Dear Seltene💙 Of all the people I know in life, especially within our Eritrean community, I have the utmost respect for Seltene (Tefetawi Talk Show). This man has fought for years for the freedom of Eritrea and for those unjustly imprisoned, including the G15. He has imparted a great deal of knowledge to a new generation about the current dictatorship and continues to fight every day to raise awareness within our community. His dedication and courage are an inspiration to all of us. I want to thank him for everything he has done and continues to do. You are a brave man, and I have a lot of respect for you." 💙
All Habesha in USA ESPECIALLY those in ground state ( swing state): Arizona, Georgia, Michigan, pennsylvania & Wisconsin MUST vote. ISSIAS ( NARCISSISTIC, Psychopath) VS KAMALA. A lot @ stake.. your vote will MATTER Up to you to decide..
Don’t Forget To Like Subscribe & Share
መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
donorbox.org/tefetawi-talkshow
ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
ruclips.net/channel/UCSMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
ህግደፍ ጭቃ እዮም።
Dear Seltene💙
Of all the people I know in life, especially within our Eritrean community, I have the utmost respect for Seltene (Tefetawi Talk Show). This man has fought for years for the freedom of Eritrea and for those unjustly imprisoned, including the G15. He has imparted a great deal of knowledge to a new generation about the current dictatorship and continues to fight every day to raise awareness within our community. His dedication and courage are an inspiration to all of us. I want to thank him for everything he has done and continues to do. You are a brave man, and I have a lot of respect for you." 💙
Seltene thanks
Well done am proud you 👏.
ስልጠነ እዞም እንዳ ራጂ ጽባሕ ክትሪኦም ኢካ ቦቶም ናይ ብሐቂ ደናቁርን ደፊራትን እዯም
እዞም ዘክታማት ድሕሪ ተስፋጼን ጠበቅ ዘፈንፉኑኒ ሰባት እዮም
Thank u bro god blessed ❤❤❤❤
ጽቡቕ ውሳኔ ሰልጠነ። ሕጂ ግርም።
ኣይ ሃገረይ ሰራውተይ ይፍቱ ስዋኣተይ የኽብር ስንኩል ደይ ከበረ ስዉእ ኣይርኦ ኣይሰምዖ ንስንኩላት ዘይትኾውን ሃገር አህ መስጣ ህዝብና ይረድኩም ምርካብ ሲ ክርከብ እዩ ባዕሉ ውን ስምዑ ይሰዲድ ቁጽሩ ዋይ ሓወይ እስከ ንደግፎ ኩልና
ንዚ ህዝቢ ኢዚ መርገም ናይ አባ አንጠኖስ ኢዩ በጽሕና
ብራቮ ሰልጠነ:: ካብ ዓድና ውልቀ መለኽቲ ኢዮም ኣውጺኤሙና:: ኣብዚ ዉልቀማላኺ ክንመርጽ ኣይግባእን
Kiburat hizbitat Eritreawuyan.
Antum denakur. Hizbitat Eritrea abresi miwuhadnas. Kitbetatununa tehasbu allekum.
Gualnan gual Eritrean eya.
Absidet koina mifkar nigdefo.
Men eyou. Nidekebat deki hagere wuana kikonelu deliyuo.
Nihizbina gidefowo .lielekum Eritreawuyan ena.
Egziabiher yibarkum ❤🎉🎉🎉❤
ህግደፋውያን ዝቅየሩ ዊልቀመላኪ ምስ ሞተዮም
ዘሕዝን እዩ፡ምስኪናይ ኣቦ!ኣሕ(3)ኣጆካ፡ኩሉ ክሓልፍ እዩ!!!😊😊😊
ውዲ ዘርአ ሃንደበት ኣይኮነን ኣምሕሪኛ ዝስዕስዕ ዝነበረ ሕጂ ኮሪየ ኢሉ በረምበረም እንተበለ ኣይትእመኑዎ ነዚ መሽረፈት
ድሕሪ 33 ዓመት ናጽነት ካብ ትሕቲ ገረብ ናብ ዳስ ዘሕዝን ዘሕፍር ዜና ህግደፍ
አዞም ጨቃዊት ሳህል ኣይትሃዝሎም መሳኪን ግዳያት ህግ አዮም፥
ደቂ ሓማ ኣጥፋቲ ሃገር ደናቁር
ሃገር ቁንቁል ኣፋ ትኺሎማስ
ሃገር ፍጥርና ዋይ ደይንሰምዖ፡የብልናን፡
ኩቡር ሐው ወይ ሐፍቲ ዓሌታዊ አይትኹን ን ሐማ ብሙሉኡ አብ ሐደ ዘንቢል የእቲኻ አይትፍረድ ጌጋ እዩ
ጸላኢኡ ኢሰያስ ከምካኑ ዘይፈልጥ ሂግደፍ ጥራይ ኢዩ-
ነዞም ኣትማን ሳሕል ሳጋ ረኪበሎም ኣለኩ Franco and Ciccio በልዎም ተወለዲ ጥልያን ኢዮም መስሓቃት ኢዮም.
