As Eritreans to people like monica and dahlak and others with identity crisis we don't to be at their level with our emotions. All we need to do is hold them all accountable!! Victory to the masses of Eritrean people!!🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🙏
FELEFEL TV SHOWS THAT IS VERY POPULAR THANK YOU BINNY THE SUPER MAN THANK YOU ERTRIA IS ALWAYS PROUD OF YOU And FOREVER WILL BE PROUD OF YOU AND FOR THE REAST BLESS and protection
ናይ ብሓቂ, ኣንስ ናይዛ ሰበይቲ እዚኣ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ፍርሃት አዝግኣብሄር ዘይ ብላ, አንታይ እያ ሕዛትላ እዛ ነብሳ ክንድዚ, ዝገበርካ ገርካስ ይቕረ በብሉለይ, ኣድጊ ተሓጺቡ ናብ ሓመዱ, ዓሻ ተማዒዱ
ናብ ልማዱ ድዩ ዝብሃል, ባዓል ኣመል ልማዱ ኣይ ገድፍን አዩ.
አቱም ሰባት ዓሻ አይኾነትን እዛ ረሳሕ አብ ህጊ ክትቀርብ አለዋ
ፂልልቲ ናይ አታሀሳስባ ድክነት ዘለኪ ስዲ ከመይ አታአባብያ ኢኪ አቢኪ እግዚዮ ምህረት የውርደልኪ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም ፍል ፍል ሓዉና ተደጋጋሚ ሶሪ እዳበለት እዛሰብ አዚኣ ናብ ሕጊ ኽትቀርብ ኣለዋ ዛኣኽለን ጥሒን ባዓለ ማርያም ይብላ ሰራዊት ኤረትራ ከተጸልም እዳወዓለት ከምኡ ዝባሃል የለን ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤
ብሓቂ ብዝሒ ተኸታተልቲ እዩ ናብ ዘዕብዳን ዝወስዳ ዘሎ ንሞኒካ።
As Eritreans to people like monica and dahlak and others with identity crisis we don't to be at their level with our emotions. All we need to do is hold them all accountable!!
Victory to the masses of Eritrean people!!🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🙏
Thank you brother and to Zemach too..hivva Eritrea.
Buongiorno caro filfil tv eritrea ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉 ጽቡቕ/በርትዕ ቀጽሎ ።ፍልፍል መዲያ።❤
Welcome Wedi Eri . Thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪and congratulations BINI 🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይቅረ ዘመድ ኣይለመድ ይኣክል ዝገበርካ ጌርካ ይቅረታ 😢😢😢😢😢 እዝ ሕጊ ጥራይ ኢዩ ዘዐርዮ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Naybhaki hzi tkreb medenagerit eya
Forza Biniam e Forza Intermarche Team 🚴♂️🚴♂️🇪🇷💪
Welcome wedi Eri jegna Filfel Tv keep up serve our country 🇪🇷 🙏 ♥️ 🙏🇪🇷
FELEFEL TV SHOWS THAT IS VERY POPULAR THANK YOU BINNY THE SUPER MAN THANK YOU ERTRIA IS ALWAYS PROUD OF YOU And FOREVER WILL BE PROUD OF YOU AND FOR THE REAST BLESS and protection
አብ ስራሕካ አሳልጦ እምነየልካ ፍልፍለይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERITREA. We do know our history very well enough. Thanks
መርሓባ ካቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሐባ ማዕበል ምስ ሐሳብካ ይሳማማዕ እየ ይቕሬታ ትበል አይትበል አብ ሕጊ ክትቀርብ አለዋ።
Bravomahbel💐💐💐💐💐💐❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹✅
🙏🏾Filfil ambesa❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪♥️♥️♥️♥️
Filfil felafila ❤🎉❤🎉❤🎉hubun Eritreawi
