"ዓረር እንዳደርበዩ ብሽምግልና ንወሃቦ መሬት የለን!" ቃለ መሕትት ምስ ክንፈ ገብረዮውሃንስ_New_Interview With Kinfe Gebreyohanns

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 11 янв 2025

Комментарии •

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 месяцев назад +4

    ብጣዕሚ ብሱል ፖለቲከኛ ። ተስፋ ትግራይ ።
    ንዞም ዝበስበሱ ኣልግስዎም ።

  • @AmanAman-v4w
    @AmanAman-v4w 7 месяцев назад +13

    I love this gentleman. He is a straight forward and a genius. He’s absolute right.He is well spoken and loyal for Tigray people.

  • @abrahamkidane8164
    @abrahamkidane8164 7 месяцев назад +6

    God bless Eritrea 🇪🇷. God bless Tigrai .Brother Knfe Ghebreyohanes well done I personally agree with you bring peace between the two people. and no more war any more by any means. I would like to see you for Tigrai Leadership. God bless Africa. God bless Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤️ 🙏

  • @berihu07
    @berihu07 7 месяцев назад +15

    ንሰሎሞን ይክኖኣምላክ እባ ኣቕርብልና መዲ🎉

  • @eyobgebremeskel7572
    @eyobgebremeskel7572 8 месяцев назад +77

    ክብርቲ ሓብትና ቅንዕና ክዛረቡ ከለው ኣይትሰንብዲ ማለት ጽቡቕ ናይ ኤርትራ ክለዓል ከሎ እቲ ሓቂ ስለዝኾነዩ።

    • @fioriberhane8695
      @fioriberhane8695 8 месяцев назад +3

      izi wedi mara u haqena itom abi meda zelwo kulum haqi of entetzarbu kabi bhasot sebi mitalali x buqi nero He so so striated

    • @sheba-291
      @sheba-291 7 месяцев назад

      Men emo ysemie ember abey mbexahna ahh dhan ezi wn tarik kikewn eyu😢

    • @AddiwogriAddiwogrI
      @AddiwogriAddiwogrI 7 месяцев назад +4

      ከመይ ዘይትስንብድ: እንታይ ጽቡቅ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ብዘይካ ጃህራን ብድዐን :ሓቂ ዘይንዛረብ :

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 7 месяцев назад +2

      ኣታዮ ልመድሕን ሓውትና ኣይትጭረፉልና፡ ንሳ ናይ እማነይ እጀ ሓቀይና ተቓላሲት ላይ ቐርኒ ኣፍሪቃ እጃ። እቱ ምኒሊክን ጣልያንን ልፈለዩዎ ክልቲኡይ ተዛረውቲ ትግርና ከምዑ ውነ እቱ ኣልቡርሃንን ምኒሊክን ልፈለዩዎ ክልቲኡ ማለት ትግራይናን ሱዳንናን ላው መረበቶም ልኣይ ትግራይ ስልጣነ ክምልሱዎም ዝኒሀዎም። ስለዙይ ኣያና ጅውነራል ጆን ብላክን ጀግና ኣያና ፕረሺደንት ዉፉይ(ኣፍሮ ዓጋመ) ላይ ዓባይ ትግራይን ልሸራዊት ብርጌድ ልሓመዱ መሪሓቶም ኤርትራን ሱዳንን ላው መረበተን ትግራይና ክምልሱወን ላይ ግድን እጁ። ኣውጺ መድሕን ሓውትና ላይ ሎጂስቲክስ እርዳታ ክትህብዮም ኣቮይ እዝጊ ይሓግዝኪ።

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 7 месяцев назад

      Natkum guday giberu

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu 7 месяцев назад +1

    When our enemies hate Eritrea we love Eritrea more and more we will never get tiered of living Eritrea.እንተተባሃልስ ንምንታይ ይጽላእ።ባሕሪ ካብ ዓሳን ምሕንባስን ሓሊፉስ ልዕሊ ሰላምን ፍቅርን ክከውን?ጾሚቅካ ትጸጥሖ ዓለባ ክዳን እኮ ኣሪጉ ዝውገን።ቅድሚ በረከትን ጸጋን ዕድመን ጥዕናን እስከ ንብል።ኣ።።።።።ሜ።።።።።ን።።።።።ንበል።

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 7 месяцев назад +4

    This guy is an honest and straightforward politician .I hope he'll one day be in the helm of power in Tigrai.

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 7 месяцев назад +1

    ዋው ናይ ብሓቂ ሙህር ካብ ኩሉ ኣገላልፅኡ ፀርፊ የብሉ ዘነፈ የብሉ ናይ ብሓቂ ጅግና

    • @kbromafe-ht4yv
      @kbromafe-ht4yv 7 месяцев назад

      ንደብረጽዮን ዝገልጾ ኣገላልጻ ግን ቁሩብ መጠኑ ዝሓለፈ መስሉ ተራእይኒ።

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 7 месяцев назад

    ዝወዲ ብጣዕሚ ተመሓይሹ አሎ ብጣዕሚ ዝገርም ትንታነ ሂቡና ፅቡቕ ቀፅለሉ
    መድሂን ዓይነይ ድማ የቐንየልና❤

  • @meraton6411
    @meraton6411 7 месяцев назад

    ንመጀመርያ ቁኑዕ ናይ ብሓቂ ንፖለትካ ዝገልጽ ሰብ ነዚ ይርኢ ኣለኹ ብዘይ ኣፋላላይ ንህዝቡ ሓልዩ ከምዚ ገሩ ክገልጽ ዝኽኢል ዘሎ ኣይመስለኒን: :
    ንትግራይ ናብ ዝሓሸ ከምጽኣ ዝኽእል ኢዚ ሰብ ጥራይ ኢዩ::

