"ኣብ ዓዲ ለባማት፡ ሓሳብካ ክትገልጽ፡ ብዕሽው ዝበሉ ሰባት ኢኻ ተተንፍስ" ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ) Lingo interview part 2

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 6 ноя 2024

Комментарии • 389

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 3 года назад +67

    ዝኸበርካ ዩኤል
    ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ምዝንታውን ናብ ሓድሽ ወለዶ ምስግጋርን ትገብሮ ዘለኻ ዘይሕለል ስራሕ ብዋጋ ዝትመን ኣይኮነን ቀጽሎ። ኤርትራዊ ኩሉ ነብሱ ታሪኽ ኢዩ። ሊንጎ ሓደ ካብቶም ዘድንቆም ብልሂ ስነ ጥበባውያን ኢዩ። ካብ ሕብረተሰብን ከባቢኡን ዝመሃር መስተውዓሊ ኢዩ። ቅድሚ ናጽነት ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ መደብ ሰንበት ኣነ ካብ ድሕሪ መስመር ሊንጎ ድማ ካብ ግንባራት ካብቶም ብብዝሒ ጽሑፋት ንልእኽ ዝነበርና ተጋደልቲ ኢና። ካብ ቅድሚ ናጽነት ብኣካል ክረኽቦ ሃረር ይብል ነይረ። ክሳብ ሕጂ ግን ኣይተራኸብናን።

    • @martaisaak2979
      @martaisaak2979 3 года назад +6

      የቀንየልና ጀጋኑና።

    • @soyraemba4191
      @soyraemba4191 3 года назад +6

      ታሪኽ ገድሊ ኤርትራስ ታሪኽ መንካዕን የሚንንከ ዝተፈጸመ ከይኣክል ድሒሩውን ማእለያ ዘይብሎም ኣብፈቐዶ ቤትማእሰርቲ እናበለዩ ስለምንታይ ዘይሓተትካዮ ?
      ኢልካ ምሕታትዩ ኔሩ እቲሓቂ ኮይኑግን ንሕና ኣምሰሉ ካብንኸውን እነሀለ ኣደዳ ስደትን ፋሕጭንግራሕን እዩ መጥዩልና ገድሊ ።

    • @dahlakk8539
      @dahlakk8539 3 года назад +16

      @@soyraemba4191 ሊንጎ እኮ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣይኮነን ዓርከይ ፡ ንመን ትሓቶ እባ ፍለጥ ። እዚ ትብሎ ዘለኻ ንስኻ ተቓሊስካ መፍትሒ ከተናድየሉ ይግባእ ። ሊንጎን ካልኦት ብጾቱን ግን ወርቃዊ ዕድሚኦም ኣወፍዮም ሃገር ኣረኪቦምና'ዮም ----- እቲ ዝተረፈ ናትና ግደ እዩ ።

    • @soyraemba4191
      @soyraemba4191 3 года назад +3

      @@dahlakk8539 ስማዕንዶ እንታይ እዮም ኣረኪቦምኒ ተሃድሶ ስደት ማሕርውዲሊብያ ወላ ኩሊት ምሻጥ ኣብሲናይ ኣየናዩ እቲ ታሪኽ እዚ ሎቕማጽ ሊጎ ተኣሲሩ ኔሩ ስለምንታይ ተኣሲሩ ስለምንታይ ወጽዩ ዘይከምኡ እቶም ኣብ ሓሳቦም ዝጸንዑ ኣበይ ኣለው ?
      ናቱ ጌሩ ትብል እንተሃሊኻ ብጾቱ ኣብመከራ ገዲፉ ናብ ዝጥዕሞ ዝሃደመ ንዓይ ታሪኽ ክምህረኒ ኣይክእልንዩ ወረ ነየናይ ታሪኽ ነቲጸሊም ታሪኽ ህዝባዊ ግምባር ምሁራትናን ጀጋኑናን ዘጽንት ጉጅለ ካብሱሩ ተማሕዩ ብጸሊም ታሪኽ እዩክጻሓፍ

    • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
      @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 года назад

      @@soyraemba4191 ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ምዕራባውያን ክድበቅሉን ክጽሕፍዎን ይውዕሉ ኣለው እቲ ኤርትራዊ ግን ታሪኹ ኣይጽሕፍን እዪ ክክነ ኢልካ ክ'ኣ ታሪክ ኤርትራ ብውሽጥን ብደገን ክሃስስ ይግበር ኣሎ

  • @woldaitesfamariam4950
    @woldaitesfamariam4950 3 года назад +9

    ተስፋ ይገብር፣ እዛ መደብ ናብ ሳልሳይ ክፋል ቀጺላ፣ ንሊንጎ ብዛዕባ ኣድማ ተጋደልቲን ብዛዕባ ምእሳሩን ኣወጻጽእኡን ብዛዕባ ኣብዚ ቃልሲ ንሓርነት ንምንታይ ዝግባእ ተራ ዘይተጻወተን ሕተተልና።

    • @michaelisaacdebas7034
      @michaelisaacdebas7034 3 года назад +3

      ወልዳይ፡
      "ዓሻዶ በራኺ" ክብሃል ሰሚዕካዶ ትፈልጥ? እቲ ትሓቶ ዘለኻኮ ባዕልኻ መሊስካዮ ኢኻ። ምኽንያቱ " ብዛዕባ ኣብ ቃልሲ ንሓርነት ንምንታይ ዝግባእ ተራ ዘይተጻወተ ሕተተልና" ኢልካ ኣሎኻ። ነዚ ደኣ እንታይ መልሲ ትጽበየሉ ኣሎኻ። ሊንጎ ግቡኡ ጌሩ ሕጂ ከም ሰብ ንዝተረፎ ዕድሜኡ ሂወቱ እንተ ርኣየ እንታይ ጸገም ኣለዎ። ዶስ ተጋደልቲ መርገም ኣለዎም'ዩ መምስ ዝመጹ ተቛመርቲ ሎኽ ሎኽ ክብሉ ደሊኻዮም? ስለዚ ወልዳይ መዓረይ ሕቶኻ ስሓባ ኢኻ።

