ንሰሌ ፕራንክ ጌሮምዎ😂 /ደስ ዝብል ናይ ፍቅሪ ሕይወት ኣሌክስ 💘 ሊሊ Love story alex &Lili Gz Habesha media /lela show/

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 22 ноя 2024

Комментарии • 837

  • @kidigaltgray3392
    @kidigaltgray3392 2 месяца назад +26

    አነስ ግርም ዝበልኒ አዙም ናይ ትግራይ ዩቱብ ዝትሓት k ኣብ ካሊአ አኩ ትጋሩ አዩም ትኸትልቱም ንዕና ናይ ባዓልኩም ኣዕብዩ 🙏🏻

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 3 месяца назад +116

    እረ ተጋሩ በጃኩም ናይ ባዕልና ቻነል ነዕቢ😍😍😍😍

  • @sasdfasdf9128
    @sasdfasdf9128 3 месяца назад +118

    ተጋሩባ ኣበይ ኣለኹም ዘይነዕብዮ ነዚ ብሩኽ ሓወይ ማርያምን የሕዝን

  • @Muhammad-ch4bp
    @Muhammad-ch4bp 3 месяца назад +65

    ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ብሓቂ ከምኡ ውን ብፈሪሃ እግዚኣብሔር ኢካ ትነብር ዘለካ ቀፅለሉ ማዓረይይይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @gzedhabesha
    @gzedhabesha  3 месяца назад +184

    ክቡራት ተመልከትና na alex na lili you tube እዩ subscribe በሉለይ ሰላምኩም ይብዘሐለይ❤❤❤
    youtube.com/@liliandalex?si=cHICaXRJB-vShZ4E

    • @ሕልናዊት
      @ሕልናዊት 3 месяца назад +10

      እሺ ብስም ጂ ዜድ ሓበሻ ገይርናልኩም ኣለና ❤

    • @brhanhaylu1015
      @brhanhaylu1015 3 месяца назад +9

      ቤተስብ ኮይንና ኣለና ኩላትና ምስ ተጋሩ ይቱበራትና ቤተስብ ንኩን

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  3 месяца назад +7

      ❤❤❤❤❤🎉

    • @vhdghhd9687
      @vhdghhd9687 3 месяца назад +2

      ​@@gzedhabeshaሰሎዋይ ናይ ፌሰቡክ ሰምካ እባ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ መደብካ ቀፅለሉ ኣነውን ውቅሮ መፅኤ ክረክበካ ተሰፋ ይገብር 🙏🙏🙏

    • @Seniseniii
      @Seniseniii 3 месяца назад +5

      ገሬ ንባዕሉ ንሰሌ ምስ ፍቅረኝኡ አቅርበልና

  • @gzedhabesha
    @gzedhabesha  3 месяца назад +105

    ልሃናፃይ ርእይቶኩም ነመስግን ❤❤❤❤❤ሰላምኩም ይብዘሐለይ❤❤

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 3 месяца назад +2

      ኣሜን❤

    • @ኣርያም
      @ኣርያም 3 месяца назад +2

      ፡ስለይ ሽኮር ናይ ማማ ኣከዛ ሓትንካ ስድድለይ ወይ ናይ መምህር ተስፍይ

    • @genet3442
      @genet3442 3 месяца назад +1

      ኣጀካ ሓወይ ኣብ ጎንካ ኣለና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 3 месяца назад +19

    ክቡራት ኣሕዋተይ መዓረይ ኣባት ንሰሃ ሓዙ ተነስሁ ኣብ ቀረባ እዋን ቃልኪዳን እሰሩ ክቡር ሓወይ ሓታቲ ልኩሎም ቃልኪዳን ለይኣሰሩ ኣሕዋትና ናብ ንሰሃ ሂወት ኣምፀአዮም ዓለም ፈትወታን ሓላፍት እያ ሰብ ቃደማይ ሓጥያትና ተነስህና ናብ ፈጣሪ ንቅረብ