  • @Yah4918
    @Yah4918 7 месяцев назад +1

    ብጣዕሚ በሳል ሰብ ኢኻ ብሓቂ። ተጋሩ ትኹረትና ናብ ሓደ ሓይልን ዓቅምን ክንእክብ ግድን እዩ። ናይ ፀላእትና ድልየት ግን ትግራይ ተተኻኢሉዎም ኣብ ክልተ ምምቃል ከምዛ ሚኒልክ አቦኦም ኤርትራን ትግራይን ኢሉ ኣብ 2 ዝመቀለን ሕዚ ኸኣ ግዝያዉ ዶ ዝበስበሰ ዶ ኢልካ ንቀደም መራሕቲ ኣብ ክልተ ብምኽፋል። ካብኡ ኸዓ ናይ ማዕኸል ሰባት ዶ ናይ ደቡባዊ ትግራይ ሰባት ኢልካ ሕድሕድ ውግእ ምፍጣር ዩ። እቲ ነዋሕን ዝነበረን ናይ መወዳእታ ፕላኖም እዚኣ እያ( ህግደፋውያንን እዞም ሃገርና ንብሎምን ኩሎም ሕድሕድ ምትህልላቅ ትግራዋይ ንትግራዋይ ብጣዕሚ ዝምነይዋን ዝደልዩዋን እያ። ክንፈ ሓውና ተረዲእዎ አሎ እንተ ብዙሓትና ተጋሩ ግን ገና አይተረዳኣናን አሎ።(ብዝኾነ ኾይኑ ብልመና ምንም ዝርከብ ነገር ዘየለ ምኹዋኑ ፈሊጥና ሓይልና ነጠንክር 4 ነጥቢ።ለባም መስተውዓሊ ክንፈ ሓውና@

  • @tesfayguolay6562
    @tesfayguolay6562 8 месяцев назад +26

    ካብ ደብሬፅዮን ጀሚርካ ኩሎም እቶም ናይ ህወሓት ማእከላይ ኮሚቴ ጉግ ማንጉግ ክጓሓፉ ይግባእ።

    • @mahari5851
      @mahari5851 7 месяцев назад

      መጀመሪኣ ሰላምተ ይቀድም ናይ ትግራይ ዕንቅር እኩይነት ኩይኑ ሒዝዋ ዘሉ ደብረጼንን ጀሚርካ ኩሉም ናይ ህውሓት ኣታሓሳስባ እዩ።

    • @chew2939
      @chew2939 7 месяцев назад

      Aytemenun ekum tegaru

    • @actttig9753
      @actttig9753 7 месяцев назад

      ትጏሕፍ አዴኻ ድቓላ ደርጊ ርኹስ

  • @Yonas-qy3zy
    @Yonas-qy3zy 7 месяцев назад

    ክንፈ ኣንበሳ ተባዕታይ❤❤❤❤ ኣጆካ ጥራይ ሰላም ጥራይ ዘምር ምስ ኤርትራ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ መድህን ጸፋሕ እግራ 54

  • @magdarodriguez6778
    @magdarodriguez6778 7 месяцев назад +3

    Freedom in Tigray. Amazing he is in Tigray and speak what he wants. Viva Tigray and I am proud to be from Tigray ❤❤❤❤

  • @muluberhe3270
    @muluberhe3270 8 месяцев назад +13

    ናይ ሓዲኦም ደጋፊ ኮንካ ዘይ ምምፃእካ የምስግን ክንፈ ዓርከይ!

  • @First-Eri
    @First-Eri 7 месяцев назад +9

    ካብ ምዓስ እዩ ኤርትራዊ ትግራዋይ ዝኮነ ብከምዚ ትገብርዎ ዘለኩም ዝመጽእ ሰላምን ሰናይ ጉርብትናን የለን

    • @robelkahsay243
      @robelkahsay243 7 месяцев назад

      Etrrawi malet tigraway malet iyu kemti trido

    • @First-Eri
      @First-Eri 7 месяцев назад +1

      @@robelkahsay243 ብከመይ?

    • @Pasttest543
      @Pasttest543 7 месяцев назад +1

      ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበካ ናይ ባርያ ሽምካ እዩ እምበር ኩሉ ትግርኛ ተዛረብይ ትግራዋይ ወይ ንጋል ትግራወይትይ ንኹሉ ዘጠቃቕልል ተጋሩ ንባሀል

    • @Pasttest543
      @Pasttest543 7 месяцев назад

      ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበካ ናይ ባርያ ሽምካ እዩ እምበር ኩሉ ትግርኛ ተዛረብይ ትግራዋይ ወይ ንጋል ትግራወይትይ ንኹሉ ዘጠቃቕልል ተጋሩ ንባሀል

    • @Pasttest543
      @Pasttest543 7 месяцев назад

      ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበካ ናይ ባርያ ሽምካ እዩ እምበር ኩሉ ትግርኛ ተዛረብይ ትግራዋይ ወይ ንጋል ትግራወይትይ ንኹሉ ዘጠቃቕልል ተጋሩ ንባሀል

  • @tekila1high836
    @tekila1high836 8 месяцев назад +4

    bravo kbur haw . nsa gn nay hzbi Tgrayn Eritrea selam zegedsa aytmesln zela. any way you said well.

  • @selam3lyna286
    @selam3lyna286 7 месяцев назад

    Great discussion and thank you to both of you. This is a great way to start and lead the change that is needed in Tigray. And this brother is saying what every tigrayan wants to say to their leaders 👌👏

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 8 месяцев назад +3

    ሕጂ ጽቡቅ ትዛረብ አለኻ ☑️ ዕርቂ ድፍረት; ቅንዕና ዘለዎ ዘረባ እዩ።

  • @aregaiw
    @aregaiw 7 месяцев назад

    ጽቡቕዩ፥ግን ምዝራንብን ሓሳብ ምቕራብን ምትግባርን ሓደ ኣይኮነን ሞ ቃሊልካ ኣይትር ኣዮ።

  • @DrarXegay-up2mk
    @DrarXegay-up2mk 8 месяцев назад +4

    መድህን ደሃይ ኣመነ ክዳነ አበይ ኣሎ ፍትሒ ንኣመነ ኪዳነ

  • @solomonabraha5239
    @solomonabraha5239 7 месяцев назад +1

    Brilliant, we need more people like you thank you Sis

  • @estefanostabot6599
    @estefanostabot6599 8 месяцев назад +4

    ኣቱም ሰባት 27 ዓመታት ኣኲናት ኣሰላም ብዝተኸተልኩሞ ፖለቲካ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ወላድ መኻንን ኣደዳ ድኽነትን ሕሰምን ጌርኩሞ ኢኹም፡ እዚ ኢዩ ኣብ ኢርትራ ጽንተት ዝፈጸምኩሞ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሌና ዘንጸላሉ ዝነበረ ሓይሊ ኣሊዎ፡ ሕጂ ውን ሕብረተሰብ ኤርትራ ይኹን ኢትዮጽያ ሰላም ኢዩ ዘድልዮ

