Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ከመስግነካ'የከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳ'በልኩ፡ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቓዕኩ፡ስለ'ቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ናዓይ ጎይታ፡ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኾፍሎ ውሬታ።ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸውዒካኒ፡ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።እወ'በቲ ክፉእ ጽያፍ ግብረይውን ከይፈረድካ፣ምሕረት ገበርካለይ ብፍቕሪ ሪኢኻ፡እንታይ ኢለ እየ እሞ ኣነ ከመስግነካ፡ክንገር ኣይክእልን ድንቂ'ዩ ስራሕካ።ኣዝ______ከመስግነካ'የብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸውዒካኒ፡ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ፡ኣነ' ዓቕሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልጾ፡ጸጋኻ ኣብዝሓለይ ንልበይ ህነጾ፡ብማኅሌት ውዳሴ ብጸሎት ቅዳሴ፡ኣብ መቕደስካ ቆይመ ፍቕርኻ ለቢሴ፡ኣዝ___ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸውዒካኒ፡ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ፡ነቒለ ኣለኹ'ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ሂወተይ፡ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታተይ፡ናይ'ዛ ዓለም ፍቕሪ ኩሉ ሓላፋይ'ዩ፡ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር'ዩ።ኣዝ__ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዒካኒ፡ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ፡ንዓ'ሓግዘኒ ኣምላኽ ጀሚረ ክፍጽም፡ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም፡ከም'ቲ ዝጸዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ፡ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ እኻ።ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካና፡ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዒካና፡ነቲ ረሳሕ ካባ ካባና ኣሊጊስካዮ፡ዓይነይንና ኣብሪህካልና ምድሓንካ ክርእዮ፡እወ'ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳ'በልኩ፡ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቓዕኩ፡ስለ'ቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ናዓይ ጎይታ፡ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኾፍሎ ውሬታ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን የቀንየልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
I have
አሜን አሜን አሜን❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬማላእኽት የስመዓልና ንእግዚኣብሔር ዘመስግን ልሳን ይሃበና ።
Amen Amen Amen kemesgnekA eye temesgen EnAbeLku wuLudkA kbehal. Abzi kabekaeku sleti zgeberkaley neay kulu. Neay goytaye kab msgana halife. Yebleyin zkeflo wuleta👏😍🥰😍👏🙇♀️👏🙏🙇♀️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰Zmare melakt yesmeaLnA elllllllllll elllllllllll elllllllllll elllllllllll Asey kuburatey
Amen Amen Amen temesgen amlakeyyy kemesgneka ye
ኣሰይ እዛ መዝሙር ደስክትብለኒ ኣሜን ዝማሬ መላኽት ይስማዓና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምዓልና ተመስገን ኣምላኸይ ጸጌኡ የብዝሓልኩም ይሕዋተይ ኤልልልልልልልልል ኤልልልልልልልልል ኤልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት ያሰመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ደሰሰሰሰሰዝብል ዘዕግብ ዩ
ኣሜንኣሜንኣሜንኣሜን ዝማሬ መላእት ያስመዐልና🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ኣሜን እግዚኣብሄር ንስሙ እተመስግን ልሳን ይዓድለና
አሐድሽካ ፣ ከበሮ ፣በገና ፣ አድምቕ አቢልካ ፣ሰርሕካ ከም ሓድሽ ሰርሕካ ፖስተልና
አሜን አሜን አሜን👏👏👏እግዚኣብሄር ንስሙ እተመስግን ልሳን ይዓድለና🙏🙏🙏♥️♥️♥️
ዝሜሬ መላእኽቲ የሰመዐልና
ኣሜን ኣሜንኣሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስማልን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብራት ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna qdus Egziabiher amlak xegue yebzhalkum kburt ahwat negziabiher kenmesgen bxegue ydegfena emebrhan weladit amlak beamaldeneta tdegfena
አሜን (3)ቃል ሂወት የስምዐና🙏❤️🔐💒✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይ ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩ ።ሰሚዕካ ዘይቲጽገብ ልቢ እተረስርስ መዝሙር
Zmare qdusan melaekti zteqebele zmarekum yqebel nay agolgulot zemenkum ybark fetari
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
Amen Amen Amen Zemarie Malekti yesmalna.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ ያስመዐልና ኣሕዋተይ ዕድመኩም ይንዋሕ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ብሓቂ ልዕሊ እቲ ልሳና ኽገልጾ ዘይ ኽእል ኽብርን ምስጋናን ንልዑል ኣምላኽና ይኹን ።
Amen amen amen zemare melakit yesmlna Egzabher amlak xegu yebzhi behaqi des zebil
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ፍቁራት ኣሕዋተይ ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ🙏💟🌹😘
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል። ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና አሕዋትይ ማዓረይ ፀጋ ኣምላክ ይበዝሕሎኩም አሕዋትይ ማዓረይ ክንደይ ደሰ ተበለ የኔ መርች
Amen amen amen zmarie melakti yesmalna amlak xegu yebzhalkum
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና🙏🙏 ዛመእተዊት ለላ መዝሙር ሙልእቲ መን ኢለ ክረክባ ይክእል🥰
Sorrry ane eka ayfeletkwan ane wn ydelya eye
Bitami azuyu hiwet zihib mezimur amlak yihalikum haliwulna do❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍትዋተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሁወት ይስማልኝ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም መዘምራን የሕዋተይ ናብ ቤቱ ብሰላም የራኽበና።
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዞም የሕዋተይ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለኣኽቲ የስማዓልና ኣሕዋትና
Bhaki team zimare, zimare melakit yesmaelna, xegu yebzihalkum.
