ኣብ መፈፀምታ ውድድር ሽልማት ተወዳደርቲ ድሕሪ ካሜራ ዝነበሮም ስምዒት zema yared

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 4 ноя 2024

Комментарии • 96

  • @AmanualHumera
    @AmanualHumera 5 месяцев назад +12

    ኣሹ ልዕሊ ዞም ተወዳደርቲ ኢኺ ሓሪፍ ስራሕ ሒዝካልና ክትመፅእ ኢኻ ቲፎዛኻ ክዓ ክትርእየና ኢኻ ከመይ ኢልና ከም ንቕበለካ ኣብ ቀረባ ግዜ ሓሪፍ ስራሕ ሒዝካልና ንዓ

  • @Hiwet-fe1if
    @Hiwet-fe1if 5 месяцев назад +30

    ኣሹ ተበዲሉ ፍትሒ ናኣሹ ትብሉ ብያንስ 3ክወጽእ ነርዎ ግን ሰበይ ሰብካ ኣሎዎ ኮይኑ ይስመዓካ Heart brokenig Ashu from Eritrean borther Never geve up ኣሹ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @okbazgiherhaile8174
      @okbazgiherhaile8174 5 месяцев назад

      ከምኡ ኣይኮነን ሓፍተይ! እቲ ውድድር ሓያል ኢዩ ነይሩ። ኣጋጣሚ ከኣ ኣሹ እቲ ቅድሚ ሕጂ ዝልለየሉ ዝነበረ ብቅዓት ኣይደገሞን። ኮይኑ ግን ብሉጽ ሙዃኑ ኣመስኪሩ ኢዩ

    • @stomhussen170
      @stomhussen170 5 месяцев назад

      Yes tebadilu

    • @elsadade5439
      @elsadade5439 5 месяцев назад +1

      Exactly 😢😢😢

  • @user-veroni
    @user-veroni 5 месяцев назад +11

    ኣሹ ካልእይ ጊዜ ፈትን ደተና ዝመስል የለን ኣብ ፈተና ትዕወትን ትወድቅን እዩ ስለዚ ኣጆካ❤❤❤❤❤

  • @ስድተኛኮይኑስመይ
    @ስድተኛኮይኑስመይ 5 месяцев назад +15

    ብቅንዕና ን ኣሹ በዲልኩሞ ዓመጽ እዩ 100 ካብ ሚእቲ ወላ ምስ ካለኤይቲ ደሪብኩም ክተውጽዎ ነርኩም ግን ጽባሕ ኣብ ዓወት ክርእዮ ይደሊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
    @ሳሪየድንግልማርያምልጅ 5 месяцев назад +3

    ኣሹ ብጣዕሚ እዩ ተበዲሉ ክእለት ኣለዎ ስለዚ ኣሹየይ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፅሕ ተስፋ ይገብር❤️❤️❤️❤️

  • @naodtv
    @naodtv 5 месяцев назад +4

    ዜማ ያረድ ክሳብ መወዳእታ ንክበጽሕ ንኣሹ ንሓዞ ዝብል ኣመር ዝነበረኩም ኮይኑ ተሰሚዕኒ ምኽንያቱ መዋዳድርቱ ከይተረፈ ዝምስክርዎ ሓቂዩ ተበዲሉዩ ኣሹ ኣሹ ግን ኣጆኻ ሽልማት ኢኻ ተኸሊእኻ ምበር ዝና ምሳኻዩ ዘሎ i hope ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክትምለሰና።

  • @alemgirmayadhanu4961
    @alemgirmayadhanu4961 5 месяцев назад +2

    አሹ ዋላ ተዘይተሸለምኻ ብሕዝቢ ቡዙሕ ተቀባልነት ሰለዘለካ አሸኒፍኻ ኢኻ በርትዕ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 5 месяцев назад +1

    ኩለኹም ትግራዋይነትኩም ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ዋው ዋው ዋው ❤❤❤❤❤ኣሹየ ኣጆኻ ዓዎት ኣብቅድሜኻ እዩ

  • @tigrayrimey6418
    @tigrayrimey6418 5 месяцев назад +2

    Ashu personality and quality is so amazing.

