናይ አኽብሮት ስግደት ንሰግደሎም ።

  • @Sara_de319
    @Sara_de319 4 года назад +6

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና ስልጣን እንቃዕ እስካስ ናትና ኮንካ አጆኻ ጸሎት እመ ብርሃብ ምሳኻ ይኹን ንቶም ዝጠፍኡ ከኣ ኣምላኽ ምስትውዓል ይሃቦም🙏✝️

  • @እስመአልቦነገርዘይሳአኖለ

    ክብር ሓወና መምህር ስልጣን እግዚአብሔር አምላክ አገልግሎት ዘመንካ፡ ይበርኮ፡ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ብዕድመን ብጥዕናን የንብረልና ክብር ሓወና

  • @امعلي-ن6ش4ح
    @امعلي-ن6ش4ح 4 года назад +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ይሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልና ልዕል ኣምላክ💓💓💓

  • @ddggssgsgsg9523
    @ddggssgsgsg9523 4 года назад +1

    ብሓቂ ሓውና መምህርና ቃለህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ መሉእ ንምሉእ ክትዋፃእን ፈፃሚ ንኽትከውን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሚስጥረ ጥበቡ ይግለፀልካ ንዝተስሓሓቱ ድማ እግዚኣብሔር ናብ ልቦም ይመልሶም

  • @tarkos7rkos131
    @tarkos7rkos131 4 года назад +8

    እግዚዮ ማሃረና ክርስቶስ ዓይነ ልቦኖኦም ይክፈተሎም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @eyobameny3741
    @eyobameny3741 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ፡ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ፡ ንሓውና ተኽለማርያምን ሰዓብቱን ድማ ኣምላኽ ዓይነ ልበንኦም ይኽፈተሎም ፡ ኣምላኽ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምቶ ፡ ናብታ ዘዕበየቶ ጥንታዊት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይምለሶ ፡

  • @ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ

    እግዚኦ ማሐረኒ ክርስቶስ አቤቱ አድሕነና ዘይሐፍር በስምአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስአሃዱ አምላከ አሜን 😢

  • @ኣምላክይመሰገን
    @ኣምላክይመሰገን 11 месяцев назад

    ❤❤❤❤እግዝኣብሄሪ ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሓልካ ሰልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏

  • @tsegagalkeshi2349
    @tsegagalkeshi2349 4 года назад +15

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና ክቡር ሓውና

    • @tememultimedia5967
      @tememultimedia5967 4 года назад

      እግዚኣብሄር ድማ እዚ ቓላት እዚ ዅሉ ኸምዚ ኢሉ ተዛረበ፡
      ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ።
      ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
      ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። {ዘጸአት 20:1-4} ...........
      ኣነ ኸኣ፡ ክሰግደሉ ኢለ፡ ናብ ቅድሚ ኣእጋሩ ፍግም በልኩ። ንሱ ድማ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ምስክር የሱስ እቲ መንፈስ ትንቢት እዩ እሞ፡ ኣነስ ከማኻን ከምቶም ምስክር የሱስ ዚሕዙ ዘለዉ ኣሕዋትካን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። {ራእይ ዮሐንስ 19 -10} ......
      ነዚ ነገር እዚ ዝሰማዕክዎን ዝርኤኽዎን ኣነ ዮሃንስ እየ። ምስ ሰማዕኩን ምስ ርኤኩን ከኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋር እቲ ነዚ ነገር እዚ ዘርኣየኒ መልኣኽ ክሰግድ ፍግም በልኩ።
      ንሱ ኸኣ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ኣነስ ከማኻን ከምቶም ኣሕዋትካ ነብያትን፡ ከምቶም ንቓላት እዚ መጽሓፍ እዚ ዚሕልዉን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። {ራእይ ዮሐንስ 22:8-9}

  • @qwerqwqwettqw8363
    @qwerqwqwettqw8363 2 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ስልጣነይ ኢግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ

  • @ASeTube-b4o
    @ASeTube-b4o 4 года назад +12

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ከማካ ዝበለ የብዘሐልና ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ። ንዓቶም ክዓ መስተውዐሊ ልቦና ይሃቦም ኣምላኽ

