'' ጽልዋ ትራምፕ ንክርስትና፣ ካብ ኣፍደገ ሞት ናብ መሪሕነት '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 6 ноя 2024

Комментарии • 65

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 8 часов назад +8

    እንኳዕ ብሠላም መጻእኩም መምህረይ❤🎉አማኑኤል አቦ ምሕረት ምሕረቱ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን✝️🤍🤲

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 8 часов назад +10

    ተመስገን ብመንፅር መንፈሳውነት እንተ ርኢናዮ ክርስትና እምነትና ዝኽበረሉን እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝምለኸሉን እዩ ተመስገን❤❤❤❤❤💙💙💙🌹🌹🌹🌹

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 8 часов назад

      ጌጋ ትራምፕ ጸላኢ ክርስትና እዩ።

    • @AG-qm7be
      @AG-qm7be 7 часов назад +1

      ብኸመይ ከምኡ ኢልኪ/ ኢልካ?

  • @fusfv877
    @fusfv877 56 минут назад

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ካሳሁን ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹💒💒💒🌹🌹❤❤❤❤❤🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @peacelove1806
    @peacelove1806 9 часов назад +6

    እንካዕ ብሰላም መጻእካ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ካሳሁን ሓወይ

  • @lukaslijam9325
    @lukaslijam9325 Час назад

    Amen amen memhrey kale hiwet yesmealna ❤

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei 28 минут назад

    Amen Amen Amen kale hiwot yesmealna kbur memhrna kem Egziabher fkad ykun elna sik belna.

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 24 минуты назад

    Egziabher. mehaeret. Aurdelena. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @rahiletesfay2985
    @rahiletesfay2985 Час назад

    Amenn kalie hiwet yesmalna memhrna

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei 45 минут назад

    Egziabher ymesgen Amen Amen Amen 🙏

  • @selamnuguse-x4m
    @selamnuguse-x4m Час назад

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna

  • @SelamHabtemariam-d3c
    @SelamHabtemariam-d3c 6 часов назад +3

    ❤❤❤❤❤ Amen Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏 kale hiwet yesimslna hauna

  • @marthakidane8329
    @marthakidane8329 6 часов назад +1

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmialna memhrna egziabher agolgulotkum yibarek ❤❤❤

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 2 часа назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር 💐❤️❤️❤️❤️💐❤️

  • @makilove6390
    @makilove6390 5 часов назад +1

    ኣቤቱ የሰራዊት ጌታ ካብ ሰይጣናዊ ኣሰራራሓ ኣዉፀአና ድምፂ ህፃናት ስማዕ😢 እግዚኣብሄር ኣቦይ ብምሕረትካ ስደድ🙏

  • @Ostirch
    @Ostirch 28 минут назад

    ኣምላክ ሓይሉ ይሃቦ ብሰላም ክመርሓ ነዛ ዓለም

  • @meazaabrham2629
    @meazaabrham2629 2 часа назад

    Amen amen amen kalehiwet yesmealna memher kasahoney ❤❤❤❤

  • @BitaniaNatna-4yx
    @BitaniaNatna-4yx 6 часов назад +2

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣነ ውን ብጣዕሚ እየ trump ክምረጽ ዝጽበ ኔረ ብዓይኒ ክርስትና በታ ናይ ሰዶም ኣብ ትምርቲ ዘሎ ክኣልዮ እየ ስለዝበለ ደቅና ውን ስለዘገዱስና ካልኡ ባዕሉ ይፍለጥ ሂወት ይዓቢ ኣምላኽ መገዲ የማን ይምረሓዮም ንኹሎም ኣብ ንግስነት ዘለዉ ኣምላኽ ኣቀዲሞም ክሰርሑ 🙏

  • @LieltiyGirmay
    @LieltiyGirmay 9 часов назад +2

    Haymanotna kab moti adhnwo temesgen ❤❤

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 8 часов назад +4

    ኣቱ ይሕዋትና ንኡ ኢንዶ ናብ ኣምላክ ንመለስ ግዜሕማቅ ኢዩ ዘሎ ሸላል ኣይንበል ማልቲ ምድሓን ሕጂ ኢያ ጽባሕ ኢንታይ ንከውን ኣይንፈልጥ ኢና ፍትወት ኣለም ን ሓጥያት ኢዩ ውህበት ጸጋ ኣምላክ ግን ብጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ናይ ዘል ኣለም ህወት ኢዩ ሞ ነስተው አል ሸለል ኣይንበል ንጸሊ