  • @zufanbeshir4098
    @zufanbeshir4098 5 месяцев назад +2

    ኣሹ ሓወይ ተፀቢና ነይርና ግን ኩሉም ንዓና ቀዳሞትና ኢኹም🎉❤

  • @Mihretab.MORO-ENTE1994
    @Mihretab.MORO-ENTE1994 5 месяцев назад +2

    ኣሹ ....ተወፂዑ ይመስለኒ ስለዚ ኣሹ ብቅዓቱ ኣብ ውሽጡ ዩ ግና ከምቲ ብፅቡቅ ጀሚርኩም ቂርታ ከይህሉ ዞም ተወዳደርቲ ድማ ቂርታ ክሕዙ የብሎምን ኣሹ ግና ፀገሙ ብሚድያ ይግለፀልና ሓደራ

  • @AGMediaEri
    @AGMediaEri 5 месяцев назад +3

    Hope!
    2ይ ዙር ኣብ ሓጺር ግዜ ክትመጹና።😊

  • @natanem321
    @natanem321 5 месяцев назад +5

    ብውፅኢት ሓዚነ 😢 ብኣሹ

  • @leulberhe6671
    @leulberhe6671 5 месяцев назад +3

    ዝናቡ ኣባዲ ቀዳማይ ክወፅእ እዩ ኢለ ካብ መጀመርታ ዝገመትክዎ ሰብ እዩ እንቋዕ ደስ በለካ ዝናቡ ጅግና

    • @dawithaile1314
      @dawithaile1314 5 месяцев назад +1

      ኣነ ውን በፍጹም ጥርጥር ኣይነበረንን

    • @slauggraey
      @slauggraey 5 месяцев назад

      ዋላ አነ🤴💝💘💞💓

  • @samitm9873
    @samitm9873 5 месяцев назад +8

    እዚ ኣሹ ዝበሃል ብናተይ ዓሚጽኩሞ እየ ዝብል ,,,ካብ ኣስተማቃሪ ትግሪና ምዚቃ ,,,,,,

    • @zeruekidane1635
      @zeruekidane1635 5 месяцев назад

      100% ይሳማማዕ ምሳካ/ኪ ክሳብ ሎሚ ካብቶም ሕማቅ ተሰማዓን ሰብ የ

  • @Danielabrha70
    @Danielabrha70 5 месяцев назад +4

    ተልፋስ ልኾነ ዓዲ ምንም ብለይ ፈልጡ ደነዛት ትዳነ ተለኻ ብጣዕሚ የሕርቅ ቀፃሊ ጥበብ ትግራይ መወደቂኡ ብጣዕሚ የሕዝን i hope 2 ዙር ብዞም ዳያኑ ኢና በሃልቲ ከምዘይዳነ ልኾነ ኾይኑ Ashu is obviously #1 ኣብ ቀረባ ጊዜ ውርደት ዳያኑ ዜማ ያሬድ ኣብ እዋን ልምምድ ኣብ @Natna tube - ናትና ትዩብ ተፀበዩ😢😢

    • @danielhailemariam5971
      @danielhailemariam5971 5 месяцев назад

      ኣይትጋገ። መጀመርታ ኣነ'ውን ናይ ኣሹ ደጋፊ ነይረ። ኮይኑ ግና ኣብ ናይ መወዳእታ ዝነበረ ውድድር ኣሹ ዳርጋ ኣይነበረን። ብጣዕሚ እየ ሓዚነ። ሳባን ራሄልን ፍሉያት እየን ነይረን ንዓይ። ዝገርም performance እየን ኣርእየን።

    • @selamLove-wk3mw
      @selamLove-wk3mw 5 месяцев назад

      ቁሩብ ካብ ስሚዕት ወፂኻ ተትዛረብ ፅቡቅ ምኾነ ፡፡ ኣሹ ብሉፅ ኢዩ እንተኮነ ግን ኣብ መዛዘሚ ዉድድር ኣይሰርሐን ስለዚ ዳያኑ በየናይ መለክዒ እዮም ክሽልምዎ ዝክእሉ ፡ ካብቶም ደያኑ ንላዕሊ ብዉፅኢት ናይ ኣሹ ዝተናደደ ኣይህሉን ንኣብነት እኳ መ/ም እዮብ ከምዝተናደደ ገፁ ይዛረብ ኔሩ እዩ ፡፡ስለዚ ብዙሕ ሕማቅ ተዘይንፅሕፍ ይብል ፡፡