  • @علياحمد-غ3ش1ث
    @علياحمد-غ3ش1ث 4 года назад

    ሓውና መምህር ስልጣን ናይእግዝኣብሄር መንፈስ የወሰኸልካ ዝሓወይ ኣይዞኻ ኣለና ምሳኻ መሊሲ ምሃብ ናየእግዝኣብሄር ምሠክርትን ናይ መፅሓፍቅዱስ ሓቅነትትን ምርዳእ ሂወት ምሃብማለትእዩ በረኸት ናይ እግዝኣብሄር ፀጋ ናይ ቅድስተቅድሳን ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ምሣካ ይኹንኣሜን አሜን ኣሜን

  • @ራኣሲየብዕዮ
    @ራኣሲየብዕዮ 4 года назад +14

    ቃል ህይወት የስመዓልና

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 4 года назад

    መምህር ስልሓን እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ። እዝኦም መናፍቃን ኣዝዮም ዮም ድኩማት ደቂ ተዋህዶ ከኣ በዝኦም ከይንስሕት ኣምላክ ብጸግኡ ይደግፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን!

  • @okbazgiembay1954
    @okbazgiembay1954 4 года назад +6

    Amen amen amen kalehewet ysemalna amen zehawey
    Yekreta ember entay kgebre dema
    Mskeln nay ortdox twhdo kdan ygeber nzyamnelu mdangeri

  • @SsslSss-vo5ce
    @SsslSss-vo5ce 4 года назад +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓዉና ጸግኡ የብዛሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዓድመን ጥዒና ይሃበካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን
    ካብዛሞ ምናፍቕት እዝኦሞ እግዚአብሔር አምላክ ይክልክልና

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ

    እዚ እዞም መናፍቓን ዝዛረብዎ ዘለው መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ የብለና እስኪ መልእኽቲ ቅዱስ ጳውሎስ ነንብባ የሕዋት ኣብ_ዓለም_በበይኑ_ዝኾነ_ብዙሕ_ቋንቋታት_ኣሎ___ትርጉም_ዘይብሉ_ግና__የልቦን* 1ይ ቆሮ 14 - 10 ቐጺሉ ቅዱስ ጳውሎስ ከምዚ ይብል መለኸት_ከ_ዘይፍሉጥ_ድምጺ_እንተ_ኣድሃየስ_መን_እዩ_ናብ_ውግእ_ዝስለፍ_
    ከምኡ_ኸኣ_ንስኻትኩም_ብቋንቋታት_ዘይርዳእ_ነገር_እንተ_ተዛረብኩም_መን_ክርድኦ_ይኽእል_እዝስ_ምስ_ንፋስ_ከም_ዝዛረብ_ኢኹም።* ይብል
    1ይ ቆሮ 14 - 8 - 9

    • @ባህራንተስፍይ
      @ባህራንተስፍይ 4 года назад

      ኤልሻዳይ ኢኻ ኩሉ ትኽል እንታይ ፈሊጥናሎም ማራሃዲና እንዳበሉ ይርቡሹና ኣለው ማራሃዲናላላላላላ ክክክክክክክክክክክክክክ

    • @salamkkj7213
      @salamkkj7213 4 года назад

      Amen my brother thanks

  • @SamA-xl2qx
    @SamA-xl2qx 4 года назад +1

    በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና መምህር ስልጣን ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የብዘሓልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ የንወሓልካን ይባርከልካን አሜን (3)እቲ ህያው ልዑለ ባህሪ ዝኾነ እግዚአብሔር ኣምላኽና ጥበቡን ምስትውዓሉን ያድለልና አብ ቤቱ የፅነዐና አሜን (3)
    እግዚኦ ተዘከረና በዉስተ መንግስትኻ
    ንንሳሃ ዕድመ ይሃቦ ነዚ ፓሰተር

  • @weynihagos5835
    @weynihagos5835 4 года назад +10

    ደስ ይበልካ ደስ ኢሉና ኣጆኻ ስልጣን ሓውና እቲ ምሳኻ ሓዲሩ ዝምልሰሎም ዘሎ እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን!!!ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይደርብካ።
    ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ሱቕ እንተዘይበልና!!!
    ኣይተጋገናን ስለ ኽብሪ ኣምላኽ ሓቂ እንተመስከርና!!!
    ብ ምሉእ ወንጌል ንኸይድ ወነንቲ ክልተ(2)
    ኪዳን ኢና!!!ጥራይ ኢልካ ኣፋንዎም።