  • @DaelaMuler
    @DaelaMuler 7 месяцев назад

    Perfect judgment and justification, it is tplf creating all these messed up and we Tigreans should support the interim government of tigray

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 7 месяцев назад +4

    No doubt , Kinfe is brilliant !!!🤙

  • @araeyaraya1614
    @araeyaraya1614 7 месяцев назад

    በሳል ሰብ ብሓቂ አብ ጉዳይ ጌታቸውን ዳውትን ዝጠቀስካዮ ጠስሚ አስትኻኒ።ብሱሩ ተጋሩማ ለምቅኔ አይጣዓናን አነ ብጣዕሚ ይገርመኒ እዩ ዘሎ መሕዘንቲ

  • @mulebest3214
    @mulebest3214 7 месяцев назад

    wowwww, Tigray heziwun tesfa alewa bzuhat kinfetat kemzelewuwa yiamin, what a brilliant guy

  • @eyobgebremeskel7572
    @eyobgebremeskel7572 8 месяцев назад +5

    ግን ኤርትራ ከይትንከፍኩማ ክትሓልፉ ኣይትኽእሉን ማለት ድዩ ።ንስኹም ከም ኢትዮጵያውያን ናይ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይትገብሩ።ወይስ እቲ ዩቱብኩም ኤርትራ እንተዘየላ መኽሰብ የብልኩምን

    • @zowdi810
      @zowdi810 7 месяцев назад +1

      Yes you are right thanks 🇪🇷 god bless to erterawe people 🇪🇷 they are made and hasawe and jalas for erteran people

    • @AbenAbu
      @AbenAbu 7 месяцев назад +1

      ንሶም ብሓይሊ የሕዋት ኢና ክብሉ
      ንሕና ኣይፋል ጎረባብቲ ኢና ክንብል ተረባረብ ኮይና።

  • @tekleabreha4520
    @tekleabreha4520 7 месяцев назад

    ❤❤ ብሓቂ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ተግባር 000

  • @berekhetkfle9556
    @berekhetkfle9556 7 месяцев назад +11

    ኣየ ተጋሩ ስብ ኤርትራ ዝፈጾምኩሞ ገበን ረሲዕኩሞ ምስ ዓለም ተሻሪኽኩም ዕጽዋን ክባን ገፍኩሙላ ልዕሊ 20 እብዘይ መሬትኩም ኮፍ ኢልኩም ጆኖሳይደራት ኢኹም ኣይተ ክንፈ

    • @AmineDebesom-g2h
      @AmineDebesom-g2h 7 месяцев назад

      Gena Testebe

    • @Liberal12
      @Liberal12 7 месяцев назад

      ኢሳያስ ኢዩ ኣጊዱካ ዘሎ ኣታ ባርያ ስቅ ኢልካ ሃተፍተፍ ኣይትበል። 1300 ኪሜ ባሕሪ ሒዝካ ብከመይ ኢያ ትግራይ ብክባን ዕጽዋን ትእግደካ። ብዝተረፈ ኣብ 2009 ዝተገብረ እገዳ 1-ንውሱናት ሓለፍቲን ፡ 2- ንውልቃዊ ሃብቲ ናይቶም ሓለፍቲ 3- ናይ ኣጽዋር ዘይምግዛእ እገዳን ኢዩ። ካልእ ዝተገብረ እገዳ ዝብሃል የለን። እዚ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ረብሓ እምበር ጉድኣት የብሉን። ህዝቢ ኤርትራ ከይስርሕ፡ ከይሃንጽ፡ ከይነግድ፡ ከይንቀሳቀስ ብኢሳያስ ኢዩ ተኣጊዱ ዘሎ።ሰብኣይ እንተኮይንካ ኣብዚ ተዛረብ።

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 7 месяцев назад

    ንሕናውን አብ ትግራይ አሕዋት አለውና

  • @gebreyesushafte7888
    @gebreyesushafte7888 7 месяцев назад

    ፅቡቅ ትንተና እዩ።ስትራቴጂካዊ ምሕዝነትና ምስ ኦሮሞ ዘይኮነስ ምስ ኤርትራን ምስ ኣምሓራን እዩ

  • @ephremabraham8266
    @ephremabraham8266 8 месяцев назад +4

    Ambessa!!! Tigrigna needs such personality.

  • @محمداحمد-ر7ش3ث
    @محمداحمد-ر7ش3ث 7 месяцев назад +3

    ገፅካ ትርሓቅ እዚ ኩሉ ፅገም ደብረፄን ጥራይ ድዩ አምፂወ ዱሁል ።ንስካከ አበይ ነይርካ

    • @KledatKedatKedat
      @KledatKedatKedat 7 месяцев назад +1

      ባርያ ህውሓት ሓቂ መሪራትካ ዶ😂

    • @frezghiokube3241
      @frezghiokube3241 7 месяцев назад

      ከብ ምጽራፍ ፡ብሱል ስነሓሳብ ምስዳድ ይበልጽ ንኽልና ዝጠቅም ፡ጸርፊ ምንም ረብሓ የብሉን ፡ሓሳባት ምልጋስ ግን ኣዝዩ ሃናጺ ኢዩ።
      ጸርፊ ገዲፍና ኣብዚ ንስምዖ ዘለና ዘረባ ደስ ዘይብለና ወይ ድማ ጌጋ እንተደኣ ርኢና ፡ብትሕትና ክንሙግትን ከነርድእን ኣለነና ፡እንተዘይኮኑ ግን ከምዚ ኢሉ ንዝዛረብ ሰብ ምጽራፍ ጥራይ ትርጉም የብሉን ዝጻረፍ ሰብ ምንም ዓይነት ሓሳብ ሰለዘይብሉ ዓቅሙን ክእለቱን በቃ ጸርፊ ስለዝኾነት ኢዩ ዓቅሚ ስለዝሓጽሮ ኢዩ ናብ ምጽራፍ ዝኣቱ ስለዚ ንሓሳብ ናይዚ ሓውና ደስ ዘይበሎሰብ ነዞም ክፍሊ ሚድያ ደዊልካ ረኺብካ ፊት ንፊት ክምጉቶ ኢየ ነዚ ሓውናሞ ግዜ ሃቡኒ ኢልካ ናይ ምርድዳድ መድረኽ ክትፈጥር ዝበለጸን ዝሓሸን ኮይኑ ይስምዓኒ።