ሰልጠነ :
ኩሉ ትብሎ ዘለኻ ሐቅን አብ ባይታ ዝርአ ዘሎ እዩ::
❤welcome brother
ስልጠነ የቀንየልና ድምጺ ህዝብካ ስለ ትስምዕ ነዞም ከድዓት ድማ ከምዚአ አትረስዓዯም ኢካ 👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏
ሰልጠነ seltene❤️qq❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
,ዝገርም እዩ seltene
Hegedef. 00000000000⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
Mosad nay Hgdef eyom Uikonu. beqedemu interwiw Abzihom endyom 😊
ኣብዚኣ ግን ሓቒ ተዛሪቡ ተጸሊሎም ከም ዘለዉ ይሕብረና ኣሎ
😷 ሀየ ሰልጠነ ንኹሎም ባርያታት ሻዕብያ አቃልልልልልልልዕ አብሎም ልክዕ ከምዛ LESBIAN ሄለን ዝብልዋ ንኻልኦትን አቃልዕ አብሎም እሞ አንሕና ኸአ SHARE ንበሎ 👍👍
እዚ ቀሺስ ክንደይ ይሕሱ እዩ ንዓና እንተሓሰወና ኣብ ኣምላኽ ግን ኣይክሕባእን እዩ ልኽባጥ ዥኾነ ቀሺ💔💔💔
Let’s vote for Kamala Harris to be a president of USA 🇺🇸
ትክክል❤😊
ትራምፕ : እቲ ኣዝ'ዩ ኣምሰሉን ሓደገኛ ፍጥረት'ዩ :: ምስ ከም እዚኦም ሰባት ምዕሳል ኣመና ኣደንጻዊ ኢዩ::
ብሓቂ ሓደ ሓደ ግዝየ ብጣዕሚ ኢካ ትጋገ ናይ ዉፉይ ሚስ ኢሰያስ እንታይ ናብዚ ናትካ ዘምጽእ ኣለካ ካብ እንዳ ረጂ ዘፍሊ እንታይ ጌርካ 😢
አዞም ሰባት ፍረ ኢሳያስ አዮም ፥ ኣብ ኮምፕተራት ተክኖሎጂን የለዉን አታ ደንቆሮ ሃንጎሎም ካብ ኣውራጃ አትሃልፍ ኣይኮነትን፥
እዞም ብዓል ተስፋይ ዝበሃሉ : ሓንቲ ለውላው መልሓስ ኣብ ክልተ ሰብ ዘብቆሉ ረመጽ ፍትሓዊ ቃልስና ኢዮም:: ኣይ ወፍሩ ኣየዋፍሩ መጻወድያ ተቓለስቲ ኢዮም::
Tegaru any tegraway working with the dictator in Eritrea is the number one enemy of hazbi Eritrea ❗️❗️❗️❗️❗️❗️❗️
ሸጊሩኒ,, ፅቢቡኒ ሓግዝኑ ይብሉ,, ምስ ሓለፈሎም,, ምስወፁ,,, ደገፍቲ ኮይኖም ,, እምባሕ በል ኤርትራዊ::: እንዳበሉ ሞኽ እዮም ዘብሉና:: ስልጡን:::
Change is good 👍
ስልጠነ ኩልና ኣብ ጎድኒ ውጹዕ እና ሓንሳብ መትከልካ ምስ ገለጽካ ኣይትደጋግሞ ብፍላይ ንስኻን ውፉይን እቶም ፍልጠት ዘይብሎም ኣብ ጎኒ ትግራይ እሎም ብድደለይዎ እዮም ዝትርግምዎ ብዛዕባ ኣቢ ዝተዛረቦ ኣብ መርየቱ ዝሳዓር የለን
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Wawwwwwww
ንውፉይ ነቀፊታ ይጠቅሞ እዩ ብኻልእ አይትተርግሞ ንውፉይ ሐውና የበርተዖ እንበር አየሸግሮን ስለዚ ነቀፊታ ብሃናጺ መንገዲ ጠምቶ ሰልጠነ
Sultun jigna 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
አረጋይ ቀዳድ ገረወኛስ እንታይ ሐሳብ አለዎ ግዓሪ ሐሳዊ
ከመይ ጎቦ ኣረዛ ይፍረስካ፥ወዲ ለፍላፊት ኣዲ ጋአዳድ ኣውቶቡስ ክትረክብ 4 ሰኣታት አናተጸበካስ ኣርባአተ መካይን ዘህልፍ ሃይወይ?
