Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣቦታተይ ጹንዓት ኣብ ማሕላ ሰብ ጽኑዕ ልቢ!ኣብ ስራሕ ልዕሊ'ዚ ብኣፎም ዝዝንትዉዎ ዘለዉ ኣብ መሬት ይሰርሑ ፡ ይሃልኩን ላዕልን ታሕትን ይብሉን ከምዝነበሩን ዘካትዕ ኣይኮነን!! ምኽንያቱ ዝሰርሕ መንፈስ ስራሕን ተባላሕነት እምበር ዝዛረብ መልሓስ ብዙሕ የብሎምን ዝውንኑ ወለድና!!
I am absolutely 💯 proud of 👌eritrean people. 🇪🇷 they are all heroes and smart. God bless eritrea 🇪🇷amen.
Proud to be Eritrean. May God bless our beloved country.❤❤❤❤
ጀጋኑ ሐርበኛታት መላእ ስድራቤት እንዳቦይ አርአያ (ሐፋሽ ውድባት) ሳላኹም ኢዩ ነዚ ብርሃን ናጽነት እነስተማቕር ዘለና ከይተሐለልኩም ምስጥር ዓቂብኩም ተቃሊስኩም ,ክብርን ምስጋናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ጀጋኑ ስድራቤት, ገሪሙኑ እዛ መድሕን ጉድጓድ ዝመሐዝዋ እንዳቦይ አርአያ።
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️💖💖💖💖🙏🙏🙏
I love my My people I’m proud of you guys🔥🔥🔥🔥🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thank you so much For your service
ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ተቓሊሱ እዩ ኣየ ጽንዓት ኣየ ቆራጽነት ።ሓቦ ምስ ሕዝቢ ኤርትራ ነዞም ስድራ ድማ ብዙሕ ምስጋና
ዝኸበርኩም ኣሕዋት ተለፎን እባ ጻሓፉልና የቀንየለይ ዓወት ንሓፋሽ
ናይ ባሓቂ እዚኦም እዮም ክሕገዙ ዘሎዎም ቀሊል ታሪኽ ኣይኮኑን የሕሊፎም እዚ ኹሉ ተወፋይነት ምእንቲ ኤርትራ እዩ እንተኺኢልና ኢደይ ኢድካ ንበል ደቂ ኢረይ።
ጽቡቅ ሓስብ አዩ ደቂ ኤርይ ንካልጥፍ ተል ጽ ጽ ጽ ሓፉልና ትገድስኹም
ጅግና ኤርትራዊ ምስጢረኛ ብሐቂ ጅግና ቤተሰብ ዕድመን ጥዕና ይሀብኩም ንሙሉእ ቤተሰብኩም
ኤሪትራዊ ኩቡር መንነት ዋይ ክንደይ ዝፍተውኻ ስድራቤት ኢዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራተይ
Adeye Adi Jegana Adeye Adi Jegana, bealmen eyom zehademo, kemzibahal, Kemziatomin kindiziatomen eyom teatikom zeytiko weledina, naxinetna rekibna Awet Nihafas 🙏❤🌻💥👍🦾
I am proud to be Eritrean Awet Nhafash 💯💯💯✊️✊️✊️💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ዓሽ ኤረይ
መርሓባ ቡሩኻትን ሩሕሩሓትን ስድራቤትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ
Amen Amen Amen ❤🇪🇷🙏🏾
I have no words to express my Eritrean people am proud of you, Eritrea 🇪🇷 full of heroic 🇪🇷🙌🇪🇷
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤️❤️🙏🌷
ኣብየት ጅግንነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ኩቡር ኣቦ ምስ ክብርቲ ባዓልቲ ቤትኩምን ደቕኹሙን::ኣለማ ዝበልኩሞ ኣለማ ምስግና ኩማድስ1976 ኣብ ዞባዊ ሰራዊት ዝተሰለፈ ዶ ይኸውንእዚ እንተ ኾይኑ ኣብ 1982 ከም መራሒ ቦጦሎኒ ኮይኑ ተሰዊኡ ኢዩ::
Keburat sdrabit edmen tenan yehabkum fetari 🌟🤴👸❤❤❤❤💋🌼
brukat sidrana edme xena yhabkum fetari ❤🙏🏾 jeganu seb metkeli hzibi gnbar ✊❤🇪🇷⚘
ኣቤት ጽንዓት ንበርልና ን ዝንት እለት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍 ኣቦይ ኣርኣያ
Thanks to this family and many more family like them, our independence became true because everyone’s contribution of bravery 👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷
2y kfal ktgebrulu neyrkum knxbeyekum ana 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷agziabher nhzbnan hagernan yexll 🙏🏾
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ካብ ጀጋኑ ስድራ ጅግና ውሉድ ይውለድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ስድራ።
ኣቤት ጽንዓት ኣቤት ጥበብ!!! ከምዚ ኢልኩም ክትዛረብሉ ምብቃዕኩም ክብሪ ንኣምላኽ። ንኡስ ወለዶ ካኣ ኣስተውዕል ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለኻ። ትዕግስትን እምነትን ማዕረ ክንደይ ፍሬኤን ምቁርን ናይ ሕልና ዕግበትን ከም ዝህባ ከተገናዝብን ክትርዳእን ኣለካ።
ጽቡቕ ኣለኻ።ግን ከመይ ገይሩ እዚ ታሪኽ ምስ ቀቢላን ፑሪፈሪን ማዓረ ትገብሮ?