    • @clombosTuna
      @clombosTuna 5 месяцев назад

      ሰነፋት ደያኑ እንተዝኮኑ እሞ ኣሸናፊ ዝመስል ድምፃዊ ኣይምፈጠሩን ,ራሄል ትመስል ድምፃዊት ኣይምፈጠሩን , ዳያኑ ኣይኮኑን ትብል መሊስካ ድማ ኣሹ ጎበዝ ከምዝኮነ ትዛረብ ,ን ኣሹ መን ድዩ ኣብዚ ኣብፅሒዎ ፡፡ ሓቂ እንዶ ንፍቶ ኣሹ ኣብ ፍፃመ ዉድድር ፅቡቅ ኣይሰርሕን ብመወዳድርቱ ተበሊፁ ፡፡ ካልእ እቲ ን ዩቱዩበብ ቻነልካ ከተዕቢ ዝሓሰብካዮ ሓሳብ ግን ኣይፀላእክዎን ፡፡

  • @Haregte
    @Haregte 5 месяцев назад +3

    ኩሉ ሓቂ እዩ ነጋ ግን ከም ሉሙድ ኣብ ከባቢ መቐለ ክሳብ ራያ ፅባሕ ኣይብሉን ነጋ እምበይ

  • @aduyoutube1897
    @aduyoutube1897 5 месяцев назад

    ኣሽዋይ ምዓረይ ካልኣይ ይግበኦ እዩ ነይሩ ኡፍ ልበይ ተሰይሩ

  • @elsadade5439
    @elsadade5439 5 месяцев назад

    አሹ ካብዝጅመር ጀሚሩ አድናቖትን ጉብዝናኡን እናተዘረበሉ መፂኡ ግን ካአ ልዋንጫ እኳስ ዘይተሓረየ ...የሕዝን ፍትሓዊነት ዝጎዶሎ ፍፁም መሕፈሪ ኮይኑ ረኺበዮ ...ፍትሒ ንአሹ ዓገብዩ ....ናይ ዕለት ፐርፎርማንስ እንትዝባሃል ውን ተናአሰ 2ይ ይግቦኦ ኔሩ ....ብቻ ካብ ፋና ላምሮት ተሞክሮ ውስዱ ብዙሕ ይተርፈኩምዩ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 месяцев назад +1

    ሰዓረ/ኣሹ ኮኾብ ድምጻዊ ,ዩ። ግን ኣብዛ ናይ ሎሚ/መዛዘሚ ውድድር ,ዛ ደርፊ ናይ ወዲ-ባይረ ብጣዕሚ በዲሃቶ ,ያ። ምስ ሕብሪ ድምጹ ፍጹም ዘይትቃዶ ደርፊ ,ያ። ስለዚ "ውሳነ" ደያኑ ቅኑዕ ኣሎ ኢለ ,የ ዝኣምን።

  • @Haregte
    @Haregte 5 месяцев назад +3

    ኣሹ ኣብ ውፂኢት ታዓፊኑ እናበልናስ ኣብዙይ እውን ድምፂ ዘይብሉ ትሰርሕሉ 😢

  • @Richo_Habeshawit.
    @Richo_Habeshawit. 5 месяцев назад

    ኣሹ በዲልክሞ ዳያኑ ዓብይ ጌጋ ኣለኩም ኣድልዎ ጌርኩም ከመይ ዝበለ ድምፂ ሒዙ ናተጉዓዘ ዝነበረ ንፉዕ ተወዳዳራይስ 😏😏😏 ክሽለም ዝግበኦ ቆልዓ እዩ ነይሩ ኣሹየ ኣጆኻ በዓል ሙሉእ ዓቅሚ ኢኻ be strong ናይ መጀመርያኻ እምበር ናይ መወዳእታኻ ኣይኮነን 🥺😢❤️❤️

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 5 месяцев назад

    ዋዉ እታ ኣውድኣመት ዝደረፈት ቆልዓ ብቕዓት❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 5 месяцев назад +3

    ዘኔዋይ ሙሉ ተስፋ ኔሩ ካብ መጀመሪያ ውድድ ቲሒዘ❤❤❤❤❤

  • @melaherhabtom5736
    @melaherhabtom5736 5 месяцев назад +2

    Ewayy btami ekum bedirmo nashu bzuh aqmi znobero tewadadari eyu neyru ans qedamay eye texebye neyre haftkum kab🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edon7537
    @edon7537 5 месяцев назад +3