Wow wow assay eritra went kubur mennet yes ❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
Zelealemawi zikri Nisemaetatna 🙏 🙏 🙏
Eritrawnet kubur Mennet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤
Awet Nihafash ✊️ ✊️ ✊️
Anbesa enjera ezgi bilae hawey mesreyyy ❤️👍🇪🇷
መርሓባ ፍልፍል 🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷
Well done! Useful information news report. 🙏🇪🇷🐪💪✌️👏🏆👍🙏🇪🇷👆
Thank you brother ❤
Bini🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏Bini
Ciao kubur hawna ❤❤❤
Waww amazing work 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯🙏
ልክዕ ኣለኺ ጓል ሻዕብያ ናይ በሓቂ ጓል ሻዕብያ እንዶ ልበኡ❤
ኣነ ኣደ እየ እዚ ናይ ሞኒካ ግዕዘይ ዘለፋ ኣነዋሪ ብድሕሪ መጋረጃ ገለ ኣለዎ ብይቅሬታ ክሓልፍ የብሉን ብሕጊ ክውዳእ ግቡኣ ክትረኽበሉ ኣለዋ 4።
ንሃገና ብኹሉ ፈቲኖም ኣኦኮለሎምን
ሕጂ ድማ ብደብሪታትና ምርኻስ ዕገብ4።
ኣገናዕ ጓል ሻዕብያ👍👏👏💐
Zelalemawi zekeri kibrien nesmatetena wetru Eritrawinet kubur Meninet wetru awet Nehafash ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯
Hakikum abona
ቡሩኽ ሰንበት ደቂ ሪመይ:እዞም አርካናትስ ዓለምና እካዬም:ደቂ ኤረይ ንፍለጦ ነፍቅሮም ነኽብሮም ሕድሮም ንረከብ:ኤርትራዊነት ኩቡሩ መንነት:ዓወት ንሐፋሽ.🙏🏽🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
❤❤❤❤❤❤❤❤ ጀግና ንሽቶ ሓዉና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kale hiwet yesmealina
ሃላይ በሃም ብሃይማኖት ጸወታ የለን. ሕጊ ኣምላክ ይፍረዳ
❤🇪🇷❤yes❤
Amlak Eritrea hageray ybrklina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏⛪🕌
ኢዛ ሃላይ ብወግዒ ክትቅጻዕ አሎዋ ሰባብ ኢያ። ጽቡቅ መደብ ወዲ ኤረይ ጂግና።😭😭😭🙏🙏🙏
Wed Eritrea 🇪🇷
ፊልፊለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Anbesa Filfil wedi Erey jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለሂወት የስማዓልና
ቢኒ ጀግና ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብምሕርቱ ይጠምተና ናይ ባሓቂ ብጣዓም እዩ ዘሕዚን ዓገብ ዓገብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቅንዕት እያ ኣቦታትና ግብሪስዶም ኣይኮንኩን እኳ ዳኣ ስለ ሓጥያትና ዝጽልዩ እዮም ሞንካ ሃላይ ንሕና ግን ትሕቲና ይሃስየና ኣሎ ደቂ ኦርቶዶክስ ናብ ሕጊ ክትቀርብ ኣለዋ😢😢😢😢😢😢😢😢
እሜን ፍልፍል ድምጺ ኣምበሳ ንበረልና ጅግና❤🎉🇪🇷🌹🇪🇷
ኣሜን ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና
አጆካ ጅግና
ተዓወት ኣበሳ ጹቡቅ ኣርእስቲ ቀሎ ኣጆዃ፡ እዘን ተጸለላን ጹዩፋትን ኣድራሽኤን ዘፍለጥ ፎእ ይበለን ኣምላኽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯💯💯🌾🌿💐🌾🌿💐🌾🌿💐✊🙏
ፍልፍለይ መርሓባ🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Thanks filfil media keep going🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Filfil tv ɓtaemi eye zednkeka hayal seb ❤love you wedi Erey ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Wowww deki Erey 🇪🇷 👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼❤️🙏😇 Bini 🇪🇷 👏🏻 ❤️ 🙏
ናብ ሕጊ ትቅርብ ትማሃር ዝአክላ መልእክቲ ትደሊዮ ሐማሐላሊፍ እያ እዛ ዕሻ
ዓሻ አይኾነትን "ዓሻ መሲልኻ ድራሮም ወዳአሎም" እዩ። እዛ መበለት ስዲ አብ ህጊ ክትቀርብ አለዋ።
Amen amen bshiratka titam filfil
Exactly neti bdhri zi zseb gega abnet kitkewn alewa .