    • @wuwjusdjdjdhh7176
      @wuwjusdjdjdhh7176 7 месяцев назад

      ሰነፍ ውላድ ሸይጣን እኻ ፅቡቅ ዘይያፍትወልካ ዘርእ መርገም ብስንክ ደብረፅዮን እዩ ኣብ ህዝብና ወርዱ ዘሎ መከራ ንደብረፅዮ ንኩሎም ህውሓት ወስዱ ይተዓረቀና ፈጣር

  • @YemaneHalefom-ez2tf
    @YemaneHalefom-ez2tf 8 месяцев назад +1

    ስለ ትግራይ ሃገርነት ኮንፌደረሽን ኾነ ልሕሉሕ ፌደራሊዝም ንምህላው መጀመርታ አብ መሬት ዘሎ ጭቡጥ ነገር ምርዳኧ ወሳኒ ኢዩ።አብዛ ሰዓት እዚአ ብተፈጥሮ ይኹን ካብ ባህሊ ዝመጸ ወዳት ይኹኑ አንስቲ ምስ ዝተፈላለዩ ብሄረሰባት ርክብ(ወሲብ)ይፍፅሙ።ቆልዑ ይውለዱ።ብፍቕሪ ሰለ ዘይተሓዙ ፀረ ትግራይ ይኾኑ።ህዝቢ ናበይ ከምዝኸይድ መገዲ ምፅራግ ምርአይ የድሊ።ስለ ኤርትራ በዛዕባ ማኸል ዓዲ ብጥንቃቀ ብምስትውዓል ክተሓዝ አለዎ።ሓውና ኢዩ።ጎረቤትና ኢዩ ዝብሃል ዕሽነት እዩ።ክኸውን ይኽእል ኢዩ።አብ ዘሎ ጭቡጥ ነገር ብስነ ልቦና ዝተፈላለየ ህዝቢ ኢዩ።ህዝቢ ክሳብ ዝነቅሕ ግዜ ክወስድዩ።ብኹሉ መዳይ ዘለዉ መራሕቲ ክነቕሑ ክሥልጥኑ ናይግድንዩ።

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 7 месяцев назад +1

    Medhin
    Good job keep bringing new guests with different views to help Tigray People.

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 7 месяцев назад

    Mr hammer iyu zigeziakum zello tewaguu yiblokum tiwaguu selam zeytigebru denakur ekum

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 7 месяцев назад +1

    መድህን ኣጀኺ ቀፅሉሉ❤

  • @noorkiflekifle3867
    @noorkiflekifle3867 7 месяцев назад

    I really appreciate this guy he spoke the truth unfortunately there something between us we hate each other

  • @gprimo4121
    @gprimo4121 7 месяцев назад

    1:44:58 mic drop!!!!! Thank you brother

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 7 месяцев назад +3

    Great idea if politicians can listen and do what is most important to the people of Tigray

  • @michaelforgiveness2964
    @michaelforgiveness2964 7 месяцев назад +1

    1:12:31 😂😂😂 I like his reaction, he asked her great question with great reaction,melisilu eba medhin quxri 59 saenii😂

  • @semiemerha4420
    @semiemerha4420 7 месяцев назад +1

    ዝገርም ተንታኔ ❤❤

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 8 месяцев назад +2

    ኩሉ ገዱፍኩም ብዛዕባ እቲ ኣንጻላልይኩም ዘሎ ሓደጋታት ከመይ ገርኩም ከምትምክቱዎ ዘይትዛራረቡ ::
    ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ ዘይምርድዳእ ንግዝይኡ ንጎኒ ኣጸጊዕኩም ነቶም ናይ ደገ ሓይልታት ክሳብ ንህላወኩም ንምጥፋእ ሕጊግ ዝብሉ ዘለዉ ሓቢርኩም ኣይትድከሙ ቅድም ነርና ኢና ሎሚ ኣለና ጽባሕ ክንህሉ ኢና ኣብ መርየትና ኣብ ትግራይ ንዘልኣለም ነበርቲ ኢና ዝብል ናይ ተስፋ ዝቖርጹሉ መልእኽቲ ስደዱሎም ካብ ቱርጉም ዘይብሉ ነንሕድሕድኩም ብፖለቲካ ክትባልዑ ትውዕሉ ::
    ንዓና ከተጥፍኡ ኢልኩም ኣይትድከሙ ::
    ንሕና ኣብ መርየትና ኣብ መርየት ኣባሓጎታትና ዘውረሱና መርየት ትግራይ ክንነብር ወይ ኣይክንነብርን ዝውስነልና ሓይሊ የለን ኢልኩም ነቶም ተሃንዲዶም ዝመጹ ዓመጸኛታት ሓይልታት ክትነግሩዎም ወይ ከተፍልጡዎም ናይ ግድን ኣድላይ ኢዩ ::

  • @negassiber1651
    @negassiber1651 7 месяцев назад

    ኣዚዩ ባህ ዘብል ቃለ መሕትት፡ ኤርትራን ትግራይን እንተዝዕረቓ ደኣ ኣቤት...

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 7 месяцев назад

    ኣየ ተጋሩ ወልቆቶት ተጋሩ ኤርትራውያን ተጋሩ እዋይ ስስዐ ክልተ ዝምነ ሓንቲ ትስእን

  • @mebratutarekgn8722
    @mebratutarekgn8722 7 месяцев назад

    Brakhe Show is getting matured and provide us with balanced opinion....thank you Medi

  • @elenikahsay8212
    @elenikahsay8212 7 месяцев назад

    እዝዶሞ ምሰ ደብሪፅ እታይ እዪ ፀገሙው ዎጦጦ ይመሰል ዘይ
    ፀርፊጡዑይ ፖሎቲካ ዘይብሉው

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 7 месяцев назад

    ኩሉ መንእሰይ ትግራይ ክንነቅሕ ኣለና ደብረፅዮን ንስልጣን ክብል ህዝብና ወድእዎ ከዝውን መልሱ ከጥፍኤና እዩ ዝፅዕር ዘሎ ኣቱም ሰባት እሞንን ደብረ ፅዮን ህውሓትን እና ሃለየ ህዝብና ሰላም ኣይረክብን ኩልና ንንቃሕ ካብ መርሕነቶም ይውረዱ ። ኮልኦት ጀጋኑ ኣለውና እዮም ንዖኦም ይውሃብ ዋይ ዓደይ ሰብ ዘይብላ ተርፋ። ንደብረፅዮን ንህውሓትን ወስዱ ይተዓረቀና ፈጣር

