#zaramedia

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 16 янв 2025

Комментарии • 21

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  13 часов назад

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @YitbarekTesfayeHailemariam
    @YitbarekTesfayeHailemariam 15 часов назад +3

    ተወልደ እድመን ጥዕናን ይሀብካ ብሐቂ በዓል መትከል ትግራዋይ

  • @tadesebeyene88
    @tadesebeyene88 13 часов назад +1

    የቀንየልና ዛራ ሚድያ ነዚ'ዩ ዘተ ዘቅረብካልና🎉❤🎉❤🎉

  • @TilahunTarekeWeldu
    @TilahunTarekeWeldu 15 часов назад +2

    ዋው ገዛኢ ዓርከይ እንኳዕ ንምርእኣይ ኣብቀዐና!! ሕጂ ኣለልየካ። ድሕሪ 35 ዓመት ይመስለኒ ሕጂ በዚ ቪዲዮ ዝርእየካ ዘለኹ። ናይ ውላድካ መስዋእቲ ክትዛረብ ሰሚዐካ፡ ፅንዓት ይሃብካ!

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 15 часов назад

    ናይ ባሐቂ አቦና ኹቡር ዕድመ ይሐብኩም ናይ ባሐቂ ካሐድም እዝም ካሐድም

  • @Dengolo-gf7dd
    @Dengolo-gf7dd 12 часов назад

    ሓቂ ይሃብካ ኩቡር ኩሉ ግዜ ኩቡር እዩ

  • @ccasiisismaciil8406
    @ccasiisismaciil8406 10 часов назад +1

    በዘመናዊ መሣሪያና
    በውጭ ወራሪ ሀገሮች ተጋብዞ ትግራይ ህዝብ ለማጥፋት
    ነገርግን የትግራይ አንድ ሆኖ እራሱንም የሕወሓት መሪዎች ከመጥፋት አድነዋል
    ዛሬ ያሁሉ ተረስቶ እነ ጌታቸው ረዳ እና ጀኔራል ፃድቃን የብልግና ተላላኪ ሆኖ ያጀግና ህዝብ
    ወደ ተፈናቅለው መኖሪያ ቤቱ ሳይመለሱ
    ህዝባቸውንና ሠራዊታቸው ለመከፋፈል አጀንዳ ተቀብሎ ስሠሩ በማየቴ
    ወላሂ በጣም አዝናለሁ

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 15 часов назад

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @baburasmera213
    @baburasmera213 14 часов назад +1

    ጂግና ሰብአይ ሐቂ ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 7 часов назад

    እትም አኽዋተይ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን. እቲ ሰራዊትስ ንምንታይ እዩ ነገራት ናብዝኸፍአ. ክብ ዝኸድ ዝፅበ. ንባእሎም መአዝ ፅቡቅ ኮይኑ

  • @GetachewTsegay-y4y
    @GetachewTsegay-y4y 14 часов назад

    ይብል ጀጋኑ ሰብ ሰለስተ አርባዕተ ምዕራፋት እኩም እም ሕዚ እውን ዓባይ ትግራይ አብኩም ኢድ እያ፨

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 6 часов назад

    ግምት ሰላም ኢና ንደሊ መለት እኮ ንምዕራብን ደቡብን ትግራይ ዋጋ አይንኸፈልን መለት እዩ እታ ዘላ ዝተረፈት ትግራይ ድማ ብልጽግና / ግምት / ረጊጹ ናብ ስደትን መትን ከጥፈኡና እዩ ዕላምኦም ።

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 6 часов назад

    #StopFascistTsadkan.

  • @alemtesfay-g3t
    @alemtesfay-g3t 15 часов назад

    ኣነ እንተዘይድሒነ ኣይተምለስዋን!" ህወሓት፣ ቀዳማይ ተሓታቲ ዘይምፍፃም ውዕል ፕሮቶሪያ

    • @EyobSelassie
      @EyobSelassie 8 часов назад

      ንዞም ባንዳ ፃድቃንን ጌታቸውን ንገሮም

  • @AsfawTESFAY
    @AsfawTESFAY 13 часов назад

    እቲ ብመንእሰይ ዝመልኦ ጅግና ስራዊት ትግራይ ልክዕ ከም ኣብራሒ ትራወሬ ናይ ብርኪናፋሲ መራሒ ኹለ መዳይ ብቅዓት ዝጨበጠ ቆራፅ ዶ ተስኣነ እቲ ብሰላሕታ ፅንተት ኣብ ደልሓመት ዝሳቀይ ዘሎ ሕዝቢ ዘድሕን ፡፡ እዚ ናይ ወታደዊ መሪሕነት ሰንሰለት ተገዛኢ ምኻን ሕዚ ኣምታይ ደርቡይና ከምዘሎ ግለፂ እዩ፡፡ ሕዚ ኣብ ጫፍ ሙሉእ ጥፍኣት ዘሎ ሕዝቢ ትግራይ ንምደሓን እተ ሰራዊት ትግራይ ብናሕሪ ተዘይሰዲሩ ናይቶም ሓርገፃት ፀላእቲ ጥፍኣት ጠጠው ከብልዎ አይክሉን፡፡ እቲ ፖለቲካ ትግራይ በኺቱ ስለዝኮነ፡፡

  • @amanuelberhane2747
    @amanuelberhane2747 14 часов назад

    መድሓኒት ዝይብሉ አነ እየ ዝፈልጠልካ ካብ ዝብል ከቢድ ሕማም ይማሓረና። ንልዕሊ 50 ዓመትን ልዕሊኡን ተመሳሳልን ሓደ ዓይነት ናይ ሓሶተን ፀለመን ፕሮፓጋንዳ

  • @alemtesfay-g3t
    @alemtesfay-g3t 15 часов назад +1

    Tewelde , you have no ablity to lead this kind of meeting . Tewelde potential is lying