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቁዱሳን መራሕቲ ሃይማኖትን ቃለ ሂወት የስማዓልና ፈጣሪ🙏🙏🙏
ንነብሳ ኣምላኽ ይቅረ ይበለላ ብስጋኣ ግን ሕጋዊ ስጉምቲ ክውሰደላ ብስም ቤተ ክርስትያን ሓደራ ንብል
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ማዕበል ሓወይ ናይ ብሓቂ እቲ ሓቂ ንሱዩ ኣቡ ጥራይ ንጽናዕ ናይ ሓሶት ይቅሬታ ዩ ።ገና ንሳ ግና ኣብ ላግጽን ገንዘባ ብምትላል ኣብ ምክዕባት ያ ዘላ ውሕሉል ዝመስል መርዚ ናይ ተመን ትነዝሕ ከም ዘላ ኣይትዘንግዑ። ኣቦናውን ኣቅሊልኩም ብምራይኩም ናይ ብሓቂ ሓዚነ ምክንያቱ ንሳ ሕጂ ነዚ ስሚዓ መሊሳ ያ ክትሻድን 😭😭😭
እግዚኣብሄር ከምዝገደፈላ ከመይ ጌራ ፈሊጣ።ሓቃ እያ ግን ክትገብሮን ክትዛረቦን ዘይርዳኣ ጓል ኣድጊ ምዃና ስለትፈልጥ ንእንሣ ድማ ከምዘይሕዘሉ ፈሊጣያ።
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷👍👍👍
ፍልፍል ቲቪ ሓወይ ናይ ብሓቂ የመስግነካ ካብ ኩሉ ንስካትኩም ኣብ ሚዲያ ስለ ዘለኩም ዓቢ ግደ ኣለኩም ከይንሓምቅ ደቂ ተዋህዶ ብዕቱብ ክንሕዛ ኣለና ናብዛ ሰብ ኢዚኣ ዝከታተል ላይክን ሳብስክራይብ ዝገብርን ድማ ደምን ዓጽሙን ናይ ጎይታናን መድሓኒናን ከምዝረገጸ የ ዝሪኦ ።😭😭😭
ወትሩ ሃገረይ በል ኤርትራዊ መትከላዊ 🇪🇷
❤
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣምላኽ ንሃገርና ንህዝብና ይባርክ ጾሎት ህዝብና ኣይፈለየና ንቢኒ ሓውና ፈጣሪ ዕድሜ ጥዕናን ይሃቦ ❤️🇪🇷🇪🇷⛪️🕌⛪️🕌🤲🤲🤲🇪🇷🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌹🌹💯💯👌
ሕጋዊ ስጉምቲ ክውሰደላ ኣለዎ
ዓሰርተ ግዜ ይቅረታ ብዝዓባ ሃገርን ህዝብን ክብርታት ተዛሪብካ ምካድ የለን
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
አሜን!!!!!!!!!
Absolutely 💯💯💯💯💯💯 Meabel💯💯💯💯💯 bi ykre zhlef aykonen never never never. even now she is pretending like she feel regret💔
Bini🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯✅✅✅ ኤርትራ ንኤርትራውያን ሕዝብን ስዉኣት ኣልዋ🇪🇷💯✅✅♥️♥️♥️
I call you the first world media❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen amen amen filfil media❤🙏🙏🙏
My herooooooo 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ከምቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብጸላእቲ ዝተመወለ ፍሊም ግብረሶዶም ንኽጥጥዕ ዝተፈተነ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተገትኤ እዚ ናይ ሞኒካ ክኣ መቀጽልትኡ ኢዩ ።ኩሉ ኢርትራዊ ክነቅሓሉ ኣለዎ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ እዛ ሰበይቲ
ልእኽቲ እያ ትመስል
❤❤❤🎉🎉🎉🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ መርሐባ ደቂ ኤረይ
Merhab 🇪🇷 jagna wadi eriyyy fle fle TV xeime demets 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድሃይካ አይትሐባእ ፍልፍል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤yes
ዝኣኽለካ ጥሒንካ ባዓለ ማርያም ኣብ ዝለዓለ ሕጊ ብምንም ዓይነት ኣብ ሕጊ ክትቀርብ ኣለዋ
Welcome Deqi Eriyyyy 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Buruk qudusn mealti ygberelna amen amen amen 🙏🙏🙏💕
Mrhaba Mrhaba ❤
🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba filfil Wedi Jeganu ♥️🇪🇷🙏💕 Bini jegna Proud of you Wedi Jeganu Bini 💕🙏🇪🇷♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💕💕🙏🇪🇷♥️
ፍልፍል ሜዳ ጽቡቕ መግለጺ good job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
Filfil🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🙏kalhiwt yesmana
Vi älskar dig lilla bror ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሃላይ ብይቅርታ ዝሐልፍ አይኮነን ጉሐፍ ሃላይ ኮምኡ ዝባሃል የለን ገልዒ ዝኮነት ጋል
ንዛረቦ የብልናን ❤❤❤❤❤❤
Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ፍልፍለይ ❤🙏🇪🇷❤🙏❤
ሓንሳብ ተጋጊኻ ኣብ ሃይማኖት ንገዳም ዝጸርፈ ውጉዝ ኣኸለ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
Yes
አጆካ ወዲ ኤርትራና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘርኢ ኣብ መሬት ምስተዘርአ ኢዩ ዝቦቁል
እዛ ሰብ ነቲ መርዛም ዘርኢ ዘሪኣ ይቕረ እንተበለት ናይ ይምሰል ይቕረታ ኢዩ
እቲ መርዚ ናብ መንእሰያት ነስኒሳቶ ኢያ
አነ ከማን ምሰ ሐሳብካ ይሰማማዕ ኢየ ኢዛ ሐሳዊት ሰብ አብ ሕጊ ክትቀርብ አለዋ
✍🇪🇷✍🇪🇷✍ዶክቶር ኣለምስገድ መጽናዓቲ ጽሑፍካ ወትሩ ተጸበይቲ ኢና💪
👍👍👍👍👍👍🙏
Nay memiharan memihir kibrt yihablna kemaka ybzihu❤❤❤❤
AWET NHAFASH 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