  • @አምቼውከኤርትራ
    @አምቼውከኤርትራ 8 месяцев назад +9

    ከሻቢያ ጋር ሰላም ካፈጠራቹ የትም አትደርሱም ምክር ነው መድህን ::

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 7 месяцев назад

      ምስ ሻዕብያ ዕርቂ ማለት ድኽነት ምትእታው ሰላም ራህዋ ህዝብታት ምጥፋእ ማለትዩ።
      ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሕሙም ስርዓት መሰረቱ ሓኺኽና ክሳብ ንጉሕፎ ትግራይ ዕርቂ ምርቂ ክትብል የብላን።

  • @naliru6096
    @naliru6096 8 месяцев назад +2

    ተጋሩ ኤርትራ ከይበልኩም ቃለመጠይቕ ዝገበርኩማ ኣላዶ ? ወይ ሕማም ወላ እዛ ጋዜጠኛ ትጽሕፎ ኣርእስቲ ኤርትራ ሻዕብያ ህግደፍ ግድን ክትጽሕፍ ኣለዋ ምስኪነይቲ ከተደንግጸካ ( ከተሕዝነካ ዲኹም ትብልዎ) ኩላ ትግርኛኹም ኣምሓርኛ እያ ደንጊጹ ደነገጠ

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 7 месяцев назад +1

    ብስሩባ ዕፃ ተጋሩ ምስ ዕፃ ህወሓት ተጣቢቑ ክርአ ዝድለየሉ ምኽንያት እንታይ እዩ። ህወሓት እንተተጓሒፋ ህዝቢ ትግራይ ብጀካ ስርቂ፣ ምጉጅጃል፣ ክፍኣት እንታይ ይተርፎ??

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 7 месяцев назад

      ጀዝባ ህወሓት ናይ ውልቀ ሰባት ውድብ ኣይኮነትን እቶም ብሽም ህወሓት ናይ ህወሓት ሽም ዘጥፍኡ ዘለው ሰረቅትን ጉሓልትን ይጉሓፉ እምበ ህወሓት ከም ውድብ ክጉሕፍ እየ ኢልኻ ኣይትሕሰቦ ንህወሓት ዝበልፅ ውድብ ተመፂኡ ህወሓት ብመረፃ ትሽነፍ ከም ውድብ ግን ትቅፅል ።

    • @ፀሊምሓድጊ
      @ፀሊምሓድጊ 7 месяцев назад

      @@netsanettdf9263 ኣንቲ ብጀካ ከብዲ ርእሲ ዘይብላ ምላልባሽውን ናይ ገሊኦም ሓዃሪት ውልቀሰብ ህወሓትነት ኣተሓሳስባ እንተደኣ ኮይኑ ህወሓት እተጨፍጭፎን እተድክዮን ህዝቢ እምበር እተሳኽዖ እዚ ኢልካ ዝጥቀስ ድሌት[ ረብሓ] ወይ ድማሓሳብ ህዝቢ የለን። ዋኒና ጉጅላዊን ስድራቢታዊን ረብሓኣ ምሕላው ጥራሕ እዩ። ዕድመ ንከማኺ ዝበሉ ብከብዶምን ሸለፈንን ዝሓስባ ደናቑር መጣቓዕቲ ህወሓት ማለት ካብቶም ታቦት ክቕረፀሎም ዝግባእ መላእኽቲ ሓንቲ እያ ምባል ጥራሕ እዩ ተሪፍዎም /ተሪፍኩን ወረ ገሊኦምስ ምባል ካብ ዝጀመሩ ቀንዮም ። ህወሓትነት እዚ ዝበሃል አጀንዳ ዘይብሉ ናይ ሰረቕቲ፣ ፀበብቲ፣ በለፀኛታት፣ ደናቑርንትን ደም ህዝቢ ሰትዮም ዘይፀግቡ ዓቀይቶት ጉጅለ እያ።

  • @mtawet9022
    @mtawet9022 7 месяцев назад +1

    Bteami lebam Kinfe hawna medhin gn selam ms Eri ..zegedsa aytmesln

  • @hagos4601
    @hagos4601 7 месяцев назад

    Excellent analysis!

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 7 месяцев назад

    ሰብ ዝዘረኦ ይዓጽድ! ናይ 25 ዓመት ዝምታን ስርቅን ጉዕዞ ናብዚ ኣብጺሕኩም. ባህልኹም ከ ካብዚ ናጻ ድዩ?

  • @stpual1
    @stpual1 8 месяцев назад

    ብራኸ ሸው,
    ተቕርብዮም ዘለኺ አጋይሽ ብጣዕሚ ንፉዓት እዮም,ዋላ ናይኩሉ ድልየት አየማልኡ,ግና ዘድሊ መልእኽቲ,ዘድሊ ድምፂ የስምዑ አለው,
    የቐንየልና ብራኸ ሸው,
    ነዞም ንፉዓት አጋይሽኺ ድማ ዓብይ አክብሮት።
    ድሕሪ ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ምፍታሕ,ውዕል ፕሪቶርያ ምፍራሱ አይተርፍን,ምኽንያቱስ
    አብይ ምስ አሜሪካ ምፍሕፋሕ ስለዝጀመረ,
    ምስ ሶማልያ ፍሕፍሕ ስለዘሎ,
    ምስ ኤርትራም ውራይ ቀይሕ ባሕሪ ስለዘሎ እታ ትግራይ ንምውራር ምስ ኢሳያስ ዝተስማምዑዎ ስምምዕ ከተግብሩዋ እዮም።
    ትግራይ ፈጣሪ ይሓልውኺ,
    መራሕቲኳ የብልክን !!!

