መጽሓፍ ብርሃን ኣእምሮ ምሉእ ትርኻ፣ Banabooks.com
HTML-код
- Опубликовано: 13 май 2023
- ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።
ኣብዛ ጊዜ ትሰምዕዋ ዘለኩም like
እንታይ like ኣድልዩካ stone ክትድርቤ ዘይሓፈርካ ላይክ ትብል ከይ ሓፈርካ
Nice talent Eritrean has no flags problem needs sitting 🪑 down find equal solution 😊
እዛ መጽሓፍ ናይ ብሓቂ ከማርእስታ ብርሃን ኣእምሮያ ካብዛ ብዙሕ ዘገድሰንን ዝጠቅመንን ነገራት ተማሂረ ለኹ። ቀዳምነት ንደራሲ ብምቅጻል ነቲ ብውሕሉሉን ብብሉጹን ንሰባት ከምትርድኣና ገይሩ ናብ ቃንቃ ኣዴና ገምጢሉ ክንማሃር ዝገበረና ኩቡር ገምጣሊ ከምኡ ናዓኻ ዉን ንኩቡር ኣንባቢ ጥዑም ድምጺ ለካ ንክትሰምዖ ባህ ዘብል ነቲ ጥዑም ድምጽኻ ጥበብም ክእለትን ኣናብባ ምስተሓወሶ ካኣ ዝያዳ ናብ እዝኒ ሰማዒ ብዘይ ዝኮነ ጸገም ሰቲት ኢሉ ንከኣቱ ኣብቂዕዎ ስለዚ ንኹላትኩም ካብልብየ ዘመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ ኣብቀጻሊ ብሉጽ ዝበልኩሞ መጻሕፍቲ ሒዝኩሙልና ክትመጹ ዓቢ ተስፋለኒዩ ኣይትጥጥኡና።
Thanks
ክብረት ያሃበልና ክቡር ሓዊ ብጣዓሚ ትምስጥ መጽሓፍ ከምኡ ካኣ ደስ ዘብ ድምጺ ኣንብባን ኩሉ ኮታ❤❤❤❤
Eza mexihaf btaemi ab hiwete lewti rekibela aleku yeqeniyeley, ❤❤❤❤❤❤
ክብረት የሃበልና ክቡር ሓው ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ብዙሕ ንመሃር ኣለና። ዕድመን ጥዕናን የሃብካ መድሃኔ ዓለም።
ብጣዕሚ መሃሪት ኣነ ካብ ሕጂ ኣእምሮይ ለዉጢ ከምጻእ ክጽዕር ኢየ ❤
ዋው ንፉዕ አንባቢን ጸሐፍትን ኢኹም ብጣዕሚ የቀንየልና ዘዕውት ስራሕ ብራቮታት 🦾🦾🦾🦾💯💯💯❤️👍🙏
ጅግና መጽሓፋ ብኣካ ጥራሕ ክንበብ ኣለዋ ❤❤. ሂል ኣቦ ስነ ልቦናናናና ዝፈትዋ ደራሲ🥰😊
ናይ በሓቂ “ብርሃን ኣእምሮ” የቀኔልና ብሩክ ቀፅሎ ኢካ ፅቡቅ ድምፂ ኣለካ👍🏾💜
ናይባሓቂ ብርሃን ኣአምሮ ኑኡሰይ ቀጽሎ ከምዚ ዓይነት መሃሪ መጽሓፍ ኣበይ ይርከብ ብዙሕ ትምህርቲ ኣለዋ።
ዋዉ አንባቢ ይኹን ደራሲ100%
ከምዛ መፅሓፍ እዚኣ ተመሲጠ ዝሰማዕክዎ መፅሓፍ የለን። በርትዑ!
