ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳሊት ክብራ ወልደኣብየእዝጊ(ምስ ወዲ ፈጠነ ኣብ ስእሊ ዘላ ቆልዓ)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 19 янв 2025

Комментарии • 196

  • @AronGebre-i6b
    @AronGebre-i6b 3 дня назад +12

    ኽብረት ይሃብኪ ሓቂ ካብ ኣንደበትኪ ስለ ዝተረኸበ'' ብሂወት እንተዘይትህልውስ ካልእ እዩ ነይሩ''❤

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      ❤🎉❤

    • @medid.454
      @medid.454 2 дня назад

      Emo aminkaya malet diyu?

    • @AronGebre-i6b
      @AronGebre-i6b 14 часов назад

      @@medid.454 ከመይ ዘይኣምና ብኣንደበታ እንዳተዛረበት

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 3 дня назад +5

    ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ክብራ ንታ ሓቂ ፍቅረኛ ተ.ጋ አመንኤል እውን ዕድመን ጥዕና የሃብካ ንዚ ሓቂ ናብ ሚድያ ቀሪብኩም ከምዚ ገይርኩም ምብራህኩም፣ ይኹን እምበር ምስቲ ሕዚ ዘሎ ኣብ ልዕሊ ሰራዊትና ዝግበር ፀለመ ፣ ፀላእቲ ሰራዊትና ንምብርኻኽ ዘይፍሕጥርዋ ሽርሒ የለን እሞ እኒ ወዲ ኣባዲ ዘሞን ካልኦትን ኣብ ልዕሊ ሰራዊትና ዝግበር ብፀለመ እቲ ኢንኮ ኒኩለራዊ ዝኾነ ሓይሊና ሓድነትናን ስምረትናን ንምብታን ዝግበር ሽርሒ እዩ ብፃይ ወዲ ፈጠነ ከምቲ ክብራ ዝበለቶ ዘይክዝክሮ ይኽእል እዩ፣ እቲ ፎቶ እውን መን ከምዘልዐሎም ኩሎም አይፈለጥዎን ስለዚ ሃይለስላሰ እውን አይፈልጣን እዚ ፎቶ ሾብ እዩ ምባሉ ጌጋ የብሉን ክሳብ ዘይዘከሮን ዘይፈሎጦን እዚ ግን ማእኽል ሰሕበት ኣብ ጀጋኑና ማእኸል ጌሮም ይወፍሩ ከምዘለው ፈሊጥና ክንቃለሶም ይግባእ፣ እንተ እቶም ብፆት ግን ንቲ ሓቂ ከምዚ ገይሮም ምግላፆም ጽቡቅ እዩ። ንሓቂ ሓቂ ንበል።

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 4 часа назад

    ዝገርም ክልተኹም ዕድመ ጥዕና ያሐብኩም ሐዳርኩም ናብርኩም ብፍቕሪ ዝተመልኦ ይግበረልኮም ጀጋኑ እኩም ግን እቲ ስብግን እንታይ እዩ ኮይኑ እዩ ኣብምህሳው ምክፋእን ክይኑ ብጣዕሚ የሕዝን ክብር አቦና ጅግና ወዲ ፈጠነ ዕድመ ይሐብኩም ንጀጋኑ ምኽፋእ ተታሕዞሞ 🎉❤🎉❤🎉

  • @YonasYonas-q9w
    @YonasYonas-q9w 5 часов назад +1

    Good journalism 💛♥️

  • @hailie5213
    @hailie5213 2 дня назад +2

    ጎበዝ ኢኺ ክብራ ጅግና ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ!!

  • @tsegaykidanu6536
    @tsegaykidanu6536 3 дня назад +2

    ብሓቂ ዝገርም እዩ።ኣብ ትግራይ ዝንሀ ሕድሕዳዊ ምክሕሓድን ምጥልላምን መወዳእትኡ እንድዒ‼️

  • @tesfanaberhane1507
    @tesfanaberhane1507 8 часов назад

    የሕዝን ወሪድናዮ ዘለና ደረጃ፤ ጀግና ስውእ ፣ ጅግና ተጋዳሊት፣ጀጋኑ ተጋደልትን ጅግና መራሒ ወዲ ፈጠነ ክንደይ ዝዝንተው ናይ ቓልስን ጅግንነት ታሪኽ እንዳሓለዎም ብዝኮነ ኣጋጣሚ ወይ ብተንኮል ብዝተቐረፀ ፎቶ ኣብ በለካ ለኸዓካ ፀለመ ይፀምዱና ኣለው። ነውግዞ!!

