I have a feeling and sense that Getachew Reda and general Tsadkan are working under cover with PP to claim TPLF and invite Abiy Ahmed to Mekelle for the TPLF’s 50th anniversary celebration. እዙይ እንተተገይሩ ንህወሓት ጥራሕ ተይኮነስ ንህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ውርደትን ናብ ዘይንወጾ ምብትታን ውን ክንኣቱ ኢና፣ ግን ከመይ ገይሮም ኦሮሞ elites are a head of us? Sorry to say this but ናይ ኦሮሞ ሕብረተሰቦም ቁንጮታት ዝኾኑ (elites) ምትዕጽጻፎም ኣይካኣልናዮን ዶ ምባል ይካኣል ወይ ንሪኢ ኣለና?
Keep it up Teacher Haile
❤❤❤ንወዲ ነጮ ምሕረት ዘይገበረ ንጀ/ሰዓረ ዘጥፍኤን ንዶር ቴዎድሮስ ከይተረፈ ንከዋርዶ ብዙሕ እምኒ ዝፈንቀለ አብይስ ምስ ናይ ትግራይ ጀኔራላት ዘራኽብ የብሉን!!❤❤❤
ፅኑዕ እወ አንታ ጀግና ❤❤❤❤❤❤❤ንበርርርርርርር🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks is not enough for the Truth Dr.
ትኽክል ኢዩ ጀነራላት ትግራይ በብግዚኡ ናብ ዓብዪ ዓሕመድ ምምላሶም ጽቡቕ ኣይመስለንን ንድሕንነቶም እዉኒ መስግኢ ኢዩ
ትኽክል አለኻ!
ዶክተር ኃይለ በሓቂ እትም ሰራዊት ከምቲ ንስሃ ተሓስቦ ድዮም ዘየሓስቡ ኮይኖም ዝኸድሉ ምኽኒያት ክሳብ ዘይተዛረቡ ከምዙይ እዩ ኢልካ ምግማት ትክክል አይመስለንን ብዝትኽአለ መጠን ከአ ስም እንተዘይትፅውእ ይምረፅ ።
ትኽክል ስም ምፅዋዕ ጌጋ እዩ ድማ ንፀላእቲ ከምኒ ሻዕቢያ እዩ ዝሕብር ዘሎ
❤❤❤❤❤❤❤❤ Dr Hailu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉
ምግበይ ኣይከደን ኣዝማዱ ኣብዚ ዓዲ ዝነብሩ ነጊሮምኒ እዮም።
ደደቢት ድምፂ ህዝቢ
🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤እወ ደደቢት ሚድያ ብstar rate ደረጃ ክግምግማ እንተኮይነ 5 ካብ 5 ወይውን 10 star ካብ 10 Star እየ ዝህባ ንደደቢት ሚድያ❤❤❤
Merzi wey merfi keweguuuee
ከደደቢት ሚዲያ ደዲብና🤔🤔🤔
ቦሎል
ምኽልካል ዩ ዚሐሽ
❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️✊💪
Terewae banda
Hi
ኣቶ ሃይለ እዛ ናይሎሚ ትንታነ እታ ዝበለጽት እያ ክድንድኖምን ኣብ መንጎኦም ዘሎ ሕድሕዳዊ እምኖቶምን ሪኢቶኦም ብምፍላጥ መደበት ስሪዑ ኣብ ልዕሊኦም ድላዩ ንምግባር ዝዐለመ እዩ
I have a feeling and sense that Getachew Reda and general Tsadkan are working under cover with PP to claim TPLF and invite Abiy Ahmed to Mekelle for the TPLF’s 50th anniversary celebration. እዙይ እንተተገይሩ ንህወሓት ጥራሕ ተይኮነስ ንህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ውርደትን ናብ ዘይንወጾ ምብትታን ውን ክንኣቱ ኢና፣ ግን ከመይ ገይሮም ኦሮሞ elites are a head of us? Sorry to say this but ናይ ኦሮሞ ሕብረተሰቦም ቁንጮታት ዝኾኑ (elites) ምትዕጽጻፎም ኣይካኣልናዮን ዶ ምባል ይካኣል ወይ ንሪኢ ኣለና?
የጫካው ቤተ መንግስት በሀደንብ ሥሩት የህወሓት መሪዎች እና ጄኔራሎች መኖሪያ ስለ ሆነ ብሏል?
ኣብይ።
Abu ketrfom you nmrat yebqena
መዓዝ ዕዩ ኣጀውጀውውው ትሓድጎ?
ሃይለ ጀነራላት ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምኻዶም ቅድሜኻ ዝፈለጣ ሚድያታት ኣለዋ። ንህዝቢ ትግራይ ከም ቀዳማይን ኣገዳሲ ኣጀንዳ ጌይረን ስልዘይወስድኦ ኣይዛረባሉን። ንስኻ ግን ካልእ ገዲፍካ ክስቶ ከደ ተመልሰ እናበልካ ጽልእን ጸለመን ትንዝሕ።
ሃይለ ደጀብት ንባዕልካ ኣብዝ መቆ ዓድ ከፍ እልካ ጦርነት ትቅስቅስ ኣለካ ዋእ ትግራይ ኢትዮጵያ እያ በንክ መብራህት ቴሌ ፓስ ፖርትና ምስ ኢትዮጵያ እናተጠቀምና እናሃለውና ጀኔራላት ትግራይ ንምንታይ ኣዲስ ኣበባ ይኸዱ እናበልካ ምጉራዕ እንታይ ኣምፂኦ?
አፍ እንትኽፈት -------
አነ ውን አገረመኒ አዩ አብአ ኳንኳ ንኩላ ኢኻ ትፍልጣ
ሓውና ሃይለ ከምቲ እትብሎ ዘለኻ ምምላላሱ አድላዪ ድዩ ኣየድላይን ነይሩ ኻልእ ኾይኑ እቲ ምግምጋም ንኣብዪ ጥራይ መንዩ ሂቡዎ ንሶምከ ክግምግሙዎ ዝኽእሉዎ ነገራት የለን ኢልካ ምግምጋም እውን ጌጋ እዩ :: ዓወት TDF ብገምጋም ዓብይን ሓሻክሩን ድዩ ተረኺቡ? እቶም ጀነራላት ኣብዪ ይፈጦም ዓለም እውን ይፈልጦም መከላከያ ይፈጦም ሓደሽቲ ኣይኮኑን እቲ ዝኸድሉ ጉዳይ ንዕኦም ገዲፍና ክምቀደምኩም ስመሩ ሕበሩ እንተበልና ይምረጽ :: ኻልእ ተባዕን ጽንኩር ፍቱው ተቓላሳይን ምስምኴንካ ኣጠቓቕማ ቓላትካውን ከምኡ ክኸውን ይምረጽ :: (ወሽረኽረኽ ሽረክረኽ) ንመራሕቲ TDF ኣይምጥንን ::
ሰላም ንዓኻ ይኹን zhawey
ጀልጃላት ባህላዊ ጀነራላትካ ባዕሎም እዮም ዝመልላለሱ ዘለው ።።
ገውናን ሓንካል ሪኢናልኻ ፀብፃብ ናይ ትግራይ ጌታቸው ክወርድ እዩ ኢልኻ ትትርተር ዝነበረኻ
❤❤❤❤❤❤