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ፍቁራት አሕዋተይ ብሓቂ "'ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ"ዳዊት 133 (Psalms)1፤ እንሆ፣ ኣሕዋት ብሓደ ሓቢሮም ኪነብሩስ፣ ክንደይ ሰናይን ክንደይ ጥዑምን እዩ።
ሰላም ዉሰናይ ክብራተይ ብሓቂ ይክበር ይመስገን ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክና ደጊመ ደጋጊመ ዝሰምዓ መዝሙር ዕድመን ጥዕናን ይሕዋት ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆናታተይ 🙏🙏🙏
አሜንአሜንአሜንዝማሬመላእክትያሰማልን ተሰምቶማይጠገብ መዝሙር ልዑልእግዚአብሔር አምላክፀጋው ያብዛላቹ እግዚአብሔርይስጥልን ወንድማቸይ ፍቁራተይ
Amen Amen zemarie zemarie melaikt yesmealna berukatey xegeu yebzehalkum Amlak 🙏🙏🙏
Amen amen amen zmara malakt yasmana.
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኣሕዋተየ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ❤🌿
Zmare melakt yesmalna kburat yhwat nlbi zeresrs mezmur asmikumna🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna Kuburat Ahwatna Xegeu yebzhalkum Nay Emebrhan Nxhte Nxuhan Adiena dngl Mariam xolotan bereketan Amaldnetan msana yikun Nay kulom qidusan msana yikun ❤❤❤🎉🎉🎉🙏🏩✝️🌹🇪🇷💯👏👍
Amen Amen Amen Egzabher xega ab resi xaga yebzahalkum yehwatey
Amen amen amen xegiu yebzihalkum yehwat habirom kizmuru senayit tiumn fiqad amlakna u 🙏🏿💕
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸጉኩም
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna nay agelglot zemenkum luel getari ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 ዝማረ መልኣኽቲ የስመኣልና 🙏🙏🙏
ዝማሬ መኣክቲ የስመዐልና🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna amlak xegu
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልብ መእተዊ ዘሎ መዝሙር ስሙ ንገሩና
Amen amen amen kal hiwet yesmalna
Amen amen amen zemare melaukti yesmealna fkrat yehwatey
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም አሕዋተይ
Amen amen esyyyyyyyy zmare melaekt yesmalna ❤❤💒✝️💒
Zmare melakti yesmalna ♥️🙏
ሰላም አምላክ ንዓኩም ይኩን ክቡራት አሕዋተይ እታ ምስጋና ይግበአካ እትብል መዝሙር አብ መጀመሪያ ዘላ እባ እንተልያትኩም ብምልእታ ልኣክለይ ፍቁራተይ
ruclips.net/video/tZ8JFk9TqeA/видео.html
Zmare melakt yesmalna
ዝማሬ መላክት የሰምዕልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
Temesgen amlake🙏❤
Zimre melakiti yesmana
Temeagen Guaytay🙏🙌
EllllllllllEllllllElllllllTsega yebzhalkum ahwatey
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏
ከመስግነካ የ
Bless you guys
❤❤❤❤
🤲❤🙏
❤🍀
ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና
Amen Amen Amen zmare malakti yesmealna yehwat Amlak xega yebzehalkum
ከመስግነካ'የ
ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳ'በልኩ፡
ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቓዕኩ፡
ስለ'ቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ናዓይ ጎይታ፡
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኾፍሎ ውሬታ።
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸውዒካኒ፡
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ።
እወ'በቲ ክፉእ ጽያፍ ግብረይውን ከይፈረድካ፣
ምሕረት ገበርካለይ ብፍቕሪ ሪኢኻ፡
እንታይ ኢለ እየ እሞ ኣነ ከመስግነካ፡
ክንገር ኣይክእልን ድንቂ'ዩ ስራሕካ።
ኣዝ______ከመስግነካ'የ
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸውዒካኒ፡
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ፡
ኣነ' ዓቕሚ የብለይን ውዕለትካ ክገልጾ፡
ጸጋኻ ኣብዝሓለይ ንልበይ ህነጾ፡
ብማኅሌት ውዳሴ ብጸሎት ቅዳሴ፡
ኣብ መቕደስካ ቆይመ ፍቕርኻ ለቢሴ፡
ኣዝ___
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸውዒካኒ፡
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ፡
ነቒለ ኣለኹ'ንሓቂ ክምስክር ክስውእ ሂወተይ፡
ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታተይ፡
ናይ'ዛ ዓለም ፍቕሪ ኩሉ ሓላፋይ'ዩ፡
ንዓይ ዝሕሸኒ ምሳኻ ምንባር'ዩ።
ኣዝ__
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ፡
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዒካኒ፡