    አሹዋይ አጀካ ማአረይ አብ ቀፁል ወንጩ ክተሹለም እክ

  • @ShumeXTube
    @ShumeXTube 5 месяцев назад +4

    ኣሹ ፩ይ እዩ ብናተይ

  • @tesfaybr580
    @tesfaybr580 5 месяцев назад

    ድሓንሞ ኣሹ ተበዲሉ ድዩ ፅቡቅ ኣይሰረሐን ግን ኣብቲ ርእሱ ዘድንነሉ ሰዓት ዘተባብዖ ሰብ ኣጆካ ዝብሎ ኣይርአን ዋላ ካብ ተወዳደርቲ

  • @FrutaGirl
    @FrutaGirl 5 месяцев назад

    Bihaki deyanu nay zema yared ab mewedaeta wsane tegagikum .....ashu nabey tewxiwo he's the best eko......we broke our heart💔......be strong ashu men..... everything happen's for a reason

  • @mamaboy5217
    @mamaboy5217 5 месяцев назад +1

    Betami des zeybel awehaheba selemat….. malet professional kekewen narewo qedmi eti qedamay mengarkum, be 4,3,2,1 elkum eti guayla bedehriu kekewen narewo:: heji gen hendesh fesh (debleqleq) zebele koynu. Bezuh texebeye kemti zenebere xaeri, ab awhaheba shelemat,
    2, kea eti zenebere advertising beten tekalat keqmi medal shelemat koynu bexefuf mengedi kekewen narewo,
    3, aqrabi medeb leli meten zeleba yebezeh naru bezetekelekum nay sound system wen azikum arenge ketgebrewo narukum befelay nab public publish ketgebrewo kelekum, kabu bezeterefe gen azeyu mesatin sehaben u naru kabten befeluy zexebeyen ab you tube medeb u naru, I hope very soon ketmelesuni ajokum, congratulations neteawaty, all the best kab hawe behere Tigrinya Eritrea.

  • @gualmekelle7053
    @gualmekelle7053 5 месяцев назад +1

    ኣዮኻ ኣሹዋ #1 ኢኻ

  • @majorhabtab3219
    @majorhabtab3219 5 месяцев назад +3

    Ashu tebedelu eye kedamay teterefe kelay yegebeo eye pls

  • @wediashmelash
    @wediashmelash 5 месяцев назад +1

    ሰላም ንዓኩም ኣብታ 2:3: 4:5 ሲ ገማጽልክሞ ብሓቂ

  • @tewahdohaymanote7072
    @tewahdohaymanote7072 5 месяцев назад

    አሹየ ብሉፅ ኢኻ ኣጆኻ

  • @ዛፉኪሮስ
    @ዛፉኪሮስ 5 месяцев назад +1

    ኣሹ ተበዲሉ 😭

  • @gebreslasegebremedhin5386
    @gebreslasegebremedhin5386 5 месяцев назад +1

    ኣይ መዓልቲ ኣሹ ሓወይ ብሉፅ ኢካ

  • @BiniamGebresilasie-yo7bt
    @BiniamGebresilasie-yo7bt 5 месяцев назад

    ማራ ኣሹ ተወጺኡ ኣሹ ትችላለህ ኣይዞህ

  • @tgrawayeyeane-vts
    @tgrawayeyeane-vts 5 месяцев назад

    😢😢😢😢 ኣሹ በዲልኩምዎ ዳያኑ ተሕዝኑ ኢኩም 💔💔💔

  • @HiyabGebre-i9z
    @HiyabGebre-i9z 5 месяцев назад

    Ashu 😰😰 which country is this lebl eyu z ውጤት

  • @noahmueze4130
    @noahmueze4130 5 месяцев назад

    ሳባ እያ 1ይቲ ትወፅእ ዝግበኣ ጅግና እያ

  • @amimut-1
    @amimut-1 5 месяцев назад +1

    Ashu is the actual winner for the fans !!

  • @LiAa400
    @LiAa400 5 месяцев назад

    Zeyrakeb dagnnet Ashu zbeletse srsh hizka kemtmetse aynteretern ajoka dimtsika tirah keykones tsaerka ewun nzuy ymskir

  • @lionelmessi-ps7ei
    @lionelmessi-ps7ei 5 месяцев назад

    ashu keysmaka jegna eka

  • @mebrahtutsegahe7358
    @mebrahtutsegahe7358 5 месяцев назад +3

    Jeganu ekum kulekum gen Rahel ena ashu fulyat eyom

  • @elsadade5439
    @elsadade5439 5 месяцев назад

    አብ 2ይ ዙር ፍትሓዊ ኮይንኩም ዳንዩ ሰብ ከይትስእኑ ካብስሕተትኩም ተምሃሩ ...