    • @ሚዛናዊ
      @ሚዛናዊ 3 года назад

      @@michaelisaacdebas7034
      ክክክክክ😂😂😂

  • @semerekahase882
    @semerekahase882 3 года назад

    ጽቡቅ ኣቅሪብካልና ዩአል ዚ ኩሉ ሊንጎ ዝገልጾ ሓቂ ኢዩ ። ኣብ ኩሉ ውድባዊ ዕማማት ብዝላዓለ ኣበርክቶ ካብ ዝገበሩ ኢዩ ግና ሕጂ ብዙሕ ዕቃበታት ይገብር ኣሎ ዋላ ንስካ ካኣ ኣብ ቲ ሕቶታትካ ብዛዕባ ናይ ቀደም ኣበርክቶታቱ ጥራይ ኣተኩርካ ።
    ክትሓቶ ዝግነካ ኩሉ ሂወትን ንብረትን ጠፊኦኡ ህዚቢኤርትራ ትንፋስ ኣይ ረከበን ብዛዕባ ዚ ክዛረብ ኣይ ሰማዕክዎን ብዛዕባ ዚ ስርዓት ዝኮነ ኣበለን

  • @dannynini1832
    @dannynini1832 3 года назад +20

    ውርጹጽ ቃለመጠይቅ ዩኤላ ብዙሕ ኢና ነመስግነካ ሊንጎ ንስለ ተሳትፎኻን ንዝሃብካና ብሉጽ መልስታትን ደጋጊምና ነምግነካ ....
    😍 🔥🔥😘🇪🇷 🕊️💐።

  • @berhanejosef3613
    @berhanejosef3613 3 года назад +19

    Waw! Lingo i proud of you. Please write a book about libeition to the new generation.
    May God bless you!

  • @zerombeyene1176
    @zerombeyene1176 3 года назад +21

    ሰላም ሓርበኛ/ ገዲም ተጋዳላይ ሊንጎ ከምኡውን ዮኤል ብጣዕሚ ጽቡቕ ሃናጺ መደብ የቀነልና🙏 ብምቅጻል አብታ ናይ አምባሴደር ዲና መፍቲ ብዝዕባ ናጽነት ኤርትራ ዝተዛረቦ ካቦምንታይ ይብገስ ንዝብል ሕቶ መልሲ ናይ ሊንጎ ብዙሕ አይዓገብኩን ምኽንያቱ ንሐንቲ ሃገር ዝካላከሉላ ብዝያዳ እቲ መንግስቲ ብሃላይ እዩ ኽኸውን ዘላዎ። ንይ ህዝብ ምላሽ ውን ዓቢ ታራ አለዎ።
    የቀኔልና ዮኤል።

    • @becool4344
      @becool4344 3 года назад

      Harbena bhiwet nzelo ybahal dyu??????eza harbenas ateratiratni....ktgelxeley do mkealka???

  • @mhretaebtesfamikael1449
    @mhretaebtesfamikael1449 3 года назад +15

    waw ብጣዕሚ ንፉዕ ኢንቁዓ ከይፈለጥናዮ ኣይተረፈ ሊንጎ ኣዝዩ ሓያል ስነጥበበኛ ዝያዳ ድማ ኣጋላልጽኡ ኣዚዩ በሊሕን ምቅሉልን ሊንጎ ክባሃል ከሎ ፈጺሙ ከምዚ ኣይመስለንን ነይሩ ብጣዕሚ የድንቀካ ምስ ኩሉ ስራሕካን ትዕግስትኻን

  • @ogbaifesseha7935
    @ogbaifesseha7935 3 года назад +7

    Thank you Yoel for giving us Hailemichael‘a wisdom of history. This is a gift for me.

  • @hezbawitlijam2703
    @hezbawitlijam2703 3 года назад +3

    ይምልከተና'ዩ ሒዝናዮ ድማ አለና,,,,, ሓወይ ዬኤል ብሓቂ አጸቢቅካ ሒዝካዬ አለኻ !! አምላኽ ጻማኻ የርኢኻ!! Much love and respect my brother, well done 👍🏾

  • @henokmengsteab1907
    @henokmengsteab1907 3 года назад +2

    ጀጋኑና ቡዙሓት ኢዮም ኣበርክትኦም ውን ብጣዕሚ ዓቢ ኢዩ፡ እዚ ኩሉ ጥበብ ፡ ብቅዓት ፡ ተወፋይነት ፡ መስዋእቲ ዘገርም ኢዩ። ህግደፍ ኣንጻር እዚ ኩሉ ግድላዊ መትከል ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ምእኽንያቱ ንዚ ታርኽ እዚ ንምጥፋእ ከይተሓለለ ስለ ዝሰርሕን ብዓቢኡ ከኣ ሕድሪ ጀጋኑና ስለ ዝጠለመ።
    Thank you Lingo and Youel 🇪🇷

  • @zemenben2258
    @zemenben2258 3 года назад +2

    Yelino hawey ata jigna wedi jigna
    ጂግና ውዲ ጂግና ቢኣንቶቦ
    ፍቅሪ ሃገር ሊቡ ዘቃጸሎ
    ተዘይ ሂዝካዮ መላዝቦ
    ወይሊካ ኣብሊእሊ ይአሊኖ ተስካሊሎ
    We’re proud of you thanks you so much for everything good job 👍