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባይ ኣሊኻዮ፡
ዓይነይ ኣብሪህካለይ ምድሓንካ ክርእዮ፡
ንዓ'ሓግዘኒ ኣምላኽ ጀሚረ ክፍጽም፡
ኣብ ቤትካ ኣንብረኒ ክዓስለኒ ሰላም፡
ከም'ቲ ዝጸዋዕካኒ ንዓይ ንባርያኻ፡
ንድሕሪት ከይጥምት ሓልወኒ እኻ።
ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካና፡
ካብ ባቢሎን ናብ ከንኣን ጸዊዒካና፡
ነቲ ረሳሕ ካባ ካባና ኣሊጊስካዮ፡
ዓይነይንና ኣብሪህካልና ምድሓንካ ክርእዮ፡
እወ'ከመስግነካ'የ ተመስገን እንዳ'በልኩ፡
ውሉድካ ክብሃል ኣነ ካብ በቓዕኩ፡
ስለ'ቲ ዝገበርካለይ ኩሉ ናዓይ ጎይታ፡
ካብ ምስጋና ሓሊፈ የብለይን ዝኾፍሎ ውሬታ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን የቀንየልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
I have
አሜን አሜን አሜን❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬማላእኽት የስመዓልና ንእግዚኣብሔር ዘመስግን ልሳን ይሃበና ።
Amen Amen Amen kemesgnekA eye temesgen EnAbeLku wuLudkA kbehal. Abzi kabekaeku sleti zgeberkaley neay kulu. Neay goytaye kab msgana halife. Yebleyin zkeflo wuleta👏😍🥰😍👏🙇♀️👏🙏🙇♀️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰Zmare melakt yesmeaLnA elllllllllll elllllllllll elllllllllll elllllllllll Asey kuburatey
Amen Amen Amen temesgen amlakeyyy kemesgneka ye
ኣሰይ እዛ መዝሙር ደስክትብለኒ ኣሜን ዝማሬ መላኽት ይስማዓና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምዓልና ተመስገን ኣምላኸይ ጸጌኡ የብዝሓልኩም ይሕዋተይ ኤልልልልልልልልል ኤልልልልልልልልል ኤልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት ያሰመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ደሰሰሰሰሰዝብል ዘዕግብ ዩ
ኣሜንኣሜንኣሜንኣሜን ዝማሬ መላእት ያስመዐልና🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ኣሜን እግዚኣብሄር ንስሙ እተመስግን ልሳን ይዓድለና
አሐድሽካ ፣ ከበሮ ፣በገና ፣ አድምቕ አቢልካ ፣ሰርሕካ ከም ሓድሽ ሰርሕካ ፖስተልና
አሜን አሜን አሜን👏👏👏እግዚኣብሄር ንስሙ እተመስግን ልሳን ይዓድለና🙏🙏🙏♥️♥️♥️
ዝሜሬ መላእኽቲ የሰመዐልና
ኣሜን ኣሜንኣሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስማልን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብራት ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna qdus Egziabiher amlak xegue yebzhalkum kburt ahwat negziabiher kenmesgen bxegue ydegfena emebrhan weladit amlak beamaldeneta tdegfena
አሜን (3)ቃል ሂወት የስምዐና🙏❤️🔐💒✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይ ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩ ።ሰሚዕካ ዘይቲጽገብ ልቢ እተረስርስ መዝሙር
Zmare qdusan melaekti zteqebele zmarekum yqebel nay agolgulot zemenkum ybark fetari
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
Amen Amen Amen Zemarie Malekti yesmalna.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ ያስመዐልና ኣሕዋተይ ዕድመኩም ይንዋሕ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ብሓቂ ልዕሊ እቲ ልሳና ኽገልጾ ዘይ ኽእል ኽብርን ምስጋናን ንልዑል ኣምላኽና ይኹን ።
Amen amen amen zemare melakit yesmlna Egzabher amlak xegu yebzhi behaqi des zebil
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ፍቁራት ኣሕዋተይ ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ🙏💟🌹😘
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል። ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና አሕዋትይ ማዓረይ ፀጋ ኣምላክ ይበዝሕሎኩም አሕዋትይ ማዓረይ ክንደይ ደሰ ተበለ የኔ መርች
Amen amen amen zmarie melakti yesmalna amlak xegu yebzhalkum
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና🙏🙏 ዛመእተዊት ለላ መዝሙር ሙልእቲ መን ኢለ ክረክባ ይክእል🥰
Sorrry ane eka ayfeletkwan ane wn ydelya eye
Bitami azuyu hiwet zihib mezimur amlak yihalikum haliwulna do❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍትዋተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሁወት ይስማልኝ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም መዘምራን የሕዋተይ ናብ ቤቱ ብሰላም የራኽበና።
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዞም የሕዋተይ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለኣኽቲ የስማዓልና ኣሕዋትና
Bhaki team zimare, zimare melakit yesmaelna, xegu yebzihalkum.