🎉🎉🎉
Heye
ኣየ ኣወል ዳካ 10 ኪሎ ጣፍ ስርናይ ፊኖ መሸላ ፍሓምከ ክንደይ ይሽየጥ ኣሎ? ካብ ኣብ ደንማርክ ኣመሪካ ሽጋራ ክንደይ ይሽየጥ ትብለና ።
Aye deki adna
😂😂😂😂😂😂😂😂 ኣናብባ ደስ ዩ ዝብለኒ ቀቲልካኒ ሰልተነ።
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💙💙💙
💙💙💙💙💙💙
Xbuq job
❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ተፍየ ከመይ ሓዲርካ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣንታ ሰልጠነ እዚ ጸሎሎ ሜድያ ደኣ ናብታ ነበራ ተመሊሱ ሰበይቱ ሰጊጋቶ እንድዩ ክዛረብ ሰሚዕናዮ ቅቅቅቅቅቅቅቅ ናብ እስትዶካ ተመሊስካ ዲካ?
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
70_80 ሺሕ እንተ ተባሂሉ 2 ዕጽፊ ወስኩሉ!!
BOGGGGG. BEL BELO. TESFIE
ኮሙ ኢዮም ዕብዮም ድንቅር
😭
ሰልጠነ ወደይ ምስ ኩሉ ክብረት፡ ዘሎኒ አባኻ ፡ ክምዕደካ፡ አነ 38 ዓመት አብ USA ንመን ኽም ዝመርጽ ንስበይተይ ውን ነግረ አይፊልጥ፡ አብ ቦታኻ ኾይነ ድማ አይድግፎን ።
እሱስ ቡቑል ካይበልካ ብሓማሰን ክትዛረብ እዛ ሃገር።ኩሉ ወዳባት መይትላ ወለድኻ ውን ዝፈልጡ ኣይመስለን መዕበይኻ በድልካ እዩ ዝመስል እምበር ታርኽ አርትራ ብውሑዱ በውራጃ ኣይምተዛረብካን ንሓንቲ ሃገር ሓልፉ ህዝብና ዓቕሙኹም ኣይከነን ብብትወደድ ክትዛረቡ ሃገሪን ኣውራጃን ክትፈናጭሉ ሃገረ ሓማስን ዝብልዋ ሃገር ናይ በይንኹም ዓለም ፈጥርኩም ቀስ እልኩም ዕበዩ ምርገም ንረጋምኡ
ጺቡቅ አለኻ አመሪካ ዓልም ቢሰላም ኪትመርሒ ኒቲምነ ዓደይ ኤርትራ ሚሓዛ ከይና ንዓለም ሚሊኢቲ ንሕና ኒቁበሊ እስመሪን እዲስ አበባሆቴል ንሰሪሒሎም።።።።።
👑👍👍👍💙🌿💙🌿💙💚💙✅✅
ኢሳያስ ዘይተማህሩ ሰብ ፈጢሩ ስለዘሎ ንሱን በተሰቡን ንዘልኣለም ባሮት ረኪቦም ከይተሰከፉ ክነብሩ ኢዮም።
ኣታ አዞም ሃሰማ ነው በልዎም ምስዚኦም አስለ አንስሳ ግዘካ ኣይተጥአ፥
Zehezn
Ewe yedhnena besumem
1
Selitene hewey mesita nay aebona gena hizibi eritirea meaetu aeyitewedien herirom sile zikedu AB mekabirom koyinom yikire yibelulina aemilak yisimiaena
እሞ እዚ ኩሉ ኣድናቆት ድኣ እንታይ ኮይኑ ኩሉ ሰብ ዘይድግፎ።
ኣብ ኣሪትራ ብሃመን ዝፍለጡ ዘርኢ ኣለዉ አዛ ሀለን አትባሃል ሃሳዊት አቲ ዝአበያ ናይ ሃምየን ባህሪ አያ ከም ህማም ስለዝወረሳ ኣብ ትግራይ ኮላ ትልፍልፎ ዝነበረትን ናብ ካንዳ ምስ መጸት ግምጥል ኢላ ፥ክትሁሱ አቲ ቫይሎጂካል ሃሳዊት። የብላ፥ከም ሃለን ዝብሉ ኣሺሃት ጉኑፋት ምህላዎም ኣየገረምን፥
Ah mewaeliika do ab tfeat tnber eika dehulue ABI AHIMED KEA SHIGERU YEAKILIO. MISKINE HIZBI AH 😢
😂😂😂😂 ዝሕዝን ኢዩ ኮሙ ክዛርቡ ንዛ ነብሶም ዞም ቀሺ ኢንታይ ሕዞሙላ
All Habesha in USA ESPECIALLY those in ground state ( swing state): Arizona, Georgia, Michigan, pennsylvania & Wisconsin MUST vote.