  • @RigbeSimret
    @RigbeSimret 8 месяцев назад +2

    ቀደም ኣምሓራ ኣምሓራ ናተብሃልና ዓቢና ሀዚ ኸዓ ንስኻ ኦሮሞ ኦሮሞ ትብለና ኣለኻ ሀዚ ኸዓ ህዝቢ ትግራይ ምስ ኦሮሞ ህዝቢ ተፃልኦ ኣለኻ። ነቲ ዘሎ በደለኛ መንግስቲ ጥራሕ ምልዓል ኣይሐሽን።

  • @thedreamer5047
    @thedreamer5047 7 месяцев назад

    Kemziom zemeselu tegaru fiqri zigusgusu kenednqom yegeba'e! Well said brother! we need peace for our generation. Enough killing each other!

  • @birhanemelaku3931
    @birhanemelaku3931 7 месяцев назад

    ሚዛናዊነት ይጎድለካ ፤ ኣብ ጌታቸውን ደብረጬንን ኩሎም ናይ ትግራይ መርገም'ዮም ።

  • @meksebbetram2672
    @meksebbetram2672 7 месяцев назад +1

    ቡሱልን ናይ ለባምን ዘረባ ዝዛረብ ሰብ ሎሚ ኑቁሕ ኣምጺኺ ኣንቲ ቱዃን መድህን ካብዚ ተመሃሪ ሓንጎልኪ ኣስፍሕዮ ። ኩቡር ሓው ኣቶ ክንፈ ለባም ኢለካ ኣልኹ ኣነ..... ጹቡቅ ጌርካ ፈሊጥካዮ ኣለኻ ግን ናይ ትግራይ ጸገም ✌️✌️✌️✌️መድህን ፈጠጥ ፈጠጥ ኣይትበሊ ሓቂ ኢያ ጉሰሚያ እዛ ዘረባ ናይ ኣቶ ክንፈ ።

  • @alamayehudagife7189
    @alamayehudagife7189 8 месяцев назад

    ኣንታ ግደፍ ምብትታንውድቀት ህዝቢ ኣምሓራ ተመሊሱ ኣብ ዝባን ትግራይ ኢዩ ዝወድቅ

  • @FunCorner5332
    @FunCorner5332 7 месяцев назад

    ሰሎሞን ይኹኖኣምላክ ይቕረብ። ፈራሕ ኢኺ ግን, ሓቂ መራር ያ

  • @Hanadereje-gt4sf
    @Hanadereje-gt4sf 7 месяцев назад

    He is real political person . Amazing analysis

  • @zemchiaeltesfandras6196
    @zemchiaeltesfandras6196 7 месяцев назад

    እዚ ወዲ ፖለትካዊ ናይ ውሽጥን ከባብን ጽቡቅ ገይሩ ተረድኢዎ ኣሎ ። ኣስተውዕሉ ተጋሩ!!

  • @cherkosaregawi-y1b
    @cherkosaregawi-y1b 7 месяцев назад +1

    በዚ ወዲ ቃለ መሕትት ብራኸ ሾው ክፀልኦ ጀሚረ ሎምስ:: በቲ ሓደ ጉጅለ ተዓዲጉ ንመራሕቲ ብዘይ ዓቐን ናይ ምፅራፍን ምውውራድን:: ብራኸ ሾው ካዓ ናይ ናይ ፀርፊ መድረኽ ኮይኑ:: ብድፍረት መልሓስካ ጎልጊልካ መራሕቲ ምውራድ:: እቲ ንሱ መድሕን ትግራይ እዩ ንደግፎ ዝብሎ ጌታቸው እንታይ ስለዘምፀአ እዩ?

  • @AbenAbu
    @AbenAbu 7 месяцев назад +1

    ዝዓበየ ሕማም ትግራዋይ እዛ ንሕናን ኤርትራውያንን የሕዋት ኢና ሓደ ኢና ትባሃል ቃል እያ። ሓደ እንተኾይንና ንምንታይ ሰራዊት ሻዕብያ ካብ መሬትና ይውጻእ ዘይኮነ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ትግራይ ይውጻእ ክትብሉ ይግባእ ። ንሕና ኤርትራውያን ተጋሩ ኮይንና ኣይንፈልጥን ብሕጂ ውን ሕልሚ እዩ። ንስኹም ኤርትራውያን እንተኾይንኩም ግን ንሻዕብያ ሓብሩዎ ሓቢርና ክንሪኦ።

  • @Bnatu-27
    @Bnatu-27 8 месяцев назад +10

    the way he explain his opinoion is amazing lol

  • @YemaneGebrehiwot-s2j
    @YemaneGebrehiwot-s2j 7 месяцев назад

    Edman tenan yehabka fetari. You are so smart ❤.

  • @Nakfa-Erdina
    @Nakfa-Erdina 8 месяцев назад +3

    🇪🇷🇪🇷 THIS IS CRAZY AND SICK MENTALITY OF TIGRAYANS- WHY YOU NEED TO MENTION ABOUT ERITREA ALL THE TIME🇪🇷 ERITREA IS A STATE NATION- TIGRAY IS A PROVINCE OF ETHIOPIA 🌕 TALK ABOUT OROMO. BENSHANGUL GUMZ AFAR SIDAMO. DO NOT TALK ABOUT ERITREA- ERITREA IS A UNIQUE NATION AND NEVER EVER HAD CONNECT WITH TIGRAY EXCEPT HALF LANGUAGE 🇪🇷🇪🇷

  • @مؤسسةذجيزانللمقاولات
    @مؤسسةذجيزانللمقاولات 7 месяцев назад

    Only the good politician is this men in tigray.God bless you brother.

  • @isaiasmender1468
    @isaiasmender1468 7 месяцев назад

    Great analysis.

  • @kemdlayu
    @kemdlayu 7 месяцев назад

    በቃ ቃለመሕትት እዩ ንምባል ይሽገርየ ጋዜጠኛ ኣፉ ሒዛ ሓሊፉ ሓሊፉ ደስ ዝይብላ እንዳነቀፈት ብዝያዳ ድማ ትድግፎ ጉዳይ እንዳራጎድት ድላይካ እንዳበልካ ጥራሕ ንህወሓት ኣዋርድ ሓሊፉ ሓሊፍድማንጌታቸው ተኸላኸለሉ ዝተብሃለዩ ዝመስል::

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 8 месяцев назад +3

    Medhen, I like your patience,managing a program,, question at the right point, the way you mansion and reallblity of your point. We want to see more
    self developed super gorgeous lady like you in Tigray.

    • @demhai4560
      @demhai4560 7 месяцев назад

      Indeed she is!