  • @shabatshalom693
    @shabatshalom693 3 года назад

    Wawwww gele aynet interview Lingo i wish you long life 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 3 года назад +5

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ
    ዓቢ መልእኽቲ ዘመሓላልፍ
    መሳጢ ኣቀራርባ።
    ዩኤል ከም ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ጋሻ ኣምጺእካ። ቀጽሎ እስኪ እዚ መፍትሒ ተሳኢኑዎ ዘሎ ጸገማትና ክነዳኽሞ እንተኻኣልና።
    ንሊንጎ ብዝተኻእለ መጠን ደጋጊምካ
    ኣምጽኣልና ። ቡዙሕ ደስ ዝብል ዝስማዕ ዝውረስ ታሪኻትን ዛንታታትን ናይ ቃልሲ ተመኩሮታትን ኣለዎ።

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65 3 года назад +1

    ገለ ሰባት ማእገር ሃገር እዮም። ሊንጎ ሓደ ካብኦም እዩ። እዘን ኩለን ኣብዚ መደብ ዝቐረባ ደርፍታት፡ ሓይሊ ዘለወንን ኣካል ታሪኽና እየን። የቐንየልና!

  • @asmaithabtomi1751
    @asmaithabtomi1751 3 года назад +2

    Thank you Yoel n Lingo hizkalna zmexaka. Lingo gn elalu kabti mtamu eti kumnegeru zbelalets zeymno eti zhazelo tarik wn rezin sle zkone amena hatsiru. Asfih abilu kelilena des mbelena neru. Proud of you lingo and all eritrean tegadelti. Thank you Yoel.

  • @oneeritrealoveeritrea332
    @oneeritrealoveeritrea332 3 года назад

    ከምዚኦም ዝመሰሉ ታሪክ ዝምሕሩ አየታትናን ኣቦታትናን ኮለው ኣምሀሩ ታሪክና ክነግሩና ዝተደለየ ንምንታዩ እድሜ ይሀብካ ሊንጎ!

  • @yemanetesfamichael5463
    @yemanetesfamichael5463 3 года назад +3

    የቀንየልና ኣቦና ሃይለሚካኤል ከማኩም ዝበሉ ኣቦታት የብዝሓልና የመስግነኩም
    ዩኤል ሓውና ከኣ የቀንየልና

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 3 года назад +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሊንጎ ዩኤል ሓዉ ድማ ከምዚ ዓይነት ስርሓት ናብቲ ንእሽቶይ ወሎዶ ብምሕልላፍካ ዘየድነቕኩኻ ኣይሓልፍን ቀጽሎ

  • @andomhadgu3502
    @andomhadgu3502 3 года назад +3

    Yoel: my man....tell the truth with your always interesting approach. We shouldn't regret later. We have to fight for the full independence of our country! We paid a very heavy price and we have to work hard to keep it! We will never allow history to be repeated! ERITREA IS ERITREA!

  • @senait6690
    @senait6690 3 года назад +1

    ኣሰይይይይይ ከም ሎሚ ተሓጉሰ ኣይፈልጥን ሓበን ህዝቢ ኤርትራ ሊንጎ ዕላልካ ኩሉ ጥዑም ቡኡነት ኣይጽገብን ።በሓቂ መጽሓፍ ኢካ ተነቢብካ ዘይትምኖ ።እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ አሞ ተመለሰና።ዩአል ሓውና ድማ ብጣዕሚ ነመስግነካ ።

  • @FaithHopeLove21
    @FaithHopeLove21 3 года назад +7

    ሊንጎ :ብተመክሮን ትምህርትን ነዚ ወለዶ ብዙሕ ከመሓላልፎ ዘለዎ መልእኽቲ ስለ ዘለዎ ብፍላይ ብገድሊ መጽዩ 2 ዲግሪ ዝብል ቃል ንቡዙሓት ክጠቅምዩ ሞ ደጋጊምካ ክትዕድሞ ተስፋ ይገብር።

  • @chuchu8021
    @chuchu8021 3 года назад +4

    Yeqenyelna Yuel and Lingo!
    It's Amazing

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 3 года назад +8

    Wow.ሓርበኛ ሊንጎ ጂግና ዕላልካ ኣይምኖን እቲ ገሊኦም ዘነኣእስዎ ዘለዉ ታሪክና ታሪክ ናታትኩም ጅግንነት ሃገራውነትት ኤርትራውነት ክንሰምዖ ባህ ይብለና መጀመርታ ሌላና ኳ ቦሎኛ ዩ ነይሩ😀 ኣብቲ ናይ ሽዑ ዝነበረ ፍናን ስለዘእተካና ኣዚየ ትሓጉሰ ክብረት ይሃብካ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ፍቅሪሓሪሙናብሰንኪስደት
      @ፍቅሪሓሪሙናብሰንኪስደት 3 года назад

      Hara ghrmay መን ዩ ትሓላቂ ገይሩካ ብውልቅካ ንጽባሕ ትተክሎ ዘለካ ፍለጥ ንሕና ንሃገርና ይቅረታ ሓቲትና ሓቢርና ክንነብር እምበር ንበይንካ ከም ዝብጹሑካ ወይ ሓላዪ ከምዝኮንካ ብዙሕ ልዕልና ኣይትጠቀም

  • @shlook5585
    @shlook5585 3 года назад +2

    Thank you so much. I learn a lot from Lingo. May God help Eritrea.

  • @medhanyeghiorghis7540
    @medhanyeghiorghis7540 3 года назад +5

    ዘይጽገብ ታሪኽ ዝሓዘለ ቃለ መሕተት ብጥዕሚ ሓጽሩና!
    ዝለዓለ ክብረትን ምስጋናን ንክልተኹም ክብራት የሕዋት!