Xbuk aleka.. wedi erey mearey
entay kstewelu wedey kabom yedhnena etom ab wshti hager delew yaklu eyom alew kndey jeganu bhageromn hzbomn dhamu ysesunulna
I love my eriteran people❤🌹
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤💪💪💪
ኣየ ጅግንነት መዓንጣወ ህዝቢኤርትራ ከማኻትኩም ዘየለ ውፉያት ስድራ ኣብ ቅያ 18 ደቂቅ ዓዲ ተመናሰ ንሰምዓ ኢና ምልእቲ ስድራ ንሃገር የደንጹ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኩም ስድራና ካልኣይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበየኩም።
እቲ ገዛ ቀይርኩም ስርሕሎም please ጋዜጠኛ ምስ መሳርሕትኻ ታሪኽ ንዝሰርሐት ስድራ ቪላ ይግብኣ 👌👍❤🇪🇷
Thank you for your Golden service ❤️🌹🇪🇷🙏
ብሩካት ስድራ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ህዝቢ ኤርትራ ሰሱኒ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
ንናጽነት ዝታሓለፈ መስተንክር ቃልሲ ኤርትራ ኣዘንቲካ ኣይውዳእን እዩ ኣቱም ጡሉቁያት ሃገር ዝካሓዱኩም እስከ ነዞም በጃ ሃገር ሙሉእ ዕድሚኦም ዘወፎዩ እስከ ስምዑዎም ገለ ካብቲ ሓጥያቱም ተተናሳሕኩም!!!ነዞም ስድራካኣ ዕድመን ጥዕናን እምነየሎም 🙏🇪🇷❤🇪🇷🌾🇪🇷
ቤት ገድሊ ቤት ጅግንነት ዘሐብን ታሪኽ ክብሪ ይሃብኩም ክቡራት ወለዲ እንቋዕ ክትጸውይሉ ዕድል ረኸብኩም፣ በሉ ጋዜጠኛታትና ፈትሽዎም በርብርዎም ኩሎም ሓፋሽውድባት ተነጊሩ ዘይውዳእ ታሪኽ ጅግንነት እዮም ሓቁፎም ዘለዉ በጃኹም ቀጽልዎ ከይሓለፉ ከለዉ ቀድምዎም።
ጅግንነት ኤርትራዊት ስድራ ኣቦይ ኣርኣያ ኣዝዩ ዝድነቕዩ።ዘኹርዕ ታሪኽ።ንዓወት ቃልሲ ኤርትራ ሓያል ኣበርክቶ ካብ ዝገበረት ስድራ።ልዑል ምስጋና ይብጻሕኩም።
ጻማኦምከ ረኺቦምዶ ?ደቆምን ደቂደቆምን ኣብ ሳሃራ ን ማእከላይ ባሕርን እጠፍኡ ኣለው ንስለ ነጻነት ዘሕለፍክምዎ መስገደል ግን ዘድንቅዩ ክብርን ሞገስን ይግባኣኩም
ኣታ ጅግና ህዝበይ ናትካ ጅግንነት ደኣሞ መግለጺኳ የብሉን ክብሪ ይሰማዕካ
Great program & here's family waiting second part
Merheba deki erey marey seb grma edmen tenan yhebkum selamkum ybzah
Edmen tenan my family wela absdite koyna kereyo kelku ete hwite hdesbe kalay geza ketkrblna bethtna yhtete eze tarke kelwu bhwite kefltuna
Edmen tenan yhabkum kubrat sdray🇪🇷🇪🇷❤💪🏼😍
Tom porary ጻማኦም ኣነ ንስኻ ኢና ክንከፊሎም ዝግብኣና ኣብ ስደት ሰፊሪካ ኢንታይ ትገብር ኣለኻ ሓሓደ ስራበት ከምዚኦም ክንሕዝ ይግብኣና ኣይተሽካዕልል ብባሕሪ ዝመጹ መንእሰይ ፖለትካ ኣይትስራሕ
🐪💖🇪🇷✊✊✊
ኩቡራት ወለዲ ሰብ ጽኑዕ ማሕላ ጀጋኑ ። ዓዲ ተመናስ ሃብታም ዓዲ ንህቢ . ሕርሻ ኮሚደረ መዓት ፍረ
I am proud to be Eritrea.