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 7 месяцев назад

    እቲ ናብ ማእኸል ሃገር ዝተበተነ እውን አይትረስዕዎ፣ዝተፈናቀለ አብቲ መዕቆቢ ዝነብር ጥራሕ አይኮነን።

  • @wewe5688
    @wewe5688 7 месяцев назад

    ሓደ ንፉዕ ነውሕ ዝጥምት ትግራዋይ ፖለትከኛ ተረኺቡ እዚ ወዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ እንበር በዓል መድህን ካብ አፍንጨአን ዝሓልፍ ክጥምታ ዘይክእላ ብጽልእ ዝዓወራ ድኹማት ጋዘጤኛታት እየን

  • @hagosyohanns9443
    @hagosyohanns9443 8 месяцев назад

    ትግራይ ካብ ፖለቲካ ወጺኣያ፡ ኣይትሕሰቦ

  • @Truth-In-Orthodoxy
    @Truth-In-Orthodoxy 7 месяцев назад +1

    Tegaru your only solution for your dire situation is to make ever lasting peace with both the Amhara and the Eritreans. Don't get into Abiy's trap, and pay another heavy price.

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 7 месяцев назад

      Ygermeka eyu futsum tehawawiswom alo.
      Mengsti keyaday tefay eyu gorebet gn nzelalem ab gonika ab gorebetka nebaray eyu. Nmntay mekseb ms abi kiwignu 1% kihasbwo aygbomn. Amhara kone eritrea gn gorebetom eyom lomi tetsaliom tsbah tirek .

  • @YG-xk7gm
    @YG-xk7gm 8 месяцев назад +2

    ሓደ ውድብ ከም ሃይማኖት ጌርካ ኣብ ህዝቢ እተሰሪሕካዮ ሓደገኛ እንትከውን ሓድሽ ወለዶ እዳነኣኣሳ ክቕጽልዩ ዝሰርሕ❤።

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 7 месяцев назад

    This guy is very intelligent and smart , he should be Tigray president.

  • @DawitTsegazeab-vp2kk
    @DawitTsegazeab-vp2kk 7 месяцев назад

    thank you medi etgebriyo zeleki astewatseo kelil aykonen ketsililu

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 7 месяцев назад

    ምስኪናይ ሓወይ ። ኣነውን ብሓቂ ኡይ በል እዩ ዝመጸኒ ። ብኽያት ይመጸነ ። እንታይ እዮም ኮይኖም ዞም ሰባት ። እተን ኣቢይ ዘሕደጎም ሃፍቲ ይመልሰልናዶ ይኾን ብዝብል እዮም ጉምብሕ ጥልዕ ዝብሉ ዘለዉ ። ኣቱም ተጋሩ ኣሕዋተይ እዞም ሰባት ንህዝብና ናብ ካልኣይ ጽንተት እንተይ ኣቃልዕዎ ክእሉዩ ኣለዎም ። እዞም ሰባት ጽሉላት እዮም ካብ ኣብይ ቁምነገር እተተጸብዮም ብሓቂ ደናቑር እዮም ።

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 7 месяцев назад

      ኣግፍሕ ኣቢልካ ረኣዮ። ካልእ እንታይ ኣማራጺ ኣለዎም።

    • @legessegebrekristos8088
      @legessegebrekristos8088 7 месяцев назад

      @@eritreanhiwot4667
      ዓርሰ እምነት ገይሮም ህዝቢ ትግራይ ተኣማሚኖም ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ዓቂቦም እንተኸይዶም ብኣብይን ኮራኹሩን ተስማዕነት ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም ። ዕንይኒይ እናበሉ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ይኽፋፍልዎ ኣለዉ ። ህዝብና ተስፋ ይቖርጽ ኣሎ ። ኮነ ኢልካ ዝግበር ዘሎ እዩ ዝመስል ።

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 7 месяцев назад

      @@legessegebrekristos8088 ንባዕልኻ ዓርሰ እምነት ኣይገበርካን። ምኽንያቱ ብኣብይ ተሰማዕነት ንምርካብ ዝብል ማእከል ኣብ ምግባር፡ ኣብ ኣካይዳ እምበር ብመሰረቱ ኣብ ብነብሰ ምቛም ኣብ ዝብል ኣይረገጽካን። ክልተ ኣማራጺ ጥራይ እየን ኔረን። ሓደው ንኣብይ ተቐቢልካ፡ ዝሃበካን ዝኸልኣካን እናተቐበልካ ምንባር ወይ ከኣ ናብ ተጋድሎ ምእታው እያ። ኣብዚአን ጫለዳ መገድታት ክህሉ ይኽእል እዩ። ሳልሳይ መገዲ ግን የለን።

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 7 месяцев назад

    The Tigray People Must have 500,000 fighters to protect Tigray and future.

  • @biniamhaileabhaile4875
    @biniamhaileabhaile4875 7 месяцев назад

    ብታእሚ ብሱል ሰብ

  • @amanueltesfamaryam7940
    @amanueltesfamaryam7940 7 месяцев назад

    እቲ ትብዓት እናድነቕክዎ ግን ዋላ ምስ ነብሱ ግን ዝሳማማዕ ኣይመስልን።

  • @abrhambelay3008
    @abrhambelay3008 7 месяцев назад

    Wow arif
    Yigezal
    Lesson yihonal lelelochu

  • @huruy1991
    @huruy1991 7 месяцев назад

    This is nice idea 100% Eritrea’s people they always believe that

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane2068 7 месяцев назад

    1ይ. ክንፈ ብዘይተፃረየ ናይ ዳዊት ጉዳይ አይትተንትን።
    2ይ. ሰብ እናፀረፍካ ሽማግለ ምምሳይ አይከብድንዶ ሓወይ?