  • @Eritb2288
    @Eritb2288 3 года назад +4

    Speechless
    Thank you for this great interview. Keep bringing those such like Dear Lingo. Thanks again

  • @selamaterena6717
    @selamaterena6717 3 года назад +3

    Thank so much youel for presenting veteran lingo.

  • @sere6279
    @sere6279 3 года назад

    ብታኣሚ ጹቡቕ መደብ ዝፈትው ሰብ ሊንጎ🇪🇷💙🤝👍

  • @helentekle2822
    @helentekle2822 3 года назад +4

    ጅግና ሊንጎ ብታዕሚ መሃሪ ሃናሲ ደስ ዝብል እድመን ትናን ይሃብካ አጆና ክንዕወት ኢና

  • @AwotEri
    @AwotEri 3 года назад +7

    Well done Fanus Network! Well done Yoel. What Lingo said about u at the end, spoke my mind. U r so professional. I was hoping for part 3.👏🏾 ብሉጽ ስራሕ። ኣቀራርባኻ ፡ ኣታሕታታካ ሕዱእ። ዓወት ይምንየልካ።

  • @adiambelay6
    @adiambelay6 3 года назад +1

    Waw you are very amazing Person Lingo congratulations and Happy 😊 30th Eritrean day , and long live Eritrea 🇪🇷

  • @abielaraya810
    @abielaraya810 3 года назад +5

    ዩአል ይቀኒየልና ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዘተ፡ እዚ ኣያና ወይ ሓዉና ብዙሕ ዝፈልጦ ሓቅታት ሰለዘለዎ ንካላኣይ ግዜ ኣምጻዮ ኣብዚ መድብካ።

  • @asmeri8401
    @asmeri8401 3 года назад

    Lingo hawey,
    I'm proud of u for real. U said it right everything but especially at the end u mentioned about Independence Day u are right yes everyone one need to celebrate together not two places. Thank u my bro

  • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
    @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 года назад +12

    እንኳዕ ድሓን መጻኩም ብሩካተይ ' ሊንጎ መምህር ጥበብ !

  • @bereketbahta2838
    @bereketbahta2838 3 года назад

    Wow that's great and truth story❤. Btaemi semieka zeymno interview. haxiratni gdi koynas degime ysemeo aleku.👍🏾👍🏾

  • @tesfaybiniam6828
    @tesfaybiniam6828 3 года назад

    UL Bravo 👏 bhaqi ezom jeganu ayatatna ezi yhuda ketfom iyu Zhasb emo nezom jeganu gena dleyom eka 🇪🇷🇪🇷❤️

  • @ssmruz6452
    @ssmruz6452 3 года назад +1

    Wonderful full fleeing blessing, thanks to God I can see hope in my blessings Country.

  • @nardostesfazghi9923
    @nardostesfazghi9923 3 года назад

    መርሐባ ሊንጎ ሐወይ ጅግና፡ ሐቀኛ አኤርትራዊ ንኩላትና ልቢ ይሀበና አብ ልብና የሕድሮ ብሪኽ ብዓል ናጽነት ድማ ይግበረልና።

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 3 года назад +1

    ሊንጎ ጅግና! አቢ ሰብ ሙሉ መኣልቲ እንተዝዛረብ ዘይጽገብ!!!

  • @hadishketema1545
    @hadishketema1545 3 года назад +3

    Thank you Brothers both of you, long live, God bless you

  • @mihretabghebregzabher4964
    @mihretabghebregzabher4964 3 года назад

    Bemejemera yeol yemesegneka ni azena nefetewo sene tebebawi ametseka abzi kubur bealna bemiktsal lingo azeye zefetewo seb u bementay kia neru mesleka anouncer koyunu ab zeserehalu bologna demetsu azeyu u zemeseteni neru then betami kia temaherena lomi kab lingo bi hiwetu teawetu bi temehertu teawetu ezi kia abenet u ni kuluna ketsilu azeyu buzuh agedasi mekeri hibena betami kia thank you long leave lingo.

  • @abdatsaeed1747
    @abdatsaeed1747 3 года назад +11

    የቐንየልና ዬአል ሓወይ ይበል ዘብል ዕላል ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ንኣያና ሊንጎ ይምነ ዓወት ከኣ ዬአል ሓወይ

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185 3 года назад +3

    Ya selam ya Selam !!!!!! Ya linggoooo nice to see you brother Lingoo!!!! Man I am happy to hear from lingo!!!!! One of our greatest Artists, I hope to hear from you soon bro !!!!!!🌟✨⚡️☄️💫⭐️☄️💥thank you FANUS LIKE ALWAYS!!!!!!

  • @danielweldesilase8313
    @danielweldesilase8313 3 года назад +1

    Well said Brother lingo ... you did a lot for the independence of Eritrea. Thank you
    Alona ka ajoka!!

  • @EriNikhat
    @EriNikhat 6 месяцев назад

    ናጽነትና ብወዝቢ ኣይኮነን ተረኺቡ
    ክቡር ህይወት እዩ ጠሊቡ
    ካብ ምርካቡ ምሕላዉ
    ይኸብድ ምንክብኻቡ!
    ብስነ ጥበበኛ
    ኣቡበከር ሓጂ ሓሰን!

  • @አርሴማሰብሆም
    @አርሴማሰብሆም 3 года назад +3

    ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ ሊንጎ::

  • @kudusanmehari3052
    @kudusanmehari3052 3 года назад +3

    Good job yueil keep working hard the new generation of Eritrean has to learn about our heroes and history.