🙏🙏🙏❤❤💚🙏🙏🙏💗
Edmen tenane ehbekumi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏼👏🏼
❤🙏❤🙏❤🙏
EritreanTarik inaKisahfeAlewo
ሰብ ረዚን ታሪኽ ጀጋኑ አርትራውነት ሓበን እዩ መመሊሱ ዝደምቅ እንኮዕ አርትረዊት ኮንኩ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🙏❤
ሐርበኛታት ኩቡራት ስድራና፡ ህዝቢ ኤርትራ ባሕሪ! ህዚባዊ ግንባር ድማ ከም ዓሳ ሐንብሱ ስሩሑ ከም ድላዩ ገሩ ይወጽ ነሩ ፡ ምስጢር ናይ እቲ ዓወት ካአ ጽንዓትን ብልሐትን ተወፋይነትን እዩ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ ቤትና ፡፡
Jganu seb metkel hizb eritrea aberca abade abktem zelo zenu teba jegna weled wuelud jganu seb metkel serhit keya hizb eritrea zehlel🕊❤🤲🇪🇷🤝🕊❤🤲🇪🇷🤝🕊❤🇪🇷🦁🇪🇷anibis harsat 🐯🇪🇷nebr
Aboy kubur hayla misli Eritrea nskum do kemzi mrekebkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰 Eritrea kubur mennet
Zegerm yu ita kulugze zhasba tarik hafash wdbat mas yu zznto ybl neyre Nay baal Damba kota nay Saharti buzuh tarik hafash wdbat alo. Ane 1984 selasa 30 neferti zhareraru ab Atemenas hadire ms kfli hzbi Zey tenegre ber zey tegebre yelen Ajokum tarikna yberber 😍❤❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ayewe xinat Ayewe tarikh nay hzbi Ertra fluy eyu habonatat sidra ❤❤❤
🇪🇷❤️🇪🇷🐆🐅🙏
ንምንታይ ግን ኣነስ ካብ ኣቦታተይ ብዙሕ ዝጎድለኒ ኣብ በይነይ ድዩ ኣሕዋት
ንሻን ክሽለሙ ዝግቦኦም ስድራ እዮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
✌️🌹
ነዞም ስድራ እንታይ ኣሎ ዝተገበረሎም ዝኮነ ሓገዝ ድሕሪ ናጽነት? ዘገልገለን ዘውደልደለን ዶ ሓደ ገርኩሞ?
Kulu hizbi eritrea Ejamu Aberkitu eyu Kulu Meare eyu Are You Junta Ezi Ni Eritreawi Tray Ymkket 💪🇪🇷
@@bereketeabkidanemariam9933 ኣነ ኮ ሞ ኤርትራዊ ኢየ! ዶ ካልእ ኤርትራ ኣላ ድያ ዘይተወለድናላ ወይ ከማኩም ዘየጣቃዕኩ፡ ኣብ ውጹዕ ስድራይ ኣሓተይ ኣሕዋተይ እዳተታለሉ? ድላይካ ክትብል ትክእል ኢካ ፡ ንሓቃዊ ሕልናይ ይኩን መንነተይ ግን፡ no thing to do.
