ኤርሊን ሃላንድን ማንቸስተር ሲትን ብ5ይ ማርሻ ምብጋሶም // ኣርሰናል ንውሳነታት ደያኑ ዘይተቐበለትሉ ግጥም
HTML-код
- Опубликовано: 18 сен 2024
- 1. ማንቸስተር ሲቲ 100% ኮይና ናብ ሃገራዊ ጸወታ ምምርሓ
2. ኤርሊን ሃላንድ ዘመዝግቦ ዘሎ ብዝሒ ሸቶታት ኣበይ'ዩ ከኽትም?
3. ደክላን ራይስ ትግብኦ ቀያሕ ካርድ ድዩ ወሲዱ?
4. ድሕሪ ቀያሕ ካርድ ኣርሰናል ፈጺማ ዝደኸመትሉ ቅቡል'ዶ ነይሩ?
ጽቡቅ ትንታነ ኤማ&ሄኖክ❤
Citizens top of the league 💙 👏
ድምጺ ማራ ትሒቱ ኣሎ ኣብ ቀጻሊ ቁሩብ ድምጺ ወስኹሉ
የቀንየልና ኤማ ምስ ሄኖክ ጽቡቅ ትንተና ❤❤❤
❤❤🎉🎉🎉pls keep it up ema and henoka
ጡዑማት ደሃይ!!! ዕድመ የሃብኩም
Welcome Emawiiii & Heni 👍👍👍
Welcome back deqi eritrean ❤❤❤❤❤
Tanxx ama and hienok
❤❤❤❤❤❤❤
Aguero 12 hatrik eyu zelewo halland ayerkebon
The final boss cityzens💙🔵💙 there we land 5 in a row🏆🏆🏆🏆🏆🫵
Welcome ema and henoga❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Xbuk tntena Emma hawey kexlwo”
Halland bejakum habulna bejakim eta werqi chama
Merhaba ab awela rekibeya teumat dhay
ኤማ ግን ስለምንታይ እታ ኣብ ፔናሊቲ ብኢድ ዝተመልሰት ዘይዘከርካያ ኣይተረድኣንን
ብመጀመርያ ብቐጥታ ዝመሓላለፍ መደብ ምጅማርኩም ከመስግነኩ እደሊ። ከም ለበዋ ከመሓላልፎ ዝደሊ ድማ ሕቶታት ሰዓብትኹም ኣብ ግምት እንዳ ኣእተኹም መልሲ ምሃብ ክትክእሉ ኣጽበ።
ኣብ ሓሳበይ ክኣቱ፡ ኣርቴታ ይኹን ኩሎም ተጻወትቲ ዝሃብዎ ርኢቶ ቅቡል ኮይኑ ረኺበዮ። ምኽንያቱ #ፍትሒ ዚብል ሓሳብ እዮም ኣቕሪቦም። ዳኛ ማለት ድማ ነዚ ዘማልአ ምስ ዝኸውን እዩ ዝዳንየካ። ብሓቂ ዘበሳጪ ኣብ ካልኦት ክድገም ዘይትደሎ ዓይነት ዳንነት እዩ። ግን ድማ #ራይስ ከም ዓብይ ተጻዋታይ መጥን ወይ እቲ ኩነተ-ኣእምሮ ዝብሃል ኣምር ክጥቀመሉ ኣይተራእየን። ሕጊ #FA ከም ዘመልክቶ ጊዜ ዘጥፍእ ተጻዋታይ ብጫ ክውሃብ ከም ዝሓገገ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ግን ድማ #ፔድሮ ዝሃረማ ካብ ሕንጻጽ ወጻኢ ብልክዕ ከምቲ #ራይስ ዝፈጸሞ ጥፍኣት እያ።
ኣብ ጉዳይ #ፓርተ ፈጺመ ኣብ ሜዳ ክርእዮም ዘይደሊ ተጻዋታይ እናኾነ ይመጽእ ኣሎም። ምኽንያቱ ኣብ ሰለስቲኡ ጸወታ፡ ኣብቲ ዘደንቕ ብቕዓት ዘይምህላዉን፡ ብትተደጋጋሚ ተጻወትቲ ሰንጢቖሞ ብምሕላፍን፡ ቁጽሪ 6 ማእከል ኣርሰናል ኣብ ምልኽት ሓደጋ ኣትዩ ይርከብ። እዚ ድማ #ንራይስ ኣብ ሓደጋ ከም ዝወድቕ ጌርዎ። #ራይስ ንዓይ #ቁጽሪ_6 እምበር #8 ኣይኮነን። ናቱ ኩነተ-ኣእምሮ (ሜንታሊቲ) ካብ ቦታ ምክልኻል ክሳብ ንቕድሚት ምጽጋዕ፡ ከም ድላይካ ኩዕሶ ሒዝካ ምጉያይ፡ ኣለኽለኽ ዝርብል ትንፋስ ዝወነነ፡ ነቶም ኣብ ማእከል ዘለው ኣንጻር ጋንታ ንኸዳኽም ዘለዎ ሓይሊ፡ ምሉእ 90 ደቒቕ ጎይዩ ዘይደክምን ህርኩት ሰራሕተኛ እዩ። #ኣርቴታ ግን ነዚ ክጥቀመሉን ክምዝምዞን ኣይረኣኽዎን። ስለዚ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ጸወታታት፡ ክልተ ብጫ ምስ ቀይሕ ግዳይ ክኸውን ተዓዚብናዮ። እዚ ድማ ነቲ ኣብ #ቁጽሪ_8 ዘሎ ተጻዋታይ ብናጽነት ክጻወት ዘኽእሎ፡ ብቕዓት #ቁጽሪ_6 እዩ። ምንቁልቃል ብቕዓት ፓርተ ድማ ውጽኢቱ ነዚ ይመስል። #ኣርቴታ ድማ ዘይንቀፍ ኣሰልጣኒ ኣይኮነን። ከምቶም ካልኦት #ተባዕ ኣሰልጣኒ ኣይኮነን። #30% ፍርሓት ዝዓብሎሎ ግጥም እዩ ዘካይድ። ኣብ መወዳእታ ካብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተዓዘብክዎ እንተ ደኣ ሃልዩ፡ ንሜዳና ከምቲ ዝህባ ዘይንጥቀመሉ ምዃንና እዩ። አቐንየለይ፡ ብጥዕሚ’የ ዘፍቅረኩም ❤። Come on Gunners 💪🏽
Aytgage bro tomas partey malet engine nay arsenal eyu ente belkwo ayganen eyu.behafesha arsenal kem qedema yelan .ane kea leli kulu zgremeni memxae nay raya eyu .begri zxawet delina eilu areta ane gn ksab hji begri kxawet ayreakun
ኤማ ን ሄኖክን ዝገርም ትንተና ቀፅልሉ
ms tottenham kebid xeweta yeblnan ama training yu zelena