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ፍቁራት አሕዋተይ ብሓቂ "'ከመስግነካ እየ ተመስገን እንዳበልኩ"
ዳዊት 133 (Psalms)
1፤ እንሆ፣ ኣሕዋት ብሓደ ሓቢሮም ኪነብሩስ፣ ክንደይ ሰናይን ክንደይ ጥዑምን እዩ።
ሰላም ዉሰናይ ክብራተይ ብሓቂ ይክበር ይመስገን ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክና ደጊመ ደጋጊመ ዝሰምዓ መዝሙር ዕድመን ጥዕናን ይሕዋት ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆናታተይ 🙏🙏🙏
አሜንአሜንአሜንዝማሬመላእክትያሰማልን ተሰምቶማይጠገብ መዝሙር ልዑልእግዚአብሔር አምላክፀጋው ያብዛላቹ እግዚአብሔርይስጥልን ወንድማቸይ ፍቁራተይ
Amen Amen zemarie zemarie melaikt yesmealna berukatey xegeu yebzehalkum Amlak 🙏🙏🙏
Amen amen amen zmara malakt yasmana.
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኣሕዋተየ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ❤🌿
Zmare melakt yesmalna kburat yhwat nlbi zeresrs mezmur asmikumna🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna
Kuburat Ahwatna
Xegeu yebzhalkum
Nay Emebrhan Nxhte Nxuhan Adiena dngl Mariam xolotan bereketan Amaldnetan msana yikun
Nay kulom qidusan msana yikun
❤❤❤🎉🎉🎉🙏🏩✝️🌹🇪🇷💯👏👍
Amen Amen Amen Egzabher xega ab resi xaga yebzahalkum yehwatey
Amen amen amen xegiu yebzihalkum yehwat habirom kizmuru senayit tiumn fiqad amlakna u 🙏🏿💕
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸጉኩም
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna nay agelglot zemenkum luel getari ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 ዝማረ መልኣኽቲ የስመኣልና 🙏🙏🙏
ዝማሬ መኣክቲ የስመዐልና🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna amlak xegu
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልብ መእተዊ ዘሎ መዝሙር ስሙ ንገሩና
Amen amen amen kal hiwet yesmalna
Amen amen amen zemare melaukti yesmealna fkrat yehwatey
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም አሕዋተይ
Amen amen esyyyyyyyy zmare melaekt yesmalna ❤❤💒✝️💒
Zmare melakti yesmalna ♥️🙏
ሰላም አምላክ ንዓኩም ይኩን ክቡራት አሕዋተይ
እታ ምስጋና ይግበአካ እትብል መዝሙር አብ መጀመሪያ ዘላ እባ እንተልያትኩም ብምልእታ ልኣክለይ ፍቁራተይ
ruclips.net/video/tZ8JFk9TqeA/видео.html
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Zmare melakt yesmalna
ዝማሬ መላክት የሰምዕልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
Temesgen amlake🙏❤
Zimre melakiti yesmana
Temeagen Guaytay🙏🙌
Ellllllllll
Ellllll
Elllllll
Tsega yebzhalkum ahwatey
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏
ከመስግነካ የ
Bless you guys
❤❤❤❤
🤲❤🙏
❤🍀
ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen zmare malakti yesmealna yehwat Amlak xega yebzehalkum