  • @yohanestekel723
    @yohanestekel723 5 месяцев назад

    Ya ezia gual hasikuma eikum btami 1 yegba neru

  • @teametewelde4379
    @teametewelde4379 5 месяцев назад

    ኣሹ ካብ ካለኣይቲን ሳልሰይትን ንላዕሊ ኢዩ በዲልክሞ ደያኑ ተሲኦም የጣቅዕሉ ነሮምስ በቶም ኣብ ዝመጽ ከተሓሺ ብዝብል ኢና ነሕልፎኩም ዘለና እዳበሉ ዘሕለፍዎም ተበሊጹ ክባሓል ዘይእመን ኢዩ ኩሉ ግዜ ሰብ ክፈርደካ ኮሎ ኮሙኡ ኢዩ

  • @YonasAtakilti
    @YonasAtakilti 5 месяцев назад

    Ashuway bhaki tsierka ika ajoka bluts derafay ika berte

  • @fhfgtyyyurt8958
    @fhfgtyyyurt8958 5 месяцев назад

    ኣሹ ካልኣይ ክሕዝ ነይሩ😢😢

  • @ዉዉዋ
    @ዉዉዋ 5 месяцев назад +1

    ጎይተታዋይ በክዮ 😢

  • @KokobBrhane-rw9fl
    @KokobBrhane-rw9fl 5 месяцев назад +5

    Ashu dyu gele zbahal bedilkmo

    • @maryaa63
      @maryaa63 5 месяцев назад +1

      Mara😢

  • @Hiwet-fe1if
    @Hiwet-fe1if 5 месяцев назад

    ኣሹ ዋላ ተዋዳደርቲ መስኪረናሉ ደያኖ ፍርዲ ኣብ ኣሹ ዓሚጽኩሞ ዓገብ ድምጺ ህዝቢ ስምዑ ዳግመ ግምት ግበሩ

  • @musiesheqa453
    @musiesheqa453 5 месяцев назад +1

    ኣሹ ተበዲሉ

  • @FrtunaZeray-k2m
    @FrtunaZeray-k2m 5 месяцев назад +1

    መሕፈሪ ዳይነት ። ።ኣሹ ቀዳማይ ኢኻ ።

  • @Juntasam
    @Juntasam 5 месяцев назад

    እዚኣ ኢድ ወያነ ንይርዋ እዩ ኣሹ ድርጃ ዝይምሓዝካ ኣይትግደስሉ ብሕዝቢ 1 ኢኻ

  • @Chakureyuasey
    @Chakureyuasey 5 месяцев назад

    Ashus wuxietu aytewehaben

  • @EfrataYemane-mh2ob
    @EfrataYemane-mh2ob 5 месяцев назад

    Kulekum 1gna ikum ❤❤❤❤ jeganu

  • @habenabraha9930
    @habenabraha9930 5 месяцев назад

    Ashu brgtsegnnet kalay eyu zgbo tebedilu it’s not fair

  • @ዉዉዋ
    @ዉዉዋ 5 месяцев назад +3

    አነስ አዚ አዩ ቀደማይ ክወፅእ ተስፍ ገይረ አቲ መጀመርታ ዓደይ ኢሉ ዝደረፈ

  • @FrtunaZeray-k2m
    @FrtunaZeray-k2m 5 месяцев назад +1

    Ashu is 1st

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 5 месяцев назад

    AJOKHA ASHEU MEDENIHALEM NATEKA ZEBELO HEZELKA ALOO MENBARE TERAY ❤

  • @Gufa4804
    @Gufa4804 5 месяцев назад

    2 ሰዓት ዝፀንሕ ሸው ግበርዎ ቐፃሊ

  • @iyasutsehaye421
    @iyasutsehaye421 5 месяцев назад +1

    Ashu tebedilu

  • @TewiTewelde
    @TewiTewelde 5 месяцев назад

    Ashu hawey 1 eka naye

  • @ዛፉኪሮስ
    @ዛፉኪሮስ 5 месяцев назад

    ዳያኑ ጉቦ ተቀቢሎም ክኾኑ ኣለዎም ንኣሹ በዲሎምዎ😢

  • @shalom5798
    @shalom5798 5 месяцев назад +2

    ኣቃናባሪ-ዶ ? መዋሃሃዲ
    መጨረሻ-ዶ ? መውዳእታ, መደምደምታ,.