  • @ebronew2135
    @ebronew2135 3 дня назад +4

    ሓቅነት ኣለዎ >>>እወ ተደፊረ እየ ንክትብል ኣይትፀበዩ>>>>መን ከምዝሰኣለና ኣይፈልጥን >>>ጠቅጠቅ እማ ኣለዎ

  • @ሂወቴ27
    @ሂወቴ27 3 дня назад +1

    ደሙረኒ ደቅ ዓበይቲ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Dsaerty-x4g
    @Dsaerty-x4g 3 дня назад +5

    እዚ ሽርሒ እዩ ግን ክንደይ ደቂ ኣነስትዮ ህፃውንቲ እዮም ኣባላሽዮም
    ግን የሕዙኑ እዮም

  • @TewodrosGirmay-n7j
    @TewodrosGirmay-n7j 2 дня назад +2

    ከመይ ዝበለ ቁዱድ እዮ ወዲ አባዲ ዘሙ ግን

  • @Fafifafi-q5i
    @Fafifafi-q5i 3 дня назад +3

    ታይ ዓይነት ኣጠያይቃ ወደይ

  • @Proud-2020
    @Proud-2020 3 дня назад +4

    እታ ፎቶ ብደምቢ እንትርአ ብፍላይ ኣብ ኢድ ፎቶ ሾፕ ምኻኑ ይፍለጥ እዩ😢😢😢

  • @Yordanos3080
    @Yordanos3080 3 дня назад +3

    ደሙሩኒ ይሕዋተይ❤🎉❤🎉❤

  • @tdf-ng2bj
    @tdf-ng2bj 3 дня назад +9

    ከመይ ኢላ እያ ንሳ ጥራሕ ክሪኦ ኢላ ከይዳ? ዝኾነ ሰራዊት ንመራሒኡ ክሪኦ ይደሊ እየ እንተይሉ ይፍቀደሉ ማለት ድዩ? ወዲ ፈጠነ ኣብቲ ፎቶ ፀጉሩ ይነኻኽእ ኣሎ። እዚ ከዓ ብዓይኒ ሳይኮሎጂ ወዲ ተባዕታይ ፀጉሪ ዝነኻኽእ ናይ ምሕፋር ምልክት እንትህልዎ እዩ። ክሓፍር ዝኽእል ከዓ ምስ ጓል ኮይንካ እንታይ ከምዝደለኻ ፍሉጥ እዩ።

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      ❤🎉❤

    • @TigrayCommunityRefugees
      @TigrayCommunityRefugees 3 дня назад +1

      ፈላስፋ ኢለካ ኣለኻ 😂

    • @አበበተገኝ
      @አበበተገኝ 3 дня назад +1

      ናትካ ባህሪ ክኸውን ይኽእል ናይ ኩሉ ሰብ ግን መግለፂ አይኮን

    • @Yididiya1Dejene1
      @Yididiya1Dejene1 3 дня назад +1

      ገራሚ መን ዝብሉካ ሳይኮለጂስት ኢካ ወደይ ጠቃኒ

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 3 дня назад +2

    Very good journalist .realy investigative

  • @selamntgrayadey2059
    @selamntgrayadey2059 3 дня назад +2

    እዚ ነገር ተሓዋዊሱኒ ክርደአኒ ኣይካኣለን 🤔

  • @Kahsu-in9tl
    @Kahsu-in9tl 3 дня назад +2

    ዝፈሸለ ቃለ መሕትት

  • @ተመስገንአምላኬ-ከ7አ
    @ተመስገንአምላኬ-ከ7አ 2 дня назад +1

    ብሓቂ ዝገርም እዩ ኣብ ትገራይ ምክሕሓድን ምጥልላምን

  • @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና

    ታይ እዩ እዝኽሉ ለናዝዝዋ ንዕኡ ስም ንምጥፋእ ድዩ

  • @SamiAthyopi
    @SamiAthyopi 3 дня назад +5

    ታርጌት ምዲያ ግን ጅግና ቀፅለሉ ሰብ ተረሺና ፕረከጋንዶ ዝብል ነቃርፅ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      ክብረት ይሃልና❤