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 3 месяца назад +25

    ፍቅሪ መጀመርያ እግዝያብሔር እዩ ካብኡ ደማ ሰብ ደማ ፍቅሪ እዩ ኣምላክ ምስሓጥያትና ኣፍቀረና ግን ብሕጊ እግዝያብሔር ከድና ትእዛዛቱ ሓልና ሓጥያትና ተነስህና ናይ ዘልኣለም ሂወት ክንወርስ እዩ ፈቅድልና ብዘይ ቃልኪዳን ልግበር ዝሙት እዩ እና ዝሓወይ መዓረይ ነብስና ዘልኣለማዊት እያ

  • @DjjeiDhhdh
    @DjjeiDhhdh Месяц назад +5

    ኣነስ ክፈትወኩ ሽኮራት ፍቕርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 3 месяца назад +52

    ብወገነይ ደስ ዝብል ሓሳብ ሚድያኩም ይፍትወ እየ ፉቁራ ዘባዕሶም
    1 ቀዳማይ ነገር ዘይምትምማን
    2 ከዓ ግልፂ ኮንካ ምቅራብ
    ንሰበትካ ዘይምጥርጣ ንስብኣይካ እውን ከምኡ
    3 ናይ ሰብ ዘረባ ዘይምስማዕ ሰብ ሎሚ ኣይእመን
    ብዝተረፈ ጎብዙ ቀፅሉሉ

  • @salamsere6403
    @salamsere6403 3 месяца назад +63

    ነዚ ቻናል ብዙሕ ፃዕሪ ዝተከፈሎ ብውሕዱ 100k ሳብስክራይብ ግበርሎም ተጋሩዋይ ናባዕልና ሚድያ ነዕቢ❤❤❤💛💛💛

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 месяца назад +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🙏

    • @Azmra-ye6bd
      @Azmra-ye6bd 3 месяца назад

      ተጋሩስ ታኢ ናባዓልና ዘይነተባቡዕ እባ

    • @Senbeteyoutube
      @Senbeteyoutube 3 месяца назад

      ​@@Azmra-ye6bdሳብስክራይብ ግበርለይ❤

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 3 месяца назад

      ናዓይለ ደምራኒ ተጋሩዋይ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ethiopiaislovelove9620
      @ethiopiaislovelove9620 2 месяца назад

      Bteami Tay Eina Gn Tegaru Nay Baelna Zeyneabi Ech

  • @Gal_tgray
    @Gal_tgray 3 месяца назад +8

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍቅርኩም ይብዛሕ 😁💛❤️ ደስ ክትብሉ ከምናተትኩም ፍቅሪ ይሃበና ❤💛ትግረዋይ ምስ ትግረወቲ 👫💋👩‍❤️‍💋‍👨💋💝♥️

  • @genet3442
    @genet3442 3 месяца назад +11

    ዉይ መደብካ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል እዩ ኣጀካ ዝሓወይ ኣጀካ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤ ተጋሩ ነዕብዮ ዝሓዉና ደሰ ዝብል መደብ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @ፍቅሪእዩእምነተይ
    @ፍቅሪእዩእምነተይ 16 дней назад +3

    ዘንጊዐ እየ ሪአዮ ብጣዕሚ ዝፈትዎም ሊሊ እና ኣሌክ መደብኩም ደስ ይብል ቀፅልሉ🥰❤

  • @HcjcjcjJjcjc
    @HcjcjcjJjcjc 11 дней назад +2

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ መደብ ጋዘጠኛ ለ ስና ስርዓትካ ለለ ደስ ዝብል ነገር እቲ ዝሕተት ነገር ኩሉ ትሓቶም ብጣዕሚ ፅቡቅ ንፈቁራት ለ ኣምላክ የባርኩም መባልይቲ መቋርብቲ መሳግድቲ ይግበርኩም ቡርካተይ🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AhhhgGsghuh
    @AhhhgGsghuh 27 дней назад +5

    ደቂ ዓጋመይ ፅርያት ፍቅርኩም የቭዝሐለይ ናተይ❤❤❤🙏

    • @marim2-i3i
      @marim2-i3i 10 дней назад

      💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋🌹🌹🌹🌹🌹💋🌹🌹🌹

  • @GalTewahdo-h3w
    @GalTewahdo-h3w Месяц назад +4

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርክም የብዘሐዮ ደስ ዝብሉ ፍቅራት🎉
    ኣነ ድማ ተስፋ ኣለኒ ድሕሪ ስደት ናይ ፍቅርና ሂወት ክንሕልፍ🎉❤