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ❤ፈጣሪ ሚስጥረ ጥበቡ ይግለፀሉ 🙏

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 3 часа назад

    Amen Amen Amen 🙏 ❤

  • @meron520
    @meron520 9 часов назад +1

    Enkae be dehan mexaeka kibur memhrna ❤❤❤

  • @BiniamTesfay-ke5hq
    @BiniamTesfay-ke5hq 6 часов назад

    Egziabiher btramp gieru alemna nab nubur hiwet ymleselna❤❤❤

  • @habentesfatsion6377
    @habentesfatsion6377 6 часов назад

    Kale hiwet ysmalna memhrna 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Mariektruitt
    @Mariektruitt 5 часов назад

    Thank you Jesus 🙏🏽

  • @SelamHabtemariam-d3c
    @SelamHabtemariam-d3c 6 часов назад

    Thanks 👍

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 4 часа назад

    ካሳሁን ሓውና ናይ ሎሚ መራሕቲ ዓለም ብእምነት ኣምላኽ ከምቲ ንትራምፕ ዝሃብካዮ ግምት ክኾዉን ይምነ ግን ንግዜ ንሃቦ እምበር ኣነስ ክርስቲያን ከም መሳርሒ ይጥቀምሉ ኢዮም ይብል ስለዚ ኩሉ ሰናይ ክኾነልና ናብ እግዚኣብሔር ብጸሎት ንለምን

  • @aziebtewelde1738
    @aziebtewelde1738 Час назад

    🙏🙏🙏

  • @berhanberaki5045
    @berhanberaki5045 8 часов назад

    ሰላም መምህር ካሳሱን እምባየ

  • @ngstingstii1769
    @ngstingstii1769 5 часов назад

    Amennnn

  • @selamhaile8324
    @selamhaile8324 8 часов назад

    Amen 🙏

  • @BerhanGebra-tx8xf
    @BerhanGebra-tx8xf 9 часов назад +2

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ደቅ ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ❤❤❤

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 5 часов назад

    ❤️❤️❤️🙏🙏

  • @xoxo6891
    @xoxo6891 8 часов назад

    _ረቡኒ❤❤_

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 8 часов назад +1

    ብዛ አባ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ዋጋ ደሙ ንምድሓና ሙካኑ ምሃረና ካብ መጽሓፍ

  • @ቓል-ሜድያ
    @ቓል-ሜድያ 2 часа назад

    ቃል ሂወት የስመዓና ሓውና ኩሉኩም የሕዋተይ ድማ ሳብስክራይብ ግበሩለይ 😊

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret8188 3 часа назад

    🙏🙏🙏♥️♥️♥️🎉🎉🎉

  • @EdenMebrahtu-g6l
    @EdenMebrahtu-g6l 20 минут назад

    🎉🎉❤

  • @AbebaNegasi-e9d
    @AbebaNegasi-e9d 7 часов назад

    ❤❤❤❤❤

  • @ShewitKidane-y9l
    @ShewitKidane-y9l 4 часа назад

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hyaub
    @hyaub 3 часа назад

    Temdgen Amlakey

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 7 часов назад +1

    Thank u so much kasahun ❤❤❤

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 8 часов назад +3

    ካሳሁን ሓወይ ኩሉ ድራማ እዩ ኮ ናይ ብሓቂ ኣይኮነን ንህዝቢ ከታልሉ ዝገብርዎ እዩ፡ ትራምፕ ውን ከም ካልኦት ጸላኢ ክርስትና ሰዓቢ ዲያብሎስ እዩ።

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 часов назад

    አብ አምላኽ ዝአምን ደቂ አምላኽ ዝኾኑ ህዝቢ ትግራይን ዓለምን ክፅንቱ ፍቓድ ሂቡ?