  • @msganahabtom4141
    @msganahabtom4141 3 года назад

    ሊንጎ ባዓል ጡዑም ዛንታ ዘይምኖ ንበር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሚዛናዊ
    @ሚዛናዊ 3 года назад

    Fanus network እንኳዕ ነዚ ዝፈትዎ ሰብ ሊንጎ ኣቕረብካልና። ናይ ብሓቂ ድማ ኣምላኽ የርእዮ እዩ ኔሩ መስለኒ ትምኒት እዩ ዝዛረብ ኔሩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ይሃብካ።

  • @berheneburuh6448
    @berheneburuh6448 3 года назад +18

    ጽቡቕ ቃለ መሕተት ነይሩ ግና ተኣሲሩ ነይሩ እዩ ብዛዕባ ማእሰርቱ ኣይሓተትካዮን ኣብ ኣድማ ተጋደልቲ ውን ኣብ ቅድሚ ፕረዝደንት ኢሰያስ ሪኢቶ ሂቡ ነይሩ ችቸሮ እንታይ እዩ ኢሉ ተዛሪቡ ኣብ ስራሕ ሰነጥበብ ውን ተኪፍካዮ ኢኻ እምበር ኣይተሓተተን ክንደይ ንደርፊ ግጥምታት ከምዝሃበን ድራማታትን መጻሕፍትን ውን ኣይተሓተተን ስለዚ ኣብ ኣገደስቲ ጉዳያት ኣይሓተትካዮን በሃላይ ኢየ።

    • @godlove4313
      @godlove4313 3 года назад

      He slapped the shit out of that devil man lol, that’s what I heard about it.

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 3 года назад +3

      ምስ ተኣሰረ ስለምንታይ ኣገልጋሊ ህግደፍ ኮይኑውን ክሕተት ኣለዎ

    • @milenmesfen1416
      @milenmesfen1416 3 года назад +2

      Ane win bzuh tesebye nmntay ke kemti nisu zbila nasienet zelewa heger telatina nmntay nisu ab sidet yqmiwt alo ilka zeytihato

    • @mikiyatlove9608
      @mikiyatlove9608 3 года назад

      @@milenmesfen1416 ግድን ዲዩ ኣብ ሃገርካ ክትህሉ ዘለካ መቸም ሃገር ካብ ባዕዳዊ ገዛኢ ኣውጺኦም ናጻ ጌሮምልካ ኣለዉ ወዲ ሰብ ኣብ ሂወቱ ሓንሳብ ኢዩ ታሪኽ ዝሰርሕ ናትካ ዕድመ ኣለካ ተጠቀመሉ

  • @mihreteabfesshaye908
    @mihreteabfesshaye908 3 года назад +2

    Thank you yoel and Lingo for respectful and clear interview. But yoel why you don't as him the real status of Eritrea.

  • @ghenet8759
    @ghenet8759 3 года назад +4

    ብጣዒሚ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ቃል መሕትት
    የቀንየልና ብሩካት አሕዋት

  • @fessahagoitom5764
    @fessahagoitom5764 3 года назад

    የቀንየልና ዩኤል ከማካ የብዙሑ
    ኣቦይ ዝሃበኒ ወርቂ ወንበር ወዲቃ ኣይትስበር ሞይታ ኣይትቅበር
    በሓቂ

  • @መንካዕ.1973.እዩሓቀኛምንቅ

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ጸኒሑ ዩኤል ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @downunder507
    @downunder507 3 года назад +3

    Excellent and well planned interview for Independence Day

  • @DM-bn2kv
    @DM-bn2kv 3 года назад +1

    Interesting and useful interview thanks both of you

  • @raheltekle481
    @raheltekle481 3 года назад

    Betaemi Lebam Jegena lingo hawena kexali interview ketegeberelu tesfa negeber yoel bezuh tarek alewo and dhri natsenet zehelefo hiwet