  • @መሲ-hy7gc2di2v
    @መሲ-hy7gc2di2v 3 месяца назад +61

    ቀዳመይተ ባዕለይ ኮመንት ብድንግላ ረኪበያ 😂😂ብጣዕሚ ዝፎትወም ፉቁራት❤❤🎉🎉

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 месяца назад

      ደምርኒ ማዓረይ💙

    • @ብሰራትዩቱብ_1
      @ብሰራትዩቱብ_1 3 месяца назад

      ሳብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏❤️

    • @GGmanchanel-n6y
      @GGmanchanel-n6y 3 месяца назад +1

      ቃጢዕክያ ደሞ 😂😂😂

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 3 месяца назад

      ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉

    • @DhuGhu-zj4ws
      @DhuGhu-zj4ws Месяц назад

      ድንግል ኣይትርከባን እምበር ድንግል ኮሜንት ደኣ እወ 😂

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 3 месяца назад +12

    አሰይይይይ ክንደይ ደስ ይብሉ አጀኩም ጠንክሩ ፍቁራተይ ናብ ሓዳርን ዉልድን የብፅሕኩም አምላኽ ቅዱሳን❤❤❤

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 3 месяца назад +6

    ክቡር ሓወይ ተፍቀሩ ብሕጊ እዝያብሔር ፅብቅ እዩ ኣቀድምና ልቃደም ልነብስና ንሓስብ ይግባእ ግን ይቅርታ ኣነ ፈልጠ ማለት ኣይኮነን ኩለና ቃለ እግዝያብሔር ንማሃር ይግባእ ምዝቃ ደማ ስምዕት ናይ ስጋ ጥራይ እዩ መዝሙር እተሰምዕና ፈጣሪይሕጎስ ዓይነ ልቦናና ደማ ይካፍተልና ልንሳሃ ዕድመ ደማ ይበና ደግመ ይቅርታ ካብ ዓለማዊ ሂወት ናብ መንፈሳዊ ሂወት መፅየ ኣለኩ ኣምላክ ይመስገን ሀዚ ኣብፅብቅ ደረጃ ኣለኩ ዓርኪ ካምለይተሓዝ ፈልጠ ኣለኩ ልኩለና ጋላትና ወድና ዓይነ ልበናና ይክፈተልና ፈጣሪ ናይ ስሰሃ ዘበን ይሃበና ፈጣሪ ኣነ ግን ንመለስ ናብ ኣምላክና ልብና መርምርና ናብ ኣምላክ ንመለስ እት ብል መዝሙር ሰምዐ ተመልሰ ብሓይሊ ኣምላክ ሓጥያተይ ኩሉ ተነስሀ ሀዚ ኣምላክ ይመስገን ብኣምላኬይ ሕጉስቲ እየ ልኣይ ርአን ናብ ፈጣሪ ናብ ንሰሃ ሂወት ልመፃ ኣሕዋተይ ኣለዋ ዋና ፅድቂ ብሓጥያት ልወደቀ ናብ ፈጣሪ ምቅራብእዩ ካብኡ ደማ ልፅግማት ምሕጋዝ እዩ ይቅርታ ዘምኣሕዋተይ ተተጋግየ ኣርምኒ እታ መዝሙር ክትሰምዕዋ ተስፍ ይገብር ኣብ እትብ ኣላትኩም በቦና ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ ዝተዘመረት እያ እና እዞም ኣሕዋተይ ተነስህኩም ቃል ኪዳን ክትኣስሩ ክትኣስሩ ይምነ እና ኣሕዋተይ መዓረይ ጎይታና መድሓንና እየስሰ ክርስቶስ ልሓንቲ ነብሲ ከድሕን እዩ ኣብመስቀል ልተሰቀልና ሓጥያት ሰርሕና ንክንሳህ እዩ ካብኡ ይቅረ ይብልና መንግስተ ሰማያት ነወርስ ናየሰ ዘለ ንወርስ ናይ ዘልኣለም ሂወት ንወርስ እና ዝሓወይ ስብ ቃልኪዳን እንተ ኮይናም ስብ ሓዳር እልካ ኣምፀአዮም ፍቅራት እንተኮይኖምግን ሓደራካ ኣባት ንከሃ ክተትሕዞም ይልምነካ ዝሓወይ ኣሕዋትና ብሓጥያት ናወደቁ ስቅ ኣይንበል ትርጉም ቃል ኪዳን ምፍላጥ ፅብቅ እዩ ንሰሃ ትርግም ምፍላጥ ደማ ሂወት እዩ ስለ ዘቅረብኩምእ ዞም ኣሕዋተይ ደግመ ይቅርታ