ሃገርና ብታሪኽን ቅያን ዝተጠርነቐ ኢዩ።ግን ዝትንትኖን ዝትርኾን ይደሊ።እዞም ጀጋኑ ስድራ ድማ ብፍሉይ ምልእቲ ስድራ ተቓላሲት ኢያ።እዚ ታሪኽ ድማ ቆንጭልካን ቆናጭልካን ዘይኮነ:ብሂወቶም ከለዉ ሰፊሕ መደብ ብፍላይ ብ EMN እንተዝመሓላለፍ ጽቡቕ ኔሩ።ይቕጽል ትብል ቃል ግን እፎይታ ፈጢራትለይ።ዓወት ንሓፋሽ!!!
merhaba burukat sdrabietey amlak msakum ykun amien bahaqi
❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯
Government should reward them
Enka eritrawit konku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞💞🌹🌹🌹🌹🌹
🙏
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ስጡም ሓድነት ኩቡራት ስድራ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ጸጋኩም የብዝሓዮ ሕማቅ ኣየስምዕኩም ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንጸላእትና
Zgerm jgnnet u agziabher zterefe zebenkum ybark. Zgermeni naytom wuludatn gorobabtn u. Bnebsa Eritreas adlenaya 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Adey Adi jeganu ✊🏾🇪🇷✊🏾✍🏾👑🚁✅❤️
Hatney jigna abey emo xamakum ayrekebkumn
Adey tiamtiiii
WAUW !!! KALAT YEBLEYN IYU KGELTSO AYKILN IYEAMLAG YBARGKUM AMLAG N HZ,BI ERITREAN MERETAN YBARKA
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👌🏽👌🏽👌🏽.
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ,, ሳብስክራይብ, ሓግዙኒ።
Lemanay Eritrawi yebilnan kemzi texehfu sebat kabaka jemirkum guday hagerkum geberu reayom abotatna kulom hafash wedib eyom nerom reayom mendelay reayom eritrawian kulu weisu yeweres alo ezi eyu Eritrawenet kebur meninet. Meswaeti tekefilewa eyu eza Hagerna. Selezi ab kulu kedkkum kab telemenu kemzi kemaka serihkum belEu.
Adi Temenas Ezi Kulu seharti (Nieshtey Sahil) Beri Natsnet Zikefete Sirihit Komando 33 Neferti zitekatsela Ezi Kulu Wudabe Abizi eyu Nieru Eti Tarik Kulu Tsin Elna Nikatatelo Zelealemawi Zikri Nisemaetat Hagere EritreaAwet Nihafash💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌹🌷🌹🌷🌹
ኣበት ብልሒ ኣቦታትና ኣደታትና ዝሰሪሕዎ ታርኽ ንዓቅቦ መንእሰይ ኣስተውዕል ኣ21 ክፊለዘመን ዘለኻ ታርኽካ ኣዓቅብ ረብሓ ብዘይ ሃገር ኮንቱዩ ቅድም ሃገር ትሃሉ
Jeganu Sdrana badin brkan nxnet zmxu wetru awet nhafash 💪🏽❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በጃኻትኩም ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም ርኾብዎም : እዞም ሓፋሽ ውድባትና ልዕሊ ገድሊ እቲ ዝኸፍኤ ኣብ ትሕቲ ጸላኡ ኮይንካ ክትሰርሕ ከቢድ እዩ
እዚ ኹሉ ጽሉል ኣብዚ ስደት ኮይኑ ፈራዕፈራዕ ዝብል ሲ ቁሩብ ዶ ኾን ኣይምሃርን ካብዚ ናይዞም ጀጋኑ ስድራ ታሪኽ
ዘገርም እዩ እዚ ዓቢ መጽሓፍ ድሕሪ 31 ዓመት እንክግለጽ. በጃኩም ካልእ እዉን መሊኡ ኣሎ ፈትሽዎ.