የቀንየለይ ኩቡር ሓወይ ናይ ብሓቂ ብርሃን ኣእሙሮ።
ኣነባባካ ብጣዕሚ እዩ ዝገረም በጃካ ኣይትጥፈና ከምዚ ዝበሉ መፅሓፍቲ በቲ ጥዑም ድምፅካ ኣቅርበልና ኣብ ሙሉእ ህይወትካ ጠጥዕሙ ይምነየልካ ኩቡር ሓው
ይበል ኣናብባን ኣቀራርባን ምስ ጥዑም ድምጺ ቀጽሎ 🎉 ክቡር ሓው።
ዋው ከም ገለ ዓይነት ብልጽቲ መጽሓፍ
thank you ሓው❤😊
🙎🙏🕴 🕴🕴🕴🕴በ
🕴🕴🕴
የቀንየልና ደሰ ዝብል ትምህርቲ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Love it, also the background sound is supper calming
የቀንየልና ደስ ዝብል ኣናብባ ብሓቂ ብርሃን ኣእምሮ ❤❤❤❤❤
ናይ ብሃቂ ብርሃን ኣእምሮ ብጣዕሚ ነመስግን የቀንየልና ::🙏
ብጣዕሚ ብሉጽ መልእኽቲ ዘለዋ ዛለታ የቀኔልና ቀጽሎ❤❤
ብሓቂ ኑፉዕ ነዛ ቨድዮ ምሰ ሰማዕኩ ሓጎሰ ተሰሚዒኒ
ተባረኽ ጥዑም ድምፁ❤
የቀንየልና ዛሓወይ ቡሩክ😍🤗
በተለይ ኣናብባካ ብጣዕሚ መቀረት ኣለው።
ኣጀካ ቀፅለሊ👌 ጊዜካ ሰውእካ ስለ ዘቅረብካልና ኣነ ብነብሰይ ብጣዕሚ የ ዘመስግናካ ።ፍረ ፃማካ ብእግዚአብሔር ርከብ ማዓረይ😘
ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ Thank you Bro
የቀንየለና ክቡር ሓውና❤❤
ክንደይ ይጥዕም ኢዩ ኣናብባኻ በጃኻ😮 i am Super proud of your contribution thank you so much ❤
ንስለ እቲ ግዜካ ወፊካ ብልጽትን ማሃሪትን መጽሓፋ ዘካፈልካና ካብ ልቢ የመስግን👌
ክብረት ይሃበልና ኩቡሩ ሓው።
ጽብቅቲ መጽሓፍ መስ ጽቡቅ ኣቀራርባን ደስ ዝብል ድምጽን ደስዝብል ክላሲካልን!
የቀንየልና
ብጣዕሚ ማራኪ ዝኮነ ኣቃራርባ ምስ ጥዕምቲ ብርሃን ኣእምሮ ዝኮነት መጽሓፍ የቀንየልና
ሂወተይ ዝቀየረት መጽሓፍ thank u
ኣዚዩ ደስ ዘብል ኢያ ኣዚየ የመስግነካ ኩሉ ድማ ጽፉፍ ኣቀራርባ ኢዩ ዘሎ ቀጽሎ ❤❤❤bro;;
ክቡር ሓወይ ክብረት ይሃበልና ቀጾሎ❤😊
ዋውው ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓው
Wawww that’s beautiful book and thank you for translating it’s easy to understand to our mind God bless you ❤
I love it
❤ I appreciate your voice
Thanks again for the translation
For great work 👍 😊
ዋው ብጣዕሚ ኣገዳሲት መጽሓፍ እያ የቀንየልና❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣናብባ ኽኣ 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ thank you so much.. btaemi nemesgneka qexlo bzuh seb ktqyr eka ❤❤❤❤
❤100% ሓፊስ መግቢ ኣአምሮ የቀንየልና ኣይትሳኣኑ
የቀንየልና ብጣዕሚ ንኣእመሮኻ ዘፈትሽን ዘነቃቅሕ መጽሓፍ ተርጓምን ኣንባብን ብጉቡእ ተመሲጥካ መልእኽታ ከምተስተማቅራ ጌርካ ኣቅሪብካያ ቀጽሎ ❤❤❤❤
yeqenilna kubur hawna❤❤❤
ዋውውውውው ኣቀራርባ ደስ ዘብል ትርኻ ኢዛ መጽሓፍ ቅድምህጂ ኣንቢበያ የ ሂጂ ብትረካ ይሰምዓ ኣለኩ Bana books እዛ ቻነኤል ቡዙሕ ተዓዘብቲ ይብላን እንተ ኮነ ግን ኣጆኩም ካብዚ ንለዓሊ ክትዓቢ ኢያ ንስኩም ጥራይ ኣትሕመቁ ብቀጻሊ ክኣ ካልእ መጽሓፍቲ ብትረካ ኣቅርቡሉና ኢኩም የቀነልና ብጠዓሚ የ ዘመስግን
WOW! Thank you so much for everything.