  • @abrihagebreegziabher
    @abrihagebreegziabher 3 дня назад +2

    ኣኽቢረ ብፃየይ የቐንየልና፡፡

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      ክብረት ይሃበልና❤

  • @joneanno
    @joneanno 3 дня назад +2

    ካብዙይ ልላዕሊ ኢድ ንኢድ ምትሕሓዝ ኣሎ ድዩ፡፡ ኣይተተሓሐዝናያ

  • @Arsuዮቲብቻናል
    @Arsuዮቲብቻናል 3 дня назад +5

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ🥺😢❤

  • @MebrahtuArefe-q3m
    @MebrahtuArefe-q3m 3 дня назад +2

    መዘክር አባዲ መልስካ ሃብ

  • @tdf-ng2bj
    @tdf-ng2bj 3 дня назад +4

    መዘክር ቃልካ ሃብ

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 2 дня назад +1

    ኑፉዑ ጋዜጠኛ 👌👌

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l Час назад

    ሓሰውቲ ሽም ጀነራላትና ዘጥፍኡ ኾራኹርቲ pp ዘቃልዕ፡መሳርሒ ምነበረ ክብረ ጅግና እኺ

  • @KtabTegaru-ls3ur
    @KtabTegaru-ls3ur 3 дня назад +4

    ሓቀኛ ተጋዳላይ

  • @letebrhantesfahuney1754
    @letebrhantesfahuney1754 3 дня назад +1

    ፅቡቅ ንሓሸውቲ ጥራይ ዝባኖም ከምዚወፁ ሰለትገብር ጀጋኑና ቀፅሉሉ

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 3 дня назад +3

    እቶም ሰብ ዕላማ ይሕረሩ :- እቲ ፀለመ ግን መናደዲ ዩ።

  • @ወዲኣዛይ
    @ወዲኣዛይ 3 дня назад +2

    ትርቡዓት ዘርኢ ፃድቃን ፀይቃም ጉዳይ ምዕራብ ድኣ ከይትከራኸሩ ኮራኩር

  • @mulugetaWeldemichael
    @mulugetaWeldemichael 5 часов назад

    ዘመተ ስም ምጥፋእ ሰራዊት ትግራይ እዩ፡፡

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 3 дня назад +2

    ብጣዕሚ ትገርም ሓታቲ ኢኻ ፀገማት ሃሰስ ምባል እንታይ ኣድለየ 😂

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 3 дня назад +4

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም መራሒ ኮር ተባሂሉ አፉ መሊኡ ተጋዳሊት አይኾነትን ምባሉ ጥርጣረ ዘሕድር እዩ::

  • @Eritreana1991
    @Eritreana1991 3 дня назад +2

    እሞ ተበዲለ እይ ክትብሊካ ድኻ ተጸብኻ 🤦 ከተቅትላ ድኻ ደሊኻ ።

  • @welday232
    @welday232 3 дня назад +3

    ኣቱም ሰባት እዚ ሕጂ ተሓቲታ ትምልሶ ዘላ ቀዲሙ ሸርሒ ተሰሪሑሉ ተደሊላ ወይ ተመቻቺዉ ዝመፀ እምበር መራሕቲ ፖለቲካ ይኹኑ ወታሃደራዊ ኣካላት ንኣዋልድ ተፃዊተሙለን እዮም