Hzbi eritrea kulu u tarik meretan hzban metshaf u tenebibu zeywdae kbri ygbo nhzbna . Keymotu keyaregu kelewu kemzi gierka msnadkum btami tsbuk u . Hanti haberieta alatni kemziom zbelu sdra ab korbarya enda boy brhane habtemaryam (wedi 20) zbhalu sebayom sebeytom kabtom nay debub wfuyat zneberu msdekom zteselefu rekibkum tetezarbwom ka kndey tarik msenedku kabom . Ykenyeley ajokum ketslwo
ኣቶ ኣርኣያን ወ/ሮ መብራትን ምስ ደቅኹም! ዝተቓከስኩምሉ ተዓዊቱ ቅሰኑ።ዘለኣለም ክበሩ ክብረት ይሃበልና።
seb xega burukat sdrabietey amlak msakum ykun amien bahaqi
Tarik hzbi eritrea mewedaeta yebulun kndey elka emo ktnten eyu men kem hzbey hzbi eritrea kulu nebsu tarik eyu jgnan qoratsn eyu daero yebulun hzbey nbereley nbereley sesneley we love all my country peoples
ሕዝቢ ኤርትራዊ ታጋዳላይ እዩ ኔሩ
ኩሉ ዝተባህለ ሓቂ ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ መስተንክር ስራሕ ሰሪሑ። ፋይዳ መራሕቱ ግን ባርነት ኮይኑ። እታ ዛንትኦም ክነግሩ ነጻ ምግዳፎም'ውን ናይ መን ኮይኑ። እምበር ጻማ ጻዕሮም ደኣ ኣበይ ክረኽብዎ .. . በዓል ዕንቅርቢት ተመን መሊኦማ ዓዲ
Sedirayy mareyy sebi tereki sebi keya edmen tenan yehabikum
Eway Eritreawi kul SBU mertu tarik
ኣቢት ጅግንነት ኩቡራት ስድራና Adamen tanan yehbkum🥰🥰
Bejakum aytdenguyuna. Tebiat sdrabet. Eritrawuyan eskiy kem abotatnan adetatnan nikun hagernan ahil8fna aynihab 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
Kuburat weledi eskum da tekaliskum edmekum mulu tekaliskum megsti demo telimkum kuburat weledi amlak edmen tnann yhabkum
Abet xenat betami eyu zeheben eritreawi mukaney zehben tarke eyu zelena emo kenaqebo ena ka
Abet tarik kemzi u halifu
Hizbi Eritrea kemzi sile zikone iju abzi awete bexihu hije wen komeu kekewen alowe awete nihafasch
Bitemi tehugus Sidirabet mistirenga tet des tibulu Familie Einkäufe Abizi Abikeakun m Eidimen wesekekum
ኣንታ እዚ መዳርግቲ ዘይብሉ ኩቡር ታሪኽ።ተሰኒዱ ጥራሕ ተታሒዙ ተዝጸንሕ ማሓሸ።ገለ ትጠፉኡ ዘሮኦም ትጥፋእ ወይ ድማ ረብሪቦም ተገደፍዎ ወይውን ገለ ልቢ ተገበሩ እምበር እዞም ሓሳዳት ዝገበርናዮ ክገብሩ ከይደቀሱ ዛሓድሩ ንዘይረብሕ ዓላማ ክጥቀምሉ ይፍትኑ ኣለዉ።እንተ ህዝቢ ኤርትራ ግን ትብዓቱን ንቕሓቱን ተወፋይነቱን ባሓቂ ኣብ ዓለም መዳርግቲ የብሉን።ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
አየ ተወፋይነት መስዋእቲ ገድሊ ተጻዋርነት ስድራ። ከምዚ ታሪክ'ከአ አሎ።
asey abotat adietat mHebenat noakum kras yHben yHgos
Asefaw Adu abey eyu
ኣቦታተይ ጹንዓት ኣብ ማሕላ ሰብ ጽኑዕ ልቢ!
ኣብ ስራሕ ልዕሊ'ዚ ብኣፎም ዝዝንትዉዎ ዘለዉ ኣብ መሬት ይሰርሑ ፡ ይሃልኩን ላዕልን ታሕትን ይብሉን ከምዝነበሩን ዘካትዕ ኣይኮነን!! ምኽንያቱ ዝሰርሕ መንፈስ ስራሕን ተባላሕነት እምበር ዝዛረብ መልሓስ ብዙሕ የብሎምን ዝውንኑ ወለድና!!
I am absolutely 💯 proud of 👌eritrean people. 🇪🇷 they are all heroes and smart. God bless eritrea 🇪🇷amen.