ዋውውውው! ብጣዕሚ የመስግነካ ሚኪ ሓወይ። ኣገዳሲት መጽሓፍ ኢኻ ሂብካና'ሞ ክብረት ይሃብካ።
Thanks so much teacher
I waiting for the new job
Wow thank you so much ❤ brother
Abey tsnihka hji rekibeka bless you!🫶😊
Thanks you bro qexlo bitami des zebil❤❤❤
Thank you bro❤ መጽሓፍ: እቲ ምስጢር ክኣ pls ገለ ግበር ሓወይ ዝካኣል እንተኾይኑ
ብጣዕሚ ብሉጽ መልእኽቲ ዘለዋ ዛንታ፡ የቀኔልና ቀጽሎ።
የቀንየልና ክቡር ሓዉ ❤
የቀንየልና 👍
ብሉጽ መጽሓፍ ምስጋና ናዓኻ ።
Halaa bagaa dhufte jabadhuu rabbi nagaa haa busuu biyya kenaafii inshallah
Wawww kbret yehabelina kubur hawu❤❤❤❤❤
የቐኒየልና ክቡር ሓውና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ኒሚነየልካ
ብሉጽቲ መጽሓፍ💡⭐️⭐️⭐️
Thank you bro qexlo bitami des zebil ❤❤❤
ዋውውው የቐኔለይ ኩቡር ሓ ክትዳጋገም ዘለዋ መጽሓፍ እያ።
l'm really thanks so much 🙏❤☀
Thank u bro blxti koyna rekibeya
ደስ ዘብል ብሉጽ ሓሳባት፡ቀጽሎ ሓወይ ናተይ
Thanks brother
Tsbku akararba❤
Thank you kibret yhabelna hawey natey please bkiat emnet tbl mexhaf eba aqrbelna bteami zegerm mexhafn blux zkone dmxin.!!!
ፅቡቅ አለኹም ክፍል...
Wowww abet aterarka tnx bro❤❤❤
ኑፉዕ ቡዙሑ ተማህር❤❤❤❤❤❤❤
Btami xubuk Tmhrti❤❤😊😊
Waw mglxi zyrkba blexti mexhaf ❤❤❤.
thank hawna qexlo btesfa knxbeyeka ena😊
Yeqenyeley kubur hawey❤🙏
Really helpful thank you 🙏
Thanks brother 🙏
Wow btaemi meharit mexhf thank you so much Brother ❤❤❤❤❤❤
Thank u for sharing ❤❤❤
🎉I cant believe people are falling for this. The book is eveywhere . You can even find it at your local too😢🎉🎉
Btami thank you so much kubur hawna ❤❤❤
ሕጂ ንስኻስ
ትግርኛ ዲኻ እንግሊዝኛ
ትዛረብ ዘሎኻ። እንታይ እዩ እዚ
ጉራማይለ ኣጸሓሕፋ
ምዕባለ ምዃኑ ድዩ
ወይስ ትግርኛ ናይምዝራብ ጸገም ኣሎካ????????
Thank you 🙏
ናይ ቢሓቂ ማኣዛዊት መግቢ የአምሮ ኑፍዕ ።
❤❤❤❤ዋው ብልጽቲ መጽሓፍ
wwwwww thanks brother ❤
Great work. Really appreciate it.
Thanks bro 👌👌🥰🥰
Tnx bro
Thanks bro
Bhaqi buluta maharnnn❤❤❤❤❤
Thank you so much bro we appreciate for you did a great job.
Thanks bro ❤🙏💪💪
Thanks you 🙏❤❤❤❤
ሰላም ክቡር ኃው! ጽቡቅ ስራሕ ። ኣብ ዝቕጽል "ድንቂ ንበር" ትብል መጽሓፍ እባ ኣቅርበልና ፍቓድካ ተኮይኑ
Really interesting good job ✓✓✓
Azyu mesatii anabba ❤keep going ❤
የቐንየልና ሓወይ ስለቲ ሓገዝካካ
❤️❤️❤️ ኪብረት ይሃበልና 💐💐💐💐ዕድመን 💐💐ጥዕናን 💐💐ጥብን ይሃብኩም ፈጣሪ ቀጽልዎ❤️❤️።
❤❤thanks
Hawy edemen tenan yhabka please kexelo bzuh seb ketmeher eka thank you so much ❤️ ♥️ 🙏
Ati tegebro hij gebero ❤ Thank you so much bro
Ohh Thanks 🙏👍❤❤❤
Thanks
Blux srah keep going