  • @GjFg-b6y
    @GjFg-b6y 3 месяца назад +9

    ኣነስ መንፈሳዊ ቅንኢ እብር ቀኒኤ ሶ ኣይፋላሊኹሙ እስኪ ምጭዋተይ ጀመርቲ ዜይኮንኩምስ ፈፀምቲ ይግብረኩሙ ዞሞ ሓተይ ፍቅርኹሙ ኣብ ፍረ የብፃሓዮ

  • @LalLal-hx6lc
    @LalLal-hx6lc 2 месяца назад +3

    ስይ ደስ ክቡልካ ሁዱኣት ፍቅርኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ❤❤❤

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 Месяц назад +3

    ፈቅርክም አምላክ የብዘሐልክም❤❤❤ትዕድልቲ እዩ ፈቅሪ

  • @wawa8948
    @wawa8948 2 месяца назад +3

    ተጋሩ ኣሕዋተይ ፍቅርኩም ይብዝሕዮ ደቂ ረመይ ሽካራት❤❤❤💛💛💛

  • @RazanRazann-n6f
    @RazanRazann-n6f Месяц назад +3

    ጀጋኑ ኩሉ ግዜ ግልፅንት እተሊኡ ናብራ ፅቡቅ ይቅፅል❤❤❤❤❤❤❤

  • @Aster00-jd1oz
    @Aster00-jd1oz 3 месяца назад +58

    ኣነ ካብ ሰደት ምሰ ተመለሰኩ ኪረክበኹም እየ ዓድግራት

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm 3 месяца назад +26

    ማራ እየ ዝፈትዎም ሽኮራት ደስ ክብሉ❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 месяца назад

      ደምርኒ ዝያዳይ💙

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 3 месяца назад +18

    ኣሰየይይይይ ፅርያት ደስ ክብሉ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ዘም ኣሕዋተይ ❤
    ክብር ሓወይ ንዞም ኣሕዋትን ዘቅረበክልን ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ከሙኡ ዝበሉ ኣብ ፍቅሪ ሂወት ዘለዉ ኣሕዋትና ኣቅረበልና ኢካ ዝሓወይ❤

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 3 месяца назад +34

    ሙቁራተይ ደቂ ዓጋመ ዓደይ ንፈትወኹም ኢና🥰🥰🥰

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 3 месяца назад +10

    እሰይ ቡሉፃት እቶም ከሪተት ኣለም ዘዕበዩና ወለዲናግን ደስታኩም ደስተኦም ስለ ዝከነ ቅዲምያ ወለዲና ክከቡሩ ኣለዎም❤❤

  • @ኣጽቢወምበርታዓደይ
    @ኣጽቢወምበርታዓደይ 2 месяца назад +3

    _ቅዱስ መድኃኔዓለም እስኻብ ደውታኩም ፍቅርኩም ስሙር ይግበሮ👐_

  • @vhdghhd9687
    @vhdghhd9687 3 месяца назад +9

    ሰሎዋይ ክረክበካ ደልየ ነይረ ቀፅለሉ ደሰሰሰ ዝብል መደብ እዩ ብሓቂ አሕዋትና ደሞ ፍቅሪኩም ይብዘሐዮ ❤❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 месяца назад