  • @YG-xk7gm
    @YG-xk7gm 8 месяцев назад +1

    ሻዕብያን ሕውሓትን ስልጣኖም ዘብቅዐሉ ርሑቕ ኣይኮነን መራሕቲ ነዳሉ ብሄር ብሄረሰቦች ብምሽካም ሑቘና ተሴርና ዘራግፉልና መራሕቲ ንፍጠር ካብ ሽኩሹኳ ነዕርፍ።

    • @simongebreyohanes975
      @simongebreyohanes975 7 месяцев назад

      ናይ ትግራይኩም ጥራይ ገበሩ ፥ናይ ኤርትራ ንኤረትራዊያን ጥራይ'ዩ ዝምልከት።

    • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
      @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 7 месяцев назад

      ​@@simongebreyohanes975😂

    • @YG-xk7gm
      @YG-xk7gm 7 месяцев назад +1

      @@simongebreyohanes975 ተባሌ እዴ ይብ ኣምሓራይ እቲ ምስኡ ኼንኩም ተደምረናል ትብልዎ ።እዚኣ መዝሙር expire ኮይና እያ ኣይትሰረሕንያ ህግደፍ ቀቲሎማ 🤣

    • @azebweldu7852
      @azebweldu7852 7 месяцев назад +1

      እንታይ ይምልከተኪ ናይ ኤርትራ ህግደፍ ኣይልምን ኣይደንንን ህውሓት ግን 😂😂😂😂 4 ኪሎ ሃበና እንዶ ክብል ድውዕል ከመይ ኣቢሎም ይራኸቡ ህግደፍ ንዘልኣለም ክነብር ኢዩ ህውሓት ግን ፈሪሱ ኢዩ ማዓረይይይይይ😂😂😂😂😂

    • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
      @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 7 месяцев назад

      @@azebweldu7852 ዋይዋይ ፀዉራ እና ኣንጨብጨበ ተደሚረናል እናበለ ዛኣተየ ግን ደማ 70ሻሕ መንእሰይ ንስልጣን ኣቢይ እሊ ብዘይ ጨብጨብታ ተፀፍዑ ዝወፀ ኣብ ባዲመ ዝቁዝም ዘሎ መን ዱዩ🙊😂😂😂

  • @tsehayeabay2982
    @tsehayeabay2982 7 месяцев назад

    ክንፈ ብቑዕን ብሉፁን መስተዋዓልን ተንታኒ ፖሎተኪኛ ኢዩ።

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 7 месяцев назад +1

    Hizbi tigray selam habuwo

  • @ukbayc
    @ukbayc 7 месяцев назад

    እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ ኣብ ማእከል መቐለ ንጥርሲራዊት ንዓጋመ ኣብ ማከል ዕዳጋ ተኢቤን ዝጨፍጨፍ ዝንእዱን ኣጋናዕ ዝብሉን ጦርሰራዊት ክኾነ ዝምነዩን ደስ ዝብሎን እኮ እዮም ብደቂ ዓድዋ ተዓጂቦም ዝዕንድርሉ ተካል ክልል እኮ እያ ዘላትኩም እዚ ምስ እቲ ስርቂ ስራሕ እዩ ዝብል ዝተመልመለ መንሰይ እኮ እያ
    ድሕሪኡ ዘይትወብጹ

  • @Ashenafiabraha-o8g
    @Ashenafiabraha-o8g 7 месяцев назад

    ንስኺ ትገድ ነዙይ ዑቡድ ቖልዓ ምምፃኣኺ ንስኺ ኢኺ ፀገም ዘለኪ።ሰባት ክትዕድም ከለኺ ሓደ ሰነ ምግባሮም ሕሉው፣ኣንደበተ ሩቱዕ ፣ብኣግባቡን ብልክዕን ዝልው ዝነቅፍ፣መታዓረቒ ሓሳብ ዝኸውን ዘቕርብ ሰብ ክኸውን ኣለዎ።እዙይ ግን ቀይዲ በተኽ ኣንደበቱ ሰብ ሓንቲ እጃምን ፍልጠትን ዘይብሉ ልዕሊ ዓቕሙ ዝዛረብ ሰብ እዩ።

    • @orit632
      @orit632 7 месяцев назад

      ወዲ ምሩኽ ዕረፍፍ

    • @tsegu6068
      @tsegu6068 7 месяцев назад

      Ata teref Debretsion

  • @orit632
    @orit632 7 месяцев назад

    ህወሓት ዝፈጠራ ህዝባዊ ግንባር እዩ ከመይ ገይሮም ከምዝጉሕፍዎም ቀደም ሳሕል እናሃለው ዝወድእዎ እዩ ኣዋሪዶም ከኣ ጉሒፈምዋ አለው ዝተረፉ ከኣ ክጉሓፉ እዮም።

    • @tigrayarmy2293
      @tigrayarmy2293 7 месяцев назад

      Chenawi Banda Shabia was created by Agame leaders.

  • @GhideGhebrsilase
    @GhideGhebrsilase 8 месяцев назад +1

    Thanks brother Eri love ❤❤❤

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 7 месяцев назад

    መርሐባ መድህን ብራኸ ሸው ተጋሩ የሕዋትና ዕድለኛታት ኢኹም አብ ዓድኹም ኸምዚ መድረኽን ባይታ ዝረኸብኩም እዚአ ዘላትኩም ዕድል ዓቅብዋ እዚ ዘሎ ናትኩም ፓሎቲካዊ ኹነታት ተሐቁኑ ተሐቁኑ ጠስምን ብራሕን ክፍላለ እዩ ብዙሐት ሙሁራትን ንአሽቱ ፓሎታካውያን መራሕትን አለውኹም ንሕና ኤርትራውያን አሕዋትኩም ኻባኻትኩም ብዙሕ ኢና ንምሀር

  • @ZACRO-y4n
    @ZACRO-y4n 7 месяцев назад +2

    እዛ መርዛም ሰብ ዘይከውን፡ኮይንዋ እያ ተምጽኦም ከምዚኦም ዳሓን ዝኾኑ ሰባት ካልኦት ተጋሩን።ግን፡ብቫይረስ ኮንኩም ሰላም ጸሊእኩም ኣለኹም።

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 7 месяцев назад

    ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ክፈቲ

  • @ThePower1111
    @ThePower1111 8 месяцев назад +1

    እንዳተፃረፍካ ፀርፊ ምንቃፍ አይከአልን። ኹሉ ግዜ ዲኘሎማሲያዊ አካይዳ ይሀልወና

  • @MesmerBAylay-sl1pf
    @MesmerBAylay-sl1pf 7 месяцев назад

    I have never ever seen a dynamic and Brilliant Gentleman like this guy in Tigraya, I really admire the way he Explain, Great job thank you Brother

  • @ሓቅሓቁጥራሕ
    @ሓቅሓቁጥራሕ 7 месяцев назад

    ኣብ ሚድያ መፂኹም እናነስነስኩም ጉድ ተረኺቡ።