Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Amen egzabher ymesgen qale hiwet yesmealna
Amen Amen Amen
ኣሜንኣሜንኣሜን
amen amen amen. True study forever God bless you.
Waw amen
አሜን አሜን አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ኩቡራት ኣቦታትና
Bihaki kale hiwet yesmalna abotatna edmen tenan yhabkum fetari
ብፍቅሪ እግዚኣብሔር ክንመላለስ እንኽእል ብቃሉን ብመንፈሱ
*ትጾሙ'ዶ ኣለኹም!!* *ብ ቅዱስ_ዮሓንስ_ኣፈወርቅ* *"ጾም ኲልንትናና እንልወጠላ መሳርሒ እያ። ምኽንያቱ ናይ ጾም መሥዋእቲ ማለት ካብ መግቢ ምኽልካል ጥራሕ ስለ ዘይኾነ፤ ካብ ኲሉ ኃጢኣት ምኽልካል እምበር። ስለዚ ይጸውም እየ እንዳበለ ገዛእ ርእሱ ካብ ምግቢ ጥራሕ ዝኽልክል ሰብ እንተሃሊዩ ንሱ ንጾም የቃልልን ይሕስርን'ዩ ዘሎ። ትጾሙ'ዶ ኣለኹም፧ በሉ ምፃምኩም ብተግባር ኣርእዩኒ። ኸመይ ጌርና ከነርእየካ፧' ትብሉኒ ትኾኑ፤ ኣነ ድማ ኸም'ዚ ኢለ ይምልሰልኩም፦ ድኻ ሰብ ሓገዝኩም እንተደለየ ሓገዝኩም ኣይትንፈግሉ፤ ዝፀላእክሞ ሰብ እንተሃለወ ኣብ መንጎኹም ዕርቂ ኣውርዱ። ዓርክኹም ሰሚርሉ እንተረኣኹም ኣብ ልዕልኡ ኣይትቕንኡ። ቆናጁ እንክትርእዩ ብዓይኒ ዝሙት ኣይትመነዩ። ከምዝን ብኸምዝን እንዳገበርኩም ብትኽክል ትጸሙ ኸም ዘለኹም ኣርእዩኒ።"*
Amen egzabher ymesgen qale hiwet yesmealna
Amen Amen Amen
ኣሜንኣሜንኣሜን
amen amen amen. True study forever God bless you.
Waw amen
አሜን አሜን አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ኩቡራት ኣቦታትና
Bihaki kale hiwet yesmalna abotatna edmen tenan yhabkum fetari
ብፍቅሪ እግዚኣብሔር ክንመላለስ እንኽእል ብቃሉን ብመንፈሱ
*ትጾሙ'ዶ ኣለኹም!!*
*ብ ቅዱስ_ዮሓንስ_ኣፈወርቅ*
*"ጾም ኲልንትናና እንልወጠላ መሳርሒ እያ። ምኽንያቱ ናይ ጾም መሥዋእቲ ማለት ካብ መግቢ ምኽልካል ጥራሕ ስለ ዘይኾነ፤ ካብ ኲሉ ኃጢኣት ምኽልካል እምበር። ስለዚ ይጸውም እየ እንዳበለ ገዛእ ርእሱ ካብ ምግቢ ጥራሕ ዝኽልክል ሰብ እንተሃሊዩ ንሱ ንጾም የቃልልን ይሕስርን'ዩ ዘሎ። ትጾሙ'ዶ ኣለኹም፧ በሉ ምፃምኩም ብተግባር ኣርእዩኒ። ኸመይ ጌርና ከነርእየካ፧' ትብሉኒ ትኾኑ፤ ኣነ ድማ ኸም'ዚ ኢለ ይምልሰልኩም፦ ድኻ ሰብ ሓገዝኩም እንተደለየ ሓገዝኩም ኣይትንፈግሉ፤ ዝፀላእክሞ ሰብ እንተሃለወ ኣብ መንጎኹም ዕርቂ ኣውርዱ። ዓርክኹም ሰሚርሉ እንተረኣኹም ኣብ ልዕልኡ ኣይትቕንኡ። ቆናጁ እንክትርእዩ ብዓይኒ ዝሙት ኣይትመነዩ። ከምዝን ብኸምዝን እንዳገበርኩም ብትኽክል ትጸሙ ኸም ዘለኹም ኣርእዩኒ።"*