      ሳብክይብ በልለይ ማዓረይ🙏❤

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ

    ተፍቅረካ እንቲከዪኒ እየ ትቅንእ ጋል ፅብቅ እየ ቅዱሰ ቅንእ እየ ይበሃል😘

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 3 месяца назад +7

    ደስ ክብሉ ክልተ ርጉኣት ኣይፈላልኩም ደቂ ዓደይ♥️💛

  • @JerbyAnneAbragan
    @JerbyAnneAbragan 3 месяца назад +3

    ኣሰይይይይ ፅሩያተይ ደሰጨክብሉ ፈቅረኩም የብዛሓዮ ኣሕዋተይ ❤ ክብር ሓወይ ንዞም ኣሕዋትን ዘቅረበክልን ብጣዕሚ እና ንፈረበልካ ከሙኡ ዝበሉ ኣብ ፍቅሪ ጰሂወት ዘለዉ ኣሕዋትና ኣቅረበልና ኢካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 3 месяца назад +7

    ብሃንቀውታ ልፅቀዮ መደብብብብ🌺🌺🌺🌺🌺👌ደስስስስ ክቡሉ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ክቡራተይ🌺🌺🌺🌺🌺
    እሺ ንገብረልኩም ኢና ቀፅሉ🌺👌

  • @HxHs-q5o
    @HxHs-q5o 3 месяца назад +8

    ብጣዓሚ ኢኩም ደሰ ተብሉ ፍቅረኩም እግዚአብሔር ኣምላክ የብዘሓዮ ኣሕዋተይ❤ መደብ ሌላ ሸዉ ደማ የቀንየልና ቀጸለላ ዝሓዉይ❤❤❤

  • @ህዝቢ-ረ9ኰ
    @ህዝቢ-ረ9ኰ 3 месяца назад +7

    Wawww Gz habesha ሎሚ ኢየ ማራ ዝተሓጎስኲ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎም ሊሊ &ኣሌክ ❤️❤️❤️ኻብ ልቢ ኢና ነመስግን መደብ ሌላ ሸው ክትቅጽል ኣለዋ ❤️❤️🥰🥰❤️ይመቸኩም ደቂ ዓደይ 🫶🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 3 месяца назад +34

    ሙቁራት ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤
    ጋጤጠኛ ዉን ቀፅለሉ ፀባየ ሰናይ ❤
    ተጋሩዋይ ኣብ ናይ ኣምሓሩ ቃህመም ምባል ገዲፍና ናይ ባዕልና ነዕቢ

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 3 месяца назад +5

    ሙቁራት ፍጥረት መጠረሽታኹም የጸብቀልኩም ኣምላኽ❤❤

  • @MuauzGerensea
    @MuauzGerensea 3 месяца назад +5

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ፍቁሩኩም ይሰስን አሕዋተይ❤❤

  • @jojololo9407
    @jojololo9407 3 месяца назад +5

    እሰይይ ፅርያት ደሰ ክብሉ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ዘም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤

  • @AzuGere
    @AzuGere 3 месяца назад +4

    ሰላም ናዓኹም አሌክ and ሊሊ ሓንቲ ነገር ክእርመኩም ሽማግለ ምላአኽ አባና ዝቅይሮ ነገር የለን ዝበልኩምዎ ጌጋ ክብርኹም ከ ሃይማኖትኩም ከ ? ብፍላይ ብሃይማኖት እዚ ፍቅርኹም ተቀባልነት የብሉን ንስኩም አብ ዓዱኹም ኢኹም ዘለኺም ሰለምንታይ ብኽብሪ ቤተ ክርስትያን ቀለበት ዘይገበርኩም stop ዝሙት🙏☺️

  • @JfId-u9f
    @JfId-u9f 2 месяца назад +2

    እምላክ ፈቅረኩም የብዛሓዮ ኣሕዋተይ
    ማዓረይ

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sx 2 месяца назад +2

    ኣሰይይይ ምጭዋተይ ደስ ክብሉ ፍቅሩኩም ይብዛሕ 🙏🙏🥰🥰🥰🥰👑❤❤💊💊💊🍋🍋

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ፆሎት ዘይፈተሕ የለን ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤🎉

  • @HhBb-lr4tn
    @HhBb-lr4tn 3 месяца назад +23

    ብመንፈስ ቅዱስ ዘይተጠመረ ሓዳር
    ክርስትያናዊ ፍቅሪ ክኮን አይክእልን
    #ምፍቃር ተማራሪጽካ ጽቡቅ እዩ "መጽሓፍ ቅዱስዉን ከምኡዩ ዝእዝዘና"ናብሓዳር ክትአቲ ግን ክልቲአካ ፍቁራት ብቤተክርስትያን ክኮን አለዎ።
    #ሽማግለ ምስዳድዉን ባህሊ የኮነን
    ብዝተረፈ #ፍቅርኩም ይብዛሕ አሕዋት❤❤❤

  • @ሜሪትግራዊቲ
    @ሜሪትግራዊቲ 3 месяца назад +3

    ተጋሩዋይ ብልፃት ይመችኩም ቀፅለሉ ጋዜጠኛ ንፍዕ ኢካ ብሓቂ❤

  • @Hiwet-do2tm
    @Hiwet-do2tm 2 месяца назад +2

    ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም ፉቅርኩም ብዘሕ ይበል ተጋሩዋኒ❤❤

  • @AlemAlem-i7d
    @AlemAlem-i7d 3 месяца назад +4

    ኣሰይ ደስ ክብሉ ፍቅርኩም ይሰስን💝

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 3 месяца назад +15

    ሰሌ ብዓልካ ምስ ፍቅረኛካ ምፅአና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ኩሎኩም

  • @HhdHhhd-p7x
    @HhdHhhd-p7x 11 дней назад +1

    ፍቅሩኩም ይብዝሖ ፈጣር 🎉🎉🎉🎉🎉ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቡኩም ዉላዱኩም ይራያና 🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @user-sn1du4cp2
    @user-sn1du4cp2 3 месяца назад +8

    ኣምላክ ብፍቅሪ የንብርኩም መደብኩም ተፈታዊ እዩ ቀፅለሉ ❤

  • @huiuih1187
    @huiuih1187 3 месяца назад +4

    ፍቅሩኩም የብዛሕዮ ፈጣሪ ፅቡቃተይ🌺

  • @MiliMili27
    @MiliMili27 3 месяца назад +7

    ደስ ክብሉ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ ❤️🙏🏻❤️ደስ ስለ ልበልኩምኒ ናብ ቡዙሕ ሰብ ሸር ጌረልካ ኩቡር ሓው ♥️♥️🫶🏻

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 3 месяца назад +1

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 3 месяца назад

      @@ትዕግስቲዩቱብCanal ok መልሲ ♥️🫶🏿

    • @mussiefshaye8203
      @mussiefshaye8203 3 месяца назад +1

      Ajoke haftey natey neake ewen kamu keftrlke eu wey ka fatrlke enta alo astmqryo

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 3 месяца назад

      @@mussiefshaye8203 እሺ ክብረተይ ❤️🙏🏿

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 3 месяца назад

      @@mussiefshaye8203 እሺ ክብረተይ ❤️🙏🏿

  • @zaydgebremedhn6824
    @zaydgebremedhn6824 3 месяца назад +67

    ደሙሩኒ ተጋርዋኒ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @RgetiRgeti
      @RgetiRgeti 3 месяца назад +3

      ንዓይ ለ ተማልእኒ

    • @kidstiTsige
      @kidstiTsige 3 месяца назад +3

      ዋይ ታይ ማለት እዩ ባ ደሙሩኒ አነስ አይርድአንን ? ብድሕሪኡ ከስ ታይ እዩ ለውጡ

    • @RgetiRgeti
      @RgetiRgeti 3 месяца назад

      @@kidstiTsige ሳብስክራይብ ግበሩለይ ማለት አዩ ሓፍተይ

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 3 месяца назад

      ሳብስኽራይብ ግበራለይ ማለት እዩ እና ደምራኒ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @اااا-ز3د8ط
      @اااا-ز3د8ط 2 месяца назад

      ♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ለትሽጓልትግራይ-2757
    @ለትሽጓልትግራይ-2757 Месяц назад +2