Proud to be Eritrean. May God bless our beloved country.❤❤❤❤
ጀጋኑ ሐርበኛታት መላእ ስድራቤት እንዳቦይ አርአያ (ሐፋሽ ውድባት)
ሳላኹም ኢዩ ነዚ ብርሃን ናጽነት እነስተማቕር ዘለና ከይተሐለልኩም ምስጥር ዓቂብኩም ተቃሊስኩም ,ክብርን ምስጋናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ጀጋኑ ስድራቤት, ገሪሙኑ እዛ መድሕን ጉድጓድ ዝመሐዝዋ እንዳቦይ አርአያ።
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️💖💖💖💖🙏🙏🙏
I love my My people I’m proud of you guys🔥🔥🔥🔥🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thank you so much For your service
ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ተቓሊሱ እዩ ኣየ ጽንዓት ኣየ ቆራጽነት ።ሓቦ ምስ ሕዝቢ ኤርትራ ነዞም ስድራ ድማ ብዙሕ ምስጋና
ዝኸበርኩም ኣሕዋት ተለፎን እባ ጻሓፉልና የቀንየለይ ዓወት ንሓፋሽ
ናይ ባሓቂ እዚኦም እዮም ክሕገዙ ዘሎዎም ቀሊል ታሪኽ ኣይኮኑን የሕሊፎም እዚ ኹሉ ተወፋይነት ምእንቲ ኤርትራ እዩ እንተኺኢልና ኢደይ ኢድካ ንበል ደቂ ኢረይ።
ጽቡቅ ሓስብ አዩ ደቂ ኤርይ ንካልጥፍ ተል ጽ ጽ ጽ ሓፉልና ትገድስኹም
ጅግና ኤርትራዊ ምስጢረኛ ብሐቂ ጅግና ቤተሰብ ዕድመን ጥዕና ይሀብኩም ንሙሉእ ቤተሰብኩም
ኤሪትራዊ ኩቡር መንነት ዋይ ክንደይ ዝፍተውኻ ስድራቤት ኢዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራተይ
Adeye Adi Jegana Adeye Adi Jegana, bealmen eyom zehademo, kemzibahal, Kemziatomin kindiziatomen eyom teatikom zeytiko weledina, naxinetna rekibna Awet Nihafas 🙏❤🌻💥👍🦾
I am proud to be Eritrean Awet Nhafash 💯💯💯✊️✊️✊️💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ዓሽ ኤረይ
መርሓባ ቡሩኻትን ሩሕሩሓትን ስድራቤትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ
Amen Amen Amen ❤🇪🇷🙏🏾
I have no words to express my Eritrean people am proud of you, Eritrea 🇪🇷 full of heroic 🇪🇷🙌🇪🇷
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤️❤️🙏🌷
ኣብየት ጅግንነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ኩቡር ኣቦ ምስ ክብርቲ ባዓልቲ ቤትኩምን ደቕኹሙን::
ኣለማ ዝበልኩሞ ኣለማ ምስግና ኩማድስ
1976 ኣብ ዞባዊ ሰራዊት ዝተሰለፈ ዶ ይኸውን
እዚ እንተ ኾይኑ ኣብ 1982 ከም መራሒ ቦጦሎኒ
ኮይኑ ተሰዊኡ ኢዩ::
Keburat sdrabit edmen tenan yehabkum fetari 🌟🤴👸❤❤❤❤💋🌼
brukat sidrana edme xena yhabkum fetari ❤🙏🏾 jeganu seb metkeli hzibi gnbar ✊❤🇪🇷⚘
ኣቤት ጽንዓት ንበርልና ን ዝንት እለት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍 ኣቦይ ኣርኣያ
Thanks to this family and many more family like them, our independence became true because everyone’s contribution of bravery 👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷
2y kfal ktgebrulu neyrkum knxbeyekum ana 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷agziabher nhzbnan hagernan yexll 🙏🏾
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ካብ ጀጋኑ ስድራ ጅግና ውሉድ ይውለድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ስድራ።
ኣቤት ጽንዓት ኣቤት ጥበብ!!! ከምዚ ኢልኩም ክትዛረብሉ ምብቃዕኩም ክብሪ ንኣምላኽ። ንኡስ ወለዶ ካኣ ኣስተውዕል ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለኻ። ትዕግስትን እምነትን ማዕረ ክንደይ ፍሬኤን ምቁርን ናይ ሕልና ዕግበትን ከም ዝህባ ከተገናዝብን ክትርዳእን ኣለካ።
ጽቡቕ ኣለኻ።ግን ከመይ ገይሩ እዚ ታሪኽ ምስ ቀቢላን ፑሪፈሪን ማዓረ ትገብሮ?
Xbuk aleka.. wedi erey mearey
entay kstewelu wedey kabom yedhnena etom ab wshti hager delew yaklu eyom alew kndey jeganu bhageromn hzbomn dhamu ysesunulna
I love my eriteran people❤🌹
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤💪💪💪
ኣየ ጅግንነት መዓንጣወ ህዝቢኤርትራ ከማኻትኩም ዘየለ ውፉያት ስድራ ኣብ ቅያ 18 ደቂቅ ዓዲ ተመናሰ ንሰምዓ ኢና ምልእቲ ስድራ ንሃገር የደንጹ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኩም ስድራና ካልኣይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበየኩም።
እቲ ገዛ ቀይርኩም ስርሕሎም please ጋዜጠኛ ምስ መሳርሕትኻ ታሪኽ ንዝሰርሐት ስድራ ቪላ ይግብኣ 👌👍❤🇪🇷
Thank you for your Golden service ❤️🌹🇪🇷🙏
ብሩካት ስድራ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ህዝቢ ኤርትራ ሰሱኒ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
ንናጽነት ዝታሓለፈ መስተንክር ቃልሲ ኤርትራ ኣዘንቲካ ኣይውዳእን እዩ
ኣቱም ጡሉቁያት ሃገር ዝካሓዱኩም እስከ ነዞም በጃ ሃገር ሙሉእ ዕድሚኦም ዘወፎዩ እስከ ስምዑዎም ገለ ካብቲ ሓጥያቱም ተተናሳሕኩም!!!