  • @SamiAthyopi
    @SamiAthyopi 3 дня назад +3

    ለይመተ ሙቱ ኣይበሃልን

  • @joneanno
    @joneanno 3 дня назад +4

    ድራማ እያ ትመስል ኣቀዲሙ ረኺቡዋ እዩ፡፡ ላተለማመደት እያ ቀንያ፡፡ እቶም ኣዘዝቲ ብዕሉጋትን ስድታትን እዮም፡፡

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      ❤🎉

    • @GebrekirosGreat
      @GebrekirosGreat 2 дня назад

      hasawit niski wey nska eka reply tigebir kaa nihaki reply giber....hasawi,,,

    • @joneanno
      @joneanno 8 часов назад

      @@GebrekirosGreat chid kefti, hagereseb

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 8 часов назад

    እታኽራር እኳ ኣይመሳሰላን ብዝኾነ ቡዙሕ ሕልኽልኽ ኣለዎ።

  • @abrahamb777
    @abrahamb777 3 дня назад +1

    "ስለያ ስለ ዝዀና! እናበለት ትዛረብ ምህላዋ ንድሕነታ ኣብ ግምት ኣይትእትዉዎን ዲኹም፧

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      ❤🎉❤

    • @fidelፊደል-j2y
      @fidelፊደል-j2y 3 дня назад

      ምንም ምስ ድሕንነት ዘራኽብ የብሉን ስቪል ስለያ መቸም ኣይኮነትን

  • @Antiracists
    @Antiracists 3 дня назад +2

    እዛ ጉዳይ ሓቂ የብላን fabricated story ኢያ😂😂

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 дня назад +1

    ፅቡቅ ቦታ

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 3 дня назад +1

    ሚድያ ሓያል እዩ

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 3 дня назад +1

    እዙ ወዲ ፈጠነ ዝበሃል ዕሱብ ሐደ ጉጅለ ድሕረት ኾይኑ ፓሎቲካ ትግራይ ዝሕምስ ዘሎ እ፡፡ እዙ ኹሉ እትብልዎ ናይ ኒ ኣለም ገብረካሒድ ከምዘይኮነኸ ከመይ ገይርና ንፈልጥ፡፡ ደም ሓንቲ ንፅህቲ ይስወር ከምዘይለ መረጋገፂ የብልናን፡፡ ተጠንቀቁ ለወሃት ተጋሩዋኒ ኪኢሎሙና እዮም ዘለው ይጫወቱና እዮም ዘለው እዞም ስብሓትዝም

  • @አበበተገኝ
    @አበበተገኝ 3 дня назад +2

    ዑሱባት ናይ ግምት ናይ ሚዲያ ሰራዊት ፋሸለት ሰለ ዝገጠመቶም ጫውጫው ኢሎ እሞ ዘይሞተት መይታ ዘይተባሃለት ድዬ ጫውጫው ትብሉ ዘለኹም ሑሱራት

  • @TeamerItay
    @TeamerItay 3 дня назад +2

    🎉❤🎉❤

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 3 дня назад +1

    Good

  • @SiedebrahimEbrahim
    @SiedebrahimEbrahim День назад

    ኩሉ ዘዕለልካዮ ሰብ ከመይ ገይሩ ክዝክሮ ይኽሎ እሞ ከኣ ኣብ ገሊ

  • @AdAs-dd4ny
    @AdAs-dd4ny 3 дня назад +5

    እዛ ቆልዓ ፈሪሓ እያ እምበር ፆታዊ ትንኮሳ ተፈፅሙዋ ትመስል

  • @solodamedia1029
    @solodamedia1029 3 дня назад +1

    ንሱ "ስቢል እያ ኣይፈልጣን ኢሉ ንሳ "ከመይ ከምዝተጋደልኩ ጠይቑኒ😂

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      ❤❤🎉

    • @Yididiya1Dejene1
      @Yididiya1Dejene1 3 дня назад

      እና ንኩሉ ከስታውስ ግድነት ድዩ ኮይኑ ሐድሓደ ግዜ ካብ በዓል ናይ ንላዕሊኮ ማንም ምስክር የለን እቲ ሓቂኮ ግልጽ ጌራቶ አላ ካልአይ ከኣ እሱ ናይ ዕድሜ በዓል ፀጋ እዩ እቲ አብዚ ዕድሜኦም ፎቆዶ በረካ ምንክርታት ባዕሉ እኩል እዩ ንምርሳዕ ሕደጉ ቃላት እናሸረፍኩም ክብሪ ጀጋኑ ኣይተጉድፉ

  • @fiseha11
    @fiseha11 3 дня назад +1

    ትሕሱ ድያ ዘላ?🤔
    "ኣብ ክ/ሰራዊት መረጃ ኮይኑ ብሬን ነይሩ" ትብል ኣላ። ከመይ ጌሩ እዩ ብሬን ኮይኑ መረጃ ዝኸውን?

    • @Bmg-ls3sl
      @Bmg-ls3sl 3 дня назад +1

      እንታይ ኮይኑ ዘይኸውን መረጃ ብበትሪ ድያ ትዋጋእ ኮይና ዘይምፍላጥ ሓጥያት ኣይኮነን ንዝፈልጡ ይተሓዝ ዶ ኣይተሓዝን ኢልኪ ሕተቲ።

    • @አበበተገኝ
      @አበበተገኝ 3 дня назад

      ዘይትፈልጥ ተኾይንካ ጠይቅ ተዘይ ኮይኑ ንሳ ተይኮነት ንሰኻ ኢኻ ሓሳዊ አብ ክ/ ጦር መረጃ ብሬን የለን ዝበለካ መን እዬ ናይ ክፋለጦር ሰለያ ማለት እንታይ ማለት ምዃኑ ትፈልጥ ዶ ? ሕሶት ተዘይተሳኺዒልኩም ነገራት ክትጠዋውዬ ኢኹም ትደሊዬ

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 3 дня назад +1

    ኪድ ሓሳዊይ ንባዓልካ ካብሓቂ ዝራሓቋ ዘረባ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ 😊

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 Час назад

    እዞም ረሳሓት ባህላውያን ጀነራላት ባዕለገታት ክንደይ ንኣሽቱ ቆልዑ ዘበላሸው ኣረግቶት ጋዋኑ ::

  • @mesgnawabebe3071
    @mesgnawabebe3071 3 дня назад +1

    Why don't you ask the person who has taken the picture?? The interview seemed to free the army officer ( Haileselasse ). Why did he say he doesn't know her, additionally he said she is civilian?

  • @hbber5548
    @hbber5548 3 дня назад +1

    ኣነ ምስ ዝኾነት ጓል ከምዚኣ እንተጌረ መቸም ትፈልጡኒ ኢኹም እንታይ ከም ዝገብር ኣይትስሕትዎን😅

  • @abdurezakendalew
    @abdurezakendalew 3 дня назад +1

    Reshinwa elkum degmo temesasali amtsiekum!!

  • @semenawi8117
    @semenawi8117 3 дня назад +1

    ንስካስ ታይ ዓይነት ጥያቄ እዩ አረ ግደፍ ነውራም አይትኩን

  • @Haftom-ዋህራር
    @Haftom-ዋህራር 3 дня назад +1

    ጋዜጠኛ ኣተሓታትታኻ ሎጂካል እዩ። ቀፅለሉ ። እንተ እቶም ተጋደልቲ ግን ሓሞት የብሎምን ። ንዘይረኣዩዎ ነገር ንምንታይ ይህትፉ ? ፎቶ ሾፕ ድዩ ኣይኮነን ብምንታይ ይፈልጡ ኣይረኣናን ዘይብሉ ? መልሲ ክትህብ ዝግበኣ እታ ቆልዓ ጥራይ እያ ስለዝነበረት ።

  • @Yididiya1Dejene1
    @Yididiya1Dejene1 3 дня назад +2

    እንታይ ጠቀነ ስለዝደለዩ እዮምከ ፎቶ አልዒሎም ካልአይ ከዓስ ናብ ማሕበራዊ ሚድያ ምዝርጋሕ ናይ ሓሶት ብሂወት ዘሎ ሰብ ሞይቱ ኢልካ ምሕሳው በል አብዚ እዩ መንእሰይ ክነቅሕ ዘለዎ ናይ ክብሪ ጀጋኑና ፀሎሎ ምልካይ አቁሙ ኢድኩም አልዕሉ እዚ ዘፀልም ሰብ በረካ ዝወፀሉ ናይ ፀላኢ ሽርሒ ሒዙ ክከውን ይክእል እዩ ዓገብ ክበሃል ይግባእ አቲ ዋዕሮ ግን ፍሉይ ክብሪ አለኒ እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኪ ንምስክር በቃዕኪ ዝሓፍተይ

  • @YoudiheYoudihe-r2e
    @YoudiheYoudihe-r2e 3 часа назад

    ናይ ግምት ደገፍቲ ፋብሪካ ሕሾት ግዲ ከፊቶም እዮም እልፊ ባንዳታትን ሃደምትን ስብስብ ሒዙ እዩ ትግራይ ልሕማሳ እሎ ግዛዊ መንግስቲ ትግራይ 😮

  • @abdurezakendalew
    @abdurezakendalew 3 дня назад +1

    Wodita kahdam hashawi

  • @getchn
    @getchn 23 часа назад

    ኮነይ መነይ እዘን ኣፃብዕቲ ፎቶሾፕ እየን!

  • @meharitadesse-ym7pj
    @meharitadesse-ym7pj 3 дня назад +1

    ትግራይ ናይ ሓሸዉቲ እያ ተጋዳሊት ኣይኮነትን እንዶ የበለን😂😂 አየ ሓለፍቲ ለካ ናይ ምሕሻይ ኣመል እዩ ለለዎም

  • @LemelemNega
    @LemelemNega 2 дня назад +1

    እስኪ ብደምቢ ትመርመር እዛ ዘረባ ንሳ አንባቸው አብ ዓይደር እዩ ተሰዊኡ ትብል ዘላ ንሱ ኽዓ አብ ውቅሮ እዩ ተሰዊኡ ይብላሎ እስኪ ብደምቢ መርምርዋ ነገር አለዋ

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 3 дня назад +1

    አየ ጋዜጠኛ ጡዑይ ሕቶ ዶ ደአ ኽትሐቲ ሃለውለው

  • @AboSeare
    @AboSeare 3 дня назад +1

    ንናይ ወዲ ኣባዲ ዞሙ ዘቅልዕ ስለ ዝኾነ ድዩ ሰብ ዘይረኣዮ ስጋብ ሕጂ ሕማምና ምሕካሙ ከብድ እዩ ሰብ ንሓሶት ጥራሕ ኮይኑ እዝኑ ዝሰምዕ

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 3 дня назад +1

    ካሓዳማት ሓሲዎም ፈሪሖም እዮም

  • @Asfaw-r7g
    @Asfaw-r7g 22 часа назад

    ታርጌት ሚድያ አስቲ ብሚድያኻ ዕያል ማለት ቶልዑ ማለት ምዃኑ ንገረለይ ምኽንያቱ ንታ ጓል ዕያል ኢሉ ምፅውዑ ጌጋ ስለዝኾነ ቋንቋናውን ስለዘበላሹ ሓደራ

  • @abdurezakendalew
    @abdurezakendalew 3 дня назад +1

    Atum hashewti

  • @mulubrhan1428
    @mulubrhan1428 3 дня назад +1

    ታይ ዓይነት ሕቶ እዩ ግን እዛ ፎቶ እዚኣስ ከም ዓብይ ኣጀንዳ ገይርክምዋ እንደገና ጋዜጠኛ ታይ ዓይነት ምርመራ እዩ እዚ

  • @mulugetaWeldemichael
    @mulugetaWeldemichael 5 часов назад

    ተጋዳላይ ሃይለስላሴ ዳኣ ክንደይ ኢሉ ከስታውሶ

  • @goitomgebru7446
    @goitomgebru7446 3 дня назад +1

    tay dea eyu chigru slezewagaa tay gega enihewo wedi abadi zemo gn hasawi zwerede seb eyu halafi n serawitu mtyak entay eyu tsegemu

  • @mulugetaWeldemichael
    @mulugetaWeldemichael 5 часов назад

    ተወሳኻቶም አየናይ ቅያር ነይርዎም ኮይኑ ፍሉጥ እንድዩ

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 3 дня назад +1

    Way enaka twuldi hsot tseleme entay tegnyu ekum are hdegu egziabher keygmtlena😢

  • @berhehagazi-s3j
    @berhehagazi-s3j 3 дня назад +1

    there some thing that is hidden and she may be afraid of her security . "the photo is photoshop " how he can be sure ? he must have commited some thing.......................... false ...............................

  • @SasszxsSadd
    @SasszxsSadd 3 дня назад +4

    ሓቂ አይቅበርን ክብሪ ጀጋኑ ክተሕስሩ ሸም ክተጥፍኡ ምምካርኩም ተሕዝኑ

  • @welday232
    @welday232 3 дня назад +3

    ኣንታ ጋዜጠኛ ድማ ዋላ እቲ ኣድላይ ሕቶ ዋላ ሕተታ እምበር ኣይትእመንን እዚ ነገር ኮኖ ተባሂሉ ሓቂ ከይወፅእ ዝተገበረ እዩ

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 3 дня назад +1

    ነቶም ናይ ሐሶት ፕሮፓጋንዳ ናይ ባዓል ጌታቸውን ጻድቃንን ሐሶት እዩ

  • @temesgenabay1278
    @temesgenabay1278 2 дня назад +1

    koynukum du serh misan kemzi zigbrekum senefat wetat

    • @medid.454
      @medid.454 2 дня назад

      Wedi fetene akoka diyu? Kkkkkk

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 3 дня назад +1

    እዚ ጋዜጣኛ ጥዕናን ቅንዕናን የቡሉን ንስኩም ግና ቃልኪዳንኩም ኣጽንዑ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      ክብረት ይሃበልና።

  • @BenjaOg-gg8ub
    @BenjaOg-gg8ub 3 дня назад +1

    ኣይትግራይ ኣደይ ብደቅኽን ብጓኖትን ሓሪርኪ ሞይትኪ እኔኻ ሕስድና

  • @bcen08603
    @bcen08603 2 часа назад

    ዘይመስል ዘረባ፥
    መራሒና ክሪኦ ከይደ ዘይመስል! ሓሶት እዩ እዚ ዘይእመን!

  • @danieltewelde1015
    @danieltewelde1015 3 дня назад +1

    Ata amlak enka tigraway aykonku hatewketew zekone history kkkkkk

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 8 часов назад

    ስለምንታይ እያባ እዛ ኽዳንስ ሻዓ ማዓልቲ ጥራሕ እየ ተኸዲነያ ማለታ እንታይ ማለትዩ ?እንድሕር ንሳ እንድሕር ኮይና ንምንታይ ታኽዳና እንተናኣሰ ደቂ ኣሃዱኣ ክፈልጡ ይግባእ ወይካኣ ኣብ ፎቶዉን ክህልዉ ኣለዎ። ብዝኾነ ከምከማይድራማ እዩ እዞም ብዑሉጋት መራሕቲ ሰራዊት በተለይ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ በዓለገታት ፎቖዶ ባር ስኽር እንዳሓደሩ ኣጓላት ብደለልቲ እንዳመፀሎም እዮም ኣጓላት ከሳዱዱ ግዜኦም ኣሕሊፎሞ። ኣነ ኣይኣምኖምን እዞም ሰራኽት ስለንፈልጦም ሕማሞም መራገፊ ጌረሞን ዕሸላት ህፃዉንቲ።

  • @alamatatoday8002
    @alamatatoday8002 3 дня назад +5

    እታ ጓል ኣንስተይቲ ዝተዛረቦቶ ከምዚ በሊ ተባሂላ ይመስል።
    ካብ ትዕዝብተይ ዝሃበቶ ሓበሬታ
    Truth 5%✅
    fiction/deception =95%።❌

    • @lmathans1584
      @lmathans1584 3 дня назад +2

      Yes ✅

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 3 дня назад +1

      በቃ ጥልመት ክሕደት ናትና ኢልኩም ሕዝኩሞ ጡፍ ገጽኩም ይከዎን ምስ ከማኹም ጠላማት ካሓዳማት ንነብር ምህላውና ኢዩ ዘግሀኒ ንሳ ዝነበራቶ ንስኹም ጉድኩም ከይቃላዓ ኢልኩም ስ ሓሶት ትብሉ

    • @AdAs-dd4ny
      @AdAs-dd4ny 3 дня назад

      ትክኽል

  • @Subomh
    @Subomh 3 дня назад +1

    ብጸጒራ ዘይትፈልጣ ጋዘጠኛ

  • @welday232
    @welday232 3 дня назад +2

    ክንደይ ጉድ እዩ ተፈፂሙ እዚ ውን ሓቂ እዩ መራሒ ወታደር ሕወሓት ዘይጠዓማ ጓል የላን ኩለን ተለኺፈን እየን ስራሕ እንንስሳ አዩ ነይሩ እቶም ዝተወለዱ ቆለዑ ውን DNA /ምርመራ/ ደም ተዝግበር ክንደይ ውርዴት ምረአና

  • @mullened
    @mullened 3 дня назад +1

    ምሽፍፋን በዚሑ:: ጋዜጠኛ ስራሕኻ አይሰራሕኻን::

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ

    ክሕደማ ተጋደልት ኣይኮነትን ኢሎም እዞም ኣረጊቶት ጠላማት ንመንእሰይ ከም ኮንዶም ተጠቅሞም ክግሕፍዎ ኢዮም ዝደልዩ እዞም ምርኻት ኣረጊቶት መረሐት

  • @letina_gualT
    @letina_gualT 3 дня назад +1

    ብጣዕሚ ዝወደቀ ሕቶ ኢኻትሓትት ዘለኻ 👎👎👎👎 RUclips ሳንቲም ክትኣሪ 🛑🛑🛑

  • @medid.454
    @medid.454 2 дня назад +1

    Enda sibhat nega bizuh eyu gudom.

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 10 минут назад

      እንዳ ግ.ም.ት መጸለምቲ ደናቁርት 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