    ናተፍቀርና ተጋሩዋ 🎉🎉🎉🎉ረጊፅኩሙና ሕለፉዋ🙏❤️

  • @tgr817
    @tgr817 3 месяца назад +4

    ደሰ ክብሉ🥰Gz ንሰሌ ምሰ ኣፍቃሪቱ ኣምፀልና❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 месяца назад +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏❤

  • @ree-ji8vq
    @ree-ji8vq 3 месяца назад +6

    ጋዘጠኛ ጥዑም ላዛ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @haymitube-l8w
    @haymitube-l8w 2 месяца назад +4

    ተጋሩዋይ ትፍለዩ ከአኹም

  • @سارةسارة-ج9ن
    @سارةسارة-ج9ن 23 дня назад +3

    ደስ ክብሉካ💜😘

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js 3 месяца назад +10

    ደቂ ዓጋመ ሽኮራት ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል🙏❤️💛🎉

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 3 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 3 месяца назад +2

    ፅሩያተይ❤ናይ ፍቕሪ ኣምላክ ይግበረልኩም❤ክቡር ሓዉና ለ ንዞም ምጭዋት ፍቅራት ሰለ ዘቅርብካልና ይቅንየልና🙏ፅብቅ መደብ እዩ ቀፅለሉ ጅግና ሓወይ

  • @HaftomHaftom-rh1qq
    @HaftomHaftom-rh1qq 3 месяца назад +2

    ብጣ ዓሚይ ደሰ ዝብል አበ መራየት ዘሉ ሓቃይ ፍቅራዋይ ግልፃክሞ

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 3 месяца назад +4

    ፍቅርኩም ብእግዚኣብሔር ይባረክ❤💛🙏

  • @እምንቲእየንዛኣመነኒ
    @እምንቲእየንዛኣመነኒ 3 месяца назад +2

    በጃኩም ነዕብዮ ነዚ ሓውና ❤ተጋሩዋይ ፅሩያት🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 3 месяца назад +4

    😮ዋውውው እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mozagalwukromoza1672
    @mozagalwukromoza1672 3 месяца назад +4

    ሰሌ ሓወይ ኣቀራርባካ ደስ ክብል❤

  • @Sara-m8w
    @Sara-m8w 3 месяца назад +8

    ኣምላክ መፍፀመታኡ የሪእና ፅብቅይ❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 месяца назад

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏❤

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef 3 месяца назад +4

    ደሰ ክብሉ ፍቅርኹም የብዘሐዮ❤❤❤

  • @SafddGsdft
    @SafddGsdft 9 дней назад +1

    ፍቅሩኩም የብዛሕዮ ፈጣሪ

  • @slamaor6578
    @slamaor6578 3 месяца назад +4

    ሙቁራት ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ❤❤

  • @HisheWelday
    @HisheWelday 3 месяца назад +8

    ፅብቅ መደብ

  • @ksanetgebrihans
    @ksanetgebrihans 15 дней назад +1

    wiyyyyyyy shkorat anes gere fetiyeyom jbuat❤❤❤❤

  • @Slama-yv2ei
    @Slama-yv2ei 3 месяца назад +8

    ደቂ ዓደይ ብጣዕሚ ዝፈትዎም ፉቁራት ቆልዑ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @fifisweet1385
    @fifisweet1385 2 месяца назад +2