ነዞም ስድራካኣ ዕድመን ጥዕናን እምነየሎም 🙏🇪🇷❤🇪🇷🌾🇪🇷
ቤት ገድሊ ቤት ጅግንነት ዘሐብን ታሪኽ ክብሪ ይሃብኩም ክቡራት ወለዲ እንቋዕ ክትጸውይሉ ዕድል ረኸብኩም፣ በሉ ጋዜጠኛታትና ፈትሽዎም በርብርዎም ኩሎም ሓፋሽውድባት ተነጊሩ ዘይውዳእ ታሪኽ ጅግንነት እዮም ሓቁፎም ዘለዉ በጃኹም ቀጽልዎ ከይሓለፉ ከለዉ ቀድምዎም።
ጅግንነት ኤርትራዊት ስድራ ኣቦይ ኣርኣያ ኣዝዩ ዝድነቕዩ።ዘኹርዕ ታሪኽ።ንዓወት ቃልሲ ኤርትራ ሓያል ኣበርክቶ ካብ ዝገበረት ስድራ።
ልዑል ምስጋና ይብጻሕኩም።
ጻማኦምከ ረኺቦምዶ ?ደቆምን ደቂደቆምን ኣብ ሳሃራ ን ማእከላይ ባሕርን እጠፍኡ ኣለው ንስለ ነጻነት ዘሕለፍክምዎ መስገደል ግን ዘድንቅዩ ክብርን ሞገስን ይግባኣኩም
ኣታ ጅግና ህዝበይ ናትካ ጅግንነት ደኣሞ መግለጺኳ የብሉን ክብሪ ይሰማዕካ
Great program & here's family waiting second part
Merheba deki erey marey seb grma edmen tenan yhebkum selamkum ybzah
Edmen tenan my family wela absdite koyna kereyo kelku ete hwite hdesbe kalay geza ketkrblna bethtna yhtete eze tarke kelwu bhwite kefltuna
Edmen tenan yhabkum kubrat sdray🇪🇷🇪🇷❤💪🏼😍
Tom porary ጻማኦም ኣነ ንስኻ ኢና ክንከፊሎም ዝግብኣና ኣብ ስደት ሰፊሪካ ኢንታይ ትገብር ኣለኻ ሓሓደ ስራበት ከምዚኦም ክንሕዝ ይግብኣና ኣይተሽካዕልል ብባሕሪ ዝመጹ መንእሰይ ፖለትካ ኣይትስራሕ
🐪💖🇪🇷✊✊✊
ኩቡራት ወለዲ ሰብ ጽኑዕ ማሕላ ጀጋኑ ። ዓዲ ተመናስ ሃብታም ዓዲ ንህቢ . ሕርሻ ኮሚደረ መዓት ፍረ
I am proud to be Eritrea.
🙏🙏🙏❤❤💚🙏🙏🙏💗
Edmen tenane ehbekumi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏼👏🏼
❤🙏❤🙏❤🙏
Eritrean
Tarik ina
Kisahfe
Alewo
ሰብ ረዚን ታሪኽ ጀጋኑ አርትራውነት ሓበን እዩ መመሊሱ ዝደምቅ እንኮዕ አርትረዊት ኮንኩ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🙏❤
ሐርበኛታት ኩቡራት ስድራና፡ ህዝቢ ኤርትራ ባሕሪ! ህዚባዊ ግንባር ድማ ከም ዓሳ ሐንብሱ ስሩሑ ከም ድላዩ ገሩ ይወጽ ነሩ ፡ ምስጢር ናይ እቲ ዓወት ካአ ጽንዓትን ብልሐትን ተወፋይነትን እዩ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ ቤትና ፡፡
Jganu seb metkel hizb eritrea aberca abade abktem zelo zenu teba jegna weled wuelud jganu seb metkel serhit keya hizb eritrea zehlel🕊❤🤲🇪🇷🤝🕊❤🤲🇪🇷🤝🕊❤🇪🇷🦁🇪🇷anibis harsat 🐯🇪🇷nebr
Aboy kubur hayla misli Eritrea nskum do kemzi mrekebkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰 Eritrea kubur mennet
Zegerm yu ita kulugze zhasba tarik hafash wdbat mas yu zznto ybl neyre
Nay baal Damba kota nay Saharti buzuh tarik hafash wdbat alo. Ane
1984 selasa 30 neferti zhareraru ab Atemenas hadire ms kfli hzbi
Zey tenegre ber zey tegebre yelen
Ajokum tarikna yberber 😍❤❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ayewe xinat Ayewe tarikh nay hzbi Ertra fluy eyu habonatat sidra ❤❤❤
🇪🇷❤️🇪🇷🐆🐅🙏
ንምንታይ ግን ኣነስ ካብ ኣቦታተይ ብዙሕ ዝጎድለኒ ኣብ በይነይ ድዩ ኣሕዋት
ንሻን ክሽለሙ ዝግቦኦም ስድራ እዮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
✌️🌹
ነዞም ስድራ እንታይ ኣሎ ዝተገበረሎም ዝኮነ ሓገዝ ድሕሪ ናጽነት? ዘገልገለን ዘውደልደለን ዶ ሓደ ገርኩሞ?