  • @regbitregbit4811
    @regbitregbit4811 3 года назад +3

    Lingo goblellll eka enka ayay konka eskas good bless you and your family

  • @yontandebesay2491
    @yontandebesay2491 3 года назад +2

    ዋውውው ኣዝዩ ኣገዳሲ ሰብን ኩቡሩን ኣምጺካልና ስለዚ የቅንየልና ኪብረት ይሃብልና ን ሊንጎ ብ ምቅራብካ ።
    ብመጀመርታ ሰለምታይ ብምቅዳም ከመይ ኣለካ ሊንጎ ብዓል ምልኡ ጥዕና ኽትከውን ይምንየልካ ።
    ቅድምሕጂ ኣብ ዝተፈላለየ ዝገበርካዮ ኢንተርቪው ኩሉ ስምዕዮ ኢየ ብዘይ ቅልዓለም ዝብላዕ ትግርኛ ኢዩ ንዓይ ኣብ ሓጎለይ ሰሪጽካ ኢኻ ሊንጎ ከምዚ ኢሉ እንዳ በልኩ ምኻድ ጀምረ ይብለኩም።
    ኣነ ወዲ 30 ኣመት ኢየ ወድኻ ኢየ።ኣቦይ ሊንጎ ኣይ ኮንኩን ዝብለካ መን ዳ ኣያ ሊንጎ ኣቦይ ኪብለካ ይግባ ነይሩ ግን ኣያ እንተለካ ኢዩ ውሽጠይ ዝዓግብ ናይ ርስፕክት ኣኽብሮት ኮይና ስለ ትስማዓኒ ።
    1) ኣያ ሊንጎ ኣብ ዝገበርካዮ ኢንተርቪውታት ኣዚኻ ናይ ምዝካር ተኽእሎኻ ኣዝዩ ልዑል ኢዩ ናይ ክሳብ ወዲ 5/6/7 ዓመት ከለኻ እትዝክር ኢካ ኮሙ ውን
    ኣብ ግድሊ ኣብ መጀመርያ ትዓሊም ጅሚርካ ትዝክር ንኣብነት ኣዝዩ ጽቡቅ መንሰይ ወዲ ድቡስ ኢልካ ኔርካ ካብ ዕላላትካ ምስ ወዲ ድቡስ ብድሕሪ ትዓሊም ብዙሕ ትራኸቡ ኣይብርኩምን ምስለኒ ግን ካ ሽሙን ሽም ኣቡን ዘኪርካዮ። ካልእ ምስ ነፍሲ ወከፍ መጋድልትኻ።
    ምስ መን እንታይ ኢልካ ዝተዛረብካያ ቅል ትዝክር
    ምስ ሓለፍቲ ዝብሉኻ እትብሎም ዝነበርካ ኩሉ በብሓደ ትዝክሮ ኢኻ ሞ ካብ ምንታይ ኢዩ ፍሉይ ናይ ምዝካር ክእለት ኣለካ።
    ንኣብነት ትምህርቲ ምስ ተመስገብካ ነቦኻ ወላዲኻ ኪትነግሮም ምስ ከድኻ ኢሾክ ጎኖቕ ወጊኣቶም ክጋደሉ ጽኒሖምኒ ኢልካ ነርካ ሞ ። እዚ ወዲ 6 ዓመት ከለኻ ኢዩ
    (2) ኣብ ኣመሪካ ምስ ኸድካ ዝረኽብካዮም መምህር ዝነበረ ኣምሓራይ።
    ምናልባሽ ደራሳይ እንዱ ግድን ኢዩ ክዝክር ክብሃል ይካል እንትኾነ ናትካ ግን ቅድሚ ደራሳይ ምኻንካ ኢዩ ሞ ብስፍሕ ዝበለ ወይ መበገሲኡ ካብ ምንታይ ይኸውን ኢልካ ትሓስብ ስከ ይዕልለና።
    ናይ ዛ ምልሲ ተሂብካኒ ምሳኻ ኮፍ ኢለ የዕልል ከም ዘለኹ ኢየ ዝሓስባ ሊንጎ ኩቡር ኣያይ ።
    ቅድምሕጂ ኣብ ሻፎ ቲቪ ኢዩ ምስለኒ ጌጋ ይኽላለይ ኣቡኡ ዝገበርካዮ ብ ድምጺ ይቅይሮ ኣለኩ ካስየት ወይ ኣብ ፍላሽ ኪስማዕ ይካል ኢዩ ኢልካና ኔርካ ሞ ብኽመይ ንረኽቦ ንኽእል ሓብረና።
    3) መሓበራዊ ሂወት ከመይ ረኪብኩሞ ዳርጋ ኩሉ ኣብ እርጋን ኢዩ ጸኒሕኩም እቲ ሽገር ኣብ ዓዲ ዝጸንሓኩም ናይ መሓበራዊ ሂወት ብኸመይ ወይ እንታይ ጻዕሪ ይሓተኩም ኔሩ።
    እቲ ህዝቢ ኣብ ከመይ ኩነታት ጸኒሕኩም ማለት ጸገማት ኔሩ ኢዩ መስለኒ
    4) ኣብ ገድሊ ካልእ ሂወት ኢዩ ኖ ናይ ንብሱ ዝኻለ ሂወት ኣሎ እቲ ኩሉና ንፈልጦ ማለት መስዋቲ ብጻይካ ወይ ብጸይትኻ ስኽልና ወዘተ ክህሉ ግድነት ኢዩ።
    5) እቲ ተጋዳላይ ጥራሕ ዝፈልጦ ሽገር ኔሩ ዶ ማለት ነዚ ሽገር እዚ ሲ ህዝቢ ኣይፈልጦንዩ ዝኸውን ትብልዎ ከ ኔሩ ዶ ።
    የቀንየለይ ክብረት ይሃበለይ ኪብረት ናይ ኩቡራን ሊንጎ ኩቡር ኣያና መምህርናን ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ የቀንየለይ ።
    ወዲ ጋሽ
    ዩኤል ካ ኣብ እዝኒ ሊንጎ ኣብጽሓያ

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 3 года назад +12

    ዝኸበካ ዮኤል ክብሪ ዝግባኣካ ሰብ ኢኻ,ሞ ብጻይ ሊንጎ ነቲ ኣብ መወዳእታ ዝሃበካ ክብሪ ክብሪ ይሃብካ ይብሎ። ካልእ ብጻይ ሊንጎ ብዛዕባ ብርኽቲ ጎል ኢትባርኽ ምስ ተዛረብካ ዝተሰምዓኒ ስሚዒት ክገልጸልካ ብጣዕሚ የጸግመኒ ዩ። ጎል ኢትባርኽ ኣብ ወፍሪ ባሕሪ --ነጋሽ ቡርቱዕ ተሃሪማ ካብቲ ዝተሃረመትሉ ድፋዕ ናብቲ ዲሕሪት መውዓሊና ምስ ካልኣይ ርእሰይ ከም ዘውጻእናይን ብዲሕሪኡ ከም ዘይተመለስትና ይዝክር። ብዛዕባ መስዋእታ ግን ንመጀመርታ ሕጂ ካባኻ ሰሚዐ።
    ኣብርሃም (ወዲ ሃለቃ) ካብ ሽወደን

  • @Broski-g3q
    @Broski-g3q 3 года назад +6

    ሊንጎ ኪኖ ዉርጹጽ ዛንታ ገድሊ ምዝንታው፥ ነቲ ክንዲ እንባ ዝኸውን ሽግር ህዝቡ ክዘንቱ ዘይደሊ ዑዙም !!!