    Des kibluka bihaki niashitu ymesilu deki kindey amet kolewu fikri jemirom

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 3 месяца назад +2

    ዋውው ደሰ ክበሉ ኣምላኬ ፍቅረኩም ይባሪክለኩም ዘም ናተይ🥰🥰

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 месяца назад

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏❤

  • @Selam-k4p
    @Selam-k4p 3 месяца назад +21

    ኣበይ ዳኣ ነይረ ዚኦም ዝመስሉ ቆናጁ ዘይፈልጦም ነይረ ብዝኾነ ሳብስክራይብ ገይረሎም ኣለኹ

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro 3 месяца назад +2

      ይቱብ ኣለዎም እዩ Alex And Lili ኢልኪ ትረክብዮም ኢኪ

    • @ሳምሪዩቱብ
      @ሳምሪዩቱብ 3 месяца назад

      ናዓለ😂

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 3 месяца назад +2

    ፍቅሪ ጥዑም ንዝፈልጦ ብፍቅሪ የንብርኩም❤❤❤❤❤❤

  • @RazanRazann-n6f
    @RazanRazann-n6f Месяц назад +2

    አሰይ ደስ ክብሉካ ህድኣት❤❤❤❤❤❤❤

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 Месяц назад +2

    ሽኮራት ደስ ክብሉ ያፍፅምኩም 💖💖💖

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 3 месяца назад

    ኣሰይይይይ ተጋሩዋይ ጽሩያት ደስስስስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ፈጣሪ🙏❤❤❤❤🌹🌹🌹

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 месяца назад +2

    ብፍቅሪ የንብርኩም ፈጣሪ ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SeloyanaberheNguse
    @SeloyanaberheNguse 2 месяца назад +2

    ❤❤❤Fkurukum ybzah mukuratey des behaltiy

  • @DhvCbdv
    @DhvCbdv 8 дней назад +1

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ሽኮራት

  • @Merry1235-c6o
    @Merry1235-c6o 3 месяца назад +16

    ዋው ደስ ክብሉ ፅርያት ቆልዑ ዶ ኣይመስሉን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ለባማተይ ሩጉዓተይ ቀፅልሉ❤❤❤😂😂

  • @sabai12167
    @sabai12167 3 месяца назад +4

    ብጣዕሚ ደስ ክብሉ ልንየዋም ርግዓት ለለ ዋዉዉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤

    • @ብሰራትዩቱብ_1
      @ብሰራትዩቱብ_1 3 месяца назад +1

      ሳብክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏❤️

    • @sabai12167
      @sabai12167 3 месяца назад

      @@ብሰራትዩቱብ_1 ገይረልኪ እየ ነይረ ወለላይ

  • @selamgebrewahd7801
    @selamgebrewahd7801 3 месяца назад +2

    ዛ ፕራንክ ተንዉሕዋ ነይርኩም ንዚ ጋዜጠኛ ብደንቢ ከተደንግፅዎ ነይርኩም

  • @GuDg-v8i
    @GuDg-v8i 3 месяца назад +2

    ፍቅርኩም የብዘሐይ❤❤

  • @hdbhdh9108
    @hdbhdh9108 3 месяца назад +4

    ሽኮራት ይሞችኩም ኣብዝላዓለ ደረጃ ትበፅሑ ኢኩም

  • @ኣሱሓፍቲንጉስ
    @ኣሱሓፍቲንጉስ 3 месяца назад +6

    ተጋሩዋይ ሽኮራት❤❤ኮሜ ቀዳመይቲ ባዕለይ😂

  • @AriamTesfay-n8s
    @AriamTesfay-n8s 2 месяца назад

    ማራ ኣጨኒቅክዮ ከይትጨቃጨኹ ፈሪሐ ኔረ መጨረሻ ግን ፍኹስ ኢሉኒ❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 3 месяца назад +2

    እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ይፅበ ነይረ ብሃቀውታ❤

  • @Furtuna-i4e
    @Furtuna-i4e 28 дней назад

    Amlak fkrkum ybarkelkum ahwatey shkorat

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 3 месяца назад +8

    የሕዋተይ ኩላትና🎉❤ንተጋሩና ትሓባቢረና ንዕብዮም❤

  • @ድንግልማርያመይዋሕስሂወተ

    ፍቅርኩም ይባዛሕ❤❤

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc9054 3 месяца назад

    ክንደይ ይሽኮሩ ፅሩያት ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤
    ሓታቲ ደም ብጣዓሚ ኢካ ገቦዝ

  • @سعيدالقحطاني-ط2ث3ق

    ተጋሩ ኣሕዋተይ ፍቅሩኹም የብዛሓዮ❤❤❤❤❤

  • @EritreanEritrean-rb3ib
    @EritreanEritrean-rb3ib 3 месяца назад

    Wawwwwww ❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ኣድኒቆኩም ለባማት ኢኹም🎉🎉🎉

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 3 месяца назад +2

    ፍቅርኩም ኣምላክ ይተሓወሶ ፅብቃተይ💘