ISSIAS ( NARCISSISTIC, Psychopath) VS KAMALA.
A lot @ stake.. your vote will MATTER
Up to you to decide..
ከመይ ዓይነት ለማጻት የእምሮ እዮ ጋህታፋት ካብ ንዝሰርሕ ክዕንቅፉ ዝወዕሉ ናቶም ቃልሲ ገሮም ዕቅሚ እንተ ሃልይዎም ብዓሞም ተጠቅሞም ሰብ ይምሃሩ፡ይጎስጉሱ ክንስዕቦም ወይ ክንክዕቦም ደናቁር፡
1111
አብ ባድመ ክብል ኢዩ
Wedi Hamasen, Embaderho ane gen Eritrea tribe nay Isias ideology eyu helna geber.
ኣነ ዝገርመኒ እዞም እንዳ ረጅስ ኣበርክትኦም እንታይ እዩ በቃ ኣብ ዩቱብ ምልፍላፍ ጥራይ ተዘይኮዩኑስ ወይ ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ወይ ኣብዝኾነ ተወዲቦም ክሰርሑ ከበርክቱ ኣይረኣናዮምን እዞም ሓሳዳት ክሕስዱ ጥራይ😢😢😢😢
ኢሳያስ ምስ ዓቢይ ቃል ኪዳን ኣፍሪሱ ምስ ዉፉይ ቃል ኪዳን ኣሲሮም ይቕንይዶ ይከውን።
ኪዲዮም ኪድዮም ክምስ እንዳበልኪ ልቦም ተዓዝቢዮም ክክክክክክ
ንባዓል ወዲ ጣባ ክሓትዎም ኣይኽእሉን እዮም ምክንያቱ ሻዕብያ መቀጸልታ ደርጊ እንድያ ።
ቅድሙኡ ከረው ዘይትብል ረሳሕ።
11111
Z
Ata eziom degeti hgdef eyom
😂😂😂😂aya dirar ኣይኮነን ክመርሕ ክትመርሖ ከቢድ እዩ።
Anda reji shelel belen attention eyen sianen
ኣብ ባርካ ኣብ ግዘ ኣወተ ምባል ትክክል ኣይኮነን ሚስጊድ ኣብ ባርካ ኣብ ኣቁርደት ቅድሚ ኣባሃጎካ ምውላድ ዝነበረ አዩ ፥ክትዛረቡ ከለኩም ተማራመሩ፥
ኒአቶ ኢስያሲ። ሲለዚጸሊኦ ተንቤን ።ኒዮርዳኖስ ኪመሪጻ ከይዳናጊር ሚጺንቃቁ ፄቡቅ ኢንተኾነ ፈገርዩ ጎፋኒዲሚ ተኸሊኪሉ ትኾሊፍና።።።።
Hasadat ekum😅
111111
Ezom deqi Deqemhare kemey eyom wedey, hade Tebae teqalasi Sienelom atum deqi Ftihi.. gele eske beluni...
His ancestors are immigrants themselves who gives him the authority to
11121
ሰልጠነ ኣብዚ ናይ ትራምፕ ዝበልካዮ ኣይኮነን ክትድድግፎ ክትሓስቦ ከማይ የብልካን ንሕና ከም ህዝብን ተቃለስትን እንታይ የርብሓና እዩ ክኸውን ዘለዎ።
ክክክክክ ህግደፍ መንደፍ እንታይ ሞ ክንብል ካብ ዓለም ወጺእኩም ትነብሩ ዘለኩም ቦግ ዳኣ ተብልኩም