    • @michaelisaacdebas7034
      @michaelisaacdebas7034 3 года назад

      እታ ስዲ ጸርፍኻ ዋና ድለየላ። ሊንጎ ቁመቱ ጥራይ ዘይኮነ ልቦናኡ ነዊሕ'ዩ'ሞ ብኽቡር ሰብ ኤርትራዊ ኣይትወራዘ።

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 3 года назад +1

      Bruk nsu zgebero eijam gbermo dehar kttsaref.

  • @akberetsemere6717
    @akberetsemere6717 3 года назад +1

    I am realy love your Programe yoel bro.hzbawi gnbar bzuhat lebamat sebat wn neremo eyom alewwo wn.
    Nezom hji zelewu Esseyassn seabtum alika eti wdb hji wn ydlyena eyu behali eye.thanks.

  • @semerebelay3059
    @semerebelay3059 3 года назад +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ተመኩሮ ምቁር ዕላል ብሉጽ ኣገላልጻ, ሊንጎ፡

  • @luwamt6479
    @luwamt6479 3 года назад +2

    ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷። ሰላም የውርደልና 🙏🏽

  • @Africa2025
    @Africa2025 3 года назад

    🇪🇷👍🇪🇷👍👍👍👍 ደስ ዘብል ዘረባ የቀንየልና ዩኤል ሊንጎ ጅግና አቦ ኤርትራውያን

  • @samuelamanuel1429
    @samuelamanuel1429 3 года назад +1

    I appreciated lingo yoel bring like lingo wise person long live

  • @zetamful
    @zetamful 3 года назад +2

    I really enjoy it wow fascinating .Thank you Yoel you invite always very interesting once !! Thank you Lingo for sharing

  • @kaleabkibreab8718
    @kaleabkibreab8718 3 года назад

    Lingo zeymno wish you long life to you and your family.

  • @berekettewelde6062
    @berekettewelde6062 3 года назад +2

    Hey Fanus Network,
    The interview was so great 😀
    But u have lots of thing to ask to lingo regarding the topics u picked it up
    1, about 1993 he is the one he save devil 👿 Issias from Tegadelti demonstration
    2,regarding time when he was in prison
    Why , How he normally shouldn’t not
    3, he said Abiy Ahmed and Gebru Asrat,
    But Devil 👿 Issias even he said the some word
    As a social activist u should ask him this question I am reallly don’t feel good
    Thanks

  • @msgnnaweldeyesus234
    @msgnnaweldeyesus234 3 года назад +2

    ኣልማዛዊ ወለዶ ! ኣብ ታሪኽ ህዝበ ኣዳም መዳርግቲ ኣልቦ ሰውራ ብኹሉ መዳይ ።

  • @nardossheghid2073
    @nardossheghid2073 3 года назад +2

    I love lingo I can’t wait to see you again

  • @rutaberha6497
    @rutaberha6497 3 года назад

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቦ በሊሕ ።✍✍✍✍✍ ንበረልና ናዕና ከሕሸና።

  • @fuhf1923
    @fuhf1923 3 года назад +5

    ሊንጎ ናጽነት ምሕላዋ ከቢድዩ ዝበሉ አቦይ ወልደአብ ዮም: እግዚአብሔር ስለዘርአዮም እዩ ከአ ከምኡ ዝበሉ እነሆ አብዚ ወዲቅና::

  • @arayamulubrhan7728
    @arayamulubrhan7728 3 года назад +8

    ንቁዕ ቁኑ ንጌጋ ጌጋ ምቤል ባህልና እኳ እንተኾነ ፡ ከም‘ዚ ከማኻ (ሊንጎ) ትዝሕሉ ኣለኹም።

  • @semereandom1663
    @semereandom1663 3 года назад +11

    ሊንጎ ሓበን ህዝቢ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yemanemerih6784
    @yemanemerih6784 3 года назад

    Bmejemerta kubur tegadalay lingo anka dehan mexaka nzhabkana mkurn yeagaben tarik btami nemesgen (ata naxnet ketemxa deykone ktakba u kebid eilom ztezarebu harbeja abona weldeab wedemaryam ayom tezey tegagye) yuel awen keyemesgenkuka khalef aydelen trakina kmehalalef kabzi delekayo nlali bertiaka ktserh kea tesfa ygeber

  • @kiroswoldeselassie9334
    @kiroswoldeselassie9334 3 года назад +4

    Tanks Eyoel Kiros U are very good journalist for bringing Mr ( lingo ) Berhane Hileselassie to see your him on your show

  • @tekomichael2667
    @tekomichael2667 3 года назад +2

    Thank you Yoel & to your guest (lingo) too. I think lingo warned you not to ask him about the outcome of our independence just to become under one man rule!

  • @merhawiweldu709
    @merhawiweldu709 3 года назад +1

    Thank you yoelino and Lingo. Nihna wun ab ximiwa ena nisemakum.

  • @tesfalemtewolde6972
    @tesfalemtewolde6972 3 года назад +1

    Btarmi xbuk tmhrti nmenasey eritrean Tegadalay lingo yekeneyelna edmen tenan yhabka amlak

  • @tinsaeyohanse1091
    @tinsaeyohanse1091 3 года назад +14

    ከምሎሚ ተሓጒሰ ኣይፈልጥን ኣሎኹምና እባ ዮኤል ሓወይ የቐንየልና ሊንጎ ሓውና ኽኣ።

  • @hosannainheaven6501
    @hosannainheaven6501 3 года назад

    ሓወልቲ ኢኹም በዓል ንስኻ ናይ በሓቂ።

  • @ruthbfser1052
    @ruthbfser1052 3 года назад

    Wawwww muhursi muhur dea zeymno qale mehtit lingo edmen tienan yhabka bzuh kinxbe ena kabaka b kemey kinrekbo n Kiel EBA habrena yueal thank you

  • @indiaasmara3780
    @indiaasmara3780 3 года назад

    ኣነ ብወልቀይ ብዛዕባ ዲናሙፍቲ ጽቡቕ ገሩ ኣይገለጾን ዕቃበታት ገሩ ክንዛረብ ኣለና ጥራሕ ኡኹል ኣይኮነን ንህግድፍ ቀደም ዓስከሬ ኮይኑ ዘሎስ ቡኡኡ ይሹቕረሩ ግንካኣ ኣብ ገጾም ካልእ ይንበብ ጽባሕ ዝብልዎ ዘውጽዎ ምስጢረት ክንሰምዕ ኢና

  • @mulughetaadhanom2091
    @mulughetaadhanom2091 3 года назад +3

    ሕጂ ግርም ጌርካ ንሓያል ኣቦ ታሪኽ ሊንጎ ዘምጻእክልና ሕጂ እንታይ ተማሂርና ንኸውን ካብዚ ወርቃዊ ቃላት ንብድሕሪሕጂ ታራናዩ፡

  • @romahagos2615
    @romahagos2615 Год назад

    Thank you yoel and lingo

  • @selamtekeste3793
    @selamtekeste3793 3 года назад +3

    Betami Des Zebel, Zey nfelto Tefltuna alekum edmen Tenan yhabkum🙏👏

  • @Berkey13
    @Berkey13 3 года назад +1

    Thx Yoel and merhaba Lingo and we wish you long life.

  • @ሰብምኳነይ
    @ሰብምኳነይ 3 года назад +3

    ጽቡቅ ትንተና ብጻይ ሊንጎ 👍👍

  • @habtomtikue78
    @habtomtikue78 3 года назад

    thanks. Lingo, you are smart

  • @zerietsenay4369
    @zerietsenay4369 3 года назад

    Yual nay behaki gigna eka nezom jegenu mis hizbi bimirikabka. Thanku abona gigna.

  • @melakekaleab260
    @melakekaleab260 3 года назад

    Lingo abkulu srahatka abnetawi eka, emuk zbele aflto aloka ezi kulu gedli ahlifka btmhrtka ewn abtzleale bmbxahka, absnetbeberitrea wn kabtom kendi mqanka hji berihley, leka srahatka ena ena semaena abina azina nhbenelka kbur hawi. Ktdks kttnsie Eritra aytresie eyu emo bebi zelenayo beza eritrana aynhmek.
    Mexhaf eka emo aytitfaana.

  • @harjotemnewo8892
    @harjotemnewo8892 3 года назад +3

    I COVER MY COUNTRY AND MY PEOPLE BY THE BLOOD OF JESUS CHRIST!!!!!❤❤❤❤

  • @simonyohannes5647
    @simonyohannes5647 3 года назад

    ክውዳእ ዘይነበሮ ቃለ መሕትት።ab haxir gxie Temelesuna

  • @afewerkiaregai2869
    @afewerkiaregai2869 6 месяцев назад

    ጥዑም ኣይጽገብን እዩ ዝብል ኣብ መግቢ ጥራይ ተገልግል እዩ ዝመስለኒ ኒሩ ንጥዑም ዕላልን ታሪኽንውን ዘጠቃልል ምኳኑውን ክፈልጥ ከኣ ኪእለ ክትሰምዖ ዊዕልካ እንተሓደርካውን ዘየሰልችወካ ከምዚ ዓይነት ሓታትን መላስን ከም ሑጻ ባሕሪ ይብዝሑልና ሰሰናዩ

  • @selambfkri6476
    @selambfkri6476 3 года назад

    Loms eba original eritrawi amtsikalna,,, Lingo edmen tienan yhabelna 🙏!

  • @MosobAddey
    @MosobAddey 3 года назад

    ዩኤል ሓውናን ኣቦና ሃይለሚካኤል -ሊንጎን ብሓቂ ጽቡቅ መደብ። ከምቲ ዝተባህለ ዕላል ምስ ኣቦ ታሪኽን ጥበባትን ኤርትራ ሊንጎ ኣይውዳእ ኣይምኖ። እዛ ናይ ኣብ ክፍሊ ዘጋጠመቶ ንብዙሓት ኤርትራውያን ተሕርቀና ኢያ። ናጽነትናን ሃገርናን ኣብ ዋጋ ዕጋዳ ከነእቱ ኣይግባእን ኢዩ ብሓቂ ጽቡቕ ገይሩ ገሊጽዎ። እቦይ ዝሃቡኒ ወርቂ - ብዋጋ ደምን ርሃጽን ዝተዋህበትና ሃገርናን ናጽነትናን ነቶም ሓለውታ ኪብረታን ኪብደታን ኪንነግረላ ሓላፍነትና ኢዩ እሞ፡ ዩኤል ከምዞ ኩሉ ነብሶም ታሪኽ፡ ባህልን ጥበብን ዝኾነ ምኩራትን ምሁራትን ሃገርና ኣብ በብይኑ እዋናት ኣገናዕ በለና። ደጊመ ኣመስግነኩም ። ዕድመን ጥዕናና ይሃብኩም ንዓኻን ነቦና ሊንጎን።

  • @tekiatesfay8281
    @tekiatesfay8281 3 года назад

    Hi yoel thanks for this amazing interview but we need more to now about our country history please please came with this and more like him they’re on the event so please again thanks

  • @Eriywelela
    @Eriywelela 3 года назад

    Waw lingo betam betam nafeknaka nerna yoel hawey thank you bejaqa kemze endagberka amxayom xebuk mehari eyu love you dekii eriiy🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🎊🎉

  • @huruymesfin63
    @huruymesfin63 3 года назад

    መሃሪ ደስ ዝብል ስሓኣቢ መደብ