    እንትን- ዶ ? ከታይ, እንታይዱኡ ስሙ,...
    ግንኙነትና- ዶ ? ርክብና
    ሙከራ- ዶ ? ፈተነ
    ወዲያውን-? ሽዑ ንሽዑ
    ናጋ- ዶ ? ጽባሕ
    ኡፍ... ኽንደይ ክንብሎ... ኣቱም ሰባት ግደፉ ግደፉ 100% ብቃላቱ ትግርኛ ጥራሕ ተዛረቡ መንዩ ትግራዋይ ክኮነልኩም? ። ኣብ ውሽጢ ትግራይ እንዳሃለኩም ልሳንኩም ብደውኩም ኩሉኩም ብባዕዳዊ ቃላት ተወሪርኩም ። እንታይ ጉዱ? ነጻ ውጹ'ሞ ቑንቛናው'ን ነጻ ይውጻእዎ !! ሕፍረት ዳኣ ይብሃል እዚስ ። ፍትሒ ንቛንቑና!!!

    • @tigrayrimey6418
      @tigrayrimey6418 5 месяцев назад +1

      perfectly said.

    • @shalom5798
      @shalom5798 5 месяцев назад

      @@tigrayrimey6418 ክንረት ይሃበለይ ንሰናይ ርዲትካ/ኪ!!

  • @wedibullasultan2581
    @wedibullasultan2581 5 месяцев назад

    N ashu bteami bedilkmo 😢😢😢

  • @ዉዉዋ
    @ዉዉዋ 5 месяцев назад +1

    በኡነት ዳኛታት ኣዳልዮም አዩም ኣሹ 5ኣይግበኦይ ነይሩ በኣና ብደገፍቱ ቀደማይ አዩ

  • @RakiKiros
    @RakiKiros 5 месяцев назад

    sorry ኣሹ😢

  • @MousyHonzalez
    @MousyHonzalez 5 месяцев назад

    ራሄል ሸኮር እንድእለይ

  • @ኣደዋ
    @ኣደዋ 5 месяцев назад

    ሑመራይ ኢሉ ዝደረፈ ብያንስ 3 ክወፅእ ነይሮዎ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 5 месяцев назад

    ቀዳማይን ካልኣይን ትክክለኛ ውሳነ እዩ ሳልሳይ ግን ኣሹ ክወፅእ ነይርዎ

  • @mebrahtutsegahe7358
    @mebrahtutsegahe7358 5 месяцев назад

    Ashn Raheln tewtseom

  • @GenetDream
    @GenetDream 5 месяцев назад

    ashu 2 gele kwexe texebyeyo nere byan ksab 3 kwhab nerwo bzkone gn blux eyu nkexali bzbelexe brtiu trserihu kulu medrekat kemzhalfo rgxegna eye

  • @Agree-kt8nc
    @Agree-kt8nc 5 месяцев назад

    Asheu tebedilu

  • @SerkiyeQueen
    @SerkiyeQueen 5 месяцев назад

    Ashenafi desta agekia zewya

  • @massawino4ever939
    @massawino4ever939 5 месяцев назад

    ንኣሹ በዲልኩሞ🤦🤦🤦

  • @ElyasBerhe-zy3kt
    @ElyasBerhe-zy3kt 5 месяцев назад

    ቶም ዳያኑ ኣይምጥኑን

  • @aladorwedey2144
    @aladorwedey2144 5 месяцев назад

    Ane ayteredani ashu sntegna eyu wetsiu🙄

  • @samiwelay4860
    @samiwelay4860 5 месяцев назад

    ኣሹ እንተገደደ 2ይ ክሕዝ ዝግቦኦ እዩ ነይሩ

  • @yirgalembeyene4396
    @yirgalembeyene4396 5 месяцев назад

    Yaww maww ena mana zkone gze entay aynet tigrigna u hkot

  • @teklebrhanteklu9865
    @teklebrhanteklu9865 5 месяцев назад

    Asu zeynatu hibkmo btami hasikmo ente kefe 3 kwexi nierwo

  • @hgushiwet8801
    @hgushiwet8801 5 месяцев назад

    Ashu tebedilu