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 часов назад

    መራሕቲ አሜሪካ አብ እግዚኣብሔር ናአምን ኢና ይብሉ ግና አብ ዶላር አሜሪካ ዘሎ ናይ ኢሉሙናቲ አርማ ንምንታይ ዘያአልዩዎ?

  • @berhanberaki5045
    @berhanberaki5045 8 часов назад +1

    ኣዝማድ ኣለዉኻ ዶ ኣብ ጨዓሎ ሃዳድም?

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 часов назад

    አብ አምላኽ ዝአምን እንተ ኮይኑ ዳአ ንምንታይ ደቂ አምላኽ ዝኾኑ ፉጡራት ክፀርፍን ከናሹን ይውዕል
    ብቖርበት እምበር ብሰብነት ማአስ አሚኑ ይፈልጥ ቱራምፕ?

    • @makilove6390
      @makilove6390 5 часов назад

      ኩሉ ኣብ ኣምላክ ዝኣምን ጥዑይ ድዩ?

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 8 часов назад +1

    ክላ አ ሱቅበል ትራም ተመሪጹ ኢንካ አ ሃጎሰኩም ትብለም ባሉ ይፈልጥ ኣብ ኣምላክ ተጸጋ አ

    • @tedrosfisehaye849
      @tedrosfisehaye849 Час назад

      ኢሂ ብሩክ ካብ ኣምላኽ ርሒቀ ኣለኹ ኢሉካ ዲዩ ካሳሁን

  • @hagostesfamichael9737
    @hagostesfamichael9737 Час назад

    Hanti hto kihateka tramup Christian kionu nana ameti Christian entay tekimuna ezi kulu tigray kitefie greenlight zhabe baelu tramup endyu slezi tramup mimratsu netom dikatat hagerat azyu ketali eyu bflay nana eritrawyan tegaru tsegemna keyftah melisu kideksena eyu tramup arki welkemelekti eyu kem beal isayas aysemakan dika isayas dro enqae hagoseka elwo isayas kemas kemeu elu yfelt zlezi nhzbi shigru kinawah aytkalesu Christian amekinika aytzareb Christian kiona wela hade zgeberelna yelen entrfo nsu fkad zhabo kindey seb tefieu

    • @TixR-st8ei
      @TixR-st8ei 29 минут назад

      Natna mefthi nsha atina n Egziabher mlman eyu, please you need to understand everything is done by God permission we need to pray to God strongly.

  • @berhaneweldemichael2201
    @berhaneweldemichael2201 2 часа назад

    መናፍቃን ክርስትያን ዲዮም?

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 8 часов назад +3

    ኣቱ ይሕዋትና ንኡ ኢንዶ ናብ ኣምላክ ንመለስ ግዜሕማቅ ኢዩ ዘሎ ሸላል ኣይንበል ማልቲ ምድሓን ሕጂ ኢያ ጽባሕ ኢንታይ ንከውን ኣይንፈልጥ ኢና ፍትወት ኣለም ን ሓጥያት ኢዩ ውህበት ጸጋ ኣምላክ ግን ብጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ናይ ዘል ኣለም ህወት ኢዩ ሞ ነስተው አል ሸለል ኣይንበል ንጸሊ

  • @meksebtesfamaryam8232
    @meksebtesfamaryam8232 Час назад

    Amen 🙏🙏🙏🙏

  • @SamrawitHadush-b9u
    @SamrawitHadush-b9u 6 часов назад

    ❤❤❤❤❤

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 8 часов назад +2

    ኣቱ ይሕዋትና ንኡ ኢንዶ ናብ ኣምላክ ንመለስ ግዜሕማቅ ኢዩ ዘሎ ሸላል ኣይንበል ማልቲ ምድሓን ሕጂ ኢያ ጽባሕ ኢንታይ ንከውን ኣይንፈልጥ ኢና ፍትወት ኣለም ን ሓጥያት ኢዩ ውህበት ጸጋ ኣምላክ ግን ብጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ናይ ዘል ኣለም ህወት ኢዩ ሞ ነስተው አል ሸለል ኣይንበል ንጸሊ

  • @Letahmanot
    @Letahmanot 2 часа назад

    ❤❤❤