Kulu hizbi eritrea Ejamu Aberkitu eyu Kulu Meare eyu Are You Junta Ezi Ni Eritreawi Tray Ymkket 💪🇪🇷
@@bereketeabkidanemariam9933
ኣነ ኮ ሞ ኤርትራዊ ኢየ!
ዶ ካልእ ኤርትራ ኣላ ድያ ዘይተወለድናላ ወይ ከማኩም ዘየጣቃዕኩ፡ ኣብ ውጹዕ ስድራይ ኣሓተይ ኣሕዋተይ እዳተታለሉ? ድላይካ ክትብል ትክእል ኢካ ፡ ንሓቃዊ ሕልናይ ይኩን መንነተይ ግን፡ no thing to do.
ሃገርና ብታሪኽን ቅያን ዝተጠርነቐ ኢዩ።ግን ዝትንትኖን ዝትርኾን ይደሊ።እዞም ጀጋኑ ስድራ ድማ ብፍሉይ ምልእቲ ስድራ ተቓላሲት ኢያ።እዚ ታሪኽ ድማ ቆንጭልካን ቆናጭልካን ዘይኮነ:ብሂወቶም ከለዉ ሰፊሕ መደብ ብፍላይ ብ EMN እንተዝመሓላለፍ ጽቡቕ ኔሩ።ይቕጽል ትብል ቃል ግን እፎይታ ፈጢራትለይ።
ዓወት ንሓፋሽ!!!
merhaba burukat sdrabietey amlak msakum ykun amien bahaqi
❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯
Government should reward them
Enka eritrawit konku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞💞🌹🌹🌹🌹🌹
🙏
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ስጡም ሓድነት ኩቡራት ስድራ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ጸጋኩም የብዝሓዮ ሕማቅ ኣየስምዕኩም ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንጸላእትና
Zgerm jgnnet u agziabher zterefe zebenkum ybark. Zgermeni naytom wuludatn gorobabtn u. Bnebsa Eritreas adlenaya 🙏🏾🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Adey Adi jeganu ✊🏾🇪🇷✊🏾✍🏾👑🚁✅❤️
Hatney jigna abey emo xamakum ayrekebkumn
Adey tiamtiiii
WAUW !!!
KALAT YEBLEYN IYU KGELTSO AYKILN IYEAMLAG YBARGKUM
AMLAG N HZ,BI ERITREAN MERETAN YBARKA
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👌🏽👌🏽👌🏽.
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ,, ሳብስክራይብ, ሓግዙኒ።
Lemanay Eritrawi yebilnan kemzi texehfu sebat kabaka jemirkum guday hagerkum geberu reayom abotatna kulom hafash wedib eyom nerom reayom mendelay reayom eritrawian kulu weisu yeweres alo ezi eyu Eritrawenet kebur meninet. Meswaeti tekefilewa eyu eza Hagerna. Selezi ab kulu kedkkum kab telemenu kemzi kemaka serihkum belEu.
Adi Temenas Ezi Kulu seharti (Nieshtey Sahil) Beri Natsnet Zikefete Sirihit Komando 33 Neferti zitekatsela Ezi Kulu Wudabe Abizi eyu Nieru Eti Tarik Kulu Tsin Elna Nikatatelo
Zelealemawi Zikri Nisemaetat Hagere Eritrea
Awet Nihafash💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