Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብደሓን ምጻእ ሓው ናቱ! ፈታዊ ሰላም !!! እ/ር ይሓልኻ !!! ❤❤❤
ናቱ ❤ ናይ ዘርኢ ፖሊካ መቸረሽትኡ ከምዚ ዩ ህዝቢ ትግራይ ሰላም የውርደሉ
Sad ALMIGHTY GOD PEALSE HELP THE poor inoscent people of the HOA. We are extremely hungry for PEACE ✌️ RESPECT 🙏 ❤❤
❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽
❤❤
Never to TPLF criminals!
35:42 ባባባባባባባባ!!!!❤❤❤❤ ንወያነ ተጋጊኹም ማለት እቲ ዓቢ ገበን እዩ ነይሩ:: ብሞት ከኣ የቕጽዕ: (ተኽሉ ሃዋዝ: ያይኑ ወርቅነህ ,,,,,,):: እቶም ሰንካማት ኦፖርቱንስትስ ከኣ መብዛሕትኦም: ኣብ ሓፋሽ ማሕበራት እዮም ዘለው:: ዘሕጉስ!!!! ቀስ ብቐስ ለባማት ተጋሩ ናብ መድረኽ ይመጹ ኣለው:: ኣምላኽ የሐግዞም!!!!:: 1978 ወያነ ትጋገ ከምዘላ ሓቢርና:: ተወንጂልና: ርሒቕና::: ሕዚ ድማ ወያነ በስቢሳ ከምዝነበረትን ከምዘላን ባዕሎም ተባዓት ተጋሩ ይዛረቡ:: እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዓና:: ሰላምን ራህዋን ነቲ ናፊቕዎ ዘሎ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራነ!!!!
ትግራዋይ: ሓደ ሓደ ገዲፍካ: ደረቕ: ፈታዊ ሓቂ እዩ: ሕዚ ከኣ ትግራዋይ እወ እወ እወ ምበል ገዲፍካ ሓቂ ተዛረብ!!!:: ሕዚ ዝቐትለካ የለን:: ጀጋኑ ተጋሩ ቅልቅል ይብሉ አለዎ:: ካብ ሕዚ ኣብ ትግራይ ንድሕሪት ዘሎ ኣይመስለንን:: እንተኾይኑ: ብጣዕሚ ሓደጋኛ ጨካኝ ዲክታተር እዩ ዝመጽእ!!!!!!!!!!!
TPLF is not a party, it is a front at that a liberation front. EPRDF was not a party it was a front,, therefore calling them parties is an aberration of truth and the implication is dangerously high.
Hiiiii
Hiiii nati hawey
Anta meas ekum lebie tegbru
መዲድ! እታ ብዛዕባ ስልጣንን ስርቅን ገዲፍካ ብዛዕባ ሰላም ናይዚ ከባቢ ዘይትዛረብ???????.
ቅሁም እሳተ ጎመራ
እዚ ዘዝሰማዕናዮ ደጋጊምካ ምምፃእ መእተው ገንዘብ